#RuftaLbey

Subscribe free:
/ ruftalbey
Copyright©Rufta Lbey ሩፍታ ልበይ 2022
ምሳና ክትራኸቡ ምስ እትደልዮ በዛ Email ክትጽሕፍልና ትኽእሉ ኢኹም:
kibrom.debesay24@gmail.com
√ኣብዛ ቻነል subscribe ንምግባር ኣብዚ ጠውቁ: / ruftalbey
√Facebook:page: profile.php?...
ሃናጺ ሓሳብኩምን ርእይቶኩምን ንዓና ኣገዳሲ ስለ ዝኾነ ካብ ምጽሓፍ ኣይትቀጠቡ።ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና።
©All rights reserved to Rufta Lbey ሩፍታ ልበይ.No part of this publication may be reproduced,distributed or transmitted in any form or by any means without the prior written permission of the publisher.
#Rufta Lbey# ሩፍታ ልበይ#

Пікірлер: 75

  • @thfgfygdh2619
    @thfgfygdh26192 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብሮም ሓወይ መስቀል ሓይልና✝ መስቀል ፅንዓት✝ መስቀል ቤዛና✝ መስቀል መድሃኒት ነብስና ✝እዩ።

  • @rutatesfay9989
    @rutatesfay99892 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ክብሮም ሓዉና እግዚኣብሄር ጽጉኡ የብዝሓልካ ።

  • @merhawitmehari4458
    @merhawitmehari44582 жыл бұрын

    ቃለሂወት የስምዓልና ክቡር ሓወይ እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ናይ ዘመን ኣገልግሎት ዕድሜኻ ይባረኽ ይቐድስ ጸጋ ብዲበ ጸጋ ይዓደልካ ጽግኡ የብዝሕ ብጣዕሚ ኣዝያ ደስ ተበል መሃሪት ዝኾነት ዝኽሪ እታ መስቀል ሰሚዕና ንምትግባር የብቅዓና ከመይ መጽሓፍ ቅዱስና ተግበርቲ ቃል ድኣ እምበር ሰማዕቲ ቃል ኣይኮኑን ንመንግስቲ ሰማያት ኣይወርስዋን ኢዮም ከምዝብለና ተግበርቲ ቃል ክንከውን ብጸጋ መንፈስ ቅዱስ ይደግፈና ብድጋሚ ቃለሂወት የስምዓልና ያፈድፈድ ለከ ጸጋኡ እግዚኣቢሄር ወይሃብከ እሴትከ ፍቑር ሓወይ

  • @hffgtt9869
    @hffgtt98692 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዕና ኩቡር ሓዉና ፅጋ በረከቱ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @enbebatukue7557
    @enbebatukue75572 жыл бұрын

    ብሓዊ ቃለ ሂወት የስመዓልና ኩቡሮም ሓወይ ጸጉኡ የብዘሓልካ እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ

  • @mebratsntayehu8843
    @mebratsntayehu88432 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ያስማልን ለሁላችን እግዚአብሔር ያግልግሎት ዘመንህን ይባርክልህ ውድ ወንድሜ መምህራችን

  • @user-co9zd9wy4j
    @user-co9zd9wy4j2 жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር ሓዉና 👏❤🌿🌿

  • @edenteklehaimanot6215
    @edenteklehaimanot62152 жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @user-rx5bi8qp5x
    @user-rx5bi8qp5x2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና ፁጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ ዝሓወይ🙏🙏❤

  • @user-wj3sc6wy7o
    @user-wj3sc6wy7o2 жыл бұрын

    ብሐቂ ጥዑም ትምህርት ያ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልካ ክቡር ሐወይ ኣብ ዓዲ አረብ ዘለና ሃየ ማዕተብና ከይንበትክ ካብዛ ትምህርት ንውስድ ክቡራተይ 💞💞💞💞

  • @thfgfygdh2619
    @thfgfygdh26192 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ፀጉኡ የብዝሐልካ ኣብ ቤቱ የንብርካ

  • @user-kt7cb7yz1d
    @user-kt7cb7yz1d2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፅጉኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓወና መሰቀል መድህኒ ናብሰነ

