Salina-Movie- Elu Nhamedu- New Eritrean Movie by (Sawa Shkor) ሓድስ ኮሜዲ ዒሉ ን'ሓመዱ ብ'ጎይትኦም ኣፈወርቂ(ሳዋ ሽኮር)

Ойын-сауық

Salina-Movie- Elu Nhamedu- New Eritrean Movie by goytom Afewerki (Sawa Shkor) ሓድስ ኮሜዲ ዒሉ ን'ሓመዱ ብደራሲ ጎይትኦም ኣፈወርቂ (ሳዋ ሽኮር)
Salinaententerainment #salinamusic #Salinatv #Tigringnamuusic
New Eritrean Tigrigna Music 2023 #Eritrean music 2023 #Tigrigna Music #New Eritrean Movies 2023 # Tigrigna Movies 2023 #Eritrean Artist Interview #Eritrean Comedy.
Enjoy and subscribe now / @salinaentertainment3281 at Salina Entertainment.
Salina Entertainment is dedicated to produce: “Eritrean Music”, “New Tigrigna Movies”, “Eritrean Show”, “Interview of Eritrean Artist”.
© ® ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ንኣርቲስት ብዙሕ ጉድኣት ስለዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል አዩ። Copyright: Salina Entertainment. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 836

  • @novieldenden3165
    @novieldenden3165Ай бұрын

    ሳዋ ነብሲ ሕጂ ከኣ ዝያዳ ከገርግሩ እዮም በዛ ስራሕ። ወተሃደራዊ መቕጻዕቲ ድኣ ኣንገርግር ትበሃል እምበር፡ ሃገር ንምዕናው ይንግርገር ጌና ዕድሚኦም ምሉእ ኣብ ምንግርጋር ከሕልፍዎ እዮም።እቶም ጎራሓትን ለባማትን ግን ካብዚ ዓዘቕቲ ክወጽኡ ተስፋ ንገብር። ሰላም ምዕባለ ምስ ህዝባ ንኤሩ ዓዲ ሰማእታት ሃገረይ።

  • @yosefgebrehiwet5910
    @yosefgebrehiwet5910Ай бұрын

    😂😂😂😂 በሃቒ ኢሉ ❤

  • @AfwerkiRussom

    @AfwerkiRussom

    Ай бұрын

    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷💕💕🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷

  • @AfwerkiRussom

    @AfwerkiRussom

    Ай бұрын

    🇪🇷❤️❤️💕❤️❤️❤️💕❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @leakefecadu1284
    @leakefecadu1284Ай бұрын

    ሳዋ ሽኮር ምስ ኩሎም መሳርሕትኻ ናይ ብሓቂ ሓቀኛን ግዝያዊትን ስራሕ ሰሪሕኩም የቐንየልና ደቂ መን ዲኹም ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና ዓወይን ጽንዓትን ንምክልኻል ሰራዊትና ዓወት ንሓፋሽ።

  • @user-wc6fb3jk9d
    @user-wc6fb3jk9dАй бұрын

    ናይ ብሓቂ ዒሉ ንሓመዱ እዘን ዕሱባት ደቃሉ ጁንታ ኮምፖስን ዝጠፈአተን ዕሱባት ታሪኽ ኣለቦ ። ዕድመ ንህዝበን መንግስትን ሰራዊትን ኤርትራ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @dsegtjioojgvvfv

    @dsegtjioojgvvfv

    Ай бұрын

    ኣታ ቑሩብ ዘይትስተሩ ጁንታ ወያነ 33ዓመት ቑሩብባ ሕሰቡ ብጥዝክን ድኽን ትሓስባ ባራዩ እሳያስ ጡፍ ጠላማት ክንደይ ጀጋኑ ኣብ እስርቤት ድምፅ ሙኻን ኣይምምሓሸኩሙን ወያነ ጁንታወያነ ጁንታ ብሓንት ክልል ክንድዝ ትሻቐሉ ፎእ

  • @Hagerdawit6181

    @Hagerdawit6181

    Ай бұрын

    ​@@dsegtjioojgvvfvቆማል ሳሕሳሕ ኪድ ጥፋአ

  • @dsegtjioojgvvfv

    @dsegtjioojgvvfv

    Ай бұрын

    ​@@Hagerdawit6181ቁማል ድኣ ልብያ ትመስክር😂😂 መንዩ ቖማል ኩልና ንፋለጥድና ንዘይፈልጠክን ከምኡበላ ነብስኽን ኣፀናንዓ😂😂😂 ህዝብ ኤርትራ ማይን ልችን ስእኑ ንስኹም ቆማል ክትብሉ ዓብ ዓለክ ይዓኽ😅😅😅😅😅

  • @saronamanuel9607

    @saronamanuel9607

    Ай бұрын

    እንዳ ተደምረናል ኣይተረድኣካን እምበር ጁንታ ቀንዲ ጸላኢ ኤርትራ ንስኻ ኢካ.

