part 2 ዛዕባ ኣብ ሓለዋ ሰውራ ኣብ ፎርኖ ሰባት ዝጠብስዎ ዝነበሩ ብ ፍሉሕ ማይ ዘቃጽልዎም ዝነበሩ

Ойын-сауық

part 2 ዛዕባ ኣብ ሓለዋ ሰውራ ኣብ ፎርኖ ሰባት ዝጠብስዎ ዝነበሩ ብ ፍሉሕ ማይ ዘቃጽልዎም ዝነበሩ

Пікірлер: 94

  • @tefetawitalkshow
    @tefetawitalkshow Жыл бұрын

    እዚ መደብ ብ መንገዲ ሳትላይት ናብ ዓዲ ዝኣቱ ኢዩ ወጻኢታት ስለ ዘለና ንዕብየትን ቀጻልነትን እዚ መድያ satellite 📡 ክትሕግዙ ትደልዩ membership/ኣባልነት ብምምላእ ዓቕምኹም ክትሕግዙ ብ ትሕትና ንሓትት👇 donorbox.org/tefetawi-talkshow

  • @abebaabraha726
    @abebaabraha726 Жыл бұрын

    My dear brother Tecle you carry this burden for years, I can't imagine how relieved you feel now, take care I give my witness you are a straightforward and honest man 🎉😢

  • @user-fk7zz6bh1e
    @user-fk7zz6bh1e Жыл бұрын

    TEFETAWI TALK SHOW thank you 🌹

  • @samabraha3833
    @samabraha3833 Жыл бұрын

    You are absolutely right.

  • @simonm.7755
    @simonm.7755 Жыл бұрын

    Sultun please don’t interrogate him, if you could comfort him, let it roll the story slowly and guide him. I really feel sorry for the horror he went through. ኣቺደንተ ይብሉ ኔሮም ኣቦታትና።

  • @user-jy9rr5iy5o
    @user-jy9rr5iy5oАй бұрын

    Thanks father enqaii amlak awuxeaka

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghiАй бұрын

    Enitay nihadesebi dia nikulu hizibina ertrea emiberi ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤.

  • @jagme334
    @jagme334 Жыл бұрын

    Eway nay seytan sirah, eziom seb aykonun 😢

  • @simonm.7755
    @simonm.7755 Жыл бұрын

    Seltene Next time when you invite him hope he gets some help from his family members with the connection setups. Ask him to have someone by him.

  • @user-by6sj8ux5f
    @user-by6sj8ux5f Жыл бұрын

    Very sad for Eritrea people

  • @tsegahaylemichael1399
    @tsegahaylemichael1399 Жыл бұрын

    እውይ ሰልጠነ ሓወይ ሰላም ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ እንታይ ዓይነት መስደመም ታሪክ እዩ

  • @afewerkemha2894
    @afewerkemha2894 Жыл бұрын

    ሓው ሰላም እንኳዕ ድማ ንታሪኽ ክኸውን ክትርኽ ኣብቅዓካ፣ ብዝተረፈ እቲ ትትርኾ ዘሎኻ ፈጺሙ ዘይወሓጠሎም ማእለያ የብሎምን ከመይ:ንሻዕቢያ ምትንካፍ ነውሪ፣ ከምቲ ንሓደ ሃይማኖተኛ ብሃይማኖቱ እንተመጺኻዮ ዝናደድ ክቀትለካ 'ውን ዝመጣጠር ሰማዕቲ ብሓሳቦቶም ድሮ ቀቲሎሙኻ ኣለዉ። ንባዕሉ ሰልጠነ ዕባይ ዘመነ- ሻዕቢያ ንእትብሎ ንምእማን ይትረፍ ንኽሰምዖ ይሽገር ኣሎ። ናይ ሻዕቢያ ሓጥያት ተሓቢኡ/ተሰዊሩ ኣይተርፍን እምበርኳ: መንነትን ዕላማን ሻዕቢያ ንርእዮ ኣሎና ብርሰት/ስደት/ሕልፈት!!! ኣነኳ የቀንየለይ ንትብዓትካ እንዳበልኩ ካልኦት ንታሪኽ ክኸውን ተዛረቡ/ድፈሩ ቅድሚ ሞት ምምጻኣ። ተዛረቡ ኣይትዛረቡ ንዘሎ ክውንነት ኣይቅይሮን ግን ነዝመጽእ ወለዶ ስንቂ ኢዩ።