  • @anama5649
    @anama56492 жыл бұрын

    ብሓቃ ቃል ህይወት ቃል ሰናይ የሰመዐልና ክቡር ሓዉና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የበዘሐልካ❤

  • @user-bg6sc8lo2u
    @user-bg6sc8lo2u2 жыл бұрын

    እግዚኣብሔር ይመስገን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እሜን እሜን እሜን

  • @user-dm8sb2rj8e
    @user-dm8sb2rj8e2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡን በረከቱን የብዘሐልኻ ክብር ሓውና ክብሮም ብጣዕሚ ደስ ትብል ዛንታ ግን ፍርቃ መሕዘኒት እያ ዝኩሉ ተኃንቁውስ ዘይ ረከባ 😢❤️

  • @waggatammm4269
    @waggatammm42692 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና

  • @selam801
    @selam8012 жыл бұрын

    በእውነት ጸጋውን ያብዛልህ ወንድማችን እግዚአብሄር የአገልግሎት ዘመንህ ይባርክልህ

  • @tyyh8160
    @tyyh81603 ай бұрын

    ኣሜን(3)ቃል ሂወት ይስመዐልና ኩቡር ሓወይ🙏❤

  • @user-zm4ww6oq6h
    @user-zm4ww6oq6h2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ክብሮምይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @samuelbeyin199
    @samuelbeyin1992 жыл бұрын

    ቓል ሂወት የስማዓና ሓውና ብልቢ ደስ ዝብል ታሪኽ

  • @SaddsdGsxfg-oi3ut
    @SaddsdGsxfg-oi3ut3 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስምዐልና ኩቡሩ ሓዉና ፀጋ ኣብ ርእስ ፀጋ ያዓዲለልና ❤❤❤ጌታ ሆይ ልቦናና ክፈተልና 😢

  • @user-mh5iv2rj2g
    @user-mh5iv2rj2g2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓዉና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ብጣዕሚ ደሰ ትብል ዛንታ እዩ 💔😥🙏🙏🙏

  • @user-vz8yi4rf1k
    @user-vz8yi4rf1k2 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት ዪስመዐልና ጸጋኡ ይብዘሐልካ ክቡር ሓዉና

  • @letenkelleklebrhan1058
    @letenkelleklebrhan10582 жыл бұрын

    Kale hiwet yesmalna zeben agelglotka egzabiher ybarek bereket kudusan rediet emebrhan ms kulna ykun amen amen amen

  • @user-zp9tb3gm1b
    @user-zp9tb3gm1b2 жыл бұрын

    ሰላም ሰላም ተከታተልቲ ሩፍታ ልበይ ሩሕስ በዓል ልደት ጎይታናን መድሓኒናን ኢዮሱስ ክርስቶስ ይመጸኣና። ሰላም ፍቅሪ ቅሳነት ምትሕቁቃፍ ክኮነልና ይምነ ኣብዚ ቻነል ብዙሕ ክንመሃር ተስፋ ይገብር። ንሓውና ካኣ እግዝኣቢሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓሉ

  • @user-nv5vt5ct6f
    @user-nv5vt5ct6f2 жыл бұрын

    Amen amen amen Qale hiwet yesmeaelna kubr hawna👏👏👏

  • @user-go7qy9gf1b
    @user-go7qy9gf1b2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለሂወት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓዉና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @amnaslama4484
    @amnaslama4484 Жыл бұрын

    ቃለ ህይውት ቃለ በረከት ያሠማልን✅✅✅🤲🤲🤲

  • @milonmilon6338
    @milonmilon63382 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ክብር ሓዉና ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር ሓዉና ፀግኡ የብዙሐልካ

  • @user-zu1ku2cb2g
    @user-zu1ku2cb2g2 жыл бұрын

    እሜን እሜን እሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና

  • @millenahabtemichael1905
    @millenahabtemichael19052 жыл бұрын

    Bhaqi maritime eya qel hiwet yesmealna egzabheri amlk xegua yebzhalka

  • @user-yo2jx6zl7s
    @user-yo2jx6zl7s2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የስማዓልና ሓወና ናይ በሓቃ ጸጉ የብዘሕልክ እግዚኣብሄር ኣማላክ ንሕና ከኣ ኣብ ኣምነትና ጸናዓን ክንከይድ ዓድ ልቢና ይክፈተልና እግዚኣብሄር ኣማላክ

