#ቆጸራ_ኤምባሲ_ሃገረ_ኤርትራ
ብዝቀለለ መንገዲ ናይ ኤምባሲ ኤርትራ ኦንላይን ቆጸራ ንምሓዝ ዘኽእለና ቪድዮ እዩ።
ኦንላይን ቆጸራ ኣራ ፦ • ኦንላይን ቆጸራ ናይ ARRA RRs...
recommendations
Telegram channel :- t.me/ERiIPTVn
to watch any film 👇
Join my channel & enjoy🖥 Best Netflix Game of thrones s1--e3 with subtitle
⬇️⬇️⬇️
👉 t.me/ERiIPTVn
Пікірлер: 136
ሰላምታ የቀድም! እዚ ቆጸራ ምሓዝ የኣብየና ኣሎ ዝበልኩምኒ ነዚ መምርሒ ቪድዮ ብግቡእ እተደኣ ሪኢኹሞ ኣይክኣብየኩምን እዩ። ኣነ ሕጂ ቸክ ጌረዮ ጸኒሐ ካብ ዕለት 25 /10/23 ንድሕሪት ክፉት ኣሎ ብፍላይ ከኣ ናይ ክሊራንስን ፓስፖርትን፡ ስለዚ ኣጆና ገዛእ ርእስና ባዕልና ንሓዝ ካብ ዘየድሊ ክፍሊት ንቆጠብ! ንምርግጋጽ ስክሪን ሹት ኣብ ተለግራም ኣቀሚጠልኩም ኣለኹ ቸክ ግበርዎ👇 t.me/EriTechNatii
Thank you bro. Very very clear information
Stay blessed my brother
Mara thanks broy it was usefull❤
Great job bro
ሰለቲ ተገዳስነትካ ኣዚየ የመስግነካ ቀጺለ ቆጸራ ዝተሓዘሉ ፍሉይ ሰዓታት ኣለዎ ድዪ የብሉን
@ERiIPtv
7 ай бұрын
If the online service available you can take un appointment in any time Bets regards @ERiIPTV
It is good thanks
thank u bro tredieka aleku❤❤❤
selam zhawey
አስግነካ
👌👌
First of all thanks bro, ብምቅጻል በጃካ ናይ ጀርመን ስርሓልና ተገዲስካ መልሰለይ፡
@ERiIPtv
7 ай бұрын
ሰላምታ የቀድም! ናይ ኲሉ ኤምባሲ ኣሰራርሓ ሓደ እዩ ጥራሕ ንስኻ ነቲ ዌብሳይት ምስ ከፈትካ ናይ ሃገረ ጀርመን ባንዴራ ትመርጽ ሲስተም ሓደ እዩ።ቪድዮ ክሳዕ ዝሰርሕ
Abina eko bro
nay taesa kab juba nbzi asgireyo nere 10 dolar kefile esom wun dewilomley mexyu alo elomni slezey tameni aykedkun hji entay kigebr ykel pls hgzeni
hiii
ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብ ተሌግራም ቻነለይ join ብምግባር ተወከሱ ተሌግራም፦ t.me/ERiIPTVn
good job bro👍👍👍 waiting ur answer...
@ERiIPtv
Жыл бұрын
ክቡር ሓው መሊሰልካ ኣለኹ ንዝኾነ ዘይነጸረልካ ሕተት ኢካ።
Nay kola ketmele tedlika ke kemay tegbero ane almi passport n weday kewxalu delye kemay kemlo plz
ሰላምታ የቀድም ክቡራን ቤተሰብ @EriTechNatii ተደግጋሚ ሕቶ ዝቀሪብ ዘሎ፦ 1) ሰዓትታ ግዜ ንሕዘሉ ኣለዎ ድዩ ዝብል፦ በዚ ሓዲሽ መስርሕ ቦታ ክሳብ ዘይመልአ ኣብ ዝኾነ ሰዓት ቆጸራ ክንሕዝ ይከኣል እዩ። ቦታ ምስ ዝመልእ ግን ኣብቲ ናይ ዕለት መምረጺ ምስ በጻሕና ኣየሕልፈናን እዩ። ደጋጊምና ንፍትኖ ማለትዩ። 2) ኩሉ ምስ መላእና save information ምስ በልናያ ናብ ቅድሚት ትመልሰና ኣላ ንዝብል፦ ኩሉ እቲ ክምላእ ዘለዎ ቦታ ብትኽክል ምስ ንመልኦ ብዘይ ጸገም ከተሕልፈና እያ። E.g:- መቦቆል ዓዲ ዝብል ብትግሪኛ እዩ ዝምላእ ስም ኣደ ዝብል ብኽልቲኡ ቋንቋ ትግ/ኢን ክምላእ ኣለዎ።
Great & good job bro...ናይ RRS(ARRA) ቆጸራ ውን እንተተቅርበልና ጽቡቅ ኔሩ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ERiIPtv
Жыл бұрын
I will do it thank you
Selam zehaway eza nay appointment still tesrh ala diya eta web site mesetkwa kale temxely ala emo still ala diya Plz melsely ???
