ሰበር! ጌታቸው ረዳ ኣበሲሩ| 👉እኒ ደብረፅዮን ኣረጋጊጾም| ዛዲግ ኣብርሃ ፕረዚደንት ክልል ወሎ?
#ጌታቸው #ሰማእታት #ደብረፅዮን #ሑመራ #ፀለምቲ #ፖለቲካ #ቆቦ #ኣላማጣ #ራያ #zena_tigrigna #tbstig #ሑመራ #ወልቃይት #ፖለቲካ #ኣምሓራ #ፋኖ #ህግደፍ #eritreanews #tigraynews #ትግራይ #EriTVEritreaOfficial #ኤርትራ #ኢሮብ #ኢሳይያስ #ህወሓት #ብልፅግና #ምድማር #tdf #ወልቃይት #ፀገደ #ኣገው #ዊልያምሩቶ #ኬንያ
ትግራይ ብሮድካስት ሰርቪስ ሚድያ ትስፍውቲ ሓዳሽ ትግራይ ንምግሃድ እጃሙ ክዓምም ዝንቀሳቐስ ዘሎ ትካል ሓበሬታ እዩ።
Welcome to TBS, the official channel of the Tigray Broadcast Service. TBS is a new and independent media platform that aims to inform and entertain the people of Tigray and beyond. We cover the latest political news and current affairs in Tigray, Ethiopia, and the Horn of Africa. We also produce original and quality content that showcases the rich and diverse history, heritage, and identity of Tigray. Our vision is to contribute to the realisation of the new Tigray, a prosperous and democratic region that respects human rights, diversity, and peace.
Join us and "subscribe" to our channel to get notified of our daily updates and live broadcasts.
Thank you for your support and feedback. Together, we can make a difference.
TBS: Your Preferable Newsroom and New Information" Please subscribe, watch, and leave your comments. We will use the comments as needed to build our organisation.
Thank you!
Пікірлер: 96
ገብረ ጅግና
ኦዚ ጅግና ንዓባካት ወርሐ ዘርዓደ ሓርበኛና እዩ
በጣም ደስ በሚል ሁኔታ ነው ዜናውን የምታቀርቡት፣ በርቱ።
ኣቦ ፅንዓት ሐቅን ተጋዳላይ ገብረ ዓዴት ምሳሌ ጀጋኑ ተጋሩ እዩ
ጽቡቅ ተንምነ ብሐሳብይኹን ብጾሎት ቸንሕግዞም ይሐይሽ ኺልሻብ አንጻር አይንኹን ጌታቸዉ ብልጽግና ተልኾን ትግራይ ቀደም ምተሐምዞቀት አይነጸልሞ
❤ትግራይ ዓለመይ ትግራይ ቀታሊ ዕሱብ ባንዳ ካብ ትግራይና የጥፈኣልና
Thank you Tigray broadcast 🙏🎉🎉🎉
we love you gebre G 🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🙏