  • @alganeshberhane5079
    @alganeshberhane5079Ай бұрын

    ሳዋ ሽኮር መሐበን ህዝቡ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🙏🙏

  • @mikimeharena9722
    @mikimeharena9722Ай бұрын

    Thanks for advertising nhamedu will be ur leader soon 💙

  • @asmaerasmaer9441

    @asmaerasmaer9441

    Ай бұрын

    Mush Dooo 🙄🙄🙄🙄🙄🙄

  • @niyatnituu4731

    @niyatnituu4731

    23 күн бұрын

    Your dream asshole😊😌

  • @user-kc1ew4pz5j
    @user-kc1ew4pz5jАй бұрын

    ሳዋ ሽኮር ጅግና ወደ ሓላል መሬት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷

  • @adiamyonas-zp3qp
    @adiamyonas-zp3qpАй бұрын

    ብራቮ ሳዋ ምስ ኩሎም መሳርሕትካ thank you❤

  • @user-yy5ob7cg3s
    @user-yy5ob7cg3sАй бұрын

    ክክክክ በቃ እዚኣ እያ ናይ መወዳእታ ሓሳብኩም ትሕዝኑ ማዕረ ክንደይ ወዲቆም ከም ዘለኩም ኢኩም ትሕብሮ

  • @erishekor

    @erishekor

    Ай бұрын

    @user-yy ክክክ ደቂ ሻእቢያ ብተደጋጋሚ በዓላትና ብምውዳብ ናብ መጻወድያ ኽንስሕበኩም ኸለና ክሳዕ እትእሰሩ ብግብረ-ሽበራውያን እትምዝገቡን ቍሩብ ዘይትጠራጠሩ ኣእዱግ 💊 ኢኹም ክክክክ

  • @yonatantewelde796

    @yonatantewelde796

    Ай бұрын

    Nska Maire kndey wedikka kemzeleka nwishtka hteta. kolia sebeyti ab diaspora bchikane ktharim keleka hiferelu. neta tserhwa zelekum eu degimwa Sawa shikor kalie eyblan

  • @edendiev2823
    @edendiev2823Ай бұрын

    እዞም ኣረይቲ ውዳቅ ረብሾምና ‼ ኤርትራዊ ሓንቁወን ብሕግን ሓይልን,ስለዚ ኢየን ከኣ ዘዕገርግራ ዘን ኣኽላባት በላዕቲ ውዳቕ።እቲ ዘሕጉሰኒ እቲ ኣብ ውሽቲ ሃገር ዘሎ ምፍላጠን ኢዩ ሞ ኣብዝበጽሕኦ የብለንን ዘን ዕሱባት በላዕቲ ውዳቕ‼ ጽቡቕ ስራሕ ደቂ ኤረይ‼❤❤❤❤ ነመስግን ከኣ።

  • @yonatanandemaryam5888

    @yonatanandemaryam5888

    Ай бұрын

    😂😂😂😂 ktfletu eku tengergiru kbilekum haqu eyu an wushti tefelitina kea elkiyo kkkk

  • @kidantekle2443

    @kidantekle2443

    Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕

  • @edendiev2823

    @edendiev2823

    Ай бұрын

    @@yonatanandemaryam5888 zdenager seb yelen hzbna gerhi meskin u etaynetom bmflatu + hayli ( drie) u wedi haweboy

  • @user-sb9eo8gv1t

    @user-sb9eo8gv1t

    Ай бұрын

    ሳላ ሻዕብያ ኤርትራ ትብሃል ሃገር ኣላትና ሻዕብያ ንጉሰ ኩሉ ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም ፈጣሪ ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤

  • @dsegtjioojgvvfv

    @dsegtjioojgvvfv

    Ай бұрын

    3.5🤧🇪🇷🤮🇪🇷🤮🐟🐬🐟🐬🇪🇷🐬🐟🍽️🍴🍴🤧🤮🤮🍽️🍴🥄

  • @rorazara9117
    @rorazara9117Ай бұрын

    Nice one!!! Eritrea wins as usual!!!! Eritrea forever!!!!

