Part-1 "ኣደታትና፡ ንብዓተን ከይነቐጸ እየን ከይደን" ቲቲ ሃይለን ትርሓስ እዮብን # Eritrea

Пікірлер: 124

  • @elsaberhane1370
    @elsaberhane1370 Жыл бұрын

    Yahh ezi kulu Tirhas zibeleto hakiyu 150/100 dergi zihisheluyu neru selaetina kinesom kulu zelo kufaewin biakimina nifebrom nerna gin temelisom bikuben megbin , shikor bun Gerom yialyuna nerom. Gezana andidemo neboy mesiom miss seaniwo ab geza .Aboywin kem miruk kab akurdet nesmera yaetiyemo dihri amet nuwenbedye ferihumber kiatuye yiblena neru elom meskirom baelom awsiomo kab esribet bizifebero kiwesie zeynebero.

  • @zegdagmawi275

    @zegdagmawi275

    Жыл бұрын

    mmm mmmm ትፈልጡ እተን ብሰበብ ግፋ ሃገራዊ ዕስክራና ብመንግስትን ሰራዊትን ዚህገራ ዘለዎ ጥሪት ከብትን ኣባግዕን ኩለን ንቐለብ ሰራዊት ከምዝሕረዳ፧ ሎሚ ዘመን ዘይግፈፉ : መጭዓኛ ኣድጊ ፣ በቕሊ ፣ ፈረሰ ፣ ገመል ወዝተ እዮም። እንተ ካብ ሰብ ዘይግፈፉ እሞ ኣብ ታሕቲ ረኣዩ። ኣቐዲሙ ውን እቲ ኣብ ፈቐዶ ኬላታት ኮንትሮባንዳ ተባሂሉ ዚህገር ፡ ኣዘዝቲ ሰራዊት እዮም ዝበልዕዎ። እዚ ገደብ ግዜ ዘይብሉ ግዱድ ዕስክርናን ዘየናሕሲ ኣልማሚ ግፋን ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ብዙሕ የሳቕዮ ኣሎ። እዚ ዘቐረብምዎ ዜና ግፋ ናይ ስርዓት ህግደፍ ናይ ኤርትራውያን ኣብ ተሰነይ ሓቂ ኮይኑ ፡ ግና እዚ ዕድመን ጾታን ዘይፈሊ ዝበልኩሞ ብምሉእ ቅኑዕ ኣይኮነን። ስለምንታይ ፤ እዚ ነቶም ብሄረ ትግርኛን ክርስትያንን ጥራይ እዩ። ብፍላይ ደቀንስትዮ ክርስትያን ብሄረ ትግርኛ ፡ ቀንዲ ግዳያት ናይዚ ኣልማማ ግፋ ካብ ዝኾና ልዕሊ ኣርብዓን ሓሙሽተን ዓመት ኣቑጺሩ ኣሎ። ዘገረም እዩ ፡ ነተን ኣስላም ደቀንስትዮ ግና ህግደፍ ይኹን ጀብሃ ደፊሮመን ኣይፈልጡን እዮም።

  • @elsaberhane1370

    @elsaberhane1370

    Жыл бұрын

    @@zegdagmawi275 ❤️

  • @amlesetweldelibanos1567

    @amlesetweldelibanos1567

    Жыл бұрын

    Aremenat ewey

  • @wintana2464

    @wintana2464

    Жыл бұрын

    Zihaysh sikay yelen Dergi zihshom netom deki dergi tray yu.

  • @mannamenasie3064
    @mannamenasie3064 Жыл бұрын

    Thank you both of you for all the sacrifices you and your family did 🙏🏾❤️🇪🇷

  • @aleksanderberhane2972
    @aleksanderberhane2972 Жыл бұрын

    ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ዬኤላ የከንየልና ነዚፑረግራም ነዝን የህዋትና አህዋት እቶም ጀጋኑና ንዘልአለም ዘይርስኡ ሐወልቲ ልብና እዬም❤️🌹💖😍🙏🇪🇷🇨🇦🥀😍💖🌹❤️

  • @solomon2666
    @solomon2666 Жыл бұрын

    ለካ ናይ ብሓቂ አዴታት አለዋናየን ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን።

  • @abrahamtesfazghi1747
    @abrahamtesfazghi1747 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጽብቅ ሐቂ ዝኮነ ታርክ / ህልዊ ኩነታት ብአሕዋትና ትርሐስን ቲትን 🌹🌹🚲🚲

  • @mannamenasie3064
    @mannamenasie3064 Жыл бұрын

    We shall overcome one day!🙏🏾❤️🇪🇷

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 Жыл бұрын

    ሰላም ዩኤል ምስ ኩቡራት ኢጋይሽካ ናይ ህዝቢ ኤርትራ መሰልን ክብርን ባህልን ልምድን ምስተጋህሰ መኣስ ተመሊሱ ንብዓት ኤርትራዊ ኣደ ካብ ቀደም ምስ ፈሰሰ መዓስ ተሓቢሱ እግዝኣብሔር ይኣኽለካ ይበሎ ነዚ ህዝቢ!!!!

