ስለ ዝተኣሰርካ ጥራይ ክትቃወም ኣለካ ድዩ?

Join this channel to get access to perks:
/ @meronsat7665
@DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro @zomaychannel @erisat @eritv @meronsat

Пікірлер: 56

  • @fithiyiambib4769
    @fithiyiambib47695 күн бұрын

    እዚ ቀዳማይ ክፍሊ ዝሰአልዎ ዝመስል “ኣያ ድራር” አጥፍኣልና ሜሪ። ንሱን ትምህርቱን ሓደገኛ እዩ።

  • @Eritreashikor

    @Eritreashikor

    4 күн бұрын

    መስኪናይ ሓማሼን ክብል ዕድሚኡ ወዲኡ እዚ ንቁጽ ባኒ ድራር ከኣ ይብልዎ ጣዕመት ዘይኣክል መምህር ናይ ርእሰምትሓት

  • @gaulmokieerey263
    @gaulmokieerey2634 күн бұрын

    Drar hasawi serawitna kulu gzie ketselimom eyu ddeli

  • @sababerhane6937
    @sababerhane69375 күн бұрын

    አየ መሮን እድሪስ አይርድኦን እዩ ግዜኻ አይተባኽን

  • @abelgere601
    @abelgere6014 күн бұрын

    💙💙💙

  • @kiflebrhane8616
    @kiflebrhane86165 күн бұрын

    መሮን ኣንበሳ ንኢድሪስ ሓሳብ ከምዘይ የብሉ ቁምነገር ዘይብሉ ከምዘይ ብሉ ቃልዕ ኣውጺኻዮ

  • @tametabot6422
    @tametabot64225 күн бұрын

    Adika silezeyflet eka mendefera edaga bi'eray tibil zeleka.

  • @user-ik5mi2dp4z
    @user-ik5mi2dp4z5 күн бұрын

    Idiris😂mohgol😂

  • @Raie-we8sm
    @Raie-we8sm5 күн бұрын

    ስለ ዝተኣሰርካ ክትቃወም ኣለካ ድዩ? ብዘይ ፍርዲ፡ ብዘይ ሕጋዊ መንገዲ እንተ ተኣሲርካ፡ ካልኦት ከማኻ ከይብደሉ፡ ከይእሰሩ፡ ይኣክል ኢልካ ክትቃወም ትኽእል ኢኻ፡ ኣይግድሰንን እዩ ተይልካ ድማ ከይትቃወም ትክእል ኢኻ። ብዛዕባ ህዝበይ ይሓስብ እየ ተይልካ ክትቃወም ንቡር'ዩ። ናይ ህግደፍ ጸግዒ ተሒዝካ ግን ግድን ኣይኮነን። ሜሮን ድማ፡ ኣብ ታሪኽና ዝተገበሩ ጌጋታት ክዝረብ እንከሎ፡ ክትሰግሮ ኣይትድለ፡፡

  • @hamudi.4840
    @hamudi.48405 күн бұрын

    ግን ፕሮግራምካ ብጣዕሚ ጽቡቅ እዩ አድናቒኻ እየብሮ❤❤❤

  • @Halamadrid676
    @Halamadrid6764 күн бұрын

    ድራር ክሳድ ጀበና

  • @edentsehaye5030
    @edentsehaye50305 күн бұрын

    Rasta hangol dorho eika

  • @robelsultan8980
    @robelsultan89805 күн бұрын

    Moyren sekirom alewu baal zi gawna hgdef

  • @user-vs8se6fx3r

    @user-vs8se6fx3r

    5 күн бұрын

    Ata hawey emo , wered endo meret zey sekerka aloka endo.

  • @tametabot6422
    @tametabot64225 күн бұрын

    Mendefera ketema eyu ember adi aykonen.

  • @hamudi.4840
    @hamudi.48405 күн бұрын

    እቲ ራስጣ ወዲ ናይ ደቂ ሰባት ርስፔክ የቡሉን ክረዳዳእ ውን አይክእልን እዪ ስለዚ ምሳኻ ተዘይ አተኻዮ ይበልጽ ብሩኽ ሓውና ሜሮን

  • @TsigheFissha
    @TsigheFissha5 күн бұрын

    So wat

  • @titiyey3789
    @titiyey37895 күн бұрын

    ጽልእ ኣዩ ዝዘርእ ፎኦኦኦ ብልዋ ድራር ኣረጊት

  • @Eritreashikor
    @Eritreashikor4 күн бұрын

    ኣየ ድራር ድሁል መስኪናይ ሓማሼን ክብል ዕድሚኡ ወዲኡ እዚ ንቁጽ ባኒ ድራር ከኣ ይብልዎ ጣዕመት ዘይኣክል ንቁጽ መምህር ናይ ርእሰምትሓት