  • @tesfutekle8928
    @tesfutekle8928 Жыл бұрын

    Eseyas etaykum koynu khalyelkumm bebi hade ktfakum kelo zeythasbu

  • @layinegebresilassie7507
    @layinegebresilassie7507 Жыл бұрын

    አቱም ወኻረ ስቅ በሉ ስቅውን ጽቡቅ ኢዩ ሐደ ሰብ ከም ኩዑሶ ክቐልዓኩም ይውዕል ነፍሩ

  • @abeyhaileselassie3040
    @abeyhaileselassie3040 Жыл бұрын

    The sound system is Good now thanks

  • @haregumirach3707
    @haregumirach37077 ай бұрын

    Antahawey Sarah yeblkan diyu Nahji zetgebru

  • @ghirmaihaile7910
    @ghirmaihaile7910 Жыл бұрын

    Iseyas carried out all evil wisdom .

  • @peacelove7861
    @peacelove7861 Жыл бұрын

    What was the prisoners eating in the prison! He needs help to set-up the camera ,u also need a training, quite listening, understand peaples problem. .

  • @waltagerezghier2017
    @waltagerezghier2017 Жыл бұрын

    እንታይ ኢዩ ቲ ሓጥያትና ከምህዝቢ ዝኩሉ ስቅያት።

  • @heidshop4103
    @heidshop4103 Жыл бұрын

    🙏🙏🙏🙏

  • @teagesberha1510
    @teagesberha1510 Жыл бұрын

    👍👍👍👍👍👍👍👍👍❤️❤️❤️❤️❤️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @sai-show4441
    @sai-show44416 ай бұрын

    Correction Birhne Gerezgiher had not had authority. His job was transporting wipons and ammunitions from Yemen to Deñkel, About Menkae it was shocking news to Birhane. Birhane’s job was Only at Sea .He was the main person for transporting wipons to Deñkel, he HE OÑLY UNDERSTOOD ABOUT MENKAE WHEN HE CAME TO FIELD AND HE WAS NOT HAPPY WHAT WAS GOING ON , THEREFORE, THE SPEAKER SHOULD CORRECT THE STORY.

  • @eyoyeh8775
    @eyoyeh8775 Жыл бұрын

    ናቱ ኣውቲስታ ዝነበረ ኢሳያስ ቀትሪ ድሕሪ ሰዓት 09፡00 እዩ ዝድቅስ ለይቲ ፍጹም ኣይድቅስን ነይሩ ኢሉ።

  • @raheldani5697
    @raheldani5697 Жыл бұрын

    Ewsyyyyy chikane , besimam anta eziom seb diyom

  • @shmendigebreyonas7556
    @shmendigebreyonas7556 Жыл бұрын

    Ezi sebiay seltene emun iykonen

  • @snnitgezae8883
    @snnitgezae8883 Жыл бұрын

    Oh my God n^s Ata kemey aynet hbreteseb ekum nakum bahaqi bahaqi fthi aygbakumn

  • @adeymaryam
    @adeymaryam Жыл бұрын

    ሰልጠነ እዚ ትገብሮ ዘለኻ ኣዚና ኢና ነመስግነካ ጸጽሎ ሰብ ብዙሕ ክማሃር እዩ ከመዚ ዓይነት ማሃሪ ጽብቅ እዩ እቲ ሓቂ ክወጽእ ኣለዎ

  • @russomhayelom36
    @russomhayelom36 Жыл бұрын

    Eza telefonka win ab halewa sewra eya neira 😂😂😂 Tefe

  • @Ibrahimschannel123

    @Ibrahimschannel123

    Жыл бұрын

    Kkkkkkkkk moyte uuyy

  • @gaimmahari
    @gaimmahari Жыл бұрын

    ክኽክክክ

  • @gebremedhinyohannes6402
    @gebremedhinyohannes6402 Жыл бұрын

    አብ፡ኩናት፡ዘይዋዓለ፡በሊህ

  • @ghirmaihaile7910

    @ghirmaihaile7910

    Жыл бұрын

    What do you mean

  • @misghnakeshi2680
    @misghnakeshi2680 Жыл бұрын

    ኣነ ግርም ኢዩ ዝብለኒ እቲ ጸላኢና ዝብልዎ ስርዓት ኢትዮጵያ ማሪኩ ብነጻ ይፈትሖም እቲ ናይ ዕላማ ውድብና ዝብልዎ ከኣ ብሓዊ ይጠብሶም። ግደፉና በጃኩም ኩሉ እቲ ኣባል ህዝባዊ ግንባር ዝበሃል ኣብ እሱርቤት ኢዩ ኔይሩ።ንባዕሉ ናጽነት ዘይረከበ ንናጽነት ካልእ ዋጋ ክከፍለሉ ዝክእል ምክንያት የለን።

