ዕላል ሳሙኤል ሃይለ ኣርዓዶ ካብ እስራኤል 16|05|2024
Ойын-сауық
An analysis of Eritrea's present and future internal and regional economic policy with maebel kiflay.
@AlenaWaltaHager ዛዕባ ሎሚ 06,05,2024
Join this channel to get access to perks:
/ @alenawaltahager
© Copyright: Maebel Kiflay - Alena Walta Hager. All rights reserved.
#AlenaWaltaHager #MaebelKiflay #Eritrea
Пікірлер: 454
PLEASE- SUBSCRIBE & LIKE SHARE ኣንረስዕ 🌟❤️🌟. | 🔜❣️🙏 kzread.info/dron/reJ_MTpmcybypwK-MxrqfA.htmljoin 🇪🇷|•
@meroneritrean3221
20 күн бұрын
❤
ኣጆኻ ሳሚ ኣነ ከማን ንንዊሕ ዓመት ተቃዋማይ እየ ኔሬ ። ሕጂ ግን ምስ ሃገርይን ህዝበይን ይሕሸኒ ኢለ ኣብዝ 4 ዓመት 🇪🇷
@favfor4455
20 күн бұрын
ሓወይ መዓረይ ❤️🇪🇷
@favfor4455
20 күн бұрын
I like your honesty Brother ❤️🇪🇷
@senaityohannes2234
19 күн бұрын
ትግራይ ትስዕር ትብል ኔርካ ህዝብኻ የሕሊፍካ ሂብካ ????
@favfor4455
19 күн бұрын
@@senaityohannes2234 መን እሞ ፈራዲት ጌሩኪ ተጋግየ ይቕሬታ ንዝበለ ሰብ ሲ እንታይ ግበር ኢኻ ትብልዮ pls ሓቆፍቲ ንኹን...
@Eritreana1991
19 күн бұрын
@@senaityohannes2234 ኣንቲ ርእስ ኣለኺ ዶ 4ዓመት ማለት ኣይርድኣኽን ዲዩ 🤦 ናይዳመን ካላኣይ (2)ሓ እያ ወደይ 🤣🤣🤣🤣
ብራቭ ሳሚ ብዙሓት ኣለና በሪህልና ናብ ልብና ዝተመለስና ❤🇪🇷
@BiniYonas
19 күн бұрын
ዘይተብርሃልና ዲኣ አሞ ብዘይዕላማን መትከልን ዝከይድ ሰብ ተኮይኑ ኮሙኡ አዩ ሳሚ ኪኣ ኖርማል ኣይኮነን ስምዒት አዩ ዝከይድ ነይሩን ዘሎን ጽባሕ ኪኣ ኒሪኦ
@user-qm7gx3tj9n
15 күн бұрын
Ajokum zeygage seb yelen kab geguu zeerem gen belih seb eyu
እዋይ ሳሚ ለቢሙሲ ሃዲኡ ክዛረብ ሪኢናዮ እሞ ይመኣልካ ሳሚ ንዓኻ ይሕሸካ ንቤሰብካ ንደቅኻን ቅሳነት እዩ ጽቡቕ ስራሕ ማዕበል 👍👍
ሳሚ ንፉዕ ተባዕ ጽቡቕን ዘዕግብ ኣገላልጻ🇪🇷 ❤ኤርትራ ሃገርይ ዝበለ ከቢሩን ተሓፊሩን ኮሪዑን ይነብር🇪🇷❤ 🇪🇷
እንቓዕ ካብ ክዳንኩም ቅደዱ ናብ መልሓስኩም ዕጸዉ ኣብቃዓላ ሳሚ
እንኳዕ ብሰላም ወጹ እቶም ዝተረፉ ኤርትራውያን መዋጽኦ ይሃቦም ፈጣሪ።
Well done Mable wedi Eri Jegna So proud to be Eritrean ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
ሳሚ ኣንበሳ ጌጋ መናብርቲ ሰብ እዩ።ተጋጊኻ ነርካ ተኣሪምካ ናብ ቁኑዕ መንገዲ ምጉዓዝ ልቦና እምበር ዕሽነት ኣይኮነን እሞ ብጣዕሚ ተሓጒሰ ኣለኹ።ቀጽሎ ኣጆኻ❤🇪🇷!!!!!!