  • @solomonfisaha3023
    @solomonfisaha30235 күн бұрын

    ሜሮን ቅድም ትዝልፊ ዳሓር ኣይትሕረቅ ትብሎ ስለ ዝ ዝዘለፈ ክሎዝ ትገብሮ ኢንተዘይ ኮይኑ ብጣዕም ጹቡቅ

  • @biniamghidey6980
    @biniamghidey69805 күн бұрын

    Ata Meron Hawey temeseo Seb eba Fele sorry when i said that. Edris neay yekerbeni metabity eyu Gen behasab keredada zekel seb kekewen alewo ab Political. Please afu zekefete kulu political selezezareb zelo ena netefiee zelena. Thanks

  • @-se9hk
    @-se9hk5 күн бұрын

    ዓበይቲ ክክውብሩ alowom

  • @merhawigoytom3968
    @merhawigoytom39685 күн бұрын

    Rastas cheguri tray hizka terifka ktmhar same

  • @aklilutemelso5637
    @aklilutemelso56375 күн бұрын

    እድሪስ ነብሰ ምትሓት እዩ ሀለውለዎ ዘብሎ ዘሎ ሑሉፍ ኤርትራዊ ክኸውን መከሩኡ በሊዑ ሚስኪናይ

  • @mizankeshi4276
    @mizankeshi42765 күн бұрын

    ክክክክክክክክ ዘጨንቐና መልሰላ ባዕልካ

  • @selamteklehaymanot9786
    @selamteklehaymanot97865 күн бұрын

    Rastaaa cool down

  • @GrumMstr
    @GrumMstr5 күн бұрын

    Meron lokmats , metkel zeyblka tebelatsi .

  • @titiyey3789
    @titiyey37895 күн бұрын

    ድራሪ ኣረጊት ክልብ ፎኦኦኦ

  • @jebefuzum1304
    @jebefuzum13045 күн бұрын

    Atfewo algswo

  • @meazakidane1497
    @meazakidane14975 күн бұрын

    ነበሉዎ አዚ ድራር ዚብሃል ሰባይ ከይኒሃብር ዚፈላልየና ናይ መጻኢ ለዉጢ ተዛረቡ።

  • @AkliluKaleab
    @AkliluKaleab2 күн бұрын

    ድራር ዓለቱ ምሉእ ተሰዲዱ ሃዲሙ ንህዝቢ ኤርትራ ክጸርፍ ምስ ብተጋሩ ገሩ ከቕትል ድቃስ ስኢኑ ዓለቱ ትጥፋእ

  • @wegahtabereket4994
    @wegahtabereket49945 күн бұрын

    ድራር ዝብሉዃ ሰብኣይሲ ከይተደረርካ ጥፋእ

  • @AkliluKaleab
    @AkliluKaleab2 күн бұрын

    ድራር ብ 1988 ዓ/ ተገፊፉ ዩ ኸይዱ ም

  • @michaelberhane5025
    @michaelberhane50255 күн бұрын

    ምስ ከምዚኦም ዐይነት ቆልዑ ዘይበሰሉ በላሕቲ ዝመስሉ አነ አብ ክልቲኡ ቡዙሐት ዝተረሸኑ ይፈልጥ ዐዶም ኢልካ ደቅመንዮም ክትብል ካብ ስም ንላዕሊ ብዙሕ ሰብ ክፈልጥ አይክእልን እዩ

  • @afeworkieritrea3137
    @afeworkieritrea31373 күн бұрын

    ሜሮር ዘረባ ኪኢሌ ኢልካ ሀጠው ቀጠው ተደይ በልካ ይሐይሽ : ምኽንያቱም ነጋዳይ ከይንግድ ሐረስታይ ከይ ሐርስ ተማሀራይ ከይማሀር ዝገበርዎ መንግስትና ዘይኮነስ ፀላእትና ብዝገበርዎ እዩ :: ባዐል አነን ንስኻን ግን ነብስና ፈቲና ዶላር ክንእክብ ሀዲምና ወፂእና:: ንስኻ ሐሳዊ አብ ሰላም ዘለዎ ሀገር ኮፍ ኢልካ ነቲ ሀገሩ ከይትውረር ንእሽቲኡ ዕብዩ ከይ ደቀሰ ዝሐድር ዘሎ ህዝቢ ሐላያይ ተኾንካ በል ምፃዕ ንሀገርካ ተኸላኸል? ሃታፍ::

  • @mizankeshi4276
    @mizankeshi42765 күн бұрын

    ክክክክ ከብዘን 50 ዝበለንስ ብሩህ መጻእን ንሓመዱን ጠቒሱ ኣየ ወዲ ዓዲ ብዕራይ ዲዩ ዝበለ ደሓር ከኣ ህዝቢ ተሎ ኢዩ ሃገር ዘሎ እንበር ሃገር ተሎ አይኾነን ህዝቢ ዘሎ ልብሙ በጃኩም

