ሰበር ዜና: ከቢድ ተቓውሞ ንህወሓት | ሽርሒ ፀለምቲ ተቓሊዑ | ኣዘዝቲ ሰራዊት ተቐይሮም | Kulu News ኩሉ ዜና

ሰበር ዜና: ከቢድ ተቓውሞ ንህወሓት | ሽርሒ ፀለምቲ ተቓሊዑ | ኣዘዝቲ ሰራዊት ተቐይሮም | Kulu News ኩሉ ዜና
እዚ ብኩሉ ሚድያ እናተዳለወ ዝቐርበልኩም Kulu News ኩሉ ዜና እዩ።
tigray news today, ethiopian news, kulu media news, kulu media today news, kullu news today, tigray news, eritrean news, tigrigna news, Daily Ethiopia and Eritrea news
#kulunews
#kulumedia
#ethiopianews
#zaramedianetwork
#eritrea
#tigray
#ኩሉ_ሚዲያ #ኩሉ_ሚድያ #news #newsupdate, kulu media, dimtsi weyane news, kulu media news, kulu entertainment tv, eritrean movie

Пікірлер: 13

  • @AmbachewFiseha-yv9mf
    @AmbachewFiseha-yv9mf2 күн бұрын

    ሕወሓት ተዘይዓርዪ ፀገምና ዝፍታሕ አይኮነን ሰለዚ ብሽም ሕወሓት ዝሽቅጡ ክእለዪ አለዎም

  • @SmilingKittens-xb9jc
    @SmilingKittens-xb9jc2 күн бұрын

    You are fantastic iproud you❤❤❤

  • @abebakebede1270
    @abebakebede12702 күн бұрын

    እግዚአብሔር ይገስፅካ።

  • @YordiYordi-p4g
    @YordiYordi-p4g2 күн бұрын

    ውዕል ፕሪቶርያ ብ ፀሎትን ሽምግልናን ዝፍታሕ ዘይኾነስ ፍረ መስዋእትና'ዩ።

  • @gabrlibanostaklu6313
    @gabrlibanostaklu63132 күн бұрын

    ፀረ ህወሓት ፅግዕተኛ ሚድያ መዓዝ ኢኩም ክት ድሕኑ?

  • @ErmiasGerezgiher-d5t
    @ErmiasGerezgiher-d5t2 күн бұрын

    😂😂😂😂😂😂kkkkk weyke fetek sehanaa daa hasadat

  • @weykefetek3020
    @weykefetek30202 күн бұрын

    ኣኼባ ውድብን ተመዛበልቲ ብግምት ምምላስ ፣ መርየት ምምላስ ታይ የራኽቦ????? ሓሰውቲ ፣ ጉባኤ ከይግበር ዝፈርሑ ሰረቕቲ ን ከዳዓት ዝነዝሕዎ ፍሹል ፕሮፓጋንዳ ከደምቲ ሽዋን ኣናፁ ድሕርቤትን እዩ።

  • @tsegaygidey-w7j
    @tsegaygidey-w7j2 күн бұрын

    ንመን ክመርሑ እዮም አኼባ ዝፅውዑ :እቲ ዝመርሑዎ ህዝቢ ብንስን ውሑጅን ጥምየት እናተሳቀየ እናሞተ ንዚ ንምድሓን ናብ መረበቱ ንኽምለስ ሓገዝ ከይገብሩ አኼባ ምፅዋዕ ውርደት እዩ

  • @kakiko-fm5gu
    @kakiko-fm5gu2 күн бұрын

    ጊታቸው ረዳ ይወገድ ካብ ሃላፊነት ። ግዚያዊ መንግስቲ ናይ መን መንግስቲ ኢዩ? ናይ ትግራይ መንግስቲ አይኮነን። ናይ ዓቢይ ምስለኒ ኢዩ። ጊታቸው ረዳ ይቅር ትግራይ ከመርህ ንዓርሱውን ዝመርህ ሰብ አይኮነን ሰካራም ስለ ዝኮነ። ስለዚ ንክልተ ዓመት አብ መቀለ ክፍ ኢሉ ህዋህትን ህዝብናን እናመቃቀለ ህዝብና አብርእሲ ሃዘኑ ሃዘን ደሪቡሉ አሎ። እሞ ጊታቸው ረዳ ንምንታይ ኢዩ እዝይ ኩሎ ስልጣን ብዕልግና ተዋሂቡ? እሞ ህዝብና ክልተ ዓመት እናጠመየ ጊታችው ግና ቮድካ ቁስሩ ምሳሁ ድራሩ። እሞ አብ ሰላም አለና ይብለና? እሞ እዝይ ደንቖር ሰብኣይ ካብ መርሂነት ይተአለ። ጊዝያዊ መንግስቲ ዝበሃል አየድልየናን። እዝይ ዝቅጽል ስጉምቲ ይወሰድ፤ 1። ጊዝያዊ መንግስቲ ይፈርስ ይወገድ ስቃይ ህዝብና አብዝሁዎ 2።መርሒነት ሕዋህት ካብ መርሂነት ይወገድ 3። ሃይሊ ትግራይ (TDF) በትሪ ስልጣን ትግራይ ይቀብል 4። ለቀ ሰራዊት ትግራይ ምግበይ መራሂ ሃገር ትግራይ ይኩን ትግራይ ጹሩይ መንገዲ እስካብ እቲ ሃንጽ 5። ሕኣሊ ትግራይ ታሪካዊ ምድርና ይመልስ 6። ሃይሊ ትግራይ ህብና ናብ ምሰረቱ ይመልስ 7። ናይ ህዋህት ናይ አራት ኪሎ ዝሞተ ህገ መንግስቲ ናአና መጥፍና እምበር ጥቅሚ የብሉን። 8። ናይ ሕዋህት ስነ ሃሳብ ካብ ትግራይ ይጥፍእ ። እቶም ሰብ ዝይኮነ ኢትይ ርኩስ ሃሳቦም ህብና አውዲእዎ 9። ኩሉ ትግረዋይ አብ ሃደ ይጠርነፍ ዘላዊ መፍቲሂ የናዲ 10። ወዳባ ዝበሃል ካብ ትግራይ ይጥፍእ 11። ናብ ታሪካና ስልጣነና ንመልስ 12፣ Let TDF rule Tigray for now 13. This must be done now 14. ድሕሪ ህዚ ህትኩትኩ ይአክል 15። ሕትኩትኩን ጊታችውን በቃ ይአክል ድህሪ ክለተ ዓመት ሕትኩቱክ

  • @user-dy1tk9ce5k
    @user-dy1tk9ce5k2 күн бұрын

    ጀግና ኢዩ ወዲ ኣፎም

Келесі