ሕጂ ግርም ሳሚ : ኩልና ተጋጊና ናብ ልብና ተመሊስና ምስ ህዝብኻ ማዓት ዳርጋ ጋዓት ኮይናትና ሃገርናን ህዝብናን ኣቐዲምና ኣብ ጎኖም ደው ኢልና ኣለና : ኤርትራ ብኤርትራውያን ጥራይ : ይቅር ዝተባህለሉ ይቅረ ይብእል እዩ ይቅረ ይዂንካ እንኻዕ ኤርትራዊ ኮንካ 🌹💕💪💃💃💃🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ነዞም ጎስጓስካ ሒዝካዮም ዝጠፋእካ መንእሰያት ሕጂ ካኣ ናብ ልቦም ክምለሱ ሓግዞም
@frehaile6298
20 күн бұрын
I love your comment 🇪🇷❤️🇪🇷👈🏼
Thank you Sami for coming back to your senses.God bless Eritrea 🇪🇷🇪🇷🙏🙏🇪🇷🇪🇷
ሳሚ ሓወይ ልዕሊ ትጽቢተይ ረኺበዮ መግለጺኻ።ብጣዕሚ ብኣኻ ኮሪዐ ኣለኹ።ጥዕናን:ዕድመን ምስ መላእ ስድራኻ እምነየልካ።
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዘረባ ❤❤👏🌹🌹🌹👍💐💐💐🌟🌟🌟
ዝሓለፈ... ሓሊፉ እዩ? ንፋስ ይውሰዶ, ንብሕጂ ዝፍጠር ጌጋ ጥራይ ካብ ሕሉፍ ንምሃር. ሰላምን... ፍቅርን የውርደልና ኣምላኽ 🙏🙏🙏
@rutgebrezgi2765
19 күн бұрын
አሜን❤❤
Happy Independence day to my beautiful country Eritrea 🇪🇷💕🇪🇷💕❤️❤️❤️
ደቂ ኤረይ ንሰላምን ንፍቅርን ንዘምር አምላክ የሐልወና❤❤🙏❤❤🌟🌟
ኣጆኻ ሳሚ ሓወይ ጌጋ ዳኣ መናብርቲ ደቂሰባት እንዲዩ ጥራይ ኣመትከልካ ገጥ በል
I am so glad Sami at the end you come back to the truth 🇪🇷🇪🇷💕🇪🇷
ማርሓባ ኣለና ዋልታ ሃገር ካሙዉን ኩቡር ሓው ሳሚ ኡንቓዕ ቢሳላም መጽኹም❤❤❤❤❤
Thank you Dek Eri we are coming together 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
ሳሚ አንበሳ ኢንካዕ አብሌቦኻ ተመለስካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅❤️
እዋይ ካብዚይ አድሕነና አታ ፈጣሪ አቦይ ምሕረት የዉርደልና የሕዋተይ ማዓረይ ናብ ልብኩም ይምለሰኩም ወይ ግዝይ ስደት ስዲ
ማዕበሊኖ❤️ መትዓቢቲ❤️ ነተባብዓዮ💪💚 ደቂ💪💚 ሪመይ🇪🇷 ሸር ♻️ ሳብስኽራይብን 👌እዳበልና ❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷♻️🌿🍀☘️💚💚🇪🇷💒🙏🕌🇪🇷💕
ይቅረ ይኹንካ ለቢምካ፡ሳዕርን ልብን እንዳሓደረ ይበቁል❤❤we forgive you Samie
What I want to say to people of Eritrea is wake up what’s happening is what the neighbors wants us to be divided by ethnicity look at our neighbors it’s really sad what’s happening in Ethiopia so that’s what they’re trying to bring to Eritrea be careful and wake up God bless our country 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@michalemichale5880
20 күн бұрын
I completely agree with you!