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw Жыл бұрын

    Hki zerba eu zblozelo emnu teguey eu bmntay ena keneamnekum

  • @biniamyemane9740
    @biniamyemane9740 Жыл бұрын

    ውጩ እንስሳ ዶንቆሮ እዋይ የሕዋተይ

  • @samuelkidane1171
    @samuelkidane1171 Жыл бұрын

    Ferahat

  • @nigstaradom8368
    @nigstaradom8368 Жыл бұрын

    ሰላም ሰልጠነ ❤❤❤❤🌹🌹💐👍👍

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw Жыл бұрын

    Zgebrelka seabti eisu znebru mesfm asmrom wuxu teki kehi dawit wedi polis wedi zera meheri okbazgi grmay meheri wedi gebru wedi fenkl adela adem aliseyd ebrahim afa emaro romodan wezet wana kenxelti

  • @yoseifasghedom1150
    @yoseifasghedom1150 Жыл бұрын

    Michael akeytay

  • @user-nt7ey7fd5e
    @user-nt7ey7fd5e Жыл бұрын

    ብርሃነ ገረዝግሄር ንግርማይ ቐቲልዎ ጴጥሮስ ሰሎሙን ንወዲ ፍላንሳን ሰበይቱን ኮነ ኢሎም ከም ዝጠፍኡ ዝገበረ ሕጂ ደቆም ዘዘኽተሙ በራዩ ኢዮም ኢዶም ኢያ

  • @waltagerezghier2017
    @waltagerezghier2017 Жыл бұрын

    ዑቕበኣብ ወዲ ዓዲ ቆንጺ ኣከለጉዛይ ኢዩ ዓዲፊኒዕ ኣይኮነን።

  • @ssolomongebre7706
    @ssolomongebre7706 Жыл бұрын

    Wey dekey anta gele kensemae eyna nseb si ab forno !! Antekanikas gud tesamae!!!

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 Жыл бұрын

    ኣብዚ ቪድዮታት ናይ ሱዳን ፡ ደድሕሪ ፖሊስ ሱዳን ናታቶም ዱላን ኣባትርን ዓቲሮም ነዞም ኤርትራውያን ካብ ገዛውቶም ጎቲቶም ዘውጽኡን ዝጥቁሙን ንብረቶም ውን ዝወርሱ መብዛሕትኦም ኤርትራውያን ተወልጀ እዮም። እዚኦም ልኡኻት ስርዓት ህግደፍ እዮም ፡ ንብረት ይወርሱ ሞቕሺሽ ውን ካብ ፖሊስ ሱዳን ይረኽቡ። ዘገርም እዩ ክርስትያን ኤርትራውያን ኣብ በዓል ኢትዮጵያ ፣ ኡጋንዳ ፣ ኬንያ ፣ ኣንጎላ ፣ ደቡብ ሱዳን ብኽብረት ይነብሩ። ኣብ ሃገራት ኣስላመ ዓራብ ኣብ በዓል ሱዳን ቱኒዝያ ሊብያ ግብጺ ኸኣ ይዋረዱ። እዞም ምስ መንግስቲ ሱዳንን ፖሊስ ሱዳንን ዝተሓባበሩ ዘለዉ ደገፍቲ ህግደፍ ኣብ ሱዳን ዝዓበዩ ናይ ሱዳን ዜግነት ዘልዎም ተወልጀ እዮም። እዚ ሎሚ ዝጀመረ ኣይኮነን ፡ ኣብ በዓል ከሰላ ገዳርፍ ቃሩራ ንመሳኪን ኤርትርውያን መብዛሕትኦም ክርስትያን ብሄረ ትግርኛ ንዝኾኑ ግዳያት ፡ ኣብ ዶባት ኤርትራ እንዳጨውዩ ናብ በደዊን ዓረብ ናብ ዓረብ ራሻይዳ ዝሸጥዎም እዚኣቶም ተወልጀ እዮም። ኣብዚ ቀረባ ግዜ በዞም ቀደም ንሱዳን እተሰዱ ተወልጀ ፡ ኣብ ከባቢ ቃሩራ ናይ ሱዳን ተጨውዮም ንልዕሊ ሹድሽተ ኣዋርሕ እተኣስሩ ከበሳ ኤርትርውያን ፡ ሓደ ካብኦም ስለዘምለጠ ናጻ ምውጻኦም ኣብ ዜና ዚዝከር እዩ። እቶም ገለገለ ሓሰውቲ ኣባላት ጉጀልታት ተቓውሞ ኢና ዝብሉ ፡ ነዚ ሓቂ ክዛረብሉ ኣይደልዩን እዮም። ብዛዕባ ስደተኛታት ዶ ግፍዒዶ ናይ ካለኦት እናጨደሩ ብዛዕባ መሰል ስደተኛታት ናይ ከበሳ ኤርትራውያን ኣብ ሱዳን ብሒም ኣይብሉን እዮም። መብዛሕትኡ ኣብ ሃገራት ዓረብ ኣብ በዓል ሱዳን ግብጺ ሊብያ ዝግፋዕ ፣ ዝጭፍጨፍ ፣ ዝጭወይ ፣ ዝእሰር ፣ ኩሊቱ ዝምዝሓቕ ፣ ገንዘቡ ዚዝመት ፣ ወዱን ጓሉን ብወሲብ ዝዕመጽ ፣ ንባርነት ዓረብ ዝሽየጥ ልዕሊ ቴስዓ ካብ ሚእቲ ክርስትያን ብሄረ ትግርኛ እዩ።