  • @Liberal12
    @Liberal12 Жыл бұрын

    ወራዙት ኣዴታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን።

  • @aleksanderberhane2972
    @aleksanderberhane2972 Жыл бұрын

    ❤️ሕነ ❤️ናይ❤️ ጀጋኑና ❤️ንፈድየሉ❤️ የምጸልና❤️

  • @yonasteages2600
    @yonasteages2600 Жыл бұрын

    ናይበሃቂ ለባማት ኣደታት ።ኣደታት ሂግደፍ ኒቅሃ ተምሃራ ካብዘን ጀጋኑ።

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 Жыл бұрын

    ኣበይ ኣሎ ጥዑይ መንግስቲ ኣበይ ኣሎ ጡዑይ ምሕደራ ሃገርና ኣብ ናይ መሬት ሲኦል ተቐይራ ኣላ እምበር። ዘገርም ዛንታ ሃገርና ንሰላሳ ዓመት ተቓሊሱ ደቁን ጉልበቱን ንብረቱን ህይወቱን ከፊሉስ ነዚ ምሕደራ እዚ ክረክብ ሲ እንድዒ መግለጺ እኳ ስኢናሉ!!!!!!!

  • @habtezekarias6109
    @habtezekarias6109 Жыл бұрын

    Great interview, both of you did good work. 👍

  • @tighistiyemane3275
    @tighistiyemane3275 Жыл бұрын

    Our heroes they have a big place in our hearts ♥️ ♥️♥️

  • @hadasamedai8781
    @hadasamedai8781 Жыл бұрын

    Thank you both of you for your information!

  • @Metkelhabrom4231
    @Metkelhabrom4231 Жыл бұрын

    Proud of you both Titi and Yoel, really respect you on what you have done on berged nhamedu movement in Norway

  • @zegdagmawi275

    @zegdagmawi275

    Жыл бұрын

    mmmm ትፈልጡ እተን ብሰበብ ግፋ ሃገራዊ ዕስክራና ብመንግስትን ሰራዊትን ዚህገራ ዘለዎ ጥሪት ከብትን ኣባግዕን ኩለን ንቐለብ ሰራዊት ከምዝሕረዳ፧ ሎሚ ዘመን ዘይግፈፉ : መጭዓኛ ኣድጊ ፣ በቕሊ ፣ ፈረሰ ፣ ገመል ወዝተ እዮም። እንተ ካብ ሰብ ዘይግፈፉ እሞ ኣብ ታሕቲ ረኣዩ። ኣቐዲሙ ውን እቲ ኣብ ፈቐዶ ኬላታት ኮንትሮባንዳ ተባሂሉ ዚህገር ፡ ኣዘዝቲ ሰራዊት እዮም ዝበልዕዎ። እዚ ገደብ ግዜ ዘይብሉ ግዱድ ዕስክርናን ዘየናሕሲ ኣልማሚ ግፋን ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ብዙሕ የሳቕዮ ኣሎ። እዚ ዘቐረብምዎ ዜና ግፋ ናይ ስርዓት ህግደፍ ናይ ኤርትራውያን ኣብ ተሰነይ ሓቂ ኮይኑ ፡ ግና እዚ ዕድመን ጾታን ዘይፈሊ ዝበልኩሞ ብምሉእ ቅኑዕ ኣይኮነን። ስለምንታይ ፤ እዚ ነቶም ብሄረ ትግርኛን ክርስትያንን ጥራይ እዩ። ብፍላይ ደቀንስትዮ ክርስትያን ብሄረ ትግርኛ ፡ ቀንዲ ግዳያት ናይዚ ኣልማማ ግፋ ካብ ዝኾና ልዕሊ ኣርብዓን ሓሙሽተን ዓመት ኣቑጺሩ ኣሎ። ዘገረም እዩ ፡ ነተን ኣስላም ደቀንስትዮ ግና ህግደፍ ይኹን ጀብሃ ደፊሮመን ኣይፈልጡን እዮም።

  • @sint6220
    @sint6220 Жыл бұрын

    ንህዝቢ ኤርትራ ብብዙሕ መንገድታት ካብ መግዛእቲ ኢሳይያስ ፡ መግዛእቲ ደርግ ፡ ሃይለስላሴ ብ100% ይበልጾ ።

  • @hagosminia6431
    @hagosminia6431 Жыл бұрын

    Thanks ♥️♥️♥️🙏🏼🙏🏼🙏🏼 buluxat ahwat jeganu

  • @mannamenasie3064
    @mannamenasie3064 Жыл бұрын

    Praying 🙏🏾 ❤️🇪🇷

  • @sursura826
    @sursura826 Жыл бұрын

    Our Heros thanks, khalif eyu ajokum ezi sirat wela sheytan anxaru entete ttelaeilu mis seytan dew belu, efooo belwo

  • @raheltewelde847
    @raheltewelde847 Жыл бұрын

    ናይ በሐቂ ጀጋኑ አጆካትክን ❤️❤️ ሕጂ ውን አጆክነረ አጆና ንሕና አይንሕመቅ🙏❤️

  • @samabraha3833
    @samabraha3833 Жыл бұрын

    Thank you❤️

  • @berhetensea451
    @berhetensea451 Жыл бұрын

    Excellent conversation ,thank you.

  • @akberettewelde7800
    @akberettewelde7800 Жыл бұрын

    ብመጀመርያ ዩኤል ሓውና ብልቢ የመስግነካ!!! ብምቅጼል ንየሕዋ ጀጋኑ አብ አውድአመት ምስ የሕዋተን ከምዘለዋ ክስምዔን ኢልካ ዕድማትካ ስለዝገበርካየን!!! ሽኮሪናታ የሕዋተይ ከአ አጆክን ❤️ክትነብዓ ባህርያዊ እዪ ምኽንያቱ ብዛዕባ ምሳኽን ክህልው ዝግብኦም ግን ከአ ምንቲ ህዝቦሞ በጃ ዝሓለፉ ስለ ዝኾኑ።

  • @bluerevolutionists
    @bluerevolutionists Жыл бұрын

    Thanks you reminded me many things from my culture

  • @zereelyas4501
    @zereelyas4501 Жыл бұрын

    I am very proud of you Ladies you are a Hero women to our people one day come to your DREAM believe me don't be cry at all Please, God blesse you Sisters 🙏🙏🙏,thankyou so much brather yoel to keep going don't Stop it God blesse you to.👍🏻👍🏻👍🏻

  • @menkem511
    @menkem511 Жыл бұрын

    ኣጆኽን ዞን ኣሕዋተይ ተወልደን ወዲ ሃይለን ኣብ ዕላመኦም ኢዮም ነይሮም።

  • @memhrandegideykahsay3906
    @memhrandegideykahsay3906 Жыл бұрын

    Thanks Fanos.You did it. Let me first follow it. Great.