ይቅረ ያኹንካ ወዲ ሃገር
ሳሚ ናይ ብሓቂ ልቦና ዘለዎ ዘረባ እዩ።
Sami hawna ,wedi Eyre thank you for everything god bless you nay labamat zereba ika tezaribke 💯💯💯❤❤❤🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ጽቡቅ ካብ ጌጋኻ ትኣሪምካ.ነታ ስድራቤትካን መላእ ህዝቢ ኤርትራን ዋጋ ዝኸፈለላ ሃገርካን ህዝብኻን ክትክሕስ ምብጋስካ ዝንኣድ እዩ ቀጽሎ 🇪🇷💐
My country happy indpendence Day ❤❤❤
ንፉዕ ኢካ ካብ ጌጋካ ዝተአረምካ❤❤❤
Amlak NI HIZBI ERITEA KEMU EWIN WETAHADERATNA KOTAS KULU WULUD HIZBI ERITEA HGDEF HAGERNAN AB GONINA YKUN ALON❤🤲❤️🇪🇷🇪🇷🤲🇪🇷🇪🇷
Ajokume dekierye 🇪🇷🇪🇷💕💕☪️✝️🇪🇷👍
Well done Sami don’t worry we ❤️ who ever went put Eritrea 🇪🇷🇪🇷first 🙏🏽💕
Wow ሳሚ ሓውና ኣኹሪዕካና።
Happy Happy Independence Day Our Heroes EDF Leaders God bless 🇪🇷🇪🇷⛪️🕌🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪9🐪🐪🐪♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
I like that, the way he said it. " ane zegagekuwo hawey kmelso eye zdely" welcome back deki rimey 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እዚ ወደይ ንኩሎም ካልኦት ኤርትራዊያን ውን ናብ ልቦም ይምለሶም ኣምላክ ይሓግዝኩም ዓወት ንሓፋሽ
ስሚ ሐዉና እግዚአቢሄር እንቆእ አይነ ልቦናካ አብርሃልካ ሰብኮዩኑ ዘይጋገ የለን ።
Anbesa Sami hawna btaemi xbuk medeb Egziabhier nkulatna Selamu yhabena 🙏
ይበል ልቦና ሳሚ ናይበሓቂ ኣደኒቀካ ንስኻስ ኢንቋዕ ተመለስካ ❤❤🎉🎉🎉
እንካዕ ኣምላክ ናብ ልብኻ መለሰካ ሳሚኤል ሓወይ ኩሎም ከማኻ ናብ ልቦም ተመሊሶም ካብ ዚ ኣዕናዊ ሂወት ይውጸኣዮም❤🎉🎉🎉🎉
ወዲ ኣርዓዶም ኣምበሳ ተባዕ ኢኻ ናይ ብሓቂ። ዘይጋገ የለን ብጌጋይ ኣይጠፍእን ኢልካ መንእሰይና ኣብታ ጽላል ተድልዮ ዶው ኢልካ መኪትካ። ሃገረይ ስለ ዝበልካ ውን ዝወረደካ ፈተነታት ቅትለት ውን ተዓዚብናዮ ኢና ኣጆኻ ጥራሕ ቀጽል ብሓንሳብ ኣሉና 🇪🇷🫶🇪🇷🫶🇪🇷🫶🇪🇷🫶🇪🇷
ዘይጋገ የለን ግና ጌጋኻ ኣሚንካ ምሕታትካ ኣዝዩ ደስ ዝብል ኢዩ።
ሳሚ ዕላማኻ ጥራይ ኣጽኒዕካ ተጓዓዝ።ኩሉ ብልክዕ ክርድኣካ ዘይ ሕሰብ እዩ።ኣብ ቦትኦም ወሪድካ ከይትሓርቕ ሸለል ጥራይ ኢኻ ትእዝዘሎም❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷!!!!!!
Proud of you Maebelino❤❤❤.