  • @BERHEMEBRHTOM

    @BERHEMEBRHTOM

    3 ай бұрын

    Bitikikil

  • @JfHw-vk9qn
    @JfHw-vk9qn Жыл бұрын

    xeboq Kerkom antom krestyan adhrhrte krestyan tofw tefw

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw Жыл бұрын

    Ferihna ena ngadl nerna ane hesewti ei zblom aminalu ngadel nernzblu hesewti eiyom kb merh boteleni nlali kunat ayatekun kmotu wun aydlun eyom

  • @waltagerezghier2017
    @waltagerezghier2017 Жыл бұрын

    ሙሴ ተስፋሚኬል ዓዲፍኒዕ ኣከለጉዛይ ኢዩ ዓዱ።

  • @tesfutekle8928
    @tesfutekle8928 Жыл бұрын

    Nebrham baelu eyu ketilwo

  • @user-yonatan
    @user-yonatan Жыл бұрын

    ክክክክ ኣኺልካ ናይ ሓማሴን ዓቢ ናይ ጽልኢ ነጋዳይ ኮይንካ ክትነብር ወዲ ኣድጊ ዓርከይ

  • @BERHEMEBRHTOM

    @BERHEMEBRHTOM

    3 ай бұрын

    Atum resahat seb demna ab qerni Africa tigraway xelaee yeblna Amharay xelaee yeblnan sebdemna nskum qeteltina nsikum

  • @ahmad7asnhasaan653
    @ahmad7asnhasaan653 Жыл бұрын

    🤣😂😭🤣😂😭

  • @kingcobraredsea5722
    @kingcobraredsea5722 Жыл бұрын

    It's really sad 60 kurmag From the beginning these people was genocider

  • @misssunshine865
    @misssunshine865 Жыл бұрын

    Merhaba Seltene

  • @ttek9180
    @ttek9180 Жыл бұрын

    እንታይ ዓይነት ተጋደልቶም ኢዮም ኔሮም ክሳብ ማይ አፍሊሖም ከም ደርሆ ክምለጡ ምፍቃድ!! ዘሕዝን እኮ ኢዩ። አብ ጀብሃ ኔሩ እንተዝኸውን እዚ ግፍዒ'ዚ ተጋዳላይ ጀብሃ ነታ ውድብ ናብ እሳት ሐዊ ምለወጣ። ግን ከአ ኢሳያስ ንበይኑ አይኮነን። ተጋዳላይ ከምኡ ኢሉ ከም ባርያ ክልወጥ ዝገበሩ ኩሎም አምላኽ ፈዳይ ኢዩ ስቕ ኢሉ ንሕማቕ በደል ከአ አይሐልፎን ኢዩ። ዘስደምም እኮ ኢዩ!!!