  • @dendandendan2091
    @dendandendan2091 Жыл бұрын

    It's very hard to let go the pain they have in particular and in general to the Eritrean people. sad life what Eritrean people facing for more than 31 years.

  • @veronicaeyob3150
    @veronicaeyob3150 Жыл бұрын

    Thank you Titi and Tirhas you two are going through a diffcult time everyday. We adore our eritrean heros, may God be with you both and your families to help you through this time in your lives. They shall rest now. ❤❤ 🇪🇷 🇪🇷

  • @hanstesfu3624
    @hanstesfu3624 Жыл бұрын

    ከም ምስሊ እቶም ክልተ ጀጋኑ ኣሕዋት ፡ጀጋኑ ኢኽን ስድራ ጀጋኑን ባኣኽን ንሕበን ፡ብድፍረት ፍንጫል ታሪኽ ምክፋልክን ቀጻሊ ግበሮኦ ገና ኣይተበርበረን እሎ ታሪኽ ኣያታትና

  • @imperialsaleh265
    @imperialsaleh265 Жыл бұрын

    Wow very nice program!!

  • @habtualazar9506
    @habtualazar9506 Жыл бұрын

    ሰራሕቲ ጅግንነት ኣያታትና ተሪፎም እቲ ሎኽመኛ ግን ነጊሱ

  • @woldeamlake.7019
    @woldeamlake.7019 Жыл бұрын

    ዘረባ ሓቀኛ ታሪኽ ኣዴታት ኤርትራ.

  • @dendandendan2091
    @dendandendan2091 Жыл бұрын

    efffff, it's mind blowing to encounter this kind of experience they had. it's affect me so bad.

  • @berhaneh7587
    @berhaneh7587 Жыл бұрын

    ኣንትን ሓርበኛታት ወለድቲ ጀጋኑ ኣሓት ስውኣት ብጽንዓትክን ይሕበን። ብስልማትክን ማዕሪግክን ኣብ መበቆል ዓድኽን ሩፍ ኢልክን ከተዕርፋን ክትማሙቋን ዝግብኣክን ኣብ ስደት ከርተት ምባልክን ግን መዓንጣ ከብድኻ ዝቀርጽ ኢዩ። ተስፋ ጥራይ ንግበር ክንምለስ ኢና ክወግሕ ኢዩ። ዮኤል ነዘን ኣብነታውያንን ኣሕዋት ጀጋኑን ምቅራብካ ክብሪ ይሃብካ።

  • @mysonteame2734
    @mysonteame2734 Жыл бұрын

    We have to stay strong because change is on the way to Eritrean land and Eritrean people by the name of God.

  • @John-vn3hh
    @John-vn3hh Жыл бұрын

    Yehwat jeganu ajokin yehwatey adetatey👏🏽, bravo Yoel nezien jeganu zemtsekayen

  • @gerieelda5887
    @gerieelda5887 Жыл бұрын

    Ahwat jeganu proud of you.

  • @freweyeniberhe5087
    @freweyeniberhe5087 Жыл бұрын

    Ajoken zen jehewatey azom jeganu ab lbna segerom❤️😭

  • @berhanedebesai62
    @berhanedebesai62 Жыл бұрын

    Kubrat Ahatna....kibret Yhabelna

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw10 ай бұрын

    Eka dehen mexakn werazut ahwatna❤❤❤❤yowhna

  • @natsnetzerezghi5863
    @natsnetzerezghi5863 Жыл бұрын

    Very heartbreaking story😭😭😭😭

  • @sabahailu7508
    @sabahailu7508 Жыл бұрын

    When I listen your interview I was crying becouse this the tru story of our brothers and comrades I feel sorry ,don’t worry the truth will come soon ❤❤ Saba alazar

  • @fthi3585
    @fthi3585 Жыл бұрын

    እሳይስ ድይብሎስ ፀር ስላም ፀር ህዝቢ ፀር ኤሬትራና አብ ናትና ፍልልያትና እዪ ታሐቢኡ እዩ ዝነብር ዘሎ ጭካን ስርዓት ዓዋሉ ሽፍቱ ክብቅዕ ክቃለስ አለወ መንእስይ ኤርትራ ህልውናኡ ከውሕስ እንቴዘይ ኮይኑ ህግደፍ መንደፍ ንኩሉ ሕብርቴስብ ኤርትራ ከጥፈኤና እዩ 😭 እሳይስ ድይብሎስ

  • @mannieberhanu3469

    @mannieberhanu3469

    Жыл бұрын

    Indeed Indeed Indeed

  • @kedishmikael4143
    @kedishmikael4143 Жыл бұрын

    Tarik jeganu sweatna degagimka tezaribkalu aywdainyu 😥 Wetru ab lbna alekum jeganu Ahwtna❤🌻,

