ስንኩላት ተጋደልቲ ክትአምኖ ዘጸገም አደራዕ ይበጽሖም

ስንኩላት ተጋደልቲ ክትአምኖ ዘጸገም አደራዕ ይበጽሖም

Пікірлер: 9

  • @arefainealem9233
    @arefainealem923314 күн бұрын

    💙💙💙💙💙💙

  • @SamsonTsegay-fj4ev
    @SamsonTsegay-fj4ev13 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 thank you

  • @erm3806
    @erm380614 күн бұрын

    I will be there at 4:30

  • @BETESEB1972
    @BETESEB197214 күн бұрын

    ናትና ተዛሪብካ ዝውዳእ ኣይኮነን 😢😢😢😢😢😢😢

  • @girmaigebrezghi4072
    @girmaigebrezghi407214 күн бұрын

    ሰላም ናብ ህዝቢ gofudme ምህታት

  • @azmerahailu1550
    @azmerahailu155012 күн бұрын

    buku merahiiii kkkkkkkk

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad497413 күн бұрын

    ኢሱ ዕድለኛ እዩ: ብምርጭኦም ከም መንጋ ዝኹብኮቡን ዝሽየጡን ዝልወጡን ዝድመሩን ካብ እንስሳ ዘይሕሹ ህዝቢ ረኺቡ

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad497413 күн бұрын

    ኢሳያስ ኣብ ስልጣን ክሳብ ዘሎ ንኹልና በብታራ ክኹስትረና እዩ። እዚ ሰብ ብዓይኒ ፖሎቲካ ክትንተን ዘይበቅዕ ብስነ ልቦናዊ ሕማም ዝሳቐ ዘሎ እዩ። እዚ ሰብ ንኤርትራን ህዝባን ይጸልእ ጥራሕ ዘይኮነ ንኤርትራውነት'ውን ይፍንፍኖ'ዩ። ኡንኮ ዕላምኡ ከኣ ንኤርትራውያን ብመርዛም ሓሶታት ፈላልዩ ኣደንቂሩን ረጊጹን ኣብ ስልጣን ክጸንሕ እዩ። ኢሳያስ ኣሽንኳይ ንህዝቢን ሃገርን ንነብሱ ከማን ክኸዉን ኣይከኣለን። ብናይ ስነ ልቦናዊ ሕማም ዝሳቐ ዘሎ psychopath እዩ:: ብስቓይ ኤርትራውያን ሩፍታ ዝስምዖ ሓደ saddist እዩ። ስለዚ ኤርትራ በዚ ሕሙም ፍጥረት ትምራሕ ዘላ ሃገር እያ። ንኢሳያስ ኩሉ ግብርታቱን ቃላቱን ብናይ ስነ ኣእሙሮ ክኢላታት ክጽናዕን ክትንተንን ጥራሕ እዩ ዝግባእ።

Келесі