  • @mestewalie6479
    @mestewalie64795 ай бұрын

    እዞም አራዊት ፉሉያት እዮም ምስዚኦም ዝተጋደለ እግዛአብሄር ዝፀልአሎም እዩ ግን እቲ ዝገርም መስጣ እቶም ቁኑዐት መስጦኦም በምንም ተአምር ሰላም አይህባን እዩ ነታ ዐዲ ሩጉማት ዘርኢ እእዋዋእእእ ከምዚ ዐይት ሕስድና ጥልመት ንምንታይ እዮም ግን ንኻሊእ ዜጋ ከምዚ እዮም ከምዚ ክብሉ ዝስምዑ ከማኹም ዝኸፍእ ፍጥረት ብድሕሪ ሕጂ አይኽህሉን እዩ። አራዊት ዘርኢ ሰይጣን አለወን ተን ዝወለዳኹም አጋንንቲ ።

  • @mulugetagebremicael9658
    @mulugetagebremicael9658 Жыл бұрын

    ለክባጥ ሐሳዊ ነቶም ሐማሴን ሰበስልጣን ጥራይ ጸዊዑ ቀተልትን አቃጸልትን ይውንጅል

  • @BERHEMEBRHTOM

    @BERHEMEBRHTOM

    3 ай бұрын

    Gunuf denqoro qetelti Endikum hijis lomi gin ezi weldozi aykihimelnyu

  • @Eritreanam
    @Eritreanam Жыл бұрын

    ዎው እዞም በዓሉ ዝቀለሎም ( ሂግደፍ) ዘጥፍእዎም ስውኣት ተቆጺሮምዶ?

  • @dawitjigna
    @dawitjigna Жыл бұрын

    Sadly ወዲ ተምንዎ even believed the set-up and fake story

  • @tesfutekle8928
    @tesfutekle89286 ай бұрын

    Gena netom terifom zelewu ketfom eyu

  • @abebaabraha726
    @abebaabraha726 Жыл бұрын

    😢😢😢

  • @gamingwithme6795
    @gamingwithme6795 Жыл бұрын

    🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️👋👋👋👋

  • @teklemelekin3239
    @teklemelekin3239 Жыл бұрын

    እቶም ገስጋሲት እያ ኢሎም ንጀብሃ ጠንጢኖም ናብ ህ. ግ ዝኸዱ ይረኣዩኒ : ዝነኣድ መደብ ::

  • @user-lq4xf8uy2c
    @user-lq4xf8uy2c9 ай бұрын

    ሰልጠነ፣ኢሰየሰ ነቶም ተገደልቲ መሰሎም ግሂሱ አርኢድዎም ጠራይ ዘይኮነስ:ትግርኛ ከምዘይዛረቡ እዩ ገጌርዎም:

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw Жыл бұрын

    Eza zbela zlo wga kunat atu ayfltn03te zwriwo eu mistr 03te slei ktlet ezi arkinnalu gasus elka masar mktal kabzi zblozelo hedimom 73ten deki dekemhere eko temelihom ngirom eyo Gn nhna gna Kay amenayom wexina nhna kea sihinai sgb mfeterna nxea Kona kba wegen neru nahwatom nwexai ysedwom nrom

  • @hailewolde1816
    @hailewolde1816 Жыл бұрын

    መኣረምታ ፡ ሃብተስላሴ ገ/ መድህን ሉዑል መኮነን ት/ቤት ይመሃር ከምዘነበረ ትኽክል ኮይኑ ፡ ምስ ኢሳያስ ኣብ ሓደ ደረጃን ደቂ ክፍልን ግን ኣይነበሩን ። ኢሳያስ ዓሰርተ ክልተ ክፍሊ ከሎ ሃብተስላሴ ዓስራይ ክፍሊ ነይሩ ።

  • @jehdudisudue7502
    @jehdudisudue7502 Жыл бұрын

    ካብ መሐሪ አብርሀም ዝገደደ ሐሳዊ

  • @ghirmaihaile7910

    @ghirmaihaile7910

    Жыл бұрын

    Garbage

  • @ghebremedhinzerai8053
    @ghebremedhinzerai8053 Жыл бұрын

    እዚ ሰብዚ ንምጥፋእ ህዝቢ ኤርትራ ንምጥፋእ ኢዩ ሜዳ ዝወጸ ንአብነት ንአብርሃም ተወልደ ብሰሰሚ ነብራሂም ዓፋ በቶም ልኡኻቱ ክቅተል መዲቡ ንፖርትሱዳን ገሹ ነታ ኦፐረተር አብ ሰሰዓት ተራኸብኒ ኢሉ ንሳ ኸአ ወዲ ዓፋ ከምዝተቀትለ ምሰ ነገረቶ ናበቦይ ዓፋ ከይዱ ሞት ወዶም አርዲአዎም ከመይ ፈሊጠ ካበ ጊንዳዕ ምሳይ ዝኸዱ ሰበአይን ሰበይትን አብ ገመል ክሰቀሉ ይሕግዞም ንሶም ከአ ፖርትሱዳን ምስ አተና ምሳና ክትአቲ ኢኻ ይብሉኒሞ ሐሙኦም ሰለዝኾነ አብኡ ምሰ አተው አነኸአ ከአ አብኡ ረኸብኩዎም ቡን እናሰተና አቦይ ዓፋ ኢሳያሰ ናየብራሂም አርዲኡኒ ምስበሉኒ ገሪሙኒ ከመይ ዝተሰውኤ ወላዲ ተነጊሩ አይፈልጥን ነቲ ቀታሊውን ምስጢሩ ክሽፈን ብኻልእ አቅቲሉዎ