ሰላም ዝሓወይ ብምቅጻል online ቆጸራ ምሓዝ ብመሰረት ዝሃብካና ሓበሬታ ሰሪሕናላ ኔርና ሕጂ ግን ኣቢያትና ሞ አንታይ ሓዲሽ ኣሎ አባ ሃብረና ብልቢ ከኣ ነመስግነካ
@ERiIPtv
8 ай бұрын
ዝተቀየረ መምርሒ የለን ናይ መወዳእታ ወርሒ ብሙዃኑ እዩ ፋይናል ዝኣቢ ዘሎ ደጋጊምካ ፈትን
@mamimedia543
7 ай бұрын
@@ERiIPtv ሰላም ዝሓወይ ታሴራ መንነት ዝመጻና ኸ ንኽንወስድ ከምዚ ጌርና ቆጸራ ክንሕዝ ማለት ድዩ
i hope kleten hetoy teredienaka kikona🙏🙏🙏
Selam hawey mejemerta kemey aleka ab srahka aslto ymneylka!
ኣዝና ነመስግን
Thank you ..bro..n qola ketewexealom,tedelika ke ..pasport for kids tbl ab tahti nayta B4form zela deya
@ERiIPtv
5 ай бұрын
Yes!!!
Greetings to you and the online appointment of the Eritrean Embassy in Ethiopia have not working in this month because of luck free 📅. Try again again Best regards @ERiIPTV
Selam hawey ኣብዚ ግዝየ ግን ሰዓታት ዝኸፍቱሉ ጌረሙሉ ኣለዉ ፡ እቲ ሰዓት ከኣ ምፍላጥ ስኢናዪ!! ከም ቀደም ኣብ ዝኾነ ሰዓት ከፊትካ ቆጸራ ክትረክብ ኣይትኽእልን ኢኻ ስለዚ በጃኻ እንተኽኢልካ እቲ ሰዓታት ክትሕብረና ብትሕትናና ይሓትት ?
ሰላም ሐወይ አብዚ ሕጂ ጊዜ ምኽፋት አብዩኒ እሞ ሓድሽ ሐበሬታ ተሎ እባ ንገረና 2 ሰሙ ን መሉእ አብዩኒ ምኽፋት
@ERiIPtv
8 ай бұрын
ሰላምታ የቀድም ትጥቀመሉ browser update ምግባር የድሊ
ሰላምታ የቀድም! ረጂስተር ክንብላ ከለና suspicious activity እንተደኣ ትብለና ኣላ፡ ሓዲስ ኢሜይል ኣውጺና ኢና ረጂስተር ንብላ ቀጺሉ ናብ ኢሜልና ዝተላእከ ኮድ ብቅልጡፍ ኮፒ ጌርና ናብቲ activation code ዝብል ቦታ ነእትዎ ብዘይ ጸገም ከኣ ከተሕልፈና ወይ ረጂስተር ክትኮነልና እያ።
Thank u kubur haw
Hi ካልእ ብዛዕባ ምንታይ ኢንፎርመሽን ኢካ ተመሓላልፍ
Selam zhawey sleti,zhabkana haberieta blbi yemesgin qetslo khateka delye zeleku hto gn ab mejemerya knatu kelena tetwena yelan abta register suspicious activity tblena ala mo tegediska melseley thank you
@ERiIPtv
11 ай бұрын
ሰላምታ የቅድም! ኣብ ሞባይልካ ሓዲስ ኢሜል ኣውጽእ ብድሕሪኡ ረጂስተር በላ። ናብ ኤሜልካ ኮድ ክለኣኸልካ እዩ። ካብ ኤሜልካ ወሲድካ ናብቲ activation code ዝብል ቦታ የእትዎ ብትኽክል እንተ የቲኻዮ ከተሕልፈካ እያ። ግዜ ከይወሰድካ ኢኻ እቲ ኮድ ተእትዎ expiry mnt ስለ ዘለዎ።
thank u bro❤❤❤, ab suedya koine koxera khez ykel dye? and mejemrtay sle zkefel zeleku ab adis zhatuni negrat yelen malet kem menberi fkad ???