  • @esayasabraha9106
    @esayasabraha9106 Жыл бұрын

    ኢዮኤል ከምዚ ገርክካ ይሕዋት ጀጋጋኑ ምቅረብካ የመሰግነካ ጾቡቅ ሰሪሕ

  • @leilayemane3439
    @leilayemane3439 Жыл бұрын

    Mijn favoriete moeders 🥰 alle respect voor jullie beide 😍

  • @hanstesfu3624
    @hanstesfu3624 Жыл бұрын

    ዮኤል እዛ ዩቱብካ ዘሎ ብጣዕሚ ሓጻር እያ ፡ኣብ ሙድ ከሎ ሰብ ናብ ፓርቲ 2 - 3 ጽብቕቲ ኣይኮነትን ከም ገለ ዳኣ ግበራ

  • @adunyabalash9224
    @adunyabalash9224 Жыл бұрын

    may Allah bring peace to all us amin

  • @kokobabraham492
    @kokobabraham492 Жыл бұрын

    Ahhh ewsy gefi nabana zeywerd yelen yehwstna tefom be koto ewayyuuuuu💔💔💔💔😭😭

  • @user-pn7sj1hp6w
    @user-pn7sj1hp6w Жыл бұрын

    ኣጆክን ኣከለ ጉዛይ ደም ኣያታትና ከይመለስና ፍጹም ኣይንድቅስን

  • @elsaberhane1370

    @elsaberhane1370

    Жыл бұрын

    Anta hawey/ haftey nusundyu eti natkum neger zeyfito akeleguzay tiray diyu nifieti / niharinet zikales delo . Nisikan kemaka zibelun kab aninet wisu .

  • @user-pn7sj1hp6w

    @user-pn7sj1hp6w

    Жыл бұрын

    @@elsaberhane1370 ዝፈልጦ ጉዳይ የብለይን ናተይ እዩ ዘገድስነ ደም ኣያታተይ ሓርበኛታት ዩ ዘቃልሰኒ ኣነ ወዲ ኣከለ ጉዛይ እየ ንዓኣ ክኣ ይቃለስ

  • @merry7267
    @merry7267 Жыл бұрын

    Amlak selam delina alena nbelo thank you yehwat ❤❤👍👍🙏🏻🙏🏻💯💯

  • @Abi-hero
    @Abi-hero Жыл бұрын

    ሰይጣን አዉደአመት አይፎልጦን ዩ። 💒🕌🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @warriortom2571
    @warriortom2571 Жыл бұрын

    We’re Never ever forgive to HGDF and he’s Groups our they’re our Enemy’s

  • @Hallo.7649
    @Hallo.7649 Жыл бұрын

    ajokun adetatey😓🥰☝️☝️☝️☝️

  • @elsaberhane3594
    @elsaberhane3594 Жыл бұрын

    Wawu

  • @smartboy1983
    @smartboy1983 Жыл бұрын

    Ane kiblekum zideli menisey sinadegle mereta sebene, mereta keyahti, egela hasin, hadegti, deki tedrer, deki digna, deki egela hamus meste diseti seb intelo meste yekaris, shigara dishib seb shigara kekariso alewo, temeharu, temeramer, selaikum alelyu, ab asmera yikun ab hageresb zikmet betesebkum telaleya, tefakeru shu merhati nayza hager ikum deki negawis ahiwate::