Thank you good job❤🙏🏽
Sami and Maebelino🙏🏾🙏🏾❤️❤️🇪🇷🇪🇷
ኢንቋዕ ደሓን መጻእካ ሳሚ ኣጆኻ ኣብ መትከል ናይ ስድራቤትካ ተመለስካ ሓቢርኩም ሓገርኩም ከተለምልምዋ ኢኩም🎉🎉🎉🎉❤
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሕሰብ ሳሚ ገጋ እንተ ዘይ ህሉ ምድምሳስ ኣብ ልዕሊ ርሳስ ኣይምተስርሐን ስለዚ በርትዕ
SAMI welcome to come home we are very happy to see you change your mind to help support your country support your people🇪🇷❤️🐅💪
We are surprise thanks ❤️🇪🇷
😍መርሓባ ውዲ ኤሬ ጅግና ማዕበል ሓወይ ሓቢቢ♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏
Wedi Erey mearey sami bravo ❤️
Thanks Mabalino 🇪🇷🌹❤️🙏
አላ ሳሚ ሕጂ አስሕካና እበር ማራ ኢየ ዝጻለካ ነይረ ትግራይ ትዕወት
ሳሚ ሎሚ ልቦና ጌሩ
ፅብቅ ዘረብ ሳሚ ሃገር ጅጋኑ ኣቦታትክን ይሕዋትቅን አያ good job
Sami enkae bselam metsaka etom kaleut yehwatnan deqnan bselam kmlesu tesfa ngbr 🙏🙏🇪🇷🇪🇷
እቲ ብሂወት ዝተረፈ ሓውና እዝጋቢሀር ኣምላኽ ምሉእ ምሕረት ይግበረሉ ፈጣሪ ንዝሞተ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ፈራዕ ራዕ ኣብዝሐሞ ንሓመዱ ኣምላኽ ርግኣት ይሃቦም
ሳሚ ዘይ ጌገ ሓደ ኣምላክ ዳኣ እበር ደቅ ሰባት ጌጋ መናብርትና እዩ ስለዝ ይቅረ ይኩንካ ዛሓወይ
ብጣዕሚ ዘገርም ምስክርነት:: ሳሙኤል እግዚኣብሄር ምስትውዓልካ ከፊቱ ካብ መንገዲ እከይ ኣናጊፉካ:: ንርእስኻ ተናጊፍካ ብትብዓት ንሰራዊት ኤርትራን ንህዝብኻን ብትሕትና ይቅሬታ ምሕታት ክብረት እዩ:: ጸሎትና እቶም ተደናጊሮም ዝተጋገዩ ከማኻ ተጣዒሶም ከብ ጌጋኦም ክምለሱ: እቶም ብኽፍኣት ንህዝቢ ኤርትራ ናብ ጽልእን ዕግርግርን ኣጃንዳ: ዝሓዙ ኩሉ ውዱቶም ክፈሽልን ከም ብቅቡቅ ክብተንን ብዘይ ምቁራጽ ንጽሊ:: እግዚኣብሄር ንህዝቢ Eritrea 🇪🇷 ይርድኣና::
Betame xubke zarba Ajoka Sami haweye ❤❤❤
Gegeu felitu zmehar lebam u enqae biu gerka aytefaeka Sami 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕
Sami jigna maebelino Bravo 💪💪🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷👍
ሳሚ አድንቅኻ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰላም ማዕበለይ ዋላ ደንጉየ ይከታተሎ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ሳሚ ሓውና ድማ አጆካ በርትዕ ነዚ መደብ ሰሚዖም ዘጽቀጡ ዋላ ሓደ ንብሎም የብልናን አንታ መንእሰይ ለብም ጥራይ ኢየ ዝብሎም ኤርትራውነት ኩቡር መንነት❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብራቮ ሳሚ ካብ ጌግኡ ዘይእረም ጥራይ ዩ ሕማቅ ሰብ ነቶም ዝተረፉ ክአ ብውሽጢ ቀስ ኢልካ አብ ህዝቦም ክምልሱ ሓግዞም❤❤❤ዘለአለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስውአትና ❤❤❤
😭😭 eway tegru ahwatna nenehdwom yaktlewom alewu bejakum kab sami temharu bejakum ne deqekum rayu
ሳሚተይይ ጅግና🇪🇷🐯
Btaemi haben srah eka tgbr zeloka mesatit Eritrawit nay bhaki smietka tenkafit habona weladi nfeti hafti mkana teazibe jgna waero 👏👏👏👏❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🙏🙏🙏🙏
Hageray zbele tekebiru ynebr🇪🇷🙏🇪🇷🙏👌🕊
ብረቦ ሳሚ ዘይጋገ ሐደ አምላክ ጽብቅ ሐሳብ እዩ ወሲድካዩ ዘለካ ❤
Happy Independence Day my people♥️👌👋👍🇪🇷💯🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Mablino anbesa kendi 1000 eka ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሳሜ ሓውና በእቲ ዘቕረብካዮ ሓሳብ ኣዝየ ዓጊበ። ሸያብ ኣይትጸውዕ ለባም ጸውዕ ኣበሃህላ ትምጥንካ እያ። ሳሚ ናይ ምግላጽ ዓቕሚ ስለ ዘሎካ እተን ካልኦት ሃገራውያን KZread ከቕርባኻ ይጉስጉስ ኣሎና እሞ ቅልቅል በለና። በርትዕ ኹቡር ሓው
ብጣዓሚ እዩ ደገርም እዚ ጨምጫም መንጣግ ክንድርብዖም ደይከውንሲ ብሉጻት ብእኡ ተመሪሖም ከጥፍኡን ክጠፍኡን የሕዝን እዩ.