@ERiIPtv
Жыл бұрын
እወ ትኽእል ኢኻ ግን ኣብ ግዜኻ ክትርከብ ኣለካ ትሕተቶ የብልካን ኣብ ኣዲስ ናይ መንበሪ ፍቃድ መጀመርታኻ ተኾይኑ ምኽፋል ግን ወላ ኣብ ሱዕዱያ ዘይትኸፍል ኣብኡ እንተ ሃሊኻ ኮንካ ኣብዚ ኮለል ከየብሉኻ ኢለየ
God job brother khateka delye zeleku passport nd monnet eye delye zeleku so eta b4 tichk mgbar kegedseni du keygeberkwa sle koxera hize sle zeleku eye
@ERiIPtv
Жыл бұрын
መጀመርያና ግዜ ተኾይኑ ናብ ኤምባሲ ምእታው B4 ቲክ ንገብራ ኢና። ኣቲና ንፈሊጥ እንተኾይና ግን ኣይንመርጻን ኢና
ሰላም ሓወይ ! ከምይ ትከውን ,ብ መጀመርታ የቀንየልና ኣገዳሲ ዝኾነ ሓበሬታ ብምሃብካ, ቀጺለ ሕቶይ በዛ ዝበልካና መሰረት ኣቲና ግን ኣብታ ናይ ethiopia select ምስ ገብርካ coming soon ኢሉ ምቅጻል ኣቢና አንታይ ክንገብር ኣለና? ተገዲስካ please. Thank you again!
@ERiIPtv
7 ай бұрын
Greetings to you and the online appointment of the Eritrean Embassy in Ethiopia have not working in this month because of luck free 📅. Try again again Best regards @ERiIPTV
mjmerta betami ena nmsgen ni seb balu kifelit btami eka thgiz zelka.Plz gn eza nay mwedaeta appication code zibl aymxtlnan xegm alwo diu
@ERiIPtv
5 ай бұрын
No yeblun direct send youtr ticket number to the ptovided email you intered
ጽብቅ ሓበረታ ኣነ ክሓተካ ደልየ ዘለኩ ናይ passports ሓድሽ ታሰራ ከፊለ ወዲኤ ነረ ክሳብ ንድውለልካ ተጸበ ኢሎምኒ እዚ ምምላ የገድሰኒ ዶ
@ERiIPtv
11 ай бұрын
ካብታ ዝኸፈልካላ ልክዕ ዓመትካ ምስ ገበርካ ኢኻ ክትሓቶም ትኽእል እንተዘይጸዊዖሙኻ ማለት እዩ!
please keltifka melsi habeni endher zkel koine ab suedya koine koxera khez sle zdeleku eye, eta b4 ktedlyeka eya elkani nerka gn kab eritrea b legal eye wexe ???
@ERiIPtv
Жыл бұрын
ጽቡቅ ክቡር ሓው ብሌጋል እንተወጺእካ ደኣ ቢ4 ኣየድልየካን እዩ። ጥራሕ 2% እዩ ዘድልየካ ዘሎ
ሓበሬታ፦ ቆጸራ ኣብ ንሕዘሉ ግዜ እቶም ግዝያዊ ጻዕዳ ወረቀት መንነት ዘለና ሰባት ኣብቲ old ዝብል ቦታ ኢና ንመልኦ። ነዚ ቻነል ንምዕባይ ናብ ክሉ ንምብጻሕ ውን ሼር ንግበሮ።
Thank you bro gn khateka zdelku passport knhds tedelina full status dna nbl weys other unknown knbl alena and passport type aytredatnn please melsely
@ERiIPtv
Жыл бұрын
Unknown tebelnayo wn temeraxiyu
@lidyasumon26
Жыл бұрын
@@ERiIPtv thanks bro
Eza vidio azya xbkti 10q for your prepared. Cod tewahbuna activate accountms belnaya onsite service zeykones appointment book zbl tetekiu enda mexe. B appointment book atina kulu eti form ente melaenayo kea ab mewedaeta appointment bzeyka eta ab kdmit temezgiba zela month kalie month memrexi aymexenan alo, entay kngebir nkiel pls help.