ኣምሓራይ ኣረመኔ ኢዩ። ማይ ካድራ ሰለስተ ቤተሰበይ ቀቲሉ ኢዩ
@AbrahamAbraham-re4di
17 күн бұрын
ሰላም ሰላም ኣረ በይዛኹም ኣብ ትግራይ ኩማንዶ ፖስት ይተኣወጅ ተናኣሰ ንሓፂር ግዘ እርምጃ ይወሰድ ህዝብና ይውዳእ ኣሎ ኣምቢብኩም ኣማሓላልፉልና
@eyobyat
17 күн бұрын
ነብስ ይመሃር
Gebre adyet our hero💪
ንርኢ በለ ዕውር
Wedi reda Banda
ይሕፅር አብሎ ኮለል አትበል ፅቡቅ ናሃላካ
Amen Amen Amen
ጅግንነት ተገሩ ልክእ እዩ ግናከ ጅግንነት ብውጺት እዩ ዝትመን ሰቅ ኢልካ ጀግና ኢና እናበልካ ግዝአትካ አወርቲ ኢድ፣ ተፈናቀልቲ እናሃለውኻ ጀጋኑ ኢና ምባል እዙይ ልህዝቢ ትግራይ ምጭብርባር እዩ ልኸውን።
ብተግባር አርእዩና
💛❤️
ግብራወነት ደአምበር መብጻዓ ዝሳአነ ህዝቢ አይከነን ህዝቢ ትግራይ ንሕና ዘደልየና ንአሸተይ ተዘሬብካ ዓብይ ግብራውነት ንሱኢዩ ዘጠቅመና ንሱኢዪ ናፍቁና ንዕኡ ኢና መስዋእቲ ከፊልና ካብ ወጻኢ ዝሰምዕ እዝኒ የብልና ወዳሐንካ
ገብረ ገረመድህን ካብዞም ጀጋኑ ጀነራላትና ሐደ በልሕ ጅግናና እዮ ዘይናአወት ከሰምእ እንበር ተሸንፏና ንክብል ድኹም ትጽበዮ ነይርኹም ዝድነቅ እንበር ዝዉቀስ አይኮነን
ንዚ ጀግና እዚ ዝትንክፍ ዝኾነ ይኹን አካል ፀረ ጀግንነት ተጋሩ እዩ
ገብረ ጅግና መስነቒ ሓቦ ተጋሩ ልገብረ ልነቅፍ ሞራን ለለዎ ሰብ የለይ ።
@user-nl1hv7ni2l
17 күн бұрын
You ssw the result. Or???.
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ናብ ተግባር የሸጋግርዎ ፀፅታ ትግራይ እውን ምስ ተመዛበልቲ ክኣቲ ኣለዎ
ሓቀኛ ህዝበይ በርትዐለይ
እወ ጠፊኦም ድዮም ኢልና አብ ተጨነቃናሉ እዋን ጅጅ አዩ ናይ ተጋሩ ሞራልን ተስፋን ኮኑ ኢዩ አይንረስዕ ጅግና ተጋዳላይ ክብሪን ሞገስን ንጅጅ ሓውና
አይይ እዚ ናይ ኩልጊዚ ዘረባ እዪ ብኸመይ ክንአምን
ድንግ ምስወዳ ትርደአና
🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ዘረባ ዘይስልችዮ ሰብ። ኣብ ትግራይ ንዘረባኹም ዝኣምን ሰብ የለን ። ተግባር ጥራሕ።
ገብረ ገብረፃድቅ ንርእሱን ንህዝቡን አጀጊኑ ትግራይ ዐወት ካብ ዐወት ክትሰጋገር ዝገበረ ጅግና ሓው ጀነራል ምግበን ወዲ አሉላ አባነጋን እዪ
@jhonocbay693
16 күн бұрын
🙈🙈🙈🙈🙈😂😂😂😂
ኩሎም ሓለፍቲ ከም ገብረ ዓዴት ተዝኾኑ ትግራይ ኣብ ሓፂር ግዜ ሃገር ምኾነት።
Nezi eina tesweina aah 😢
በጃኩም መራሕትና ናይ ተግባር ሰብ ኩኑ ህዝብና ይንገላታእ ኣሎ
ጌታቸው ሽሕ ግዜ ቃል አትዩ እስካብ ሕጂ ግን ዋላ ሓንቲ አይተገበረን ዝወዲ እዙይ ውሽጡ ዓብይ ፀገም አለዎ መድረኽ አብዝረቦ መዓልቲ ዘይትግበር ቃል እናአተወ ህዝቢ ትግራ የንፅቶ አሎ ህዝቢ ፍለጥ ።
GG ❤❤❤❤❤❤
Gegna eyu ajoka kibehal alewo silemintay nigeganu titseliu yigerim gebre gebretsadik aziu kikebir yigiebio eyu.