  • @daniabraha9190
    @daniabraha9190 Жыл бұрын

    🥰🥰🥰

  • @wedi.tewelde4337
    @wedi.tewelde4337 Жыл бұрын

    💙💙❤

  • @yohannesbisirat8912
    @yohannesbisirat8912 Жыл бұрын

    👍👍👍

  • @mbrakgigi2922
    @mbrakgigi2922 Жыл бұрын

    Iway Eritretrawian zey halfelna

  • @memhrandegideykahsay3906
    @memhrandegideykahsay3906 Жыл бұрын

    ዝኸበርክን ኣብነታውያን ኣዴታት Titiን ትርሓስን ከምኡውን ኣዳላዊ መደብ ፋኖስ ትዩብ። ብቓልካ ጸኒዕካ ንቲቲን ሓውታን ??? ንሎሚ ሃለዋተን ከተስማዓና ብምብቃዕካ ምስጋናይ ደረት የብሉን። ኮይኑ ድማ ነዚ ከርታት ወሎዶ ብርሃንን ተስፋን ዝኾና ወራዙን ለባማትን ኣዴታት ንቓለ መጠይቕ ብምቕራብካ ከየመስገንኩ ክሓልፍ ኣይደልን። ቲቲ ኣደ ጽንዓት ኢኺ ! ቲቲ ኣብነታዊት ኣደ ኢኺ ! ቲቲ ምስ ብጻይኪ ስንቂ ተስፋን ቅሳነትን ብምዃንክን ክውድሰክን ዕድል ብምርካበይ ባህ ይብለኒን ዕድለኛውን ኢየ ! በብተራ መዓልቲ ሰሪዕካ ነንበይነን ኣቕሪብካየን እንተትኸውን ክንደይ ምጸበቐ ነይሩ። ብዙሕ መዋህለልና ምተማሃርናን ታሪኽና ምፈለጥናን። ይኹን ደኣንበር ኩሉ ሓጥዩ'ዩ ክብሪ ኣምላኽ ድማ ሪሒቕዎ'ዩ ስለተባህለ ግዲ ኮይኑ ኣይመላእካዮን ። ግዳ ከምዚ ከማኻ ወረጃን ለባምን ህይወትካውን እንተኾነ ንኹሎም መናእሰያት ኣብነታዊ ብምዃኑ ከምዘን ብሩሃት ኣዴታት ንብሩህ መጻኢና ንዝያዳ ህንጸትን ዕብየትን ምስ ሙሉእ ጎይታ ጠባይ ዕጉስን እሩምን ብሉጽ ስነጥበበኛ ብምዃንካ ካባኻ ትጽብይትና ብዙሕ ኢዩ። ዝኸበርኪ ቲቲ ሓውተይ " ስም ይመርሕ ጥዋፍ ይበርህ " ከምዝባሃል እታ ቲቲ ትብል ስምኪ ሳጓ ድያ ዋላ ክንዲ ስም ? ዓብይ ሓዋ ንጓለይ ውልድ ኢላ ተንከር ተንከር ምስጀመረት ቲቲ ኢሉ ምስጸዋዓ ኣነ ዘውጻእኩላ ስም ተረሲዓ ክሳብ ስደት ንወጽእ ቲቲ ስዓረት። ፍቓድ ኣምላኽ ኮይኑ ካብቲ ዓዲ ስድራ ብጥርኑፉ ናብ ስደት ምስኣምራሕና ግና እዛ ስም ቀይርናያ። ክትሰምዓ ናይ ሕንቃቖትን ቅብጥርን ብምዃና ፈቲናያ ኔርና። እዛ ስም ግና ኣበር ከምዘለዋ ውዒለ ሓዶረ ኢየ ፈሎጠዮ። " ዝብኢ ኣብዘይፈልጥዎ ዓዲ ከይዱ ቆርበት ኣንጽፉለይ" በለ ከምዝበሃል ፤ ኣብ ስደት ዘአንግዱና ዝነበሩ ኣህዛብ ኣረጊት ስምና ከዊልና ሓድሽ ስምና ምስሃብናዮም ኣባጅጎ ሰናይ ይሃቦም ከየንገራገሩ ኢዮም ተቐቢሎም ኣጽዲቖምልና። እቲ ኣረጊት ስም ጓለይ ቲቲ ብሓድሽን ናይቀደምን ብ " ህያው ኢኺ" ምስተቐየረ ስክፍታተይ ተቐንጢጡ ኢዩ ከይዱለይ ። ስለምንታይ ይመስለኪ ? እዛ ስም ታሪኻዊ ኣመጻጻኣ ኣለዋ። ኣቕዲመ ስም ይመርሕ ዝበልኩኺ ምኽንያት ስለዘለኒ ኢየ። ጎይታና የሱስ ክርስቶስ ጴጥሮስ ወዲ ዮና ስለምንታይ ንስሙ ቀይርዎ ኣፍልጦ ስለዘይብለይ ምስ'ዚ ዝብሎ ዘሎኹ ጉዳይ ክተሓሓዝ የብሉን። እንተቐየርኪያ ባህ ይብለኒ። መብዛሕቶኦም ጸሓፍቲ ደረስትን ዩቲበራትን ከምዚ ከማኽን ብታሪኽን ኣፍልጦን ዝዘቕበበ ንሓደ ግዜ ጥራይ የቕርብዎሞ ንኻልኣይ ግዜና ብመብጽዓ ዋላ ደጊምካ ኣይትርእዮምን ። ከም ተወርዋሪ ኮኾብ ኣብ ድቕድቕ ጸልማት ለይቲ ንኻልኢታት ተራእዩ ዝስወር ነዚኣቶምውን ከምኡ የቕህምዎም ! ስለዝኾነ ድማ ከማኽን ዝመሰለ ኩልግዜ ኣብ ሚዲያ ቀሪቡ ታሪኹን ተሞክሮኡን እንተዘተንብህ ንብዙሓት ባርኾትን ትምህርትን ምኾነ። ቲቲ ጅግና ሃርበኛ ሓውኺ "ለሚን ለሚነየ" ሓሊፉ ኢዩ። ንስኺን ብጸይትኽን መተካእታኡ ብምዃንክን ዓይኑ ኣብ ዓይንኽን ክንርእዮ ትዕድልቲ ረኺብና ኣለና። ህያው ጅግንነት፣ ለዋሃት፣ ፍቕርን ሓልዮትን ነዚ ከርታት ወለዶ ካባኻትክን ብምርካቡ ዕድለኛ ኦዩ። ኣደ ክርቱታት ዓበይቲ መማህራን ኢኽን። ምህርቲ ኣደ ምሁራት ስድራ ትፈጥር። ንስኽን ቤት ትምህርቲ ፍልጠት ኢኽን። ኣብ ትሕቲ እግርኽን ውዒሉ ቃልክን ዝሰምዕ ዩኒቨርስቲ ኣትዩ ከምዝተማሃረ ኢዩ ዝሕሰብ። ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ታሪኻ ካብ ባሕሪ ብማንካ ጨሊፉ ዘይተማለአ ዛንታ ሳሊሓ ብፋኖስ ቀሪቡ ነይሩ። ናይ ሕጂ ግን ገደደ ስለምንታይ ዘየቕርባ ጽውጽዋ'ዩ ኮይኑኒ ። ታሪኽ ፈላሚት ሃርበኛ ኣደ ሳሊሓ ቅድሚ ሕልፈታ ንእንኮሻዕውን ዋላ ሰሚዕናዮ ኔርና እንተንኸውን ክንደይ ምጨደርናን ምተሓጎስናን። ግን ኣይኮነልናን። ኮነ ድማ ከምበዓል ንስኽን ብህይወት ከለኽን ጽባሕ ጽባሕ እንዳቐረብክን ነዚ ዝኸርተተን ዋና ዝሰኣነን ወለዶ ብማዓር ኣፍክን ማዕዳ፣ ተግሳጽን ትምህርትን እንተትህቦኦ ክንደይ ምጸበቐ ! ከማኽን ብሞራልን ብስነስርዓትን ዝተሃንጹ ብሉጻት መማህራን ንሓያሎ ዓመታት ኣብ ክላስ ብፍልጠት እንዳሰሓሉ ስለዘዕበዩና በዓል ለሚን ለሚነይን ብዙሓት ከምኣቶምን ዝኣመሰሉ ሰብዓዊነት ዝለበሱ ዜጋታት ፈርዮምልና። ኣብ ቤት ትምህርቲ ከለና ነፍቅሮምን ነምልኾምን ነበርና ። ኣንትን ክልተ ኣሕዋት፣ ኣዴታት፣ መማህራን ... ኩሉ ዓይኒ ናባኽን ይጥምት ኣሎ ። ኩሉሳዕ ኣብ መስኮት ዩቲዩብ ቅልቅል እንዳበልክን ባርኾትክን፣ ኣስተምህሮኽን፣ ለዋሃትክንን ፍቕርኽን ምሃራና ። ዕድመን ግርማን ሞገስን ከም ሰማዕታታትና ይኹነልክን ! ዝረገጽክኖኦ ይለምልም። ደቅኽን ከምደቂ ያዕቆብ ይባረኹልክን። ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልክን!