@ERiIPtv
2 ай бұрын
The service opend time is unspecific please try again & again Best regarding!
Selam hawey Qoxera hize nay fathers email natey eye hibeyom shu abti conformation ticket benailey n bshmey sedidemo.
@ERiIPtv
6 ай бұрын
ሰላምታ የቀድም! ሓደ ኢሜይል ንሓደ ኣካል ጥራሕ እዩ ዘፍቅድ እቲ ሲስተም ስለ'ዚ ብናቶም ኢሜይል ኣውጺኻ ሓዘሎም እንተ ዘይተኻኢሉ ከኣ በዛ ሒዝካያ ዘለኻ ትፍትን ማለት ነቶም ኢምባሲ ተረድኦም።
Hi
@ERiIPtv
5 ай бұрын
Greeting to u
2 kab 100 knkfel entkoina k clearance dyu wlas b4 ena tick nbla
@ERiIPtv
3 ай бұрын
Clearance
ክቡራን ተኸታተልቲ መደብ Eri-Tech! ብተደጋጋሚ ኣብዚ ቆጸራ ኣተሓሕዛ ፓስፖርትን ታሴራን ኢና ደሊና ስለዚ ነታ B4 ከ ቲክ ንገብራ ዲና ዝበልኩምኒ B4 ቲክ ንገብራ መጀመርታና ጥራሕ ናብ ኤምባሲ ኣገልግሎት ክንረክብ ዝደለና ምስ ንኸውን እዩ ተዘይኮይኑ ግን ዘድልየን ኣጥራሕ ኢና ቲክ ንገብር።
btaemi xbuk 🙏 tesfa ygeber abti tdelio ketbexh. sorry hanti heto alatni ane 2% kikefel delye eta clearance trah de tik kgebra welas b4 wela?? nabti empasi mejemrtay eyu ab sudan nere shu nab suedya keyde heji ka ab adis mexe kikefel delye maletey kab eritrea kab zwexe heji ametey gere aleku. thank u so much🥰🥰🥰
@ERiIPtv
Жыл бұрын
ሰላምታ የቀድም ክቡር ሓው! ስለቲ ተሳትፎካ የመስግን... ኣብ ሱዳን ወይ ኣብ ሱዕዱያ ከለኻ 2% ከፊልካ ኔርካ ዶ? እወ እንተኾይኑ መልስኻ ነታ ችሊራንስ ትብል ጥራሕ ኢኻ ቲክ ትገብራ። ኖእ እንተኾይኑ መልስኻ ወይ ካብ ኤርትራ ካብ ትወጽእ ናብ ናይ ኤርትራ ኤምባሲ ኣብ ዝኾነ ዝበጻሕካየን ሃገራት ፎርም B4 እንተ ዘይመሊእካ ኔርካ ኣብዚ ናይ ኣዲስ ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ B4 ናይ ግድን ክትመልእ ይግባእ ማለትዩ።
@semirjemal890
Жыл бұрын
@@ERiIPtv❤
ጽብቅ ኣብ ካልእ ሃገራት ከ
@ERiIPtv
8 ай бұрын
ሰላምታ የቀድም ኣብ ካልእ ሃገራት ውን እቲ መስርሕ ኣገባቡ ሓደ እዩ! ጥራሕ ንስኻ ካብተን ተዘርዚረን ዘለዋ ሃገራት ክትመርጽ እዩ ዘድልየካ
kefya alwo do ne hadish passport
@ERiIPtv
11 ай бұрын
Yes
Brother kema giere fetine gn abyuni
@ERiIPtv
Жыл бұрын