Bsuru ke humera ketemexu dekum wala ewen ne hzbi merab b kemey ekum k yekre ketebelwo
100% ንኾርዐልካ ኢና ::
@user-fn9ti1ow6g
15 күн бұрын
ገበነኛታት ቀተልቲ ክቅተሉ አለወም ምክንያቱ ቅድሚሕጂ ዝተቀተሉ ቡዙለት እዮም ቀቲሎም ሀንግ ዝገብሩ ኽቅተሉ አለዎምአንተዘይኾይኑ ግን ፓሊሰ ሐኪመ ተሐባቢሮም ኩሊት ልቢ ኩሊት እናውፅኡ ይሸጡ ሰለዚ ዓዲ ኽድሕን ተሐባቢርና ነወግድ
ክልል ወሎ ዝብሃል ኣሎ ድዩ?
ተጋዳላይ ገብረ ገብረፃድቃን ተባዕ ወድህዝቢ እዩ
Bjakum eba nab adena humera melsuna TPLF 😢 kab wedihumera
ከንረእ በለ ዑውር
Tegaru dinki eyom entekone higi zikewin zelo ayitewahtelnan.
ኣነ ወልቃይት ኢዩ ዓድ ከተማ ዓዲ ረመፅ። ተጋሩ ኢና ኩሉ ሳዕ።
@kinfekaleab49
17 күн бұрын
Welkoto Welkotot ena kabu halifu kew Ethiopian ena
ሰልፍኝከየዉፁ ደዩ ዘታልልዘሎ ሰልፍ ከካየደ አሎዎ👊👊👊👊👊👊👊👊
Tigray maekel zgebere kikewin alewo amharigna enatezarebkum bisibket equa gena Jara ayiwetsaekumn zelekum Tegaru ninebsikum myself addis kibetsiwa silemintay ekum niaddis kem rieseketemakum tiriewa. Arat kilo wey ab addis zimisret mengisti wielu hadiru ketal Tigray eyu zikewin.
ብስርቅን ብሸቐጥን እዚ ሓዱሽ ወለዶ ይገድድ ደም ዘይብሉ ወለዶ እዩ ?ንቃል እልይግዛእ ንሰማእታት ን ተጋዳላይን ኣየኽብር ሳክታም ዝኾነ ወለዶ
Beselam temeles meret yelan game dew abel getachew belstegena
Tigray kab tsat nab that kitkiber alewa hizba kimiles alewo.
ገብረ ጅግና ! ጌች ጅግና !
ከምዚ ዓይነት ትግራዋይ ይብዘሓልና ገብረ ዓደት ዝዉቀስ ሰብ ኣይኮነን 100%
ገብረ ዓዴት ነብሪ እዩ
ልዕሊ 40% መሬት ትግራይ ኣብ ትሕቲ ጎበጥቲ ሓይልታት ተባሂሉ ይተኣረም ።
ጌቾ ምስ አብይ ምርኻብ ምጀመረ ሓሶት ለሚዱ ቀስ እንዳበለ እቲ ሕሶት የላምደና ኣሎ ሕዝቢ ይሓልቅ መራሔቲ ውስኪ ይጭልጡ መሕፈር
I would like to see him walk the (his) talk. The facts on the ground paint a different picture. In the face of Abiy's consistent reluctance to implement z Pretoria agreement, Getachew's message seems out of sync & desperation to sooth Tegaru critics.
