ስብከት ፖፕ ሽኖዳ 3ይ "ጠንቂ ድኻም ኣብ መንፈሳዊ ህይወት" Sermon Pope Shenouda 3rd in Tigriyna "

Ойын-сауық

#tewahdo #orthodox #ቤት
#tewahdo #orthodox #Eritrean
#Eritrean #orthodox #tewahdo #ቤት #ፍቕሪ #እግዚኣብሄር
~ኣቕራቢ ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር

Пікірлер: 96

  • @user-hm6ez8dx1x
    @user-hm6ez8dx1x9 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ከምዚ ከማይዶ ናይ ኣባ ሽኖዳ ትምርቲ ናደጋገምኩም ትስመዕዎ ብሱሩ ዘይስልችወኒ ትምርቶም ኣብ ተግባር ምዉዓል ዳኣ ኣበየኒ እምበር

  • @user-xb7lq4rc5v
    @user-xb7lq4rc5v10 ай бұрын

    ካብ ብዘይ እግዚኣብሔር ምንባር ምስ እግዚኣብሔር ሙማት ይሓይሽ ደስ ትብል ተስፋ ዝሓዘት ቃል!🎉

  • @user-sy8hs2zj9y

    @user-sy8hs2zj9y

    10 ай бұрын

    አነ ግን ደስ አይትብለንን ማለተይ ምስ እግዚአብሔር ኮይንኻ ሞት የለን ናይ ዘለአለም ህይወት እንበር ካብ እግዚአብሔር እንድሕር ተፈሊኻ ግን ምንባር የለን ሞት እዩ ስለዚ እታ ቃል..

  • @user-dx5fm9hc9z

    @user-dx5fm9hc9z

    9 ай бұрын

    ካብ ብዘይ እግዚአብሔር ምንባር ማለት ኣብዚ ምድሪ ብዙሕ ዓመታት ነቢርና ግን ኣብ ህይወትና ክብሪ አምላኽ ዘይንገልፅን ከም ቃሉ እንድሕር ዘይንነብር ኮይንናና መወዳእታኡ ሞት እዩ ሰብ ኩሉ ዓለም ረቢሑ ነብሱ እንተ ኣጥፈአ እንታይ ይረብሕ ከም ዝብለና ቅዱስ ቃሉ ስለዚ እታ ቀፂላ ዘላ ከኣ ምስ እግዚአብሔር ሙማት ይሓይሽ ትብል ኣብ ምድሪ ከምቲ ጎይታ ዝደልዮን ዝእዝዘናን ከምኡ እናነበርናን እናተመላለስናን ብስጋ እንተሞትና ውን ናብ አምላኽ ኢና ንከይድ ዘለና ስለዚ ንጎይታ ሒዝካ ማለት ብህይወትካ ንኡኡ እናክበርካ እንተሞትካ ይሓይሽ ድሕሪኡ ዝፅበየና ዘለኣለማዊ ህይወት እዩ አምላኽ ብመንግስቱ ይዘክረና❤❤❤❤ ኣነ ብከምዚ እየ ተረዲኤያ ፍቁራተይ ፈጣሪ ይባርኩም❤❤❤

  • @user-xb7lq4rc5v

    @user-xb7lq4rc5v

    9 ай бұрын

    ጸጋ የብዝሓልኩም ክሉኹም ኣሕዋተይ በጣዕሚ ደስ ዝብል ክብሪ ይሃብኩም፡ ኣነ ውን ከምዛ ድሒርካ ዝዘርዘርካያ ኢየ ተረዲአያ ማለት ምስ እግዚኣብሔር ሙማት ማለት ደቂ ሰባት ውርላ ድላዮም ይግበሩኻ ግን እግዚኣብሔር ምሳኻ ከም ዘሎ ኣሚንካ ንስሙ ኢልካ ሙማት ኢያ።

  • @user-dx5fm9hc9z

    @user-dx5fm9hc9z

    9 ай бұрын

    @@user-xb7lq4rc5v ፅቡቅ ኣለኪ ዝያዳይ ኣነውን ከምቲ ቀዲመ ዝገለፅኩዎ እየ ተረዲአዮ አምላኽ ይባርኺ። ኣነ ከኣ ጋል እየ ይቅሬታ💕💕💕

  • @user-xb7lq4rc5v

    @user-xb7lq4rc5v

    9 ай бұрын

    @@user-dx5fm9hc9z እሺ ክብርቲ ሓፍተይ ጸጋ የብዝሕ ደስ ዝብል ከምዚ ናይ ምብህሃልን ሓሳብካ ምቅይያር ምዘይተረድኣና ምርዳእ በሓቂ ትሓጒሰ ኣነ፡ ኣነ ዉን ወዲ ኢየ😊።

