ሰራዊት ሻዕብያ ሙዉቱን ቑሱሉን ሓዲጉ ዝሃደመሉ ዉግእ ገረብ ፅድያ

Ойын-сауық

#tigray #ሰማእታት #tdf #tegaru #tigrignamusic

Пікірлер: 81

  • @terhasgualtomfadeytihenaTDF
    @terhasgualtomfadeytihenaTDF4 ай бұрын

    ነዚ ጅግንነት ቃላት ስእነሉ መግለጺ 🙏, ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና 🕯️🕯️🕊️🙏 ንሚሐ እተርትመት ብጣዒሚ የመስግን🙏

  • @mastermaster8299
    @mastermaster82995 ай бұрын

    I wish I be there god bless tigray adey

  • @mastermaster8299
    @mastermaster82995 ай бұрын

    I’m very lucky to be tigraway

  • @samydn3123
    @samydn31235 ай бұрын

    ናይ ጀጋኑና ሓቀኛ ታሪክ አቃራርባኩም በጣዕሚ እየ ዝከታተለኩም መሳጥን ደስ በሃልን እዩ ድማ እዛ ሚሐ ትብል ሽም ግን ምስቲ ተቅርብዎ አይራከብን ሚሐ ማለት ንሐሳዊ ሰብ ንጥቀመሉ ቃል እዩሞ ተመጣጣናይ ሽም እንተትገብሩ ዝብል ሓሳብ አለኒ 🙏

  • @aregawihayle533
    @aregawihayle5335 ай бұрын

    ክብሪ ንጀጋኑ ትግራይ ንምሔ እተርትመት ብጣዒሚ የመስግን

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh8835 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-gx5gj3el6n
    @user-gx5gj3el6n5 ай бұрын

    God bless Tigray ,the land of bravest

  • @meronmekonen8828
    @meronmekonen88285 ай бұрын

    🎉🎉ጎቦታት ዓድና መቓብር ጸላእትና🎉🎉

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu13595 ай бұрын

    hsbena. Tegery. Ahwatey. Uaye. Ak. 🙏🙏🙏🌿❤️

  • @alganeshberhie1249
    @alganeshberhie12495 ай бұрын

    Great job ❤❤🥰🥰🥰🌹🌺🌹

  • @tigrayarmy2293
    @tigrayarmy22935 ай бұрын

    Mihe Keep up the good work.

  • @user-zn4rq4sx4b
    @user-zn4rq4sx4b5 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ ጀጋኑና

  • @user-ug6wr8lb7u
    @user-ug6wr8lb7u5 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @dejenokbamariamberaki-jh7mx
    @dejenokbamariamberaki-jh7mx5 ай бұрын

    Hasawi

  • @HappyFriedEgg-oe8ir
    @HappyFriedEgg-oe8ir5 ай бұрын

    Keep going

  • @user-nm5tz3qe3i
    @user-nm5tz3qe3i5 ай бұрын

    ጀጋኑ

  • @user-yp7ns1mw4p
    @user-yp7ns1mw4p5 ай бұрын

    Mihe hasot zeybla ttkewun yheysh eta tkkl ahlfu

  • @YohansTesfay-vc3gp
    @YohansTesfay-vc3gp5 ай бұрын

    Nay wedi anniny aba nashitey belelna

  • @FikirtGebiregZihabr
    @FikirtGebiregZihabr5 ай бұрын

    እዞም ሓሰዳቲ ናይ ታሪክ ሓተላ ❤❤,💪💪❤️💛TDF❤️

  • @user-tf4fd4hu8b

    @user-tf4fd4hu8b

    5 ай бұрын

    ኩላ ተሸራፋ ዋጋኦም ክባሃው 'ዮም

  • @erm3806
    @erm38065 ай бұрын

    በጃኻ ኢለካ ሚሐ ዝብል ሽም ጸላኢና ሚሐ ይኹን ደቂ ትግራይ ጀጋኑ ብሚሐ አይጽዋዕን

  • @user-tf4fd4hu8b

    @user-tf4fd4hu8b

    5 ай бұрын

    ናይ ዓድካ ግበር

  • @user-zn4rq4sx4b
    @user-zn4rq4sx4b5 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤ ጀጋኑና ኮሪዕናን ከቢርናን ንፋስ ሰላምን ረኪብና ሻላኽም ኮሪዕና ቕድመኹም ይግበረኒ ትዛሮቦ ዉድእ ዉድእ ይብል ዝሕለፍኩም መሪር ቓልሲ ኩሉ ተፃዊርኹም ኣብዚ ኣብፅሕኹሙና ናዓኹም ንምግላፅ ዓቕሚ ይንሰኒ ብዚኾና ብጣዕሚ ዝኽብሮኩምን ዝኾርዐልኹሙን እካዕ ካባኹም ተፈጠርኹ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-eh5iv3jq8p
    @user-eh5iv3jq8p5 ай бұрын