Eway anes bakhum yshaqel nay Esraiel yehwatna .fetari erqi selam yewrdelna ❤, egziabihier zterere lbtat ysberelna.
Thank you 🙏 Mabelino jigna kemuun Sami hawena. Ahwatkum kemuu gerkum hukofu❤+❤❤+❤❤❤❤❤❤+❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
ጽቡቅ መደብ ማዕበሊኖ ኣጆካስ ሳሚ
እንቂዕ ብደሓን መጻእካ ወዲ ኤሪ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you Alena walta hager! Eritreans around the corner of the world be aware there a game that has been played against you to derail your independence. Tanks to EDF we are proud of you! for those who live in diaspora we have hom work.
Nay bhaqi adinqeka sami hawey miknatu haqi bmizrabka ❤❤❤❤ hager kimerhi zkiel aberitrea zelo eyu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Bravo sami gudom awtsayom enqa nab hagerka temeleska 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
Mabelina hbun Ertrawi Anbesa jegna Sami Gawena enqa ab hgerka temleska ❤❤❤❤❤❤❤
I love you sammy shikar God bless you family My. Brother ❤❤❤❤❤❤thanks
💕 Merhaba 🇪🇷 wedi 🥰 Jeganu ♥️ proud ❤️ to 🎉 be 👏 Eritrea 🍀 happy 🍀 independence 💕 day 🇪🇷 deki 🥰 Eri 💕🇪🇷🥰♥️❤️🎉👏🍀🍀
Sami jigna ❤❤❤ proud of you
@genetabraham6028
19 күн бұрын
❌️❌️❌️❌️❌️❌️❌️❌️❌️❌️❌️❌️
ናይ ባሐቂ ኣንቢካና ሳሚ ይቀንየልና❤❤❤
Wow good job brazzer god bless🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️😍😍😍
ይቖረ ይኹንካ ማዕበሊኖ።
አዝዩ ፅቡቅ ውሳነን ናይለባም ሐሌትን ናብልብኻ ተመሊስካ ንህዝብኻ ይቅረ ምሕታት ይቅረ ይ ይኩነልካ 🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🌻❤️🌹🌳💐🌿💐🌳🌹💕🌼🌴☘️🥀🥀🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏
ካብ ሰብ ጌጋ ካብ ሓጺን ምራት ስለዘይሰአን : ሳሚ እንኳእ ምስ ኤርራውያን የሕዋትካ ጸንበረካ::
Yekre yekunka Libeyehabka fetari ❤
የቐንየልና ሳሚታ
@michalemichale5880
20 күн бұрын
I just hope he will work hard on tiktak to bering our children's back?
Thank You my dear brother Makelino 💕💕🇪🇷🇪🇷
ፅቡቅ መጠንቀቅታ ንአፍልጦ ብግልጲ ምዝራብካ ነመስግን🇪🇷🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🌻🌻🌹🌳❤️👍💕💐💐👍❤️👍💐💐🌿🌿🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰላምኩም ይብዛሕ የሕዋት
Selam deki erey xbuk mdeb ❤️❤️❤️🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯
🙏🏽