  • @zerautewelde501
    @zerautewelde501Ай бұрын

    ERi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🙏 ሳዋ ሹኮር በሎም ነዞም በርገር ንከብዶ

  • @dsegtjioojgvvfv
    @dsegtjioojgvvfvАй бұрын

    ዋዉ ተጋሩ ኣሕዋተይ ድሕር 33 ዓመት ቁሩብ የዕርፍኩም ካብ ወያነ ወያነ ኣሜርካ ኣሜርካ ናብ ንሓመዱ ተሸጋግሮም በሎ 😂😂

  • @PFDJ

    @PFDJ

    Ай бұрын

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂 ኩሎም ንሶም ደይ ባንዴራን ስምን እዮም ቀይሮም, ንሻዕብያ ይኢ ከታሉሉ 😂😂😂😂😂 ኣየየየ ተወጋሩ

  • @dsegtjioojgvvfv

    @dsegtjioojgvvfv

    Ай бұрын

    @@PFDJ ገና 33 ዓመት ወያነ ኣሜርካ ክነብለኩም እና ንሓመዱ ጀምርክን ኣለኽን ገና ኣከለ ባሃል ተደልኽን ተጋሩ በላ ተደልኽን ዓጋመበላ ንባርነት ኣይትኾዉንንያ። 🤣🇪🇷🤮🐬🐟🤮🥄🍴🇪🇷🤮

  • @user-nu9zc1hp5j

    @user-nu9zc1hp5j

    Ай бұрын

    Kkkkkkk ygermeka eu😂😂😂😂

  • @user-sb9eo8gv1t

    @user-sb9eo8gv1t

    Ай бұрын

    @@dsegtjioojgvvfv ኮይኑስ ሻዕብያ ኣብ ኤርትራ ነጊሱ ስ ዓጋመ ጉዛይ ኣብ ሰደት ይሞታ ኣለዋ ባርያ ካባካ ንላዕሊ ባርያ የለን ወዲ ኣከለ ባዚን ገይ ሻዕብያ ማለት ንወያነ ዕጡቁ ዘፍተሐት ያ ንሰካ ድማ ናይ ፍቱሓት ባርያ ሶ ናይ ባራዩ ባርያ ትብሃል ኣከለ ዓለታውያ ደቂ ገይ⚰️💊💩🤫🦶🐒🌈

  • @dsegtjioojgvvfv

    @dsegtjioojgvvfv

    Ай бұрын

    @@user-sb9eo8gv1t ክንደይ ሃለዉለዉ ትፉቱ እኻ ወደይ ሙዑንጅሉ ሃገር ሙሉእ 33 ብሓንት ክልል ክሓስብ ወያነ ኣሜርካ ወያነ ጁንታ ዓጋመ ዝምልሰልኹም ዘይለ ኣዋልድ ሱዑድያ ዘለዋ እየን ዝምልሳልኹም ድያስፖራ ከምሰብ እንድዩ ዘይሓስበኩም ሃመማ ዝኾንኩም ፍጥረት ክንደይከ ክተፈንፍኑ እኹም ወደይ ዝምልሰልኹም ዘይለ ወያነ ናበልኩም ክትሞቱ ጡፍ ስደተኛ ሸኽም ዓለም ክተፈንፍኑ🤮🇪🇷🥄🍴🤮🇪🇷🤧🇪🇷🤧👹🇪🇷👎🤮

  • @zegahabtezion4339
    @zegahabtezion4339Ай бұрын

    ዋው ዋው ሳዋ ሽኮር ዝናኣድ ስራሕ ኣኾዃ በርትዕ ቀጽሎ ኢኻ ብዛዕባ ኣድጊ ንሓመዱን ነታ ሰምያዊት ባንዴራ ስራሓ ወዲኣ ኣብ ቤተ መዘክር ከም ታሪኽ ታዓጺፋ ተቐሚጣ ዘላን ነታ ብቐይሕን ብጫን ዝተፈብረኸት ኣርማ ህዋሓት ደርብዮ ገሊኦም ፍርቃ ሰማያዊት ፍርቃ ክኣ ኣርማ ናይ ህዋሓት ገሊኦም ድማ ብምልእታ ሰማያዊት ባንዴራ ጌሮም ማልያ ኣስሪሖም ዝኽደኑን ከ እንታይ ትብሎም ስለዚ ሳዋ ሽኮር ብሕጂ ውን ብዙሕ ዝስራሕ ኣለካ ሞ ኣይትሕመቕ ቀጽሎ ኢኻ🇪🇷🙏✌👏። ንኹሉኽም ብሓበራ ካብ ቅሳነት ጀሚርካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏 ኩሉ ግዜ ክኣ ፍቕትን ሰላምን ምሳኹም ይኹን🙏👏✌🇪🇷