  • @user-sy8hs2zj9y
    @user-sy8hs2zj9y10 ай бұрын

    ናይ ነብሲ ዕረፍቲ ዝኾና ናይ አቦና ሽኖዳ ሰሚዕኻ ዘይፅገብ እዩ አቦዋኒ ነብስኹም ይምሓር በረከትኩም ይሕደረና ሰላም ዝህብ ት/ቲ ሓዲግኹምልና ❤❤

  • @augushaile4443
    @augushaile44439 ай бұрын

    ስላምካ ይብዛሕ ቡሩክ ናይዞም አቦ ምሕሮ ምዕዶ ናይ ሂወቶም ምስ ኣምላክ ዘሕለፍዎ ዘመሐለልፍዎ ሰሚዔዮ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፡ኣብልብና ይሕድሮ ፡ንአጃ ምስ ቤትካ ንአምላክ ብምፍራህ ብምግልጋል ዘመንካ ይወደአልካ፡ልዕልኩሉ ግን ኣምላክ ንሕዝብና ንመንእሰያትና ነቦታትና ንብዚ ትኩል ዝኮነ ቃል አምላክ ንምእዛዝ ልቦናና የተሳስአዮ ይብል፡ኣምላክ ንምድርናን ንሕዝብና ይባርክ

  • @user-je3os4gu3v
    @user-je3os4gu3v26 күн бұрын

    አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና🙏🙏🙏

  • @habte9246
    @habte924610 ай бұрын

    I imagined what it seemed your reward from God. What you've done is blissful and astounding, as you translated to our mother language, and every Pop Shenoda's word pierced to deep of my heart. As a result, I usually praise to God, because of you. God's always with you and his eyes are staring at you. God bless you so much. ልብጥ ዝበለ ብምካንካ ኣይምዉቅ ኣይዝሑል ኢካሞ: ካብ ኣፈይ ጡፍ ክብለካ እየ (ራእ ዮዉ 3:16). እቲ ኩሉ ዝክእል ኣምላክ ምዉቅ ጸጋ መንፈስ ቅዱስ ይዓድለና:: ኣመን::

  • @user-rm1zd9tl6n
    @user-rm1zd9tl6n8 ай бұрын

    ኣሜን ፫ ቃለ ህይወት የስመዐና ✝️

  • @shhshsshhddh1051
    @shhshsshhddh10515 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር ኣብና

  • @angesomaraya5785
    @angesomaraya57859 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስማዓልና

  • @filmonzerzghi9929
    @filmonzerzghi992910 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና

  • @shewittesfastion3276
    @shewittesfastion32768 ай бұрын

    Amen Amen behaki kali hiwet yesmealina Abona breketikum aban yehder 🙏🙏🙏

  • @tgraweyt
    @tgraweyt6 ай бұрын

    ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና🙏🙏🙏

  • @user-ce7uk8li5w
    @user-ce7uk8li5w4 ай бұрын

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና ኣቦና❤

  • @salmeyeg
    @salmeyeg19 күн бұрын

    ቃለ ሂወቱ ያስመዓልና ክቡር ኣቦና❤❤❤

  • @zmamberaki5030
    @zmamberaki503010 ай бұрын

    ቃለ ሒወት ያሰማልን 🙏🙏🙏

  • @user-oy4jy1ch7b
    @user-oy4jy1ch7b9 ай бұрын

    Amen amen amen zmara malakt yasmana.❤❤❤

  • @natnaelabrham3986
    @natnaelabrham398610 ай бұрын

    ንቋዕ ብደሓን መጻኹም ብዙሕ ጠፊእኩም ❤❤

  • @user-orthodox.mkghaa
    @user-orthodox.mkghaa8 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስምዓልና

  • @user-ne7lx2ly1h
    @user-ne7lx2ly1h9 ай бұрын

    ቃል ህይወት የሰማዐልና

  • @jositesfie3046
    @jositesfie30469 ай бұрын

    Amen Amen Amen

  • @user-ey3mm5ql8y
    @user-ey3mm5ql8y10 ай бұрын

    ኣሜን ቃለህይወት ቃለበረከት የስምዐልና በረከት ቡፁእ ቅዱስ ኣቦና ይሕደረና ልቢ ልድያ ከም ዝኸፈተ ልቦናናውን ይከፈተልና ኣነስ ይሰምዕሞ ተግባር ከዓ ባዶ(0) ኮይነ ብቻ ክርስትያናዊ ስም ሕዝ ይጉዓዝ🤲💔

