🔴ቄናን ትምህርቲ ኣብ ጎደናታት ካምፓላ 🇺🇬// መንእሰያት ተጠንቀቁ/ Eritrean orthodox tewahdo church video 2024

©Mdre Canaan
Subscribe for more

Пікірлер: 23

  • @nebyattesfazgi3423
    @nebyattesfazgi3423Ай бұрын

    Amen (3) qalehiwetu yesimialina kubur hawey notom gega timiriti zsebku kiaa zgebriwo aye felitun eyom emo Egziabiher yikire yibelelom

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam123 ай бұрын

    ክቡር መምህርና ቃለ ሂወት የስምዓልና ናይ ጎታናን መድሓኒትና ምሕረት ናይ አዴና ወላዲተ አምላክ ቅድስቲ ድንግል ማርያም አማላድነት ናይ ቅዱሳን ወለድና ፃድቃናት ሰማእታት ናይ ቅዱሳን መላእክቲ ተራዳኢነት ምስ ኹልና ይኩን አሜን አብ እእምነትና የፀንዓና አሜን ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @fusfv877
    @fusfv8773 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰምዓልና ኩቡር ዲያቆን ሓወይ ኣሜን 🤲👏🌹🤲👏🌹🌹🤲👏🌹❤️

  • @user-zr9if7im3v
    @user-zr9if7im3v3 ай бұрын

    Amen amen amen qale hiwet yesmalina kibur memhrna nay bihaqi sian mfilat hizbi ytfie alo amlak yqre belelna mistwialu yadilena fetari

  • @senaitgebremedhin7460
    @senaitgebremedhin74603 ай бұрын

    ❤🕯እግዚአብሔር ይመስገን 🕯❤ አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዓልና .መድሀኒአለም ኢየሱስ ክርስቶስ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርክ 🌿🙏🌿🙏🌿🙏

  • @yordanosbruk8328
    @yordanosbruk83283 ай бұрын

    qal hiwet ysmalna❤❤❤.egzabhier mheret yewurdelom ab godana seb ztfu zelewu aenti lbona ykfetelom.

  • @hiwotiasu9601
    @hiwotiasu96013 ай бұрын

    Amen kale hiwet yesmana🙏

  • @latinasandiago2682
    @latinasandiago26823 ай бұрын

    ቃል ሂወት yesmelna🙏❤🙏❤❤

  • @abrhamha9895
    @abrhamha9895Ай бұрын

    Aamen qal hiwet yesmalna tsegui ybzhelkum brukatey

  • @user-tt1jt5iu5k
    @user-tt1jt5iu5k3 ай бұрын

    በጥ ክንብል እወ ኣጸቢቕና ኣምላኸይ ልቦናና ክፈተልና።

  • @tesfaldet9230
    @tesfaldet92303 ай бұрын

    Kale hiwet yesmalna egzabiher amlakna ayni lbona ykfetelna❤❤❤❤❤❤

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu13593 ай бұрын

    Egziabher. yemasgen. Kale. Hiwet. yesmalena. Memhar. ✝️🙏🙏🙏🌿❤️🌿

  • @Ise609
    @Ise6093 ай бұрын

    Ab uganda dea tebazihom endyom ezom nay sheket haymanot zelewom. ንሕናስ ካብ ሕጊ ኣቦታትና ንስዕር ሞት ይሕሸና። ንዘልኣለም ኣለም ኦርቶዶክስ

  • @user-wc3ws9gj9p
    @user-wc3ws9gj9p3 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @natunatu1686
    @natunatu16863 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yorsalem6352
    @yorsalem63523 ай бұрын

    Gedede 😢😢😢😢😢

  • @fasikamesfun7232
    @fasikamesfun72323 ай бұрын

    እ ህ ህ ህ ህ ህ ህ ኣቤት ምድሓን ብጸሎት ኣይክክነን ምድሓን ብግብሪ ኣይኮነንን ኣሰይ ወንገላውያን እ ህ ህ ህ ህ ልቢ ይሃብኩም ጥራይ ዝብሃል የለን ኣይይይይይይ የሱስ ምእማን ተኮይኑሞ ሃየ እመኑሞ ኣብታ መሬትኩም ከድኩን ከምዚኣ ኢልኩም ወንጌል ስበኹ ትኣምንዎ ከኣ መታን ጽቡቅ ጌሩ ክግለጸሉ ንህዝብኹም እ ህ ህ ህ ህ ብልዒ መስተ ናይ ጁባ ደሞዝኩም ምስ ተወድአስ ናበይክክን እዩ ናብ ንስሓ የብቅዕኩም ምእማን ንድሕነት እኹል እዩ ኢሉ ዝማሃረ ሃዋርያ ተሎ ሃየ 🤲🏾🤲🏾🤲🏾🤲🏾🤲🏾🤲🏾🤲🏾💔💔💔💔💔💔💔💔☝🏾⚖️✝️⛪️🍯⛪️🍯💐🤍🤲🏾🤲🏾🤲🏾🕊🌍🇪🇷 ቃል ሂወት የስማዓለይ ቡሩከይ❤

  • @awetbeletse5420

    @awetbeletse5420

    3 ай бұрын

    “ጽድቂ ብሕጊ እንተ ዚኸውን፡ እምብኣርከ ክርስቶስ ንኸንቱ እዩ ዝሞተ፡ ኣነስ ጸጋ ኣምላኽ ኣይንዕቕን እየ።” - ገላትያ 2፥21

  • @TopG-gx7ei
    @TopG-gx7ei3 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @yohannesalazar7578
    @yohannesalazar75783 ай бұрын

    ኪዱ ንብዘላ ዓለም ወንጌል ስበኹ፡ ክሳብ መዓስ ክሳብ መዉዳእታ ዘመን፡ ምጽኣት ክሳብ ዝኸውን፡ ኣነ ይብል ጎይታ ኢየሱስ ምሳኹም ኣለኹ። ስለዚ እዞም ኣሕዋትና ነቲ ቓል ይፍጽሙ ኣለው ። ንስኹም ግና ከም ፈሪሳውያን ነታ መንገዲ ሓቂ ትጻብእዋ ከይትህልው ፍርሑን መርምሩን። እቲ ጎቦ ዝዘብል ብምህሮ ክርስቶስ ዘይጸንዕ ኣምላኽ የብሉን ። እቲ ኣብ እቲ ትምህርቲ ዝጸንዕ ግና ኣቦን ወድን ኣልው ዎ።

  • @yohannesalazar7578

    @yohannesalazar7578

    3 ай бұрын

    2 ይ ዩሃንስ 1፡9

  • @awetbeletse5420
    @awetbeletse54203 ай бұрын

    ኣንታይ እንታይ ኮይንኩም ኮለል ትብሉ ካልእ እኮ ኣይሰበኩን ክርስቶስ ኢየሱስ ኢዩም ዝበስሮ ዘለዎ

  • @Ise609

    @Ise609

    3 ай бұрын

Келесі