    💪💪💪💪💪💪❤️💛❤️💛🙏

  • @ZemenTeklu-gp5rd
    @ZemenTeklu-gp5rd5 ай бұрын

    About Aworara batallion

  • @ZemenTeklu-gp5rd
    @ZemenTeklu-gp5rd5 ай бұрын

    Tell us something about Aworara batallion

  • @mimtagrlis9555
    @mimtagrlis95555 ай бұрын

    😮ጹዉጹዋይ ግደፍዉ ን ህዝብኹም ብምትላል ህዝቢ ትግራይ ሃውቲቱ

  • @simonmengstab2620
    @simonmengstab26205 ай бұрын

    1000,000 million menesey tigray regifus hji zeyele tarik tzareb hasewuti

  • @efremgere6240

    @efremgere6240

    5 ай бұрын

    መጀመርያ ክትፈልጥ ጠይቅ ወይ ሕተት 1000,000 ህዝቢ/ሲቪል/ ብዉግእ ዘይኮነስ ብወረርቲ ጸላእቲ ኣራዊት ሻዕብያ ፣ ተስፋሕፋሕቲ ፋኖ ፣ ፒፒ ፣ ድሮን ዝፈጸምዎ ኣረሜናዊ ግፍዒታት ከምኡ እዉን ጥሜትን እዩ፡፡ ብዉግእ ዝተሰወአ ናይ ባዕሉ ቁጽሪ ኣለዎ፡፡

  • @semerezeru8055

    @semerezeru8055

    5 ай бұрын

    ኣብቲ ዝነበረ ውግእ በዝሒ ስውኣት ካብ ዝበዝሐ ናብ ዝወሓደ ---------------- 1. መከላኸሊ ኢትዮጵያ 2. ኣምሓራ ፋኖ 3. ሰራዊት ሻዕብያ 4. ፍሉይ ሓይሊ ክልላት ኢትዮጵያ 5. TDF 6. ሰራዊት ሶማልያ

  • @user-cu3qd2it8s

    @user-cu3qd2it8s

    5 ай бұрын

    1ሚልያን ቀሊል መሲሉካ ትዛረብ ሰብ ዝብሃል እይተረፈን ምባል ኣይቀለካን ክንድዚ ዝኣክል መንእሰይ ካበይ ኣምፂካዮ ጠቅላላ ስራዊት ትግራይ 250ሽሕ እዩ ነይሩ

  • @simonmengstab2620

    @simonmengstab2620

    5 ай бұрын

    @@user-cu3qd2it8s shfta gebru asrat bhzbi tigray ztexawete interview zgebero kndey seb moynu smayo khbreka eyu

  • @efremgere6240

    @efremgere6240

    5 ай бұрын

    @@simonmengstab2620 መጀመርያ ትግርኛኻ ኣስተኻኽል!!!!!!!!

  • @memen902000
    @memen9020005 ай бұрын

    ገረብ ፀድያ

  • @merhawiweldegerima191
    @merhawiweldegerima1915 ай бұрын

    Kibri nkulom jeganuna

  • @AsefaGselase
    @AsefaGselase9 күн бұрын

    Betgrawaynety korea

  • @DgSy-cu4xp
    @DgSy-cu4xpАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😊😊😊😊😊

  • @TesfayeKiros-fv7un
    @TesfayeKiros-fv7un5 ай бұрын

    Ruwa tsedia eu zibehal

  • @HG-ce6mk
    @HG-ce6mk5 ай бұрын

    ናይ ሸራሮ ከባቢ ዘሎ ዛነታ ብፈላይ ናይ ሻለቅ ደጀን 03

  • @filmonhaileab6030
    @filmonhaileab60304 ай бұрын

    Uway zeyhafru tegaru, you loose in everything, zeyele aytizareb aytihasu

  • @Shaebiyawi
    @Shaebiyawi5 ай бұрын

    😂😂😂😂😂 abet enkue eko haseweti mekonekum alem feletekum haseweti shaebiya tekez abetsihuka etekeka afetihu Bandera🇪🇷 endabelebel kemezetemeles ena Rina tusetus dream is free shaebiya shaebiya eyu king of weyane 🇪🇷💪

