ስለምንታይ ኢኻ ገንዝብ ዘይትገብር? I Eight Money Mistakes You are Making Everyday

#eritreamovie2023 #eritreamovie2024 #aklilu #akliluhabtemichael #tigrignamusic #eritreamovie

Пікірлер: 102

  • @layneteshome7090
    @layneteshome709028 күн бұрын

    ኣኽሊሉ ሓውና ኣነስ ኣድኒቀ ኣይጸግበካን እየ ኩሉ እተቅርቦ ማሃርን ኣብ ኣነባብራ ደቂ ሰባት ብዙሕ ናይ ልምዳውን ዘይስሩ ኣነባብራን ኢና ንጥቀም ርግጸኛ እየ ብዙሓት ካብዚ ተቅርቦ ዘለኻ ተማሂሮም ሜላ ኣነባብርኦም ከምዘማሓይሹ እሞ ከማኻ ይብዝሑ እንዳ በልኩ ናይ እስክንድር መጽሓፍ ብሜላ ምንባር እትብል ኣዘኻኺርካና እዚ ዘለናዮ ሃገር ገንዘብካ ኣብ ባንኪ ኣቀሚጦም ብጥርሑ እንዳ ተገልገልሉ ክረዲት ውሰድ ይብሉኻ እሞ እቲ መኽሰብ ናብ ኢዶም እስኻ ድማ ነቲ ተጠቀምካሉ ካብ ባንክኻ ትኸፍሎ ከተውፍሮ እንተደሊኻ ድማ ኣዝዩ ትሑት ወለድ ይሓስብልካ ካባኻ ብባዴላ ወሲዶም ናዓኻ ብማንካ ይህቡኻ እሞ እዘን ዘቅረብካየን ክንጥቀመለን ኣብ ልብና ይድሮ ደጊመ መስገናይ ወሰን የብሉን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከማኻ ይብዙሑልና ❤

  • @user-cv8vs5xr6n
    @user-cv8vs5xr6n14 күн бұрын

    ዋው ሓቀኛ ናይ ህይወት መነባብሮ መምህር እካ ኩሉ ግዜ እየ ዝከትተለካ እተሕልፎ መልእክት ዳርጋ 90% ስሕተት ኣባየ ኣለዋ ግን ካባካ ወስደ ንምስትክካል ክመክር እየ እና ብጣዕም የቀንየልና ስለ እዚ ኩሉ እትልግሰልና ምክሪ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከማካ ዝበሉ ያብዝሓዮ ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @EbrahimAhmed-wn8vz
    @EbrahimAhmed-wn8vz28 күн бұрын

    Guys give him like it costs nothing.

  • @Berhane.TV.Tube6757
    @Berhane.TV.Tube675728 күн бұрын

    ዓቡይ መምህር ናይ ሂውተይ ኢኻ ❤️ ኣምላኽ ወትሩ ብሰላም የንብርኻ ኣክሌሉ ሓወይ ንሂወት ደቂ ሰባት ዝቅይር ወናኒ ሓሳብ ኢኻ ንስኻ ከምዝ እንዳመጸኣኻ ክትቅይረና ትክእል ናይ መጻእ ኣብ ሂውትና ሰብ ኢኻ ስለዚ ካብዚ ንልዓል በርትዕኻ ሰባት ከምተበርትዕ ርግጸኛ እየ ኣነ ።❤️🇪🇷❤️

  • @RoseRose-xd8rd
    @RoseRose-xd8rd21 күн бұрын

    Those 8 failures in my life was from today I’m going to change now

  • @rgsmotivation9990
    @rgsmotivation999028 күн бұрын

    ኩሉ ዘቅረብካዮ ኣብዚኣ ናይ ልሚ ቭዶካ ብጣዕሚ ኢዩ ሓጋዝ፡ ኣነ ፍሉይ ለውጥ ስለ ዝረከብኩሉ ኢየ። ካብ 2023 ጀሚረ ኩሉ ዘውጽኦ ዝእትዎ። ብጽፉፍ ክሕዞ ምስ ጀመርኩ ዓብ ለውጥ ኢየ ረክበሉ

  • @mussieshow7840
    @mussieshow784021 күн бұрын

    ኣኪለ ብሉጽ ሰብ

  • @michaelafeworkigebrekidan9905
    @michaelafeworkigebrekidan990521 күн бұрын

    Wow supper class , thank you akile hawna , amlak ybarka . ❤❤❤

  • @ghenetkidane7301
    @ghenetkidane730121 күн бұрын

    Selam selam Akile

  • @user-qk1ro2fu8q
    @user-qk1ro2fu8q21 күн бұрын

    Well done brother! Thank you 🙏

  • @YA-rh4vi
    @YA-rh4vi21 күн бұрын

    Thanks Akile bro. You know what - I just canceled a membership that has been there for long and not benefiting from it any more. Your videos are always helpful and please keep doing it 🎉

  • @shewitsgem8495
    @shewitsgem849528 күн бұрын

    Eza ab bank save gerkayo sq mbal agatimatni eya zhalefe ametat ezi kulu leytn qetrn serihe blash terife lomi gn salakum temahirna aymeharun eyom eilkum tesfa aytqrotsu btaemi eina nmehar nqyer ka alena ezi kemzitat wela keman degagmwo yeqenyelna ❤

  • @yohanayewa4649
    @yohanayewa464921 күн бұрын

    ኣክሊሉ ሓውና ብጣዕሚ እየ ትምህርትካ ዝከታተሎ ቀጽሎ ፡ ሕቶ ነራትኒ እዛ onlion business ማለተይ ኣብዚ ዘለክዎ ሃገር ባህላዊ ንብረት Traditionally Material ኣብቲ Online business ክእቱ ምደለኩ ነረ ግን ሓገዝካ ምደለኩ ነረ ፡ ክብረት ይሃበለይ ስለ እትገብረለይ ምትሕብባር ። Thank you so much brother.

  • @user-cq6pu9os4p
    @user-cq6pu9os4p21 күн бұрын

    Akila thanks

  • @user-go2wh7wh7s
    @user-go2wh7wh7s21 күн бұрын

    👍

  • @bereketasefaw3896
    @bereketasefaw389621 күн бұрын

    Great idea ❤❤❤❤❤

  • @user-ek9gt1fy8q
    @user-ek9gt1fy8q21 күн бұрын

    Thanks bro

  • @user-hn2mh5bj7f
    @user-hn2mh5bj7f21 күн бұрын

    yeqnylna memhrna naybhaq❤❤❤❤❤

  • @Berekettekleab2023
    @Berekettekleab202314 күн бұрын

    Selma hawey xubuq hasb eyu ❤

  • @HaraGhirmai
    @HaraGhirmai21 күн бұрын

    ኣዚዩ ጠቃሚ ምክሪ..የቀንየልና

Келесі