ገበረ ዓዲየት ጀግና ሓዉና እዩ👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
Nay kllte Amet hasot lemidnakum
ገብረ ገብረ ፃድቅ ኣዝዩ ተባዕ ጅግና ኢዩ።
ጌታቸው ረዳ ዘይሐሰዋ ሰኣትየለን ጊዘ አሚ ከምዚክትምለሱ አናበለ ተሰፋ ኽቆርሰዝገብሮ ኢዩ ፋካትራሰ መንፈሲ ኢዩ ገንኢ ሱቅ ኢሎም ክንመልሶ ብምታይ ምክንያት በይኖም ክኸደለ ሀለፊነት ብመን ፀላኢ ተሰፋፋሂ ተወይፀ ካሊእ መሰዋእቲ ክበዝሀ ኢዩ ታይ ኢዩ አዚይ ሸቃጣይ ጌታቸው ረዴን ጉጁሉኡን ኢዩ
እዞም ሕዚ ንመራሕቲ ተጋደልቲ ትግራይ ዝወቕሱ ዘለው ሓሳዳት አብ እዋን ቓልሲ አበይ ነይሮም ፣አብ ጊዜ ዕፅዋን ክባን ቕርሺ ብሰለስተ ዕፅፊ ናሸጡ ዝንግዱ ዝነበሩ ፣ አብ ድብዳ ቡኑን አብ ዕፁው ገዛውቲ ንሓንቲ ጠርሙስ ቢራ 150 ቅርሺ ኸፊሎም ዝሰትዩ ዝነበሩ ሰተይቲ ደም ህዝቢ ትግራይ ፉሹላት ፖለቲከኛታት እዮም ።
ፃዲቅ አብራሀ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
አይደለም ፋኖ ተራው አማራም ትግራዋይ ዛዲግ ወሎን እንዲያስተዳድር አይፈልግም: ይሾም የፋኖ እራት ይሆናል: ለመሆኑ ምስለኔ ለመሆን ነው ወይስ ህዝብ ይመርጠኛል ብሎ ነው? ስንት ሆዳም አለ ሊበላ የሚበላ?
You're must know before present media about reality which is meaning you must object for who enough knowledge often in historic population and regulations the all nation disruption mostly northern part historically the country never been divided until under rule of woyane and shabia which is 1991 to until days the great dynamic history of Ethiopia , and people having bean falling down into Ethnic group Which is most Wrong hands more ever ignored lawless you're calmed given afar land fi you know the real history you must be respectively protect you're self and other you must obey to rules of law"
ሓንቲ ዓይነት ፅዋ ኩሉ ግዜ ኣይትደጋግሙ!! ቀጥታ ናብ ዜና እንተተኣትው!!! ቅድሚ ዜና ኣርእሰተ ዜና እምበር ከም ኣቡነ ሰመያት መዓልታዊ ዝደጋገም ሰልቻዊ ዩ፡፡
ደፃቸው ኮነ ገታቸው ኩሎም ልወንበሮም እዮም😂😂😂 ሕንኽ ዘይብል ድማ ካብ ሎማዓንቲ ጀሚሮ ይብል😢😢😢😢😢
geber hasawe
ልዕሊ ዓመት ኣቁፂሩ ተምዛበልቲ ናብ መረበቱ ክምለስ እዩ ካብ ዝብል።ናብ ሚድያ ኣብ ዝወፆ ዘይትግበር መፅብዓ ይኣቱ።ውርደት እዩ።
Please do not broadcast without getting a reality about what Getachew is saying. It will be misleading the peaple.