  • @user-jb4tt8pi1u
    @user-jb4tt8pi1u2 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለሂወት የስመዐልና አምላክ ጸግኡ የብዘየልካ ክብሮመይ 🙏❤

  • @user-kf2pe2vk2p
    @user-kf2pe2vk2p2 жыл бұрын

    ሰላም ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ

  • @user-gy9nz7fo2o
    @user-gy9nz7fo2o2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይውት የስመዐና ጹጉኡ ይብዘሐልካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ

  • @user-yc4mf5ye4q
    @user-yc4mf5ye4q2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡን በረከቱን የብዝሓልካ ክቡር ሓውና መድሃኒኣለም ኣቦና ንሃገርና ሰላምን ምሕረትን የውርደልና👏👏👏

  • @user-zn3tq5cb6v
    @user-zn3tq5cb6v2 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ክብር ሓውና ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ኣምላክ ቅዱሳን ጸጉኡ የብዘሐልካ ብጣዕሚ ደስስ ዝብል ዛታ እዩ በርተዐልና ሓውና።

  • @mebratsntayehu8843
    @mebratsntayehu88432 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ውድ ወንድሜ መምህራችን

  • @hanilove5389
    @hanilove53892 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ደስ ዝብል ዛንታ አግዚኣብሄር ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና ንዓኩም ካኣ ቃለ ሂወት የስምዓልና አግዚኣብሄር ጸጉኡ የብዝሓልኩም

  • @mrhawtmicheal2228
    @mrhawtmicheal22282 жыл бұрын

    Amen amen amen Qal hiwet yesmalna

  • @semehersemeher6909
    @semehersemeher69092 жыл бұрын

    Qale hiwet yesmalna xegan bereketn nay luul egzabiher amlaknan weleweladitu dngl maryamn ayfeleyena ab zelenayo nmelae alem mhretun bereketun ylakelna bhayli mesqelun bemaladnet emebrhan dngl weladit amlakn mskulna ykun 🕊🕊🕊🕊🕊🕊🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-lv8ms3nt4n
    @user-lv8ms3nt4n2 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ክቡር ሓውና🙏❤️❤️

  • @Bri_Tgraweyti....
    @Bri_Tgraweyti....2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም ክቡራተይ🌼 መስቀልና ማዕተብና ኣርማ ምልክት ድሕነትና ተመስገን✝️

  • @dads3307
    @dads33072 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ

  • @user-hn2ei6nx5j
    @user-hn2ei6nx5j2 жыл бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር ሓወይ። ይገርም እዩ የሐዝን አምላክ ክምህረካ ተደልዩስ ብሓቂ

  • @user-li5jf1pt1d
    @user-li5jf1pt1d2 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክብሮም ሓወይ እንካዕ ብሰላም መፃካና አሜን ብሓቂ ቃል ህይውት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ደስ ብሃሊት ዛንታ

  • @TV-vh2im
    @TV-vh2im2 жыл бұрын

    አብ እመነትና የጸነዐና

  • @tsedihabshawit3375
    @tsedihabshawit33752 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዛሕልካ ዝሓወይ

  • @kiflaytbirihan613
    @kiflaytbirihan6132 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓው ኣምላኽ ፀግኡ የብዝሐልካ ክቡር ሓው ♥♥♥

  • @hiwanwelegebriel6384
    @hiwanwelegebriel63842 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስምዐልና ክብሮመይይ

  • @user-gk9cg8ww2x
    @user-gk9cg8ww2x2 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ማሃሪት ያ ጸጉኡ የብዝሓልካ

  • @asadiabrsha942
    @asadiabrsha942 Жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የሰመዐልና🙏🙏😘😘😘

  • @senaitkebede178
    @senaitkebede1782 жыл бұрын

    Kale hiwet yesmealna hawina kbrom Egizabher amlak ebarkeka Aziyu ab libka zsefr tmrti nhna kea semaeti zeikona fetsemti kinkewin Egizabher edegfena 🙏