  • @gebraytesfay7816
    @gebraytesfay78165 ай бұрын

    Koynika xlei kitmhir kitnebir

  • @user-yu7xn6yl6x
    @user-yu7xn6yl6x2 ай бұрын

    ብፃይ ነበረያ ነበረ አይትግበሮ ምክንያቱ ናይ ሰራዊት ትግራይ ታሪክ እንድዮ ቦታሰዓትዕለት ወስከሉ ምክንያቱ እዚ ታሪክ ግድፈታት ስለ ዘለዎእየ

  • @alganeshberhie1249
    @alganeshberhie12495 ай бұрын

    Thank you my brother 🙏🏾❤️🙏🏾

  • @kindhaftizeray1434
    @kindhaftizeray14345 ай бұрын

    Do not change the name mihe.

  • @abrahamzekios5252
    @abrahamzekios52525 ай бұрын

    Why woyane admitted Eritreans refugees in tigray there is no different shiapia Eritrea and Eritreans people. All are enemies.,close Eritrea refugees in tigray brother. Thanks so much from tigrayns USA 🇺🇸.

  • @LuelAmare
    @LuelAmare5 ай бұрын

    ቪድዮ ተጠቐሙ ክንክተለኩም ተደሊኹም

  • @amanuelgebrerufael9540
    @amanuelgebrerufael95405 ай бұрын

    ጸድያ እዩ ዝበሃል

  • @eritreanfan2773
    @eritreanfan27735 ай бұрын

    ሻዕብያ እኮ እዩ ስረካ አፍቲሑኳ እዚአ አይትረስዓያ

  • @user-tf4fd4hu8b
    @user-tf4fd4hu8b5 ай бұрын

    ስለቲ ውሕሉል ስነዳ ምስ ሰሓባይ ዝኮነ ኣቀራርባኩም ምስጋና ይግበአኩም ግን ከምህዝቢ ሰራዊት ኤርትራ በደል ፈፂሙ ናሃለወ ሰራዊት ሻዕብያ ብምባል እቲ ፈፃሚ ገበን ክሕባእ ይሙከር ሰለዘሎ ምስትክካል የድልዮ

  • @akileakile3263
    @akileakile32635 ай бұрын

    ክክክክክክ እሞ ኣምጹልና እባ እንዳሃደሙ ኣንቱም ቆማላት ዋሓትዋ ደኣ ስቒልኩም 😅😅😅😅😅😅

  • @GidayGebrehiwot-gd4ft
    @GidayGebrehiwot-gd4ft5 ай бұрын

    ምስ ወርቂ ዓይኑ ዝነበረ ነባር ተጋደላይ ተክላይ ሃይላይ ክሳብ ሕጂ ወለዱን ቤተሰብ ዳሃይ የብሎምን ንወርቁ ዓይኑ ረኪብኩም ጠይቁለይ

  • @user-tv2wp6oq1n

    @user-tv2wp6oq1n

    5 ай бұрын

    ናብ ሰብ ዝሳኣነ ሰብ ተሓባበረኒ በሎ

  • @SenaiKern-fb3se
    @SenaiKern-fb3se5 ай бұрын

    አይ ሐሶት ወያኔ ሻዕብያስ ውግአቱ ከይ አለየ ሰውአቱ ከይ ቀበረ ዘበት አያሳሐብን እዩ ሻዕብያ አይትፈልጥዎን ማለት እዩ ሻዕብያ አብ ኩናት መርዛም ስልት እዩ ዝጥቀም