  • @nohisack7796
    @nohisack7796Ай бұрын

    ሳዋ ሸኮር ሰሚ ደቃሉን ማለሊትን አምበሳ ወዲ ኤረ ጅግና❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ruthmichael7561
    @ruthmichael7561Ай бұрын

    Good job sawa shkore ❤❤❤🇪🇷🇪🇷

  • @nabrana9551
    @nabrana9551Ай бұрын

    ኣዚና ንምስግነካ ብዘይ ክፊሊት ገንዘብ ን ብርገድ ንሓመዱ promotion ትገብረልና ኣለካ !!! ብዝኮነ ኣብ ኣሰርኩም ኣለና 💙 ✊🏾

  • @eriboy62833

    @eriboy62833

    Ай бұрын

    እንታይ ኣሰር ኣለኩም የእዱግ ናይ ኣድጊ ኣሰር ከኣ ርእዩ ከማን ዝግደሰሉ የለን ከም ኣቦታትኩም ምድሳቕ ጥራይ እዩ ዘጸብቀልኩም

  • @nabrana9551

    @nabrana9551

    Ай бұрын

    @@eriboy62833 ኣቦታተይ ደኣ ሃገር ፈጢርምልካ !! ኣቦታትካ አዮም ሓርነት ንህዝበይ ከሊኦሞ ደለው ።

  • @Bhgialeni12345

    @Bhgialeni12345

    Ай бұрын

    😂😂😂komal agame teref dron zknkum hzbi kabtom 2.millon drar arawit zgebernayom tegaru eka😂😂😂😂

  • @SeleRaya-ij6ni

    @SeleRaya-ij6ni

    Ай бұрын

    ተረዋእ ​@@Bhgialeni12345ወድዛ ገምጃዕ ተረፈ ዓሳ

  • @SeleRaya-ij6ni

    @SeleRaya-ij6ni

    Ай бұрын

    ​@@Bhgialeni12345ተወገዙ ውጉር

  • @rehasetesfalem8680
    @rehasetesfalem8680Ай бұрын

    Ember Elu Nhamedu zom gunufat Bahri Nay Ertrawi zeyblom Thank you Sawa Shkor for your efforts 🇪🇷. Eritrea 🇪🇷 for Eritreans by Eritreans only Period 🇪🇷

  • @ghenetmedhane9515
    @ghenetmedhane9515Ай бұрын

    ዒሉ ንሓመዱ ሰሪሕኩማ ደቂ ኤሩ ሓላል: ካብ ከምዚ ድንቁርና የድሕነና🙏🏾🇪🇷💖🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹::

  • @rehasetesfalem8680
    @rehasetesfalem8680Ай бұрын

    Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk Elu Nhamedu zrekebkumo Hzbi Eritrea 🇪🇷 Fo elkum ajona eske deqi Erey

  • @user-rt5xr9wn2n
    @user-rt5xr9wn2nАй бұрын

    Merhana sawa dhukor enkoa bselam mexaka ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹

  • @ariboy0505
    @ariboy0505Ай бұрын

    ኣብ ሞንጎ ልቺ ከይዳ እታ TV ባዕላ ጠፊኣ 😂 እቲ ህጻን ግን 😢 💙🌿💙

  • @Wediselteneh

    @Wediselteneh

    Ай бұрын

    ሓቅኻ ኢኻ

  • @niyatnituu4731

    @niyatnituu4731

    23 күн бұрын

    Nshebeya mefras kemzeyle ke felitka do, gudaykum zferse mendeq mefras eu srahkum sheu yengergrlu hahaha xibuke geru gelxiklum alo, beja Eri🇪🇷

