ቃለ መጠይቕ ምስ ኣቶ የማነ ተኽለጊዮርጊስ፡ ተሳታፊ ኤርትራ ሲምፖዝዩም 2023 | ፍራንክፉርት፡ ጀርመንFor more information, visit www.eri-platform.org
ኣብ ትሕቲ ዝኾነ እዋን ንሃገርን ህዝብን ንኻልእ ባዕዳዊ ኣሕሊፍካ ምሃብ ይቅረ ዘይብሃሎ ገበን ኢዩ። እንቋዕ ድማ ተጋዳላይ የማነ ነዚ ኣነጺርካ ገለጽካዮን መርገጺኻ ኣነጸርካን እቲ ዝድለ እዚ ዝበልካዮ ኢዩ። ጸላኢ ግዳም ኣሳጒግካ ድሓር ዕዮ ቤትካ ይግበር እምበር ውሽጣዊ ጉዳይ ሃገርካ ንጓና ማዕጾ ምኽፋት ናይ ዘልኣለም ጥፍኣት ኢዩ።
Пікірлер: 2