  • @naomihidat4234
    @naomihidat423411 ай бұрын

    Emo, we'd Abashawln wedi gezakenishan ashkiewm

  • @temesgemkidane778
    @temesgemkidane778 Жыл бұрын

    ህዝቢ ኤርትራ ኬብ ሕጂ ንድሓር መዓንጡኡ ሸጥ ከብሎ አግባእ።

  • @warriortom2571
    @warriortom2571 Жыл бұрын

    ❤️👍❤️👍❤️👍❤️💪❤️💪❤️💪🌺🌺🌹🌹🙏🙏🙏

  • @habtomberhe9915
    @habtomberhe9915 Жыл бұрын

    ሓው ዩኤል ኣይትጋገ እዚ ክዳን ነውዳኣመት ጥራሕ ኣይኮነን ዝገልጽ ባህላዊ ክዳና ስለ ዝኾነ ኣብዙኾነ ግዝየ ዝጥቀማሉ እንበር ኣብቫውደኣመት ጥራሕ ኣይከነን ልክዕ ከምዚ ናይ ህንዲ ማዓልታዊ ባህላዊ ክዳነን ዝመልሰኦን ከም ናይ ዓረብን ማለት ዩ ኣዴታትና ዉን ኮሙኡ ኢየን

  • @muluasfaha4978
    @muluasfaha4978 Жыл бұрын

    ኣህ ከቢካ ዚበሌአ ኣየ ደኪ ኣከለጉዛይ ኒረክቦ አሪትራ ዚያዶኦም ከም ዘይ ከፈልና ሂጂ አዊን ደኪ ኣከለጉዛይ አዮም ዘማድርዋ አሪትራ ጊን ተሊሞሞ

  • @akbereyhaile614
    @akbereyhaile614 Жыл бұрын

    ❤️❤️❤️🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eritreaforeritrean6719
    @eritreaforeritrean6719 Жыл бұрын

    Ahhhh ezi tarik semika zeytsgeb ajokin

  • @tigstiweldemicheal3288
    @tigstiweldemicheal3288 Жыл бұрын

    Agokn azen ahwatey . Kulu khalf eiyu

  • @michaelberhane3074
    @michaelberhane3074 Жыл бұрын

    ክቡራት፡ ኣሓተይ ዩኤል ፡ውላደይ'ዶ፡ንኡስ፡ ሓወይ፡ ክብለካ ? ተወልደን፡ ወልደንኪኤልን፡ ካልኦት፡ ንሎሚ፡ ስሞም፡ ዘይነልዕሎም፡ ዘለና፡ ፍቑራት፡ ብጾቶምን ? ኣይሞቱን፡ ኣለዉ፡ ህያው'ዮም። ብምስጢር፡ እተቐብረ፡ ሂወት ? ታሪኽ፡ ኣፍ፡ ስለዘለዎ፡ ብኣኻትክንን፡ጌርና፡ ንሰምዖም፡ ኣለና ። ኣብ፡ መጽሓፍ፡ ታሪኽ፡ ቃልሲ፡ ህዝቢ፡ ኤርትራ ? ዓበይቲ፡ ሰነዳት'ዮም። ኣጆኽን፡ ክቡራትን፡ ፍቑራትን፡ ኣሓተይ። ዩኤል ? ብልቢ'የ፡ ዘፍቅረካ ። ኣይሞቱን። ድምጽ