  • @ariboy0505

    @ariboy0505

    23 күн бұрын

    @@niyatnituu4731 dirty mind 🤐

  • @AbrhamBerih
    @AbrhamBerihАй бұрын

    እቲ ዘሖጓሰኒ ግን ነቶም ዘይፈልጡና ናሓመዱ ኢልካ ብምፍላጥካ የመስግነካ from abisemeyawi mabel ksab asmera awetna bqlxmna💙💙💙✊

  • @tiblezbella5693

    @tiblezbella5693

    Ай бұрын

    💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙BN👍🙏

  • @yonatantewelde796

    @yonatantewelde796

    Ай бұрын

    Meas ktiatwi Asmara Agamewa halamit Afnchaki tzbeti Arayit guhaf

  • @asterb9436
    @asterb9436Ай бұрын

    Forsa deki erey jeganu xubuk sirah Eritrea for Eritreans only ♥️ 🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈

  • @salihibrahim2429
    @salihibrahim2429Ай бұрын

    welcome 🇪🇷 🇪🇷 brother sawa ❤❤

  • @Sunlight-lm7bs
    @Sunlight-lm7bsАй бұрын

    ሳዋ ❤❤❤ሽኮር ናይ ብሃቂ ጹቡቅ ስራሕ ❤❤❤❤❤ሳዋ በሎም ጥራይ እዞም ደቃሉ ኣድጊ ንሓመዱ ኣክላባት

  • @mekeretrezene3739
    @mekeretrezene3739Ай бұрын

    Sawa shkor tebae meneisey wedi halal meryet btami des zbl medeb qetslo ab gonkha alena jegna 💙❤💚👏👏👏👏👏👏👍👍👍👍👍🌷🌷🌷🌷🌷

  • @zaidtekleab6412
    @zaidtekleab6412Ай бұрын

    We need more of this deki eri

  • @asterwoldu6559
    @asterwoldu6559Ай бұрын

    Nay behaki ewanawet serahi endadehakena ete hakei renayo I'm so happy good job guys please keep it we love you ❤🙏🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @astertsegaye1357
    @astertsegaye1357Ай бұрын

    Thank you 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🌹🙏

  • @user-tt8dp2rt3v
    @user-tt8dp2rt3vАй бұрын

    ayrdeakan iye eber neti hzbna teqoho eka zeleka thx 😂 enqae ka kab tgray Amerika wexaka brged nhamedu ka asmera atyu alo emrika qeriba iya 🌿💙💪🏾💪🏾💪🏾💙💙

  • @user-li3rx4oh9b
    @user-li3rx4oh9bАй бұрын

    መርሓባ ጎይትሽ ( ሳዋ ) ሽኮር ብጣዕሚ ጽቡቅ ማሃሪት ዝኾነት ስራሕ ቐጽልዎ 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hibintieritrawit9262
    @hibintieritrawit9262Ай бұрын

    Selamat Deki Erey Edmen tienan yihankum ❤❤❤❤❤ eziomsi Ab Hamed dea yikeberu gexom thank agame

  • @user-ex8lr7wg7s
    @user-ex8lr7wg7sАй бұрын

    Bejakum deqi erey xeada kemzi aynet film qexali sruhulna qexluwo ajokum awet ymneyakum ❤❤❤❤❤

  • @YunaelTekie
    @YunaelTekieАй бұрын

    ብጣእሚ ጽቡቅ ሰራሕ ሳዋ ሽኮር ከም ስሙ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷, ግን እት በዓል ግርጆ ማልያ እቲ ኣብ መጀመርታ ቪኢዶ ዘሎ፡ ኩሉ ሻዕ ቅድሚ ምጥቃምና ወይ ቅድሚ ምግዛእና እንታይ ኣለዎ ንርኣዮ ምክንያቱ "ሕማቅ ቃል ኒርዎ ኣብቲ ማልያ"።

  • @sonobara28
    @sonobara28Ай бұрын

    ብሓቂ ዓቢ ኣስተምህሮ እያ ነቶም ቁሩብ ሓንጎሎም ስሕቶም ዘለዉ ብሰኣን ፍልጠቶም ነቲ መሪር ቃልስን ረዚን ሕድሪ ሰማእታትና ስለ'ዛ ዘውዲ ሃገረ ኤርትራ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷

  • @henokhh8991
    @henokhh8991Ай бұрын

    welcome wedi erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @simontekleab8844
    @simontekleab8844Ай бұрын

    Ayteredeakumn enber nberged nhamedu aybi srah ekum serihkumlu hzbna mqwam zyfelto znebere tefltwo alekum 💙💙💙✊🏼✊🏼✊🏼✊🏼

  • @fanitimilla3043

    @fanitimilla3043

    Ай бұрын

    I know tekawemti sine 2008 and I came to Europa in 2018 and now I am 23 years old. So I know you since I was 8 year old.