እንታ፡እዮም፡ፈዚዞም፡እቶም፡መራሕቲ፡እቲ፡ተማዛባላይ፡እኮ፡ተሳቒዩ
@user-fh4in7bt5u
17 күн бұрын
አቢይ ፈሪሆም ::::::መሳሪያ የብሎምን (ጠያይቲ) ክቃለሱ አይክሉን። ህዝቢ ጸሊእዎም :::;;; ድህር ህጂ ከም ቀደም ምስኦም ልኹናት ዝስለፍ የለን። ልምታይ እዮ እንተበልካ ሀደ ሚልዮን ትግራዋይ አጥፊእካ ውጺኢት ስለዘይምጽኡ ፣ ዝቃለስዎ አላማ አይፈልጡን ልነጻነት ዱዩ ወይስ አቢይ ታብስልጣን አውሪድካ ስልጣን መሊስካ ልመሃዝ ስለዙይ ግልጺ አይኮኑን ብፍላይ አብ አዲስ አበባ ከባቢ በጺሀኻ ምምላስ ፣ ስርቅን፣ ወንጀልን አብ ትግራይ ዝፍጸም ናይ ስልጣን ንብባእሎም ምጥልላፍ ፣ ናይ አቢይ ህሽክርና መሪጾም ፣ናይ ኹናት ስነኩላት ምብስባስ ዝኹሉ ግእዝይና ዝትአዘበ ህዝቢ ትግራይ ተስፋ አቅቢጽሎም እዮ ድህር ህጂ ተስፋና አብ እግዚአብሔር እዮ ;ካሊእ ተአምር እተተይፈጥረ በቀር።
በእውነት አብ ቅድሚ ገብረ ገብረፃዲቅ ጠጠው ዝብል ወድሰብ የለን።እዚ ጀገና ሓውና,ህዝቢ ትግራይ አብገዝኡ ከሎ ከይጠፍ ሓጊዝዋ እዩ፤❤️💛🙏
@user-nl1hv7ni2l
17 күн бұрын
He is the God Father of Genocide!!!!!
ጋውና ሓሳዊ ጌታቸው ረዳ መልሓሱ ካብ አብይ ይብእስ ደላላ ፡
ሓቆም
ተመዛበልቲ ካብዚ ሕዚ እዋን ጀሚሩ ተመዛበልቲ ምምላስ ክጅመር'ዩ ክብል ፕረዚደንት ግምት ክብል አፍሊጡ'ል። ኮይኑ ግና ሰነ 16, 2016 ክካየድ ዝተተለመ ሰላማዊ ሰልፊ ንምልማስ ዝሓሰበ ከይኸውን።
He is a hero, and as a critical time, he has done excellent and professional jobs. Those who try to blame him are having difficulty understanding what war is.
ጌታቸው ብልፅግና ኢዩ።
@AbebaGebretsadik
17 күн бұрын
ስጋ መን?
@user-bg5ck4mj9i
17 күн бұрын
😂
Never got peace in tigray because tigray people always stolen from eritrean people.
ንጌቾ ኣምሰሉ፣ ተስፋ ቆሪፅናልካ ኢና፣ ኪድ ናብ ኣብይ ተሸጎጥ በሎ
@tesfayaberhe
17 күн бұрын
ሻዕቢያ, አብዘይ ግራትካ ጣሕመስመስ አይትበል, ባርያ !😂😂😂
ጌታቸው ፀቢቑ ደብሪፀይ ሓሚቑ 😢
ጌታቸው ደንቆሮ ዓብይ ከብዲ እንካን ንህዝቢ ክትምልስ አብ ስልጣንካ ጥር ትብል ቁም ነገር ሰሪሕካ አይትፈልጥን ኢካ ብኣፍካ ግን ለባም ለባም ትጫወት አለካ ፎሽፋሽ ሓሳዊ
@AbrhamAdehane
16 күн бұрын
ጋህታን
መሕፈሮ! # ገብረ ዓዴት ጄኖሳይደር'ዩ!
ሓሰውቲ ሓንቲ ተግባር ዘይብልኩም
ንዚ ጀግና እዚ ዝትንክፍ ዝኾነ ይኹን አካል ፀረ ጀግንነት ተጋሩ እዩ
ግብራወነት ደአምበር መብጻዓ ዝሳአነ ህዝቢ አይከነን ህዝቢ ትግራይ ንሕና ዘደልየና ንአሸተይ ተዘሬብካ ዓብይ ግብራውነት ንሱኢዩ ዘጠቅመና ንሱኢዪ ናፍቁና ንዕኡ ኢና መስዋእቲ ከፊልና ካብ ወጻኢ ዝሰምዕ እዝኒ የብልና ወዳሐንካ