  • @user-pw2od2xo4r
    @user-pw2od2xo4r5 ай бұрын

    ብፍላይ ካኣ ንክፍለ ሰራዊት ዕርዲ ትግራይ ኣላ ተሰሚዑ ሻዕብያ ሽንቱ እዩ ዝዉድእ

  • @hadgu2562

    @hadgu2562

    5 ай бұрын

    ካክ ኣብ ጸሉሞይ ኣሉዉ ዚበሃሉ ኮረነላትካ ቲሕቲ ሚድሪ ዘፈሮም ሻዕቢያ ኢዪኮ። ሲረኻ ፈትሕካ ፒሩትርያ ዘሳፈረካ ሻዕቢያ ኢዩኮ።

  • @user-lm7bm6qk6x
    @user-lm7bm6qk6x5 ай бұрын

    ክክክክክክክ አዋይ ሃሶት አረ ዘበላአ ተዛረቡ

  • @mimtagrlis9555
    @mimtagrlis95555 ай бұрын

    ኣቱም ሓሶት ዓፈና ግደፍዎ ።ሻዕቢያ ን ትግራይ ዓንዲሩላ ውጺኡ ኣበይ ዩ እቲ ዓወት ትብልዎ ደለኹም

  • @HesheTaAre-no1se

    @HesheTaAre-no1se

    5 ай бұрын

    መርድእ አዶ ሻዕብያ መዓዝ ኮን ይኸውን ንዓብዪ አሕመድ ከድሕኑ ዝረገፉ 😂😂

  • @ZaidHagos-hv5gp
    @ZaidHagos-hv5gp5 ай бұрын

    ይብለኩም ኣለኹ ኢሰያስ ተሓንጊሩ እንበር በይኑ ኩናት ክገብር ምስ ትግራይ ኣይክእልን ኢዩ ኢሰያስ ዓቕሙ ይፈልጥ ኢዩ ዓቕምይ የብሉን ኢሰያስ ዓቕምይ ሰራዊት ትግራይ ይፈልጥ ኢዩ ርእይዋ ድማ ኢዩ ኣብዘን ዝሓለፋ 3 ዓመታት ሰራዊት ትግራይ ምስ መን ከም ዝገጠመ ስለዝይ ስልጣኑ ስለ ዝደልይ ዓቕምይ ውን ስለ ዘይብሉ ብ ፕሮፖጋንዳ ጥራይ ኢዩ ዝነብር ብ ሓሶት 03 ካብኣ ሓሊፉ ክገብራ ዝኽእል ሓንትይ ዓቕምይ የብሉን

  • @amanuelmengsteab5384

    @amanuelmengsteab5384

    5 ай бұрын

    Emo tehazilu teblu ente konkuim nmentay netom zehazeluwo ke zeytzarebu 24 seat shabiya kteblu tewuelu

  • @hadgu2562

    @hadgu2562

    5 ай бұрын

    ካክክ ሻዕቢባ ኢዩኮ ኣምሓራ ኣሎበሎ ኦሮሞ ኣሎበሎ ኢንዳበሉ ኪመጺዎ ከሉ ሉቅሚጽ ዘበሎም። በዓል ወዲ ኣሸቡር ኣይነገሩኻን ዲዮም። ኪፍለጦር ሙሉ መጋናዝድ ሒዙ ጾሮና ኣትዩ ጥራይ ኢዱ ዘወጸ ኢዩኮ። ጀነራል ጻድቃን ኮም ቆለዓ ዓመይ ዘልቀሰሉ ኢግሪመኽ ሻዕቢያ ኢዩኮ። ዚሃቡኻ ፖለቲካ ቁሕምካ ጢራይ ደቅስ። ናብታ ወላድትዓ አትዮጲያ ተመለስ ሓደምልዮን መንሰይ ከፊልካ ናብ ኣቢ ሚብርካኽ ኢያ።

  • @ghh65
    @ghh655 ай бұрын

    Video yetala weshetam

  • @buildurmind9768
    @buildurmind97685 ай бұрын

    Evidence ናይ ሻዕብያ ሰራዊት ዝሞቱ ወይ ዝቖሶሉ ኣርእየና ክናምን ተደኣ ደየለ ሓምሳ ሓምሳ ?