  • @adhanomschmendi3823

    @adhanomschmendi3823

    10 ай бұрын

    Ane wn

  • @user-hd7xd6us4v

    @user-hd7xd6us4v

    10 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ኣብ ኩላትና እዮ እግዚአብሔር ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና ደኣምበር ብቻ ተስፋ ዘይምቁራፅ

  • @user-bm5tb1ti3d
    @user-bm5tb1ti3d10 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና 🤲♥️🤲

  • @Amorawedigash
    @Amorawedigash10 ай бұрын

    Amen amen Amen qal hawit yesmiana kubur abona🙏🙏🙏🥰🥰🥰✝️💒

  • @selemawittadele3572
    @selemawittadele35729 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና🙏❤

  • @maeshotakle1799
    @maeshotakle17999 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዓልና

  • @merhawiberhane5591
    @merhawiberhane559110 ай бұрын

    amlak ybarkum bnafqot ina nxbeyekum bflay nay pop shinoda sbket mkniatu gbrawi tmhrti sle zkone slezi bjokum aytengiuna amlak msakum ykun

  • @user-ne2wz4xm7r
    @user-ne2wz4xm7r13 күн бұрын

    ባሓቂ ቃለ ሂወት የሰማለና

  • @robelmtrd
    @robelmtrd10 ай бұрын

    Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

  • @rgfgghff9567
    @rgfgghff95679 ай бұрын

    ቃለ ሒወት ያሰማልን

  • @rozinahadish989
    @rozinahadish98910 ай бұрын

    ቃለ ህይወትፐየሰማአና አሜን

  • @Arsemamerih-jl4tr
    @Arsemamerih-jl4tr10 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @semerekahase882
    @semerekahase8827 ай бұрын

    ቃለ ሂወት ያስመልና ተባረክ

  • @merongirmay3296
    @merongirmay329610 ай бұрын

    Amilak beraketun menfesun yebizahalikum aba 👏🙏👏🙏👏💙💚🩵💙✌️🙏👏👏🙏👏🙏👏.

  • @samsomseqar530
    @samsomseqar5309 ай бұрын

    Amen 🙏 🙏 🙏

  • @danielhabteab3017
    @danielhabteab30178 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዓልና

  • @sabaghumbot5485
    @sabaghumbot548510 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስመአልና

  • @trhasmeharihagos9666
    @trhasmeharihagos96669 ай бұрын

    Kal hiwet yesmana

  • @adhanethabteyes6686
    @adhanethabteyes66868 ай бұрын

    ❤ ቃል ሂወት ያስማልና

  • @user-to9fs6fk8f
    @user-to9fs6fk8f8 ай бұрын

    ቃል ህይወት የስመዕልና

  • @user-di9mn8rt6e
    @user-di9mn8rt6e3 ай бұрын

    Amen amen amen 🙏 🙌 👏 ❤️

  • @eyerukinfe3399
    @eyerukinfe339910 ай бұрын

    Amen amen amen kali hiwet yesimana

  • @hopeyohanes
    @hopeyohanes10 ай бұрын

    እግዚኣብሄር ይባርኽኩም bet fkri

  • @user-ew3cz5dg4k
    @user-ew3cz5dg4k10 ай бұрын

    ቃል ህይወት የስመአልይ

  • @hagosmahari6992
    @hagosmahari699210 ай бұрын

    Amen amen amen zemri melkit yesmalna

  • @MedhanieBerhane-io8lu
    @MedhanieBerhane-io8lu9 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስምዓልና።

  • @ezgabiherymesgen214
    @ezgabiherymesgen21410 ай бұрын

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna

  • @adhanethabteyes6686
    @adhanethabteyes66868 ай бұрын

    ቃል ሂወት ያስማልን

  • @user-vb7sh9dj7f
    @user-vb7sh9dj7f10 ай бұрын

    Bhaki des zbel kale hiwet yesmalna tsegu yebzhalkum🙏bereketomn tselotomn nay nay ezom kudusan ayfeleyena 🙏

  • @yergalemtesfay8806
    @yergalemtesfay88062 ай бұрын

    Amen Amen Amen ❤❤❤❤

  • @letensaeokubazghi6327
    @letensaeokubazghi632710 ай бұрын

    Amen kalhiwet yesmana

  • @LidyaAndom
    @LidyaAndom8 ай бұрын

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna abona

  • @user-wv9kq9ed7c
    @user-wv9kq9ed7c10 ай бұрын

    Qale hiwet yesmealna kbur abona ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @kulusebukulusebu7588
    @kulusebukulusebu758810 ай бұрын