  • @fanitimilla3043

    @fanitimilla3043

    Ай бұрын

    You full of sh** and the only thing I can expect from you is blah blah in social media.

  • @erishekor

    @erishekor

    Ай бұрын

    @simon kkkk Ab gize Yiakel abey nerka?? Amanuel Hasena, EriSat (Tigray Sat) ab Eritrea zeyfelitom seb yelen.

  • @polpogba-ju6oo

    @polpogba-ju6oo

    Ай бұрын

    ኣየ ኣድጊ ንሓመዱ መቸም ካብ ኣፍንጫኹም ኣርሕኩም ክትሓስቡ ኣይትከሉን ኢኹም

  • @user-mx6nj5zn8k

    @user-mx6nj5zn8k

    Ай бұрын

    ​@@erishekor👍🙏

  • @ZeinSuleyman-gw3wx
    @ZeinSuleyman-gw3wxАй бұрын

    🎉 congratulations nahamedu

  • @helengebretatiyos1628
    @helengebretatiyos1628Ай бұрын

    🤣🤣🤣🤣🤣 wow this is perfect. Beautiful brothers. 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️

  • @tekesteghere1437
    @tekesteghere1437Ай бұрын

    ናይ ብሃቂ ርእሲ ተሎዎም እዚ ዓቡይ ትምህርቲ እዩ።ኣጆኹም ደቂ ኤረይ ጻዕዳ ኣብ ጎኒኹም ኣለና🎉🎉🎉❤❤❤

  • @user-hv9fo2tv3i
    @user-hv9fo2tv3iАй бұрын

    ❤❤🎉🎉🎉betami xebuki serah deki halal meret 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @rahelembaye7241
    @rahelembaye7241Ай бұрын

    Hahhhhhh viva wedi Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💪💪💪💪

  • @wedhyget1wedhyget149
    @wedhyget1wedhyget149Ай бұрын

    Good job , I am prooud of you. Keep it the good job, we are behind you.

  • @saraasmerom9050
    @saraasmerom9050Ай бұрын

    My favorite comedian Sawa shikor 🇪🇷❤️

  • @teklemariamteklehaymanot
    @teklemariamteklehaymanotАй бұрын

    Welcome❤❤❤❤

  • @sunnysideup5150
    @sunnysideup5150Ай бұрын

    Sawa shicor always productive,great job deki eri jiganu the child is so cute and talented artist 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷💪👍🏾🙏🏾💪💯💯💯💯💯💯💯💯🙏🏾🙏🏾

  • @1Eritrea
    @1EritreaАй бұрын

    Good job Eritrea n Eritrawyan❤ ❤❤❤❤❤ Ailutat seb aytrebshu😂

  • @Henssss-mr2ue
    @Henssss-mr2ueАй бұрын

    Berhan nay bahke Abay tamhert Thanks you

  • @segaletqetan7766
    @segaletqetan7766Ай бұрын

    THIS IS THE TRUTH ABOUT THEM WELL DONE SAWA SHIKOR & THANK YOU FOR MAKING YOUR POINT!!

  • @haregeweinihabte2483
    @haregeweinihabte2483Ай бұрын

    God job..👍👍👍 Sawa shikor ❤️💗💖💗💞💕 GBU 🙏🙏🙏

  • @user-bu3dr7zg2b
    @user-bu3dr7zg2bАй бұрын

    ሳዋ ሽኮር ነብሲ ናይ ብሓቂ ግርም መቀነይ ረኪብና እዞም ቆዳራት ዓጋመ ይቀረጹ። ❤❤❤❤❤❤❤

  • @bereketesak7370
    @bereketesak7370Ай бұрын

    ❤good job deki ERE❤

  • @Ead77
    @Ead77Ай бұрын

    Perfect name, no word after that🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉

  • @fiyoriyeman8574
    @fiyoriyeman8574Ай бұрын

    Jegna💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️ sawa shkor i miss u❤