ሰላምታ የቀድም ኣበይ ምስ በጻሕካ እዩ ዝኣብየካ ዘሎ፧ ምናልባት ኮታ መሊኡ ዘየለ ከይከውን መዓልቲ ዕለት የምርጸካ ኣሎ ዶ፧
ጽቡቅ ሓበሬታ እዩ ግን ኣብ ኩሉ ዓለም ድዩ ወይስ ኣብ ኢትዮጵያ ጥራሕ
@ERiIPtv
8 ай бұрын
ኣብ ኩለን ኤምባሲታት ሓደ እዩ
ብዛዕባ ሰዓታት ግዜ ቆጸራ ኣብ ንሕዘሉ ግዜ ሰዓትታ ኣለዎ ድዩ ንዝብል ሕቶ፡ 27/7 ክፉት እዩ
@AliefMedia64
8 ай бұрын
24/7
Hii selam abini teaxyu alo pleas meliseley
@ERiIPtv
7 ай бұрын
Greetings to you and the online appointment of the Eritrean Embassy in Ethiopia have not working in this month because of luck free 📅. Try again again Best regards @ERiIPTV
ሰላም ዝሓወይ መጀመርታ ብትህበና መምርሒ ኣዚና ነመስግን ቀጺለ እታ ኣብ 6:11 ዘላ ምምጻእ ኣቢያትኒ ባ ተገዲስካ መልሰለይ ዛ ተለግራም ዝበልካያ ከኣ ሲኢነያ
@ERiIPtv
8 ай бұрын
እቲ ትጥቀመሉ ብሮውዘር ኣፕደይት ግበሮ!
Nay campala ke
@ERiIPtv
8 ай бұрын
Nay kampala wn lkie kem nay addis eyu system hade eyu
Selam kemey tkewn hawey abzi formi kulu ms malaku ab nay kosera elet besihe khz ele ka werhi werhi 3n werhi 4 n melio hiji kemey gere kemso ykel werhi 5 abini bejaka tegediska melseley
@ERiIPtv
4 ай бұрын
ኣብ ወርሒ ሓንሳብ ጥራሕ ስለ ዝኽፈት ክትከታተልዮ ኣለኪ
@user-nj7ym1ld7q
4 ай бұрын
Bgmail diu zlakeka buo dye kkatatelo
@user-nj7ym1ld7q
4 ай бұрын
Ane gn entay delye ymesleka hawey tezey rebsheka kbri ldetn taseran telakini kab eritrea hiji neo kewse ye kosera hzi elomni wela ktewse diu formi zmla
@ERiIPtv
4 ай бұрын
ሰላምታ የቀድም! ብመገዲ ቆንስላዊ ጉዳያት ድዩ ተላኢኹኪ ማለት በዚ ኤምባሲ ውክልና ጌርኪ ዶ ኔርኪ ንዝያዳ ሓበሬታ በዚ ኣድረስ ተወከስኒ Message Nathnael Tewolde on WhatsApp. wa.me/message/QABXN7KFXHL2E1
Eta link sdedeley plz
@ERiIPtv
7 ай бұрын
You get the link in my telegram channel @ERiIPTVn
Hii hije eti embassy ieserh alou dou
@ERiIPtv
3 ай бұрын
Yes
ብፍጹም ኣብና ኣሎ ንዓና ናብ ናይ ዓባይ ባንደራ ኤርትራ የእትወና ኣሎ እቲ ዓውደ ኣዋርሕ ናይ መጋቢት ማዝያም ጥራይ ይህበካ።በጃኻ ሓደ ምስጥር ኣሎ
Ab uk ke kigbro yekil do please 🙏
