Rahel Haile - Endieley (Official Video) | Ethiopian Tigrigna Music
Музыка
Ethiopian Music 2019 by Rahel Haile performing her new Tigrigna song Endieley. The song was composed by Bereket Woldu and lyrics written by Ephrem Amare.Official Music Video.
© 2019 Admas Entertainment / Dixiom Inc. All Rights Reserved.
Subscribe: smarturl.it/AdmasMusicYT
Instagram: / admasmusic
Facebook: www. AdmasMusic/
Twitter: / admasmusic
Website: admasmusic.com/
#AdmasMusic #AdmasTigrigna #AdmasEthiopia #TigrignaMusic #EthiopianMusic #EritreanMusic #EphremAmare #RahelHaile
Пікірлер: 1 400
ሬሄልን ዘመንን ከም ኣድያምን ናሆምን ናብ ናይ ቀደምኩም ተመሊስኩም ብሓደ ክሪአኩም ትምኒት ኣለኒ🙏
@rahwahais929
4 жыл бұрын
ሪችዬ ፈታዊት ትግራይ men alemseged ke haftey?
@Johny-hu9od
4 жыл бұрын
ሪችየ ፈታዊት ትግራይ፡ ንስኪ ከ በጃኪ ምስ መዋእል ተዓረቒ 😂😂😂😂
@trhasalazar2232
4 жыл бұрын
Ny wetru tmnitey eu mis zemen keleku,these who forgives are they will forgiven. raheley plz teareku.
@lizaliza3784
4 жыл бұрын
Betam arif neber
@salinagaleri2450
4 жыл бұрын
ሪችዬ ፈታዊት ትግራይ tsubuk neru hasabki gn zemen mara shikor u nayzia u eti tsegem seb kemzey gebera hji blaeli koynatlu
#ኣቱም ሰባት ኣነስ ሓያል ትምኒት ኣለኒ ልክዕ ከምዚ ኖሆምን ኣድያምን ሓደ ❤ ዝኮኑ #ራሄልን #ዘመን ኣለምሰገድን ክምለሱየ ዝምነ ። ኣምላክ ይጠራንፍኩም ጋልኩም ክትሓቅፉ የብቅዕኩም 🙏🙏🙏
@genetgeryeiamproudoftigray3032
4 жыл бұрын
ፈጣሪ ይበሎ ትጂየ ታይ ይሰኣኖ ፈጣሪ ኣነ እውን ናይ ኩሉ ጊዜ ትምኒተይ እዩ ናብ ንቡር ፍቅሮም ክምለሱ
@user-zb2oi7mg4f
4 жыл бұрын
zblae zereba!
@abrahamafewerkimyking8757
4 жыл бұрын
Amlak alo gualy anewn nesa Eya temnity
@zenebugebrekidan
4 жыл бұрын
ራሄል ሰበይቲ ዘመን አለምሰገድ ድያ?
@genetgeryeiamproudoftigray3032
4 жыл бұрын
@@zenebugebrekidan እወ ወሊዶም እዮም ከማን ሓንቲ ቆልዓ ኣላቶም
ናሆም & አድያም ዘተዓረቅካ አምላክ ን ራሄልን ን ዘመንን ንዳዊትን ንማህሌት ገብረገርግስን እውን አተዓርቆም ንዓይ እውን .....አተዓርቀኒ as አሜን እሰኪ በሉ አቱም ፈቃራት ብዕርቂ እትአምኑ
@trhasalazar2232
4 жыл бұрын
Amen
@user-ji6uj5ru1u
4 жыл бұрын
ከምእውን ማህሌትን ዳዊ ት
@merigalhagereseb21
