ሰበር ዜና -"ሰራዊት ትግራይ ስግኣተይ እዩ" ኣብይ | ሽማግለታት ኣምሓራ ናብ ትግራይ |"ህወሓት ተቀባልነት የብሉን" ብልፅግና |Kulu Media - ኩሉ ዜና
ሰበር ዜና -"ሰራዊት ትግራይ ስግኣተይ እዩ" ኣብይ | ሽማግለታት ኣምሓራ ናብ ትግራይ |"ህወሓት ተቀባልነት የብሉን" ብልፅግና |Kulu Media - ኩሉ ዜና
ethiopian news, kulu media news, kulu media today news, kullu news today፣tigray news, eritrean news
#kulumedia
#ethiopia
#eritrea
#tigray
Daily Ethiopia and Eritrea news
Пікірлер: 8
ህጻን ቆልዓ ከትክኸኩም እምበር ዋላ ሓንቲ ዝፍጽሞ የብሉን!!! ድሕሪ ሕጂ ሰራዊት ትግራይ ዘትንክፎ የለን!!!!
ኢዙይ ሓዱሽ ዜና ኣይኮነን
Dr debretsion is right for Tigray people and because dr debretsion he never be banda or sell Tigray also that's why because dr debretsion he will never take orders from Abiy Ahmed
ርኣይዋቶምማ ውነትን ብልፅግናን እንታይ እዩ ሐዚ ዋጭዋጭ ዘብሎም ዘሎ ናይ ዳሕና ዓመት ሙሉእ ድምፃቶም ኣይተሰመዐን ኔሩ ህወሓት ካብ ድቃሱ ምስ ተበራበረ ዓዐፅወፅ የብሎም ጀሚሩ
ዝቐነየ ዜና ካብ ፍርጅ ኣውጺኻ ተውዕዮ ኣለኻ !! ክክክክክክ
ዞም ዳወያነ ኢና ዝብሉ ህዝቢ እንታይ ስጋብ ዝኸዉን እዮም ናይ ዓያሹ መንገዱ ከም ዓይነስዉራት ተተሓሒዞም ዝፀድፉ ዘለዉ ኣያም በሉ ክበሃሉ ኣለዎም ሒዞምና ክጠፍኡ እዮም ዝመስሉ ፀለመ ከም ዓብይ ንጥፈት ገይሮምዎ ዘለዉ
ሕዋሓት ኣማራጺታት ኽደልዩ ኣለዎም ማለት ምስ ኤርትራ