  • @yonatanbokere2181
    @yonatanbokere2181 Жыл бұрын

    Iseyas Esyas 10 years 😂 tistusat

  • @BERHEMEBRHTOM

    @BERHEMEBRHTOM

    3 ай бұрын

    Wedito resahat hangol xewaeti dkinet

  • @amanuelhailu9378
    @amanuelhailu9378 Жыл бұрын

    Esayas knows how to make obedient slaves

  • @tekiekifle7875
    @tekiekifle7875 Жыл бұрын

    ንጀብሃ የጸልምዋ ናቶም ዘይገበሩዝገርመኒ መርዓ ተደሊካ ሕጸተደሊካ አውርዶ ካላሽን አይብጻየይኒካ ኢሎማ ንጀብሃ እዛ ተወልዋሊ ተጋዳሊት ጀብሃ አብኽንዲኻላሽን ቆልዓተሸኪማ ጡፍዝበልዎ ተመሊሶም ሊሕሶሞ ሻዕብያ ሐሳዊት ቀታሊት

  • @aadam300
    @aadam300 Жыл бұрын

    ኣንታ ሰልጠነ ከምቲ ቀዳሞት ኣበው ዝበልዎ (ኣብ ኲናት ዘይወዓለ በሊሕ0 ክትከውን ኣይትፈትን ንኢስያስ ኣፎርቂ ዘየቅትል ክልተ ቀንዲ ረቋሒታት ነይሮም፦ 1- ዝበዝሑ ኣብ ሻዕብያ ዝነበሩ ከምዚ ክሳብ ሕጂ ንዓኻ ከይተረፈ ምልቃቅ ኣብዩካ ዘሎ ከበሳውን ክርስትያናውን ትግርኛውን ትክልሕቲ ዝነበሮም ንጀብሃ ከም ዓረባዊትን እስላማዊትን ዝቆጽርዋ ስለዝነበሩ ንኢስያስ ምቅታል ወይ ምእላይ ወይ ምዕላው ከም ነቲ ከበሳዊ ፕሮጀክት ናይ ምፍራስ ገይሮም ይቆጽርዎ ስለዝነበሩ ኣሽምባይዶ ክቀትልዎ ክርእይዎን ክረኽብዎን ይፍቀደሎም ኣይነበረን ነቶ ብላይተር ትሽትሾም ከቃጽሎም እንከሎ ኣእዳዎም ሞቂሑ ከም ዝነበረ ክትስሕቶ የብልካን። ጀብሃ ግን ብኣንጻሩ ሃገራዊት ውድብ ምዃና እነሆ በቶም ትእንግዶም ዘለኻ ሰባት ይጋሃደልካ ኣሎ ግን ንዓካ ደስ ኣይበለካን። 2- ሕጂ'ውን ኢስያስ ኣፎርቂ ካብ ዝነግስ 32 ዓመት ገይሩ ኣሎ ስለዚ ኣብ ክንዲ ኣብ ዓዲ ሃገር ኮይንካ ሃለውለው ምባል ሰብ ሰዲድካ ግዳ ብግ ዘይተብሎ ብረት ከኣ ኣብዚ ዘሎናዮ እዋን ካብ በትርን ካራን ይሓስር ብዛዕባ ዕጡቃት ከኣ በዓል ኣባ ደፋሩ ጆን ብላክ (ብርጌድ ንሓመዱ) ኣለዉና ስለዚ እቲ ኣብ ወጻኢ ኮይንካ ምጉብዕባዕ ገዲፎም ንዓዲ ሃሎ ከይዶም ነዚ ኣረሜን ካብ ዝባን ህዝቦም ዘየዓልዉ። 3- ኣብ ሜዳ ዝነበሩ ተጋደልቲ ደሓን ምእንቲ ናጽነት ንጸመም ድሕሪ ናጽነት ንተሓሳሰብ ኢሎም ዕሽሽ ኢሎሞ ንሱ ግን ናቱ ሕቢእን ምዱብን ኣጀንዳ ስለ ዝነበሮ ነቶም ከምእ ዝሓስቡ ዝነበሩ ኣብ ሜዳ ዝብልዑ በሊዑ እቶም ዝተረፉ ከኣ ኣብ ዓዲ ምስ ኣተወ ኣብ ጎዳጒዲ ዳጒንዎም ስለዚ ከምቲ ተጋደልቲ ሻዕብያ ዝብልዎ ዝነበሩ (ድሎ ክይትዕሉ) ብዝብል ጭርሖ ደሓን ዝብል ቃል ካብ መዝገበ ቃላትና ሓኺኽና ክንሰርህ ይግባእና። ወደሓንካ