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-tu4lw8du7z
4 жыл бұрын
ኣሜን (((3)))
@user-yf9pk8dt1h
4 жыл бұрын
@@user-ji6uj5ru1u amennnn ዝወለደ ሰብ ተፈላልዩ አይፈላለን ማሂ& ዴቨ እዉን ከም ዝዕረቁ ተሰፋ ይገብር
ፍትዋት ራሄልን ዘመንን ከም ኣድያምን ኖሆምን ናብ ናይ ቀደምኩም ፍቕሪ ተመሊስኩም በሓደ ጋልኩም ሓቒፍኩም ክሪአኩም ሓያል ትምኒት ኣለኒ። እስኪ ትምኒትኪ የስምረልኪ በሉኒ ደቂ ትግራይ መዓረይ
@alexfikadu0
4 жыл бұрын
ወድ ዓደይ መዓረይ እስከ ሰብስክራይብ ግበረለይ ካብ ድኽነህና ክንናገፍ
ርቺተይ ከምልበይ ፅቡቅ ድምፂ ብሓቂ። ንዛ ፅሕፍቲ ትርኢ ዘለካ ህዝቢ ሓበሻ ኩሉኩም ሰናይ ብዓል መስቀል ይግበረልኩም ፍትዋተይ ላይክ ከዓ ኣይትረስዑ👌💋💋💋💋💊💋
@lloveyoutigray4348
4 жыл бұрын
Amen amen amen
@user-ug6hi9ww2u
4 жыл бұрын
ኣሜን//3//
@user-ro4nh7jh9e
4 жыл бұрын
ኣሜን ማኣርይ ንኩላትና
ናይ ንስሓ ደርፊ ምስ ዘመን ሰላምን ፍቕርን የውርደልኩም ራሄል።
@alexfikadu0
4 жыл бұрын
ትንሳኤ ዘ ኢትዮጵያ እስከ ሰብስክራይብ ግበረለይ ሓወይ ካብ ድኽነት ክንናገፍ
ኬፍ ደለዋ ደርፊ' ያ ምስ ኣለም ሰገድ ዝተተዓርቀኩም ትኩን እንሻኣላህ
ብስም ዘመን ኣለምሰገድ ነዛ ደርፊ ደጋጊመ ሰሚዐያ....መወዳእታኹም ከም ናይ ናሆምን ኣድያምን ይግበረልኩም
ራሄል በጃኪ ምእንቲ እታ ጋልኩም ታዓረቁ እውይ ኣነስ ወሊድካ ምባኣስ ከፅላኣኒ
@liti1391
4 жыл бұрын
😍😍😍😍😍😍😍🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹😍😍😍😍😍😍😍🇪🇹🇪🇹🎵😍👈😍😍
@titi-wi6fe
4 жыл бұрын
Mxlae zeykones neay kea kefreheni welidka mbas
@abibahgoiss9666
4 жыл бұрын
ቆንጆ
ውይ ትግሬዎች ስወዳችው እኮ የራየል አድናቂዎች ሰብ ሙሉልኝ ማሮች
@alganeshberhe314
4 жыл бұрын
Thenkyou Anchim molulen. Tebareki Mar. Weddd.❤💋🇪🇹
@wankowanko8964
4 жыл бұрын
Ok wedenem gora belu
@nigestadmase6358
4 жыл бұрын
እሺ ውዴ አድርጌያለሁ
@jerry-usalem7083
4 жыл бұрын
Sewdat
@jerry-usalem7083
4 жыл бұрын
@@wankowanko8964 beyalew bero
ብመጀመርታ ሩሑስ ብዓል መስቀል እንዳበልኩ ራሄላ ድማ ብጣዕሚ ፅብቅቲ ደርፊ ዘመን ድማ ነዛ ደርፊ ሰሚዕካ ክትርድኣ ተሰፋ ይገብር ከምዚ ናተይ ሪኢቶ ዘለኩም እስኪ like ሃቡኒ
ዘመን ኣለምሰገድ እዛ ደርፊ ንዓካ እያ ተጣዒሰ ይቅረ ግበርለይ ትብለካ ኣላ ይቅረ ግበረላ
@samriefkr7352
4 жыл бұрын
MOHA TV kab lbkie tekoynu nay bahkie hadag fkrie tfelt seb ekie 👍
@dawudsapccoo6432
4 жыл бұрын
ዳሌዋ የመቻል
@user-hy2pt3tr1d
4 жыл бұрын
ሎቅማፅ ኮሙኡ በልለይ ኢላትኪ😁😁😁መልሓስኪ ከሽብዮ ኮይስ
@gfftggt6311
3 жыл бұрын