  • @mnbartueum3190
    @mnbartueum31905 күн бұрын

    Eze derar zebhal entay aynet eyu

  • @ybrahtekle5257

    @ybrahtekle5257

    5 күн бұрын

    Seb

  • @gaulmokieerey263

    @gaulmokieerey263

    4 күн бұрын

    Drar hasawi

  • @ybrahtekle5257

    @ybrahtekle5257

    4 күн бұрын

    @@gaulmokieerey263 gis magal haswi nay nay You need to shut up, dog

  • @aminadabnoah3104

    @aminadabnoah3104

    4 күн бұрын

    ስጋብ ሕጂ ኣይተፈለጠን እንታይ ዓይነት ሰብ ሙኳኑ .ግን ኣዉራጃዊ ይመስል😂

  • @ybrahtekle5257

    @ybrahtekle5257

    4 күн бұрын

    @@aminadabnoah3104 seb amlak zeftro kem aboka

  • @michaelberhane5025
    @michaelberhane50255 күн бұрын

    ከመይ ዝበለ ደንቆሮ መንእሰይ ዐለም ጆነሳይድ ኢላ እኮ ብወግዒ ጸብጻብ አውጺኡ

  • @neamenkiflom7949
    @neamenkiflom79495 күн бұрын

    ድራር ሓምሊ toxic በካሊ ሲለ ዝኾንካ እምበር

  • @doitnowstudio7867
    @doitnowstudio78675 күн бұрын

    ኣታ ሜሪ ካብ ድራር እንታይ ኢና ክንሰም ወይ ካኣ በዳሃዮ ጋሓፍ ጊሑፉልካ ጥራሕ ዩ ዝከይ ድ ናቱ ታክቲክ ተረዳኣዮ ፈጠራ ግዳይነት ዩ ዘረብኡ ቲ ሕማቕ ካኣ ወዲ ኩርባና ዝብሉ ኩብኩብታ ይኣምንዎ ምካኖም ዩ ስለዚ ወይ ኣይትእትዎ ወይ በዳሃዮ ባዓልዚ ነዚ ኩሉ ኩብኩብታ ኣብ ርእሱ ዶብ ዮም ዝኑድቁ ዘለዉ ስለዚ ሜሪ ነዚ ካንሰር ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነ ሰብኣይ ስትራተጂ ሓንጽጸሉ

  • @user-ni7ky4tn8w
    @user-ni7ky4tn8w5 күн бұрын

    Meron Hade Derfu! Esurat is the question he asks to all he interviewed. Our Prisoners are Eritreans and we love them, but this kind of seeking justice as you idiots say is not the right way to go. Eritrea is not only the country of the prisoners. Defend Eritrea and Eritreans from the ABAY Tigray bandits, then you can defend our prisoners.

  • @As22611
    @As226115 күн бұрын

    Ydigif eye zbil nebsoun sdrabetoun ab sdet hulouf Ertrawi koynomn zmidrou belex tray eyom nhanti sdra ab sdet zela nea kid hager tekekakel abryom mis tblom koulou ymout aybihalin eyu eyom zbluka so ዓሻ ሰበይትስ ዘይሓርጫ ሓሞኽሽቲ ይመስላ::

  • @sabasegid2481
    @sabasegid24815 күн бұрын

    ድ ር ራ አ ብ ይ ዓ ድ ዝ ር ብ ኡ ት ግ ራ ዋ ይ ይ ጥ ም?

  • @rushbush7320

    @rushbush7320

    5 күн бұрын

    ኣየ ድንቁርና ናይ ትግራይ ዝብሃል ትግርኛ የለን መሃይም ኢሰያስ ትግራዋይ ዩ ግን ንዓኻ ጨፍሊቑ ገደል ንዓኻ ኣእትዩካ ትግራዋይ ይጥዓም ካልእ ንዓኻ መንነት ዘይኮነ ዘገድሰካ እቲ ቁምነገር ነጥቢ ዩ ተጋሩ ኮይኖም ኣብ ኤርትራ ስጋብ ሕጂ ዝቃለሱ ለው ንስኻ ከዲዕካ ሕጂ ንስኻ ልዕሊኦም መሰል ዘለካ ይመስለካ ኣይትሕሰቦ

  • @Halamadrid676

    @Halamadrid676

    4 күн бұрын

    ጭብጢ እስከ ሃባ ኢሰያስ ትግራዋይ ምኻኑ ዘዝተባህለ ክትደግሙ በቃ​@@rushbush7320

  • @user-bz6ix3ek1e
    @user-bz6ix3ek1e4 күн бұрын

    መሪ ውን ናብቲ ትርከምርኪ ሸንኮለል ዘረባ ክትኣቱ ቀሪብካ።ኣብቲ እንታይ ንግበር ዝብል ነጥቢ ደይትዛረቡ እዚኣ ቪድዮ ብዘይ ቁምነገር ወዲእኩማ ነዓና ከኣ እባ ሕሰቡልና ሰማይ ንሃገርካስ ካብ ፊሊስ እንታይ ኢና ክንመሃር።።

Келесі