  • @user-uv2yu8xj7k
    @user-uv2yu8xj7k2 жыл бұрын

    ቃለህይወትየሰመዐልና

  • @user-mm1mk6zc9s
    @user-mm1mk6zc9s2 жыл бұрын

    ቃለ ሕይወት የስመዐልና

  • @lave9644
    @lave96442 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓና ክቡር መምህርና ደስ ትብል ዛንታን ትምርትን እያ ክብሮም ሓወይ እግዚኣብብሔር ኣምላኽ ፀግኡ የብዛሓልካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ 👏👏👏 እዚ ሓዉና ግንስ ኣሕዚኑኒ ዝኹሉ ፍቅርስ ዘይ ረኸባ 😥

  • @elsamehari742
    @elsamehari7422 жыл бұрын

    ሰላም ሰላም ደቂ ተዋሕዶ እምነተይ ከመይ ቀኒኩም ክብሮም ሓወይ ኣምላክ ይመስገን እንቋዕ ብሰላም መፃእካና ብሓቂ ቃል ሰናይ ይሰመዐልና ደሰ ባሃሊት መንፈሳዊ ዛንታ ኣብ እምነቱ ይፅነዐና ጎይታ ሰራዊት መድሃኔኣለም ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይብዘሐልካ ብጥበቡ ይንብርካ ክብሮም ይ 🙏🙏🙏

  • @bluekai-qz6je
    @bluekai-qz6je2 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @user-zc2gc7rc6t
    @user-zc2gc7rc6t2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና👏👏👏

  • @zamzamzam4317
    @zamzamzam43172 жыл бұрын

    Amen....3

  • @mulueasmelash5281
    @mulueasmelash52812 жыл бұрын

    Enkaa bselam mexana hawna

  • @user-qu2ip8pb9s
    @user-qu2ip8pb9s2 жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ በረከቱን የብዘሐልካ ክብሮም ሓወይ ኣብ ፆሎትኩም ዘኩሩኒ ፍትዋተይ

  • @bahlbibrhane7431
    @bahlbibrhane74312 жыл бұрын

    Kal hiwet yesmalna

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
    @maryamaadogoytaykyoneyfre24522 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ክብሮም እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርክ 🤲🤲🤲🙏🙏🙏✝️✝️✝️

  • @feryamaryamlji
    @feryamaryamlji2 жыл бұрын

    Behake kale hawet yasmalna keber hawena tsga berkatu yanezhalka abta keniate hayemanotna yetsnana

  • @user-bx5tq5sr1g
    @user-bx5tq5sr1g2 жыл бұрын

    _ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላኽ ዛሓወይይ_

  • @blcfgd5748
    @blcfgd57482 жыл бұрын

    💔🙏💔

  • @akgee1993
    @akgee19933 ай бұрын

    🙏❤️🙏❤️🙏

  • @selamgh3379
    @selamgh33792 жыл бұрын

    kale hiwet yasemalen 🙏🙏🙏

  • @goytomhabtom1208
    @goytomhabtom12087 ай бұрын

    Ney bhaqi qale hiwet yesmalna

  • @sunshineprogramme6158
    @sunshineprogramme61582 жыл бұрын

    Amen 🙏🏼🙏🏼🙏🏼kale hiwet yesmiana nay bhaki des tbl zanta nay agolgulot zemenka yibarak kbrom hawey.😍🥰🥰🥰🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @yordigaltigrayselammskulu2399
    @yordigaltigrayselammskulu23992 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ብመደብኩም ዝቀርብ መንፈሳዊ ዛንታ ህይወት እዩ ዝዘርኣለይ የቀንየልን 💒🤲

  • @user-ky1ed4dh2k
    @user-ky1ed4dh2k2 жыл бұрын

    Yene wddd wendm ✝️🤍🕊️❤️🤲🥺👏

  • @-4587
    @-45872 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ የሕዋተይፀግኡ የብዘሐልኩም ኣሕዋተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሰብስክራይብ ግበሩለይ የሕዋተይ

  • @user-oy6pl7cn3z
    @user-oy6pl7cn3z2 жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የስምዐልና እግዚኣብሔር አምላክ ፀግኡ የብዝሐልካ 👇👇👇👇👇👇👇👇👇kzread.info/dash/bejne/i2l9uLd7gZPaYaw.html

Келесі