  • @akberethagos8363
    @akberethagos8363 Жыл бұрын

    ብሩሱን ተንዲኖ እንዳ ተኮስዎምንጸመም ይብሉ ነይሮም። ሕጂውን ን ጸመም ምኽንያቱ ካብ አምላኽ እምበር ካብ ሰብስ ተቀቢጹ እዩ።

  • @M.G-j5w
    @M.G-j5w4 ай бұрын

    AWHATEY KULU TIBLIYO ZELOKI KULU HAKI IYU.BAILU SELAM FITHIN YEWIDELNA. MISGANAY YEKRIBELKI

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi35264 ай бұрын

    ኤም ምስመ ወፊሮም. አቶ አስያስ ኣፎርቂ ኣፍርቂ ኢትዮጵያ ዊ ኤዩ. ሓቕኺ ተኽለ ኣቢ ካናዳ ኣሎ ኣበባ ተኣልላቶ. ማይ ዊዓ ይኹኣውልካ ድረስነ አምን ርገት. የኛ ሶው በደማቁሶ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜ንሕና ሕቶና ቁዋም ሕጊ አንዳባ ንተግብርያ. ነናትካዩ ዘሕሜኻ ኣቢ ጅብሃ ተምሃሮ ሓዲስ 270 ናይ ሓድሳ ኣበባ 1967 ተረሺኖም. አንታይ ገደሰን. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜ተቅጥል. ኣብርሃም ተወለደ ሓዉ ግሐብራይ ተወልደ ኣቢ ርያድ ብሓደ ነይረ. ኣቢ ርፍውረንዶም ኣድምትና. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜ሕጂ ኣብነርወይ. ኤርትራ ዊ ምኻና ይኣምንዮም ህግደፍ ሕጂ ዝደልዎ ኣባል ክትከውን ይዶልካ ኣባል ባርነት ባርይ ንምካንዩ ሕጂ ንዓለም ከነረድ ዝግብኣና ንሕና ኣባል ህግደፍ ኣይንኸውን አና. ዓጂ አዚ ሰብ ኣይቀበጡ ቕበጡ ኢትዮጵያ ዊ ኤዩ 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜ስርሑ ይሰርሕ ኣሎ ስርሓና ንግበር አንታገድስን ሕጅስባ ግሐዛይ ኣትያትን. ዘበትሖ ይብዙሓዩ ክንብል መርገሚቱ. ሕጂ ኑኣኡ ንትኣከብ ፍትሕ ክርከብ. ግራት ገደናና ናፍቀእ ኣይንኣተር ስዊትና ክንበል ሕንኩተኛ ድንሺ ንቫሊኣ ንርና ሚስ ደቂ ገዛውትና. ሕንክቶ ዳመራ ሆላንድ መበላትና 2024 ንወድኣዮ ጉዳይና አደይአደይ አልና ኣቢ ቀጺላ አለው ስንኩላ ጅብሓና 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵💜💜💜💜🩵🩵🩵🇺🇸🇺🇸💙🌹🌹🌹🇺🇸🇺🇸🩵🇺🇸🇺🇸💙💙🌹💙💜🩵💙🌹🌹💜🩵🇺🇸💙🌹💜🇺🇸💙🌹💙🩵💙💙💜🩵💙👍👍😊❤️💚😈😈💚👍👍❤️💙🌹🌹🩵💜💜🇺🇸🇺🇸💜💙🌹💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.

  • @mannieberhanu3469
    @mannieberhanu3469 Жыл бұрын

    there must be some kind of unknown curse on us for no one country, except the Cambodians by criminla camorouj, has suffered as a result of a dictatorial government. it's the darkest time in our history as a society and when all is revealed the world will be shocked more than what Mao or Stalin had committed...

  • @deversaymehary5332
    @deversaymehary5332 Жыл бұрын

    ኣዝዩ ከቢድ ዛንታ ዩ።

  • @eyobgebrezgabiher4441
    @eyobgebrezgabiher4441 Жыл бұрын

    muerugat adetatna dess tibla ajokin kiruhuw eu.

  • @temesgemkidane778
    @temesgemkidane778 Жыл бұрын

    ከይ ጸበበ ኣይርሁን እዩ

  • @henoktesfagiorgis
    @henoktesfagiorgis Жыл бұрын

    Fetiyekin eye ajokum nezom young generation atebaba yifetwekin eye

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 Жыл бұрын

    💔💔💔💔💔💔💔ab kulu kebabi Eritrea zegatm zelo.

  • @miriamhabtemichael2393
    @miriamhabtemichael2393 Жыл бұрын

    Oohh! Medhanialem aboy yiaklekum belena. Abmntmntay iyu izikulu? Ab sdet zelena dma qurub lbi ngber. Nbeat adetatna nhasis. Izi zbleo zelewa izen adetat btami iyu kebdka zbelei

  • @naomihidat4234
    @naomihidat423411 ай бұрын

    Bkemei meantime kikonu kelewu half net tementilom endiyom.

  • @smartboy1983
    @smartboy1983 Жыл бұрын

    Ajokum deki sinadegle ahiwatna, nihna diki digna, deki egela hasin, deki hadegti, deki mereta sebene & mereta keyahti, deki tedrer, deki egela hamus, deki meshe, deki smejana, misakum alena bihafesha kulu akeloguzay n hizbi Eritrean ab godnkum alo niskum tray seken belu aytithaweku rigi ilkum hisebu, temaharu temersmeru,

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 Жыл бұрын

    wwwwoy! ትፈልጡ እተን ብሰበብ ግፋ ሃገራዊ ዕስክራና ብመንግስትን ሰራዊትን ዚህገራ ዘለዎ ጥሪት ከብትን ኣባግዕን ኩለን ንቐለብ ሰራዊት ከምዝሕረዳ፧ ሎሚ ዘመን ዘይግፈፉ : መጭዓኛ ኣድጊ ፣ በቕሊ ፣ ፈረሰ ፣ ገመል ወዝተ እዮም። እንተ ካብ ሰብ ዘይግፈፉ እሞ ኣብ ታሕቲ ረኣዩ። ኣቐዲሙ ውን እቲ ኣብ ፈቐዶ ኬላታት ኮንትሮባንዳ ተባሂሉ ዚህገር ፡ ኣዘዝቲ ሰራዊት እዮም ዝበልዕዎ። እዚ ገደብ ግዜ ዘይብሉ ግዱድ ዕስክርናን ዘየናሕሲ ኣልማሚ ግፋን ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ብዙሕ የሳቕዮ ኣሎ። እዚ ዘቐረብምዎ ዜና ግፋ ናይ ስርዓት ህግደፍ ናይ ኤርትራውያን ኣብ ተሰነይ ሓቂ ኮይኑ ፡ ግና እዚ ዕድመን ጾታን ዘይፈሊ ዝበልኩሞ ብምሉእ ቅኑዕ ኣይኮነን። ስለምንታይ ፤ እዚ ነቶም ብሄረ ትግርኛን ክርስትያንን ጥራይ እዩ። ብፍላይ ደቀንስትዮ ክርስትያን ብሄረ ትግርኛ ፡ ቀንዲ ግዳያት ናይዚ ኣልማማ ግፋ ካብ ዝኾና ልዕሊ ኣርብዓን ሓሙሽተን ዓመት ኣቑጺሩ ኣሎ። ዘገረም እዩ ፡ ነተን ኣስላም ደቀንስትዮ ግና ህግደፍ ይኹን ጀብሃ ደፊሮመን ኣይፈልጡን እዮም።