    Amen (3)abona qal hiwet yesmana ✝️❤

  • @NatnaelFeeshasion
    @NatnaelFeeshasion10 ай бұрын

    Yeqenlena zehawey egezabeher xegu yebzhalkum amen

  • @user-gd6eq2yh4y
    @user-gd6eq2yh4y8 ай бұрын

    ቃለ ሂወት ይስመዓና 🙏🙏🙏🙏

  • @ghenetghe8493
    @ghenetghe84938 ай бұрын

    Amen amen amen

  • @tsegaygebremedhin2233
    @tsegaygebremedhin223310 ай бұрын

    Kale hiwet yesmalna kbreta yihawet

  • @lemlemrezene8636
    @lemlemrezene86367 ай бұрын

    Kalehewt yesmalna abona 🤲🤲🤲🙏🙏🙏⛪⛪⛪

  • @MerWel7714
    @MerWel77149 ай бұрын

    Please do more!!!❤

  • @meazatewolde6960
    @meazatewolde69606 ай бұрын

    Kale hiwet yeesmealna

  • @robelmtrd
    @robelmtrd10 ай бұрын

    God Bless You Amen Amen Amen.

  • @sofyaaesufyflyheky9613
    @sofyaaesufyflyheky961310 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን 💯✅🙏🔐⛪✝️

  • @raei2257
    @raei22579 ай бұрын

    🙏🏻🙏🏻🙏🏻Amen

  • @kokobdebesom2660
    @kokobdebesom26609 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @gedeytsegay3927
    @gedeytsegay39279 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስማዓና🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤

  • @user-ih9vi4kz5o
    @user-ih9vi4kz5o10 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤🤲🤲🤲🤲🤲🤲

  • @mussietesfation1391
    @mussietesfation13919 ай бұрын

    Abona shenoda xolotkom aygadfana.

  • @LidyaAndom
    @LidyaAndom8 ай бұрын

    Kal hiwet yesmalna Abona

  • @user-mu7du6wv5s
    @user-mu7du6wv5s10 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @adhanomschmendi3823
    @adhanomschmendi382310 ай бұрын

    ❤❤❤🙏🙏🙏⛪⛪⛪

  • @nhialgabriel8196
    @nhialgabriel8196Ай бұрын

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-kr2cu7oz4c
    @user-kr2cu7oz4c9 ай бұрын

    ቑድስ ኣቦና ፓፕ ሽኖዳ 3ይ ኣብ መንግስተ ሰማይት ሕሰበና

  • @Maekelebini
    @Maekelebini8 ай бұрын

    Elllllllllllllllllllllllllll 🎉❤❤🎉❤🎉❤🎉❤😊😊😊😍😘😍⛪️🙏🏾

  • @user-ih9vi4kz5o
    @user-ih9vi4kz5o9 ай бұрын

    🌺🌺🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @Arsuandat1424
    @Arsuandat1424Ай бұрын

    ከቡለ ጠቅ አንታይ ማለት አዩ ንገሩኒ ❤❤

  • @user-hx5nm4qx2l
    @user-hx5nm4qx2l6 ай бұрын

    Ab sedet metekaeta abonyn adeyn kal eiu neay❤❤❤❤neaku aemrokum abezihu yhabkum kem abona.

  • @birhinhidru9154
    @birhinhidru915410 ай бұрын

    Amen Amen Amen

  • @biemnethidru5182
    @biemnethidru51829 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዓልና

  • @samsomseqar530
    @samsomseqar53010 ай бұрын

    Amen 🙏 🙏 🙏

  • @michaelissack9271
    @michaelissack92719 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @natnaelfishale1867
    @natnaelfishale186710 ай бұрын

    Amen Amen Amen

  • @BinyamKesete
    @BinyamKesete8 ай бұрын

    Amen Amen Amen

  • @yonasalem3683
    @yonasalem36838 ай бұрын

    Amen Amen Amen

  • @yonasalem3683
    @yonasalem36838 ай бұрын

    Amen Amen Amen

  • @yonasalem3683
    @yonasalem36838 ай бұрын

    Amen Amen Amen

  • @michaelissack9271
    @michaelissack92719 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @mezmur774
    @mezmur7748 ай бұрын

    ❤❤❤

Келесі