@ERiIPtv
6 ай бұрын
Yikeal eyu eti mesrih hade aynet eyu tirah nabti website ms atena uk bandiera nmerix
@mikaldawit5475
6 ай бұрын
@@ERiIPtv passport kewix deliye Kmy ye zigbro please show me
@ERiIPtv
6 ай бұрын
Neza vidyo bgbue do riekiya same megediyu zelewo ko ab uk nab Embassy keri ki tfelti do
@mikaldawit5475
6 ай бұрын
@@ERiIPtv keyde ayfeltin ye ok Kemzia gere kifitiina ye bro thank you
ab Register abini
@ERiIPtv
7 ай бұрын
Please make sure you intered the username Email and the password is correct
ሰላም ሓወይ ክልተ ካብ ሚእቲ ክትከፍል ተደሊካ ከአ
@ERiIPtv
7 ай бұрын
Select clearance section Best regards @ERiIPTV
ኣብዚ ሕጂ ጊዜ ግን በዚ ኣገባብ ዘራካና ገርና ፈቲና ግን ይሰርሓልና የለን እንታይ ዩ እቲ ጸገም
@ERiIPtv
10 ай бұрын
ኣነ ባዕለይ ትማሊ ፈቲነ ኔረ ግን ይሰሪሕ ኣሎ ክንጠር ዘይብሉ ነገር ኣሎ ኣበነት ከም መበቆል ዓዲ ደረጃ ትምህርቲ ናብዚ ዓዲ ዝኣተኻሉ ካብ ኤርትራ ዝወጻኻሉ ወዘተ ብፍላይ ከ እተን ናይ ኮኾብ ምልክት ዘለወን ቦታትታ ግድን ክምልኣ ዘለወን እየን።
ኣብና ኣሎ እቲ ንዓኻ ዝህበካ ዘሎ ንዓናን በበይኑ ኣሎ ናዓና መርሓባ ዝብል ባንደር ኤርይራ ይመጽርና ኣሎ።እንደገና ኣብ መጠረሽታ ክልተ ወሪሒ መጋቢትን ማዝያን ጥራይ እዩ ዘሎ።
Kbre mezgeb be eritrean ms mexeka qoxera kthz entay tgeber
@ERiIPtv
7 ай бұрын
You must need call to the embassy every Friday 7:30-11:30AM
@ERiIPtv
7 ай бұрын
You malust call to the embassy every Friday on the morning time Best regards @ERiIPTV
ስለምንታይ ኢዩ ኣዲስ ኣበባ ዝበል
ሰላምታ የቀድም! ሲስተም ኣፕደይት ተጌሩ ስለ ዘሎ እቶም ምኽፋት ዝኣብየና ዘሎ ብሮውዘር ናይ ሞባይልና ኣፕደይት ንግበሮ!
@frehiwetfrehiwet1769
7 ай бұрын
Update ጌረዮ ዋላ አብዩኒ ናይ ethio coming soon እዩ ዝብለኒ ዘሎ በጃኻ ሓወይ ተሓባበረኒ ካልእ መንገዲ ተሎ
@ERiIPtv
7 ай бұрын
ብተሌግራም ዝብለካ ዘሎ screenshot ስደደለይ ኢኻ @ERiIPTVn ኢልካ ኣብዚ ቁ.ተሌፎን ምጽሓፍ ስለ ዘይፍቀድ እየ።