  • @simonmengstab2620

    @simonmengstab2620

    5 ай бұрын

    Hasotn srkn ab tigray bahli eyu 1000,000 million serawit tigray moytu eyu nmntay elama? Hagere nmkan

  • @mountmount9819
    @mountmount98195 ай бұрын

    በቃ ትቅጽልዎ ኣለኩም እዚ ሓሶት ትረካ ምሕረት የውርደሉ እቲ ምስኪን ህዝብኩም እምበር ድሮናት ኣቢ ከመይ ይገብራኩም ነይረን መንደላይ ከመይ የፈርጥጠክን ነይሩ ዓለም ሪኣቶያ😂

  • @user-pk4hq7tz6m
    @user-pk4hq7tz6m4 ай бұрын

    ጀጋኑ ተጋሩ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💊💊💊💊💊💊🇸🇩🇸🇩🇸🇩🇸🇩🇸🇩🇸🇩🇸🇩TDF KING OF KING 🖤💛🖤💛🖤💛🖤💛🖤💛🖤💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💘💘💘💘💔💔💔💔💝💝💝❣️❣️💓💓💓💓💓💓💓💓🙏🙏🙏🙏🙏

  • @adiamhaben6933
    @adiamhaben69335 ай бұрын

    ኣይ ሓሶት ተበቲናትካ ዘየለ ታሪኽ ምስናድ ማለት ናይ ተኣማንነትካ ባይታ የዝብጦ እዩ ሞ እንጀራኻ ኣይትህድም ሰራዊት ኤርትራ ከኣ ኣይኮነን ሎሚ ካላሽን በትርን ሒዝካ ቀደም እካ ዘመናዊ ሰራዊትን ኣጽዋራትን ሒዝካ ክትቐብሮ ዙይከኣልካሲ ሕጂ ዓገብ። ሰራዊት ኤርትራ ከኣ ኣይኮነን ዉጉኣቱን ቁሱላት ገዲፉ ክኸይድ ሪሳታቱ ከማን ኣብዘይ ዓዱ ሓዲጉ ኣይከይድን እዩ ንኣፍልጦኻ ናይ ሓሶት ታሪኽ ምስናዕ ግን ውርሲ ናይ ኢትዮጵያውያን ስለ ዝኾነ ኣይንግረም ኢና። ምኽንያቱ ሓሶት ስነዳ ናይ ሞናሊዛ ሪኢናዮ ኢና ኣብ ቢቢሲ ዝሃበቶ ኣ ካል ግዜ ዝፈብረኩሞ ሓሶትን ሰማይን ምድርን ስለ ዝነበረ፤ ፡ ኣብ ቢቢሲ ብኣምሓራይ ወትሃደር ብልጽግና ከም ዝተሃርመትን ገም ዝተዓመጸትን ነቦሓጎኣ ከምዝቀተለላን ብድሕሪኡ ሓደ ካብ ወትሃደራት ናይ ኤርትራ ደማ እንዳ ፈሰሰትን ተቐንዘወትን ከላ ከም ዝረኸባን ሓኪሙ ብመኪና ጌሩ ንሕክምና ከምዘፋነዋ ክሳብ ክንድዚ ክሳብ ዝገቦረኪ ንምንታ ሕራይ ኢልኪ ድሌቱ ዘይ ተማልእሉ ኢሉ ከም ዝተዛረባ ብልሳና ንቢቢሲ ተዛሪባ በዓል ሓሰውቲ ታሪኽ ከኣ ሓንጎላ ጠምዚዝኩም ብ ስራዊት ኤርትራ ዝደሓነት ቆልዓ ቐተልታ ጌርኩም ኣቕሪብኩሞሞ ዓገብ ሓሶት። ምግበይ ሃይለ ዝበላ ከኣ ኣይትረስዕዋ ሰራረዊት ሻዕቢያ እንተ ዝወጽኦ ን ቢቢ ሓንቲ ለይቲ ኣምሖደርናያን ክብል ከሎ።

  • @HesheTaAre-no1se

    @HesheTaAre-no1se

    5 ай бұрын

    ግን ከልቢ ስራዊት ሻዕብያ አብ ማይጨው አትዩ ከምዝረገፈ ወረ የብልካን ሕሱራት

  • @timmero.6509
    @timmero.65095 ай бұрын

    ሓሳዊ ቆማል ትግራዋይ

  • @Deadkiller3696
    @Deadkiller36965 ай бұрын

    Anta hasawi

  • @fitsumgmailcom
    @fitsumgmailcom5 ай бұрын

    Why you do not have videos

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh8835 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh8835 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @YohansTesfay-vc3gp
    @YohansTesfay-vc3gp5 ай бұрын

    Nay wedi anniny aba nashitey belelna

  • @dejenokbamariamberaki-jh7mx
    @dejenokbamariamberaki-jh7mx5 ай бұрын

    Hasawi

  • @AsefaGselase
    @AsefaGselase9 күн бұрын

    Betgrawaynety korea

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh8835 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

Келесі