  • @hailewolde1816

    @hailewolde1816

    Жыл бұрын

    A.ADEM ፡ ንጀብሃ ከም ጥዕይቲ ውድብ ጌርካ ከተቅርባ ምፍታንካ ካብ ሓቂ ዝረሓቀ እዩ ከመይሲ ኢሳያስ ውላድ ጀብሃ 'ዶ ኣይኮነን ? ንኢሳያስ ንቻይና ንወተሃደራዊ ትምህርቲ ክመሃር ዝለኣኸቶ ጀብሃ እያ ። ምሰተመለሰ ከኣ ኣባል መሪሕነት ቂያዳ ዓማ ክኸውን መሪጻቶ ። እዚ ሒጂ ተቅርቦ ዘለኻ ቀሚሻደይ ሓንኩልን ምስምስ ( ስክፍታታት) ሰብ ንምድንጋረ ኢልካ ተቅርቦ ዘሎኻ አዩ ።

  • @aadam300

    @aadam300

    Жыл бұрын

    @@hailewolde1816 ኢስያስ ካብ ጀብሃ ምህዳሙ ብቀሊሉ ክታለሉ ዝኽእሉ ተጋደልቲ ስለ ዘይረኸበ ኣጀንዳኡ ንምትግባር ነዞም ሰልጠነ ዝእንግዶም ዘሎን ካልኦት ክሳብ ሎሚ ካብቲ ናይ ኢስያስ መደንዘዚ ዘይተበራብሩ ህያው ኣብነት ኢዩ። ብዛዕባ ጀብሃ ክዛረብ እንከለኹ ከይሃፈርኩን ከይተሰከፍኩን ኢየ ዝድህድሖ ጀብሃ ከኣ ከም ኩለን ሰውራታት ናይ ዓለም ካብ ጌጋታት ናጻ ነይራ ኣይወጸንን ግን ንስካ እቲ ኣነ ዝጸሃፍኩዎ ሓቅታ ጸላዕላዕ ስለዘበለካ ኢስያስ ውላድ ጀብሃ ዶ ቆልቋል ዶ ክትብል ጀሚርካ ኢስያስ ንጀብሃ ብመቅተልትን ብዓረባውነትን ብእስልምናን ይኸሳ ነይሩ እዚ በቶም ናይ ነባራት ናይ ሻዕብያ ተጋደልቲ እቲ ኣንጻርጀብሃ ዝገብሮ ዝነበረ ጸለመን ናይ ሓሶት መናፍሕን ወግሐ ጸብሀ የጋውሕዎ ኣለዉ ጀብሃ ናይ ብሃቂ ሃገራዊት ውድብን ኣደ ኹሉን ምንባራ ሕጂ ይህጋለጽ ኣሎ ስለዚ ነቲ ጽሑፈይ ከምብሓዲሽ ዳግማይ ኣንቢብካ እንተ ትምልሰለይ ክንደይ ኮን መምምሃረልካ። ስሰናዩ ንዓኻ።