ኣብ ታሪኽ እንተተኻኢሉ ነቲ ናትና ሸነኽ እቶም ናትና ክኢላታት እንተ ዝጽሕፍዎ ዚሓሸ እኳ እንተኾነ ፡ እዚ ግን ብዝተፈላለየ ምኽንያት ኣብ ብርክት ዝበለ ኣርእስትታት ኣይተኻእለን። ከምዚ ኮይኑ ኣብዚ እዋን እዚ ብዙሓት ሰባት ነቲ ጥንታውን ዘመናውን ታሪኽና ዳህሲሶም ብትብዓት ናብ ህዝቢ ኣቕሪቦም የካፍሉና ስለ ዘለዉ ምስጋና ይብጽሓዮም። ካብዚ ወጻኢ ዘለና ኣማራጺ ነቲ ብዝተፈላለዩ ደቂ ወጻኢ ፣ ገየሽቲ ፣ ዳህሰስቲ መሬት ፣ ምስዮናውያን ፣ ኣመሓደርቲ ገዛእቲ ኣብ ሃገርና ኣብ ዝነበርሉ እዋን ፡ ነቲ እተዓዘብዎ ዝሓለፍዎ ተሞክሮ ብእተፈላልየ ቋንቋታት ሰኒዶም ኣጽኒሖም ኣለዉ። ነዚ ከኣ ሳላ ስደት ነቲ ቋንቋታቶም ዝመለኹ ደቂ ሃገርና ብዕቱብን ብውሕልነትን ናብ ቋንቋ ትግርኛ ተርጕሞም የቕርቡልና ኣለዉ። ሓደ ካብዞም ብትብዓት ብርክት ዝበሉ መጽሓፍቲ ታሪኽ ካብ ጀርመንኛ ናብ ትግርኛ ዝትርጕም ዘሎ ኣቶ ምስጋና ዘካርያስ ፡ ብሞያ መሃንዲስ ዝነበረ እዩ። ሓንቲ ካብተን ኣቶ ምስግና ዘካርያስ ተርጕምዋ ዘሎ መጽሓፍ ፥ ጕዕዞ ፖርቱጋልውያን ናብ ምድረ ሓበሻ ፡ ብ ካስታንሆስ እተጻሕፈት እያ። እዛ መጽሓፍ እዚኣ ምድረ ሓበሻ ቅድሚ 500 ዓመት እንታይ ትመስል ከምዝነብረት እተዘንቱ እያ። ነቶም ኣምሓርኛ እትመልኩ ከኣ ተማሳሳሊት መጽሓፍ ፥ ኢትዮጵያ ፖርቱጌዞች እንዳዩዋት እኤኣ 1520 - 1526 ዓም ፣ ብ ፍራንሲሽኩ ኣልቫርሽ ፣ የተረጎመው ግርማ በሻህ ፡ ኣላ። ብተወሳኺ ኣቶ ምስግና ዘካርያስ ናይቲ ኣብ ከተማ ከረን ኮይኑ ናይ ኣውራጃ ቦግስ ኣመሓዳሪ ዝነበረ ፡ ደሓር ውን ከም ቆንሲል ፈረንሳ ኣብ ወደብ ምጽዋዕ ዘገልገለ ስዊዛዊ ኣቶ ወርነር ሙንዚንገር ዝጸሓፋ ኣዝያ ኣገዳሲት መጽሓፍ ተርጕምዋ ኣሎ። በዚ ኣጋጣሚ ንኣቶ ምስግና ዘካርያስ ዝለዓለ ምስጋናይ ይብጽሓዮ። ነቶም ከም ኣቶ ምስግና ዝኣመሰሉ ውን ብኹሉ መዳይ ብገንዘብ ግዜን ንዋትን ሞሳ ንሃቦም። ....
ሰላም ሓወይ ብዝሃብካና ሓበሬታ እናምሰገና ኢና ኣብካልእ ሃገር ዘለና ከ ንኣብነት ኣነ ኣብ ጀርመን ኣለኩ ተግዲስካ መልሰለይ
@ERiIPtv
11 ай бұрын
I wl do for you
@denglyadefekri8528
11 ай бұрын
Ab Germay wn xegm ala. Betami xegm alna
ሰላም ዝሓወይ ከምዚ ዝሃበርካኒ መሰረት መሊኤዮ ግን ኣቢኒ
@ERiIPtv
11 ай бұрын
ኣበይ ምስ በጻሕካ እዩ ዝኣብየካ ዘሎ፧ ማለተይ ኣብ ዕለት ምምራጽ ተኾይኑ ምናልባት ቦታ መሊኡ ክኸውን ስለ ዝኽእል ደጋጊምካ ምፍታን እዩ።
@binibini8800
11 ай бұрын
ቀዳማይ ገጽ ዘሎ ክለን መሊአየን ስም ዕድመ ትውልዲ ቦታ ዝኣተኩሉ ኣድራሻ ቦታ ከምታ ዝሓበርካና መሊኤዮ ኣብ መወዳእታ ከኣ save information ምስ በልክዋ ናብ መጀመርታ ትመልሰኒ ሰለቲ ተገዲስካ ትምልሰልና ኣዝየ የመስግነካ
@ERiIPtv
11 ай бұрын
ሰላም ከምቲ ዝሓበርኩኻ እዩ ደጋጊምካ ኢኻት ትፍትኖ ካልእ ክንጠር ዘይብሉ ነገር ኣሎ ብቀይሕ ነጥቢ ምልክት ዘለዎ ብፍላይ ከኣ እቲ መቦቆል ዓዲ ስም ኣደ ብትግሪኛ ግድን ክምላእ ኣለዎ ምናልባት በዚ ከኣ ፈትን ኢኻ!