  • @abelgirmaykiflu7392
    @abelgirmaykiflu7392Ай бұрын

    We are Nhamedu 💙💙💙💙💙💙

  • @Gashbarkatv
    @GashbarkatvАй бұрын

    Thanks sawa shkor

  • @KeseteHabtetsion
    @KeseteHabtetsionАй бұрын

    really. nice comedy.❤❤❤❤🎉

  • @user-mb5rh2ut5m
    @user-mb5rh2ut5mАй бұрын

    Sawa. Shikor. Mes. Mesaretekan. Betami. Xebuk. Serah❤❤❤❤❤

  • @lovekebari
    @lovekebariАй бұрын

    Wow amazing 👍👏

  • @Football-kh3cz
    @Football-kh3czАй бұрын

    Deki halal meret ....tselaina yebriro amlak❤❤❤❤

  • @Afowerkisenay431
    @Afowerkisenay431Ай бұрын

    Hasibnakum azaribnkin berged n hamedu n bahal barayas barya da gena kenfsewekin ena n mexe alena🦋🦋

  • @prouderitrewit4923

    @prouderitrewit4923

    Ай бұрын

    Elu Nhamdu 😂😂😂 Natkum hibukum

  • @fanitimilla3043

    @fanitimilla3043

    Ай бұрын

    We are waiting😂😂😂

  • @tirhasrussom885

    @tirhasrussom885

    Ай бұрын

    እንታይ ከተዛርቡና ደኣ ጸርፊ ኢዩ እንተ ተረዲእካ ኩሉ ሰብ ፎእ ኢልኩም ዋላ ህጻን ።

  • @user-hh6uu3ef9p

    @user-hh6uu3ef9p

    Ай бұрын

    ​@@tirhasrussom885 kkkkkkkkk sedetnatat mewaalkum ab sedet kitbelyu ekum beryu berged ne hamedu keaa axaryu eyu kitowkem fetikum xelkum beryu abta sedtkum kitbelyu ekum berged ne hamedu beklxumu adi katu eyu abzi haxir gize beryu

  • @user-md6ce2jj5t
    @user-md6ce2jj5tАй бұрын

    Nay bhaqi ❤❤❤

  • @user-iz3ct8fv8m
    @user-iz3ct8fv8mАй бұрын

    amen mesta hezbi Eritrean yewrdelom ezum guhfat

  • @fanitimilla3043
    @fanitimilla3043Ай бұрын

    Nice job Sawa shkor kemzi keyekarexka srah bdebdab.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷

  • @russomasgedom129
    @russomasgedom129Ай бұрын

    nice job . niceeeeeeeeeeeeeeeeeee

  • @yemanemehari1742
    @yemanemehari1742Ай бұрын

    Welcome to sawa shikor❤🇪🇷🇪🇷❤❤

  • @toniklegesse4038
    @toniklegesse4038Ай бұрын

    Sawa shkor 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yemanetsegay1607
    @yemanetsegay1607Ай бұрын

    Nice job , nezom nay tegaru mahber rekibkayom

  • @wedishaibiya
    @wedishaibiyaАй бұрын

    mexe mexe simi malelet❤❤❤

  • @rishanrishan2480
    @rishanrishan2480Ай бұрын

    Thanks

  • @alganeshhabteghebriel1919
    @alganeshhabteghebriel1919Ай бұрын

    Thanks Sawa Shkor

  • @rezenetesfu2502
    @rezenetesfu2502Ай бұрын

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉 ኩሉና ነገርግር ኣብ ሓሙኹሽቲ ክክክክክክክክክክክክ ክክክክክክክክ ሳዋ ኣበሳው ቀጽሎ ቀጽሎ

  • @astertesfazgi2750
    @astertesfazgi2750Ай бұрын

    Xbuk srah sawa shkir❤❤❤

  • @Rose-jf8mx
    @Rose-jf8mxАй бұрын

    Excellent Actress 🎉

  • @robelhaileab3706
    @robelhaileab3706Ай бұрын

    Naye bahki sawa shikor ❤️🙏🏽🇪🇷

  • @amankrset3152
    @amankrset3152Ай бұрын

    ጽቡቕ ኣድቨርታይዝ ንብርገድ ንሓመዱ ይቀንየልና ሳዋ ሽኮር ብርጌድ ንሓመዱ 💙💙💙💪💪💪

  • @wxKGebrehiwet

    @wxKGebrehiwet

    Ай бұрын

    ቀፅልዎ ኣጆኩም። ካብ ትግራይ ዓወት ይምነየልካትኩም❤።

  • @user-rg3nr8ig2v
    @user-rg3nr8ig2vАй бұрын

    Kkkkkk Sawa shikor bwshti terah aksenena ember nay eziom shanta tigray nabana gedefom ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌺🌺🌺🌺❤️❤️❤️📌