@@dawudsapccoo6432 ውጣ ከዚ ኣህያ
አንኮዕ ል መስቀል በዓል አብፅሐኩም አሕዋት ገራሚት ደርፊ እያ ራሄላ
ሩሑስ በዓል መስቀል ደቂ ኤርትራ &ትግራይ ❤️👈🏿
@gdvc6744
4 жыл бұрын
አማራ
@yohannarezene6747
4 жыл бұрын
@@gdvc6744 kkmm bbijjkķhjbiui
እንካዕ ደሓን መፃኪ ራሄላ ግን "ዘመን " ይሕሸኪ ሩሑስ በዓል መስቀል ይግበረልና
ኣንቲ መቅሰን እንካዕ ናትና ኮንኪ እስኪ ብሽም ራሄል ላይክ ኣይተውሕዱ
ራሄል ሃምባፍ እንቛዕ ብዳሓን መጻእኺ።ፈተውቲ ራሄል ላይከ እስከ ኣብዛ ኮመንት።
@user-qi2vi5by7s
4 жыл бұрын
entya malt u hambof hawey
@filmonzerzghi9929
4 жыл бұрын
@@user-qi2vi5by7s kkkkkkkk
@filmonzerzghi9929
4 жыл бұрын
Kkkkk
@user-qi2vi5by7s
4 жыл бұрын
@@filmonzerzghi9929kkkkkkk entay da kunka seli zayflto eye ko,hambof
@filmonzerzghi9929
4 жыл бұрын
@@user-qi2vi5by7s kkk emo ntgray do rifer knbleka axnikaya ktmexi habibi
"ዋው ሪች እንካዕ መፃእኪ ❤ንኩልኩም ተከተልቲ እምነት ክርስትና እንካዕ ንብርሃነ መስቀል ኣብፀሓኩም❤😘😘
@lielthaile8295
4 жыл бұрын
Helen helen
ወይዘሮ ራሄል ንዚ ክሊብ እዚ ክስራሕ ድዩ ሓደ መደንገፂ ቨድዮ መፂኡ ነበረ ብዝኮነ ፅብቅ ስራሕ እዩ ቀፅልሉ
ራሄለይ ናይ ሕማመይ ኬፍ ደለዋ ደርፊ።
እንቋዕ ንብርሃነ መስቀሉ ብሰላም ኣብፀሓኩም ሪችየ ምቅርቲ 😘
@user-rq8hs3gh2j
4 жыл бұрын
xebkti demxi
ራሄል ሽኮር እንቛዕ ብሰላም መጻኺ ሩሑስ በዓል ይግበርልና ኣበይ ኣለኩ ኣድነቕቲ ራሄል ካብ ሓውኩም ወዲ ጾሮና።
እቲ ወዲ ክንደይ ኣዲኡ ዳኣ ይጽብቅ እዩ ደቀይ😂😂 ራሄል ሽኮር ፅቡቅ ስራሕ❤❤
@user-xh8um3vm9s
4 жыл бұрын
ክክክክ ዲና ኢኺ ፉሉጥ
@zazu2830
4 жыл бұрын
LIZAA SHOW Luca ybehal Eritreawi eyu
@lloveyuemom7490
4 жыл бұрын
kkkkkkkkk
@user-vg2ee5sp9v
4 жыл бұрын
ክክክክክክ
ራሄለይ ምቅርቲ እንኮዕ ብዳሓን መፃኪ ጡዑም ድምፃ እንኮዕ ኣብፀሐኩም ለልኩለኩም ኣመንቲ ክርስትና ርሑስ ባዓል መስቀል ይግበረልኩም😍♥♥
ራሄል ሽኮር 1000% ሕፆር ምጥን ኢላ ምቅርቲ ደርፊ ኣጆኪ እንተ ኣነ ንላይክ 1ኣኛ 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
ራሄል ሽኮር ምስ ዘመን አንድ ላይ እንተትኮኑ እንዴት ደስባለኝ ሁለታቹም ውድድድድ
ርቺዬ ትምኒተይ ከምታ ተጣዒሰ ትብልያ ዘለኺ ምስ ዘመን ሓወይ ተጣዒሰ ክትብልዮ ተስፍ እገብር እግዛብሔር ልቦናኹም ይኽፎቶ አሕዋተይ
ራሄል ሸኮርጥዑምቲ ደርፊ ነዛ ጽሑፍ ተንብብ ዘለካ ርሑስ በዓል መስቀል ይግበረልኩም ሳብስክራይፕ ጠውቁ ኣይክፈሎን'ዩ የሕዋት
@sasangwyi3852
4 жыл бұрын
Tigrewoch.ewodachalehu.genmen.edemil.ayigebagem
@poundland3166
4 жыл бұрын
በል ጌርና ኣለና ንስካ እውን ሳብድክራይብ ግበር ቤተሰብ ንምካን
@bmtbmt9103
4 жыл бұрын
ኣግርጭው ኣቢለልካ ኣሎኹ
@lloveyoutigray4348
4 жыл бұрын
Amen amen amen
@selamgaleentichotigray348
4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
ገለ ዓይነት ራሄላ ሩሑስ ብዓል መስቀል ይግበርልና 🇪🇷🇪🇹
ሪች ዘመን ርከብዮ ዘሐፍተይ ።ዘመን ከዓ ምንተ ፈጣሪ ኢልካባ ተለመን
🌹🌹🌹ራሄልዋይኒ መዓረይ ጥዑም ድምፃ እንኳዕ በሰላም መፃኺ ፍትውተይይ ደስ በሃሊት ሙዚቃ ከም ልበይይ♥♥♥♥
እንካዕ ዳሓን መፀእኺ ሩችተይ መቅሰን ሩሑስ ባዓል መስቀል ይግበረልና ንኹሉና ኣመናቲ ክርስትና።
ኣንቱም ሰባት ሰብ የለን ድዩ ዘይትዓርቅዎም ረቢሾምና እኮ በዲለካ በዲለኪ በቃ እስኪ ዘመን ተጣዒሰ እንድያ ትብለካ ዘላ ይቅረታ በላ ክክክክክክ። ብሓቂ ጥዕምቲ ደርፊ
@user-tr3ek8yd1t
4 жыл бұрын
👌😱
@merrytube8231
4 жыл бұрын
Kkk hakika eka gn hejes nabu gets yemslu fetari yethawso ember
@kuluweyo4820
4 жыл бұрын
kkkkkkk
@samsomsamsom5731
4 жыл бұрын
መን ድዪ ዓርካ ወይ ሰብኣያ
@heluhabeshawit3283
4 жыл бұрын
@@samsomsamsom5731 ዘመን ኣለምሰገድ ሓንቲ ቆልዓ ከማን ወሊዶም
ርሑስ በዓል መስቀል ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዓመተ ሰላምን ራህዋን ይግበረልና።
@user-pi5qw9hz6f
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@user-eg8mt9ut9z
4 жыл бұрын
Hi
@dontwoorybehappy8865
4 жыл бұрын
Amen
@alexfikadu0
4 жыл бұрын
ሜሪዋይ እስከ ካብ ድኽነተይ ክናገፍ ሰብስክራይብ ግበርለይ ሽኮለይ
ራሄል ቕዝይዝይ ከም ከመይ ዲየ ዝፈትወኪ ይበል ክሊፕ ይበል ጊጥሚ ይበል ዜማ ይበል ድምጽ 100%ላይክ
ራሄል ሽኮር ብጣዕሚ ናይዚ ግዜ ገላጺት ደርፊ፡፡በዓልቲ መረዋሕ ድምጺ።
ራኪተይ ሓበን መዓርግ ኮኮብ ትግራይ እንኳዕ ዳሓን መጻኪ
@erieri6789
4 жыл бұрын
Lol
ራሄል ሽኮር ናይ ቆናጁ ቆንጆ ኣድናቂኪ ኤርትራዊ ኢየ ።ዳርጋ ኣፍቂረኪ ኣለኩ ክሪኤኪ ከለኩ ልበይ ጥልም ተብለኒ !። ብሓቂ ቁምነገር ኢየ ዝዛርብ ዘለኩ ስለዚ ዝከኣል እንተኮይኑ ክትረክብኒ ፈትኒ ሓደራኪ።
ዋውውውውው ገለ ዓይነት ራሂየለ ሽኮር አብ ሂወትኪ ጥዕና አብ ሰራሕኪ አሰልጦ ይምነየሊኪ ምዓርይ
ኣንቱም ሰባት እዞም ክልተ ድምጻውያን እኮ ረብሾምና በዲለኪ በዲለካ እናተባሃሃሉ ዋላ ዝከፈልና ክንከፍን እንዶ ዕረቅዎም ህውከት -በረኸት ወልዱ ግጥሚን ዜማን ምስራሕ ጥራሕ ድካ ትክእል ንዝኦም ምዕራቅ ዶ ኣበየካ - ካብ ሕጅ ክልተይኩም ከምዝይ ዓይነት ደርፊ ትደርፍ ዋ ነግረኩም ኣለኩ ካብዞም ናይ ፌስ ቡክ ፍቁራት እኮ ራሄልን ዘመንን ገድዶምና
ራህየለይ አቲ መፀለል ዋዕሮ ትግራይ መን ከማኺ አቲ ሽኮር ማዓር ወለላ
ራኪተይ ኣንብዒክኒ ናተይ ዛንታ እያ ትገልፅ ብፍላይ ልብን ሳዕርን ላሓደረ ይቦቅል ኡፍፍፍፍ
ከአንድ በላይ ላይክ መስጠት አይቻልም እነጂ ለዚህ ሙዚቃ 100000 በላይ ላይክ ነበረ የምሰጠው!!!
Raki nay mudey i love you so much ❤ willkommen gal 🇪🇷 Eri 💋
እንቛዕ ብሰላም መጻእኺ ራሄል ሽኾር። እንቛዕ ኣብጸሕኹም ንባዓል መሰቀል ሩሕስ ባዓል ንኹሉ ህዝብ ክርስትያን like like like እስከ ዮናስ ካብ ሑመራ ትግራይ👍🏿👍🏿👍🏿👍🏿🤜🏿🤛🏿
አረ በጃኩም ራሄልን ዘመንን ዕረቅዎም ኣይ ፍቅሪ ሰብዶ ተሳኢኑ ዝዓርቅ ብዝተረፈ ርሑሰ በዓል መሰቀል ይግበረልና
*ራሄለይይ ጥዕምቲ ድምጽ ብዓልቲ ገጃፍ ፍሮ welkom ሩሑስ ብዓል መስቀል ይግበረልና ክኣ ሓባይብ*
ዋውውው ራሄልየ ብጣዕም ደስ ባሃልት ደረፍ ያኣ ቀፅልሉ ኩሉ ነገርክ እውን ደስ ይብል።ፍትውትው እይ ዘብለክ ሓለለይ።
ድምፂ ተዓዲሉኪ እዮ ራሄል! ደስ ትብል ስራሕ ሒዝኪ ስለዝመፃኪ ከመስግነኪ ይፈቱ!
ራሄልየ ቆንጆ ቀፅልሉ ንፍዕቲ ጋል ትግራይ ዓደይ so enkan aderasechu maroch
ሬሄልን ዘመንን ናብ ናይ ቀደምኩም ተመሊስኩም ብሓደ ክሪአኩም ትምኒት እዩ!
ውይ ራሄላ ሽኮር እቲ ቅድሚ ሐዚ ዝተለቀቀ ቪድዮ ሓቂኺ ኢኺ ሽኮረይ ስብ ግን ኽንደይ ኣውርዩልኺ ብዝተረፈ ብጣዕሚ ፅቡቕ
@AaBb-dt9yk
4 жыл бұрын
Ane ewn riya hakiae eya kexlimwa deliyom eyom enbre
@Miki-sita
4 жыл бұрын
Mestewuali eka btaemi
@merrytube8231
4 жыл бұрын
Aye esus amsila eya serehato gn ab hewita kem delyeta seb wre selzftu eu
ራሄልየ ፅብቅት ቆንጆ ሙዚቃ ማዓር💘 ❤❤❤❤
ዋው ሪች ሽኮር ግጥሚ 100% ዜማ 100% ክሊፕ 100% እቲ ምሳኪ ዝስረሕ ዘሎ ወዲ ኣፍጋኒስታን ድዩ ፓኪስታን በየገድስ ቀፅልሉ ኣብ ዘለክዮ ስላም ክትኮኒ ድማ ናይ ኩሉ ግዜ ትምኒተይ እዩ።ኣብ መላእ ዓለም እትርከበ ህዝበ ክርስትያን ድማ እንቋዕ ንብርሃነ መስቀሉ ብሰላም ኣብፀሐኩም ዓመት ሰላምን፣ቅሳነትን ራህዋን፣ ዕብየትን ጥዕናን ክኮነልኩም ይፈቱ።
I'm From Kazakhstan I like Ethiopian Music and I love Ethiopian ppl 😘💚💛❤ ፡ ፡ ፡ ፡ ፡ ፡ ፡ ፡ ፡ ፡ ፡ ፡ ፡ ራሄልዬ ቆንጆ ሁሉ ነገርሽ ያምራል የኔ ድንቡሽቡሽ 😘😍😍😍😍
😘እንኮዕ ንብዓለ መስቀል በሰላም ብፍቅሪ አብፅሐኩም ደቂ ትግራይ ትግርኛ ተናገርቲ ብምልአኩም። ጥዑም ሙዚቃ ድማ ራሄል ብቻ ካብ ባህልና ወፃኢ ዝኾኑ ነገራት አይትግበሪ
@metages2400
4 жыл бұрын
ሸራሙጥ
@user-sj6mz2dy7q
4 жыл бұрын
@@metages2400 ፅቡቅ ገይርና ታይ ሕምካ ንስካ አብዘይ ሓጥያትና አይተእትውና
ዋውው ራሄለይ ፅብቅቲ እንኳዕ ድሓን መፃኪ ጠፊእክና ኔርኪ ኢኪ ርሑስ ብዓል መስቀል ንኩሉኩም ኣመንቲ ሃይሞኖት ክርስትና 🙏💗 ክንደይ ይሽኩር እዚ ወዲ 💋👈
@wintahabte3659
4 жыл бұрын
Azmarino wede asmera eyu 🇪🇷🇪🇹
@selamethiopia4670
4 жыл бұрын
@@wintahabte3659 ሓሻዊት ወዲ ትግራይ ወዲ መንደረይ መቀለ
@user-lq4fw2qm9s
4 жыл бұрын
@@selamethiopia4670 ክክክክ ሰይ ገበርክያ ሓሳዊት ጥራሕ ኢልኪ
ራሃል የኔ ቆንጆ አነ ዝብለኪ ምስ ዘመን አለምሰገድ ተመለስ ክትምለሲ ደማ ትምኒተይ እዩ
ደርፍኪ ጽቡቅ ኣከዳድናኪ ኣይፅቡቅ እስከ ቁሩብ ካብ ንበዓል ትርሓስ ታረቀ ማህሌት ተምሃሪ
ሪቺኖ ኣስሊ ጥዕመቲ ድረፊ! ንኣኽን ንዘመነን ካኣ ከም ኣድያምን ናሆምን ይኣኻኽብኩም ብሩኽ ብረሃነ መስቀል
ራሄል ቆንጆ ኣበት ቁንጅናኽን ድምጽኽን መጸለል ደስስስስ ትብል ክሊፕ ርሑስ ቅንያት መስቀል ይብል ንኹልኹም ኣንበብቲ ዛ ኮመንት።
Waw rahela kemey dye zfetweki b akal ka sle zfeltasi mara eye zednka habaybey alekum do like eske hremuni 😍😍😍😍😘😘😘😘😘😘
ፈጣሪናስ ተመነዩ እዩ ዝበለሞ ትምኒት አሎኒ ራሄልን ዘመንን ናብ ናይ ቀደም ፍቅሮም ከም ዝምለሱ ዘመን በቃ ካብዚ ዝበለ እንታይ ደሊካ ዋእ አስተውዕል ይቅሬታካ ተቀበል ፈጣሪ ይሓዋውስኩም like አይንረስዕ
@alexfikadu0
4 жыл бұрын
ቕሳነተይ ሽኮር ሰብስክራይብ እባ ግበርለይ መዓረይ
@kisanetfikir7468
4 жыл бұрын
ok mar
ኣቱም ሰባት እቲ ብ facebook ዝተለቀቀ ብ clip ሪእናዮ። ሱቅ ኢልኩም ስራሕኩም ስርሑ ምድረ ወረኛ ራሄለይ❤ቀፅልሉ
የትግሬ ሙዝቃ ሲበዛ ውስጤነው እሪችዬ በጣምነው የምወድሽ
ጽቡቅ ስራሕ ሰላምን ቅሳነትን ኣብ ዘለናዮ ኣክሱማውያን የሕዋትና ።
ማዓር ድምፃ ምስ ቆሞና ዝጎደለ የለን አስኪ ከማይ ዝፈተዋ ኣሎ ይከኽውን
Rich woooooow Baaye bareeda Oromigna tenagari negn gen Tigregna Muzika Wuste new
Weyne tekedmukign ye mejemrya coment ine ihonalew bye neber 😢good job rich shkor 😍
አነ ንራሄል ብኩሉ ተዳልዋ ስነ ጥበብ አድናቅአ እየ ግን ምስ በዓል ቤታ ዘመን አለም ሰገድን ዉላደሙን ካልአይ ሳልሳይ ውላድ ወሲኮም ናብሮኦም ክምስርቱ ይላበዋም በሓይሊ አምላክ ከአ ጾሎት ይገብር ነዚ ዘንበበ አሜን ከይበለ ክርስትያን ከይሓልፍ።
ራሄለይ ሽኮር ከመይ ድየ ዝፈትወኪ 💘ምስ ዘመን ባ ተዓረቒ ፈተውትኹም ክንሕጎስ ጸላእቲ ክሓሩ ናይ ዘውትር ጾሎተይ እዩ 🙏
ራሂል በጣሞ ወድሻለሁ😍😍
@cindyandequit8518
4 жыл бұрын
አሳጫት ለይሉ
*Just WOW* 😊😍😘 _eqan lemsekle Beal Adersachu_ ❤~ 💒 😊😍😘🙏
ደቂ ትግራይ ማዓረይ እንካዕ ኣብፀሐኩም
ራሄለይ መዓረይ ከብድና ሓቅንክና ምቅረተይ ብጣዕሚ ፅብቅ ስራሕ እዩ ኣጆኪ ናይና
ራሂ ስወዲሽ የትግሬ ሴቶች ለለፍቅራቸው ታማኝ ወንዶቹ ሸርሜክስ ናቸው የምትሉ like ግጩኝ....!!
ርቺይይ ምቀረት እንካዕ ብዳሓን መፃኪ ኣበይ ኣለኩም ቱጋሩ ላይክ
@amanhashim9105
3 жыл бұрын
ዘቀበበ
ረች ቆንጆ ትግራወይቲ ፁቡቅ ሰራሕ😍😍😍🇻🇳🇻🇳
ርችየይይ ምቅርት ባዓልት ፅቡቕ ድምፅ እንኳዕ በሰላም መፃኺ💘💕💕💕💕💕ንራሄለይ ዝፈቱ like
የሕዋት/ኣሓት/ ብሩኽ ቀዳም ሰንበት ይግበረልኩም ንራሄል ዝፈቱ ኣብዚኣ like ኣቐምጡለይ!!
@user-il5zb6ts5o
4 жыл бұрын
መቸም ላይክ ኣይትፀግብን በል ሂበካ ኣለኩ
@imissmama3978
4 жыл бұрын
@@user-il5zb6ts5o ኣቲ ጽብቕቲ ኣለኪ ዲኺ ደኣ like ደኣ ኣብ ቦርሳይ እንድየ ዝመልኦ ክክክክ
@mahderbrhane9117
4 жыл бұрын
ገጽ ላይክ እምቢ አይህብን ባእ ለመንቲ
@imissmama3978
4 жыл бұрын
@@mahderbrhane9117 ክክክክ,ሞ ኣይትሕረቕ ባ
@mahderbrhane9117
4 жыл бұрын
@@imissmama3978 ክክክክክክ እንታይ እሕሩቁኒ ጀላዕ
ዌልካም ርችየይ መዓረይ ንኹሎኹም ተኸተልቲ እምነት ኽርስትና ሩሑስ ባዓል መስቐል ይግበረልና!!🙏🙏🙏🙏🙏
ርችተይ ሽኮር እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ ሰናይ በዓል መስቀል ከዓ ይግበረልኩም🙏🙏
ሪችየ እንኳዕ ብሰላም መፀክለይ ናተይ😍😍😍
እሰይ ሪችየ ውቅብቲ♥ባዕልቲ ጥዑም ድምጺ ክፈትየኪ ማዓት የ ♥♥
Rahel hambof stayl anqua bselam mexeka degefti Rahel hambof aske 👍 Regixkum hlefu
ራሄለይ ቆንጆ ብጣዕሚ ደሰ ባሃሊት ሙዚቃ ንኩለኩም ደቂ ትግራይ ካዓ ሩሑሰ መሰቀል ይገበረልና
ራሄል ሽኮር ደስ በሃሊ ምስ ጥዑም ድምፂ ፍትውትትትትትት ነዛ ፅሕፍቲ ተንብቡ ዘለኩም ኩሉኩም ኣመንቲ ክርስትና እንካዕ ናብ ብርሃነ መስቀል ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ኣሜን።
ራኪ &ዘመን ኣለምሰገድ ናይ ኣዱየ &ናሆም ዝኣተወ ኣምላክ ናባኩም ይእቶ
ራሄላ እንዃዕ ድሓን መፃኺ ሓላለይ ድምፂ ክዓ ይበል ኣበይ ኣለኹም ናይ ርች ኣድነቅቲ ላይክ ኣፍስስ ከየበልኩም ከይትሓልፉ ርሑስ ብዓል መስቀል የሕዋት
ይበል ድምፂ ጥዕምቲ ደርፊ ራሄል ብጣዕሚ ኢና እንፈትወኪ ቀፅልሉ።
@alexfikadu0
4 жыл бұрын
ገሬ ገሬ ትብል ደርፊ ጋቢዘካ ኣብኡ ከለኻ ሰብስክራይብ ግበረልና ሓወይ
@gebresilassiehagos1999
4 жыл бұрын
ነዓይ እተሞግስ ደርፊ ስለዝተጋበዝኩ በጣዕሚ የመስግን። Thank you so much for your invitation. I have just subscribed.
ራሄላ ጓል ዓደይ እንኳዕ ደሐን መፃኪ ምስ ሃምቦፍኪ ከዓ ሰናይ በዓል መስቀል ይኩነልኪ ንተመልከትኪ እውን ሰናይ በዓል መስቀል ይኩነልና ይኩነልኩም ኣሜን
ዋዉ ሪች ዓሳ ኹለን ከርና ደስ ብሃሊ፡👍👍👍👍
*ሄሉ ቆንጆ ❤❤❤*
ዋው ራሄለይ መጸለል መዘና ኣልቦ መክሰብ ትግራይና ክፈትወኪ ኮ ቀጭነይ 😘😘😘 ቃዕ ብርሃን መስቀል ኣርኣየኪ 👏 ኤርትራውያን & ኢትዮጵያውያን ከምዚ ንዓመታ ብሕቡርኩም ብስሙርኩም ብሰላም ጥዕና የጽንሕኩም 🙏🙏🙏🙏
@lloveyoutigray4348
4 жыл бұрын
Amen amen amen mar
Rahai shikor abet demz lebka zeharm telek stota new. Weddd ena nebleki waro tigray. Enka natna konki. ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ዝሕሸኪ ዶ ክነግረኪ ራሄላ(ሃምቦፍ) እንተ ተቐቢሉኪ ናብ ዘመን ኣለም ሰገድ ተመሊስኪ ጋልክን ሓዳርክን ኣማምቒ!!!!እዚ ሕጂ ትርኣይሉ ዘለኺ ስጋኺ ጽባሕ ምሳኺ የለን ክብረትኪ ሓዳርኪ ዩ!!!!!! ልቢ ጌርኪ ኣብ ሓዳርኪ ድኣ ተመለሲ? ? ? ?
@user-vc2kp7yh1x
4 жыл бұрын
አታ ደሪፊ እዩ እኳ ሓቂ አይኩነን ክክክ
@ghirmaytekie7069
4 жыл бұрын
@@user-vc2kp7yh1x ትኽክል ደርፊ ዩ ግን ድማ ናይ ሂወትና ቀመም ዩ ።ኣነ ድማ እንታይ ይሕሸኒ ስለ ዝበለት የ ዝሕሻ ዝነግራ ዘለኹ ከም ምኽሪ ዩ kkkkkkkk
@user-vc2kp7yh1x
4 жыл бұрын
@@ghirmaytekie7069 ንፉዕ መካሪ
@lloveyuemom7490
4 жыл бұрын
@@ghirmaytekie7069 kkkkkkkkkkkkkኣነስ እንታይ ይሕሸነ
Eichin. Lij edati edamwodate eiski like ❤️😍
ራሄለይ ሽኮርርር ኩሉ የጸብቐልኪ ደስ በሃሊ ርሑስ በዓል
ራሄለይ መዓረይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል በዓልቲ ፅቡቅ ድምፂ ብዝኮነ ራሄለይ መዓረይ እግዛብሄር ናብቲ ዝነበረ ፍቅርኩም ይመልሰልኩም
ካብ ባህልና ውፅእ ዝበለ ምርኢት ኣየድልን፡፡ ብዝተረፈ ኣዮኻ ናይና!