  • @user-ko6sv8wn6x
    @user-ko6sv8wn6x Жыл бұрын

    Evil Issayas is the worst form of man due to his being the most unjust and thus the furthest removed from any joy of the true kind. He is consumed by lawless desires which cause him to do many terrible things such as murdering and plundering.

  • @M.G-j5w
    @M.G-j5w4 ай бұрын

    ERITRAWI KULU HIWETUN NIBRETUN HADIGU IYU KEYDU NI HIZBI ERITRA HARA KEWITSII GHIN AB MEDA GHIN KALII KOYNU REKIBUWO..BI AWRAJA,BI FILTEY,HAWEY AFTEY ZEYTUBLELU KOYNU TSENIHU.

  • @open795
    @open795 Жыл бұрын

    ካብ ዝሰማዕኩዎ ሰነዳት ውግእ ሰገነይቲ ኣብ ሰቢዓታት ፡ እቲ ቀዳማይ ውግእ ኣብ መዓልቲ ጽባሕ ቁዱስ ዮውሃንስ እዩ ነይሩ።ኣብቲ ካላይ ውግእ ብ1977 'ውን መብዛሕቶም ደቂ እቲ ከባቢ ብስም ዓድኹም ነጻ ኣውጺኡ ተባሂሉ ቡዙሓት ቀዚፉን ኣቁጺሉን እዩ።ሹዑ ተረከብቲ ዕዳ ደናግል እየን ነይረን።በዚ ኣጋጣሚ እቲ ጂግና ፎርቶ ዝጥሓሰ ዓደብዑረታይ ፡ በዚ ኣጋጣሚ ስሙን ታሪኹን ዝፈልጥ እንተሎ እቲ ሰነድ ናብ ትቪ ሰነድ እንተትልእኹ ይላበወኩም።ታሪኽ ኣብርያም ፡ኣዮብ ፡ወዲሃይለ ኣይረሳዕኩን።

  • @M.G-j5w
    @M.G-j5w4 ай бұрын

    TITI AND TIRHAS AHWAT JEGANU KURA SALIOM HARINETIN NATSINETIN AWRISOMUNA.AWET NI HAFASH

  • @berhanekidane5572
    @berhanekidane5572 Жыл бұрын

    Thank you .. ! Keybelkuchi K´half Aydeln Iye. Bahl´na Iyu. Yes... Ti-TI Haile. Iwe Abzi ""Civilized World "" Iye Dellochu. Yichun Imber Kemzi Natki Ti-Ti ____________________ 1) Mengstcha ""Your government"" Aquanaz´b/Ana´aäs..! 2) nReb´hach : Hagerka nM´ärabawyan (America- Europeans) Shitta..........! 3) Hagerka nTEGARU-Ethiopians Shitta etc.. D´bllu Lech´bettbettat Ertrawi Bahley Ayquenun. IMMO: Guana ""Fremde"" Quenki Hagerey´n President Isayasey´n Ketenashiwi Kellochi Zerfi ""Insalt"" Tray Deyquene : Kdr´ämeki Iwn Äckmi ""Ability"" Yichun Mesel Illoni ""because you are Tgraweyti"" GRÄMM..................! ERITREAN Ti-Ti INTENIERKI..................! Eritrea ;Wala K´ssa´ä _Iza 2022 Iwn D´quene ""Infrastructure"" Yeb´llan. ...... President Isayas´do Iyu Kem´uu Geyruwa..? ...... Akeleguzayki´che Kab´uu D´hashu Queynom : Ertrana ""within a year"" Germany Memseluwa Do-ichi Tib´lli Dellochi.. ? ........Hager Key´haweyet : Adetatna_Abotatna Z´buck Nabra/Hiwet K´merhu..... ""Childish/Kindisch Atehasas´bado Ayquenen....? ::: do´si : Kemti ÄGAME FaNuski Dmd´rro: Eritrea Netom Azab´ä /hyenas/ America_Europa Wey nTEGARU-uu Kt´shiyett Allowa /be purchased/ Ichi T´blli Dellochi ? KEMTI JAH`RAchi : "" Yes..! I´M STILL Primitive"" _Were´wn Kemzi Natki Ti-Ti Haile Wenani ""Degrees"" Ayquenkun : ""Grade 9- Completion"" Werecket /Paper/Iya Dellat´ni. G`NA : Izi K´ndi TABA D´chewn ""Degrees"" Tesekimki: Nabra Adetatna ""our mothers"" Ktt´tth/Kzb´ck Itemazaz´n Rässi Yeb´llkin. N´hna Sha´äbiyawyan/EPLF: Netom Zela´ätna """our deadly enemies"" N´cketlom imber Abb´om Te-äsibna Mengstna Aynenashun Ina. Hssot ""Lies"" Ke´a BAHLI Eritreans Ayquenen ......................... IMMO: Ab ""civilized World "" It´nebri : Gnake´a ""Primitive"" N´ssächi Ti-Ti Haile Segeneyti-Akeleguzayti Ichi :::::::::::::::::::::::::::::::.

  • @almazmehari4160
    @almazmehari4160 Жыл бұрын