  • @azmeraarefayne3406
    @azmeraarefayne3406Ай бұрын

    ❤❤❤

  • @JemalAya-dr9ib
    @JemalAya-dr9ibАй бұрын

    Eritrean ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @menhabtombitaemitemtiderfi758
    @menhabtombitaemitemtiderfi758Ай бұрын

    Good job bro

  • @user-lc9mr2so3x
    @user-lc9mr2so3xАй бұрын

    Srhatka beteamei eu des zeblena nehena yehewtka eritreawyan ❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦁🦁♥️kulue gezye sher geber sawa shikor kubuer haw wedi eri Jegna ❤❤❤❤thank you so much ♥️

  • @MIKIboy84
    @MIKIboy84Ай бұрын

    Kkkkkkkkkk eway ane

  • @mickaelmoi4393
    @mickaelmoi4393Ай бұрын

    Kkkkkkkkkkyou are lions

  • @Metkeli
    @MetkeliАй бұрын

    ❤❤❤❤

  • @MerihHadgu
    @MerihHadguАй бұрын

    ብዝተረፈ ናዓና ጽቡቅ ተፈላጥነት ትህበና ኣለካ የቀነልና ብርግድ ናሓመዱ ሸራእራእ ኣብልኩም ብኡ ከም ተሓስቡ ገርኩም ዓወት ብቅልጽምና + ንቅሓት

  • @FjdbH-hj6tu
    @FjdbH-hj6tuАй бұрын

    💚💙

  • @user-us4dx3uf3l
    @user-us4dx3uf3lАй бұрын

    😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤ Amsiekum srah nay zom Adgi nhamedu deki Erey.

  • @AynkasesEntertainment
    @AynkasesEntertainmentАй бұрын

    ወይ ጉድ ከመይ ከመይ ደኣሉ ዝኩነታትና ወደይ እምበር ከ ዶ ሰብ ብጥዕናኡ ሎ

  • @astertesfazgi2750
    @astertesfazgi2750Ай бұрын

    👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @user-ui8eo6rv8x
    @user-ui8eo6rv8xАй бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @zerautewelde501
    @zerautewelde501Ай бұрын

    ERi🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🙏 well come Goitom Saws shuker ቦሎም ዕሱባት ንከብዶም ወዒሉ ንከብዱ

  • @Semai2000
    @Semai2000Ай бұрын

    Thanks man kam zakon Arkai ? Ezi nay gazi hoti eu

  • @shdenftsum8181
    @shdenftsum8181Ай бұрын

    Elama brged nhamedu kwam ktkel hgn hgawnetn u . Alewlew aytbelu 💙💙💙

  • @miraclemiracle3216

    @miraclemiracle3216

    Ай бұрын

    Elama Nayi ztewsenu berged nihanedu kikewin yıkılır eyu Inte etom zbzhu gina tegaru eyom kabi mis tigrawyi kemza zelnaya tihshna😏

  • @asmaerasmaer9441

    @asmaerasmaer9441

    Ай бұрын

    Adgi Nehamatu 85% Deki Kelele AXEBO Sherok Tigray ikum Eyu Eti Melekti.

  • @galaxy7056
    @galaxy7056Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @zaidtekleab6412
    @zaidtekleab6412Ай бұрын

    Welcome back sawa shikor ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @lettebrhanghebre4391
    @lettebrhanghebre4391Ай бұрын

    Behaki eta haki netom awezekai 😁😁😁😁👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @agh65ngjlc12
    @agh65ngjlc12Ай бұрын

    💙💙💙💪💪💪💪

  • @howtodoit5466

    @howtodoit5466

    Ай бұрын

    ሓንቲ ዒሉ ሞሊቓ መጽያ😂

  • @polpogba-ju6oo

    @polpogba-ju6oo

    Ай бұрын

    አዚኣ ሰምያም ልብኢ ወዲ ማሳዋ ዲኻ

  • @EritreaOnly
    @EritreaOnlyАй бұрын

    Good job 👏 👍 ✊️✊️

  • @user-pk8lu9tf2q
    @user-pk8lu9tf2qАй бұрын

    Xbukti filim ewanawit kexlwo

Келесі