  • @hailewolde1816

    @hailewolde1816

    Жыл бұрын

    @@aadam300 ፡ ስለቲ ኣገባብ ዘለዎ መልስኻ የመስግን ብወገነይ እውን ዘይእርኑብ ቃላት ተጠቂመ እንተኾይነ ይቅረታ ። እቲ ዝሃብከዮ ርእይቶ መሊሰ ኣንቢበዮ የግዳስ ሕጂ እውን ሓሳበይ ክቅይር ኣየኽኣለንን ምኽንየቱ ኢሳያስ ውጽኢት ናይቲ ቄናን ኣተሓሳስባ ሒዙ ዝተበገሰ ውድብ ጀብሃ እዩ በሃላይ አየ ። 1/ ውድብ ጀብሃ ክምስረት እንከሎ ሃይማኖታውን ወገናውን እዩ ዝነበረ ። 2/ ንኹሉ ክፋላት ሕብረተሰብ ኤርትራ ዘይሓቁፍ ስለዝነበረ ኣብ ሱሳታት ብዙሐ ግፍዕን ማሐረድን ኣብ ልዕሊ ክርስትያን ደቂ ከበሳ ፈጺሙ እዩ ። ስለዝኾነ መስረትንሓለፍትን ጀብሃ ብደም ንጹሃት ተሓተትቲ እዮም። 3/ ማኒፈስቶ" ንሕናን ዕላማና" ሳዕቤን ናይዚ ተረክቦ እዩ ። 4/ኢሳያስ ብዘይካ ስልጣን ምብሓት ካልእ ፍልይ ዝበለ አጀንዳ ነይርዎ ክበሃል ኣይከኣልን ( ንጸለመ እንተዘይኮይኑ ) እቲ መንእሰይ ወለዶ ከይጋገ ምእንቲ ኢለ ደኣ እምበር ንስኻስ ንባዕልኻ ኣካል ናይቲ ታሪኽ ከምዝኾንካ ክግመት ክኢለ ኣለኹ ። ንፖለቲካዊ ሃልቂ ተባሂሉ ሓቂ ክጉዕጸጽ ኣይግባእን ።

  • @hailewolde1816

    @hailewolde1816

    Жыл бұрын

    @@aadam300 ፡ ተወሳኺ ሓበሬታ አነ ንባዕለይ ናይ ሱሳታት ተጋዳላይ ጀብሃ ነበር ስለዝኾንኩ ብዛዕባቲ ጀብሃ ትፍጽሞ ዝነበረት ገበናት ህያው ምስክር እየ። ወደሓንካ

  • @JfHw-vk9qn
    @JfHw-vk9qn Жыл бұрын

    👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎

  • @gamingwithme6795
    @gamingwithme6795 Жыл бұрын

    😭😭😭😭😭😭😭

  • @Aswasn791
    @Aswasn791 Жыл бұрын

    ሻዕብያ ኩሎም ፍራሓት"ዮም ደፋር ወድ 90 ዓመት ኣይቅትልን

  • @byohannes4764
    @byohannes4764 Жыл бұрын

    kkkkk ab erganka kindi tiqorib tisegidsi ab hasotin halewlewun tewafirka aba hagoy zigebir nebu neynegir yblu misu kelekum anchiwa ab may zeatewet tikonu kabu mis rehaqkum kea tiefru aferti

  • @ghirmaihaile7910

    @ghirmaihaile7910

    Жыл бұрын

    Bulsheet

  • @yklmno5617
    @yklmno5617 Жыл бұрын

    ሻዕብያ እዛ ርኽስቲ ውድብ አብ ዓለም ዘይተገበረ እዛ ሕስርቲ ውድብ ጊራቶ ኩሉ ሕማቕ ተግባር

  • @BERHEMEBRHTOM

    @BERHEMEBRHTOM

    3 ай бұрын

    Zgermyu way hzbi Eritrea zrekebo

  • @asghedomwoldeghiorghis274
    @asghedomwoldeghiorghis274 Жыл бұрын

    ኣንታ ሓውና ምስ ከምዚኦም ዝኣምሰሉ ሓሰውቲ ኤሪትራዊኣን ግዜኻ ኣይተጥፍ። ኤሪትራውያን ደቃሉ ምስ ሓሶት እዮም ተወሊዶም፡ ብጀካ ሓሶት ካል ኣይፈልጡን፡ ደሕሪ 30 ዓመት ኣፎም ይኽፍቱ ኣሎዊ። ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ከምቲ ዝብልዎ ኣይኮኑን ፡ ኣይኮነን ንትግራይ ንምሓራ ክስዕሩ ኣይካኣሉን፡ እዝኩሉ ሃተፍተፍ ገዲፎም ናብ ልቦም አንተ ዝምፐሱ ብጣዕም ጽቡቅ ነይሩ። ኣዞም ሓንስእ ከበሳ፡ ጃንስእ ብሔር ትግሪኛ ዘብሃሉ ሕብረተሰብ ብድንቁርና ቀዳሞት ካብ ዓለመ ዝሓሙቁ እዮም።

Келесі