@binibini8800
11 ай бұрын
ደጋጊመ ፈቲነ እየ ተኪኢልካ ከትሕዘለይ ትክእል ዲካ
@ERiIPtv
11 ай бұрын
Contact me eritreafirst8@gmail.com
ሰላምታ የቀድም ብተደጋጋሚ ዝሕተት ዘሎ ሕቶ ኣብታ ምምራጽ ምስ በጻሕና ነታ B4 ትብል ዘላ ክንመርጻ ዲና ዝብል እዩ! ክቡራን ተኸታተልቲ 1) ናብ ኤምባሲ ኤርትራ ንመጀመርያ ግዜና እንተኾይኑ ንመጽእ ዘለና እዚ ማለት ካብ ኤርትራ ካብ ንወጽእ ኣብ ዝኾነ ሃገር ግድን B4 ዝብል ቲክ ንገብሮ ቀጺልና ካልእ ዝደለናዮ ኣገልግሎት ከኣ ንውስኽ ( እዚ ዝምልከተና ግን ብዘይሕጋዊ ኣገባብ ካብ ኤርትራ ንዝወጽአ ሰብ ጥራሕ እዩ) 2) ቅድሚ ሕጂ ኣብ ዝኾነ ሃገር ዝርከብ ናብ ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ ቀሪብና B4-form መሊእና እንተ ኔርና ኮይና ግን ነታ B4 ትብል ኣይንመርጻን ኢና ጥራሕ ናብቲ ዝደለናዮ ጉዳይ ኢና ንመርጽ!
@abielnegasi9006
Жыл бұрын
Abzia gn brother eta appointment tbl zela tirah dina screen shoot knharma malet ane mejemertay eye B4n,id,passportn delye ms xeqetkwa 3 page zkewun soft copy amxiatley
@ERiIPtv
Жыл бұрын
ሰላምታ የቀድም ክቡር ሓው! ስለ ተሳትፎኻ የመስግን። መጀመርታኻ ስለ ዝኾነ ቢ4 ጀሚርካ id,passport ኲሉ ቲክ ምስ ገበርካዮ ናብ ዝቅጽል ገጽ ክወስደካ እዩ ከምታ ኣብዛ ቪድዮ ኣነ ስክሪንሹት ዝገበርክዋ ወይ ፕሪንት ቲኬት ዝብል ኣሎ ፕሪንት ትብላ ንጹር እዩ ኣጆኻ ። ካልእ እቲ ሶፍትኮፕይ ዝበልካዮ ንሓበሬታ ናብ ኤምባሲ ክትከይድ ከለኻ ዘድልየካ ነገራት እዩ ስክሪንሹት ምሓዝ ኣየድልየካን እዩ። ሕቶኻ መሊሰ ክኸውን ተስፋ ይግበር።
@abielnegasi9006
Жыл бұрын
@@ERiIPtv ya eti nay qoxera zmlket trah ye s.shhot kgebro zeleni malet u print ticket ms belkwa
@ERiIPtv
Жыл бұрын
እወ ነቶ ናይ ቆጸራኻ ዝምልከት ጥራሕ ኢኻ ስክሪን ተልዕሎ
@abielnegasi9006
Жыл бұрын
@@ERiIPtv 10Q brother i like ur presentation k.going 🙌❤
ያያያያያ እንታይ ኮንካታ ሓቢቢ እዚ ናይ ኤምባሲ ዝበልካዮ ንሳቶም ጥራይ ዝፈልጥዎ system ድዩ ፈጺሙ መእተዊ ዘይብሉ።ብቪድዮ መልክዕ ደኣ ዘይተርእየና ዝእቶ እንተ ኾይኑ?ዘይከውን ናይ ሓሶት ቪድዮ ኢኻ ሰሪሕካ
@ERiIPtv
8 ай бұрын
ሰላምታ የቀድም! እዚ ቪድዮ ናይ ሓሶት ዘይኮነ ቅኑዕ ቪድዮ እዩ። ዝኸበርካ ዓሚል ትጥቀመሉ ብሮውዘር ኣብደይት ግበሮ። እምበር ብዙሕ ሰብ ካብዚ ቪድዮ ተጠቃሚ ኮይኑ እዩ። እዚ ኣብዚ ቪድዮ ዘሎ መምርሒ ዘይኮነ ዝኣብየካ ዘሎ እቲ ዌብሳይት እዩ ነቲ ናትካ ብሮውዘር ዝነጽጎ ዘሎ ንምህሮን ኣፍልጦን ክኾነካ ኢለ'የ። Contact me t.me/ERiIPTV
Dehan suq beluu
Cancel,Abini hawey .
@ERiIPtv
7 ай бұрын
Don't worry just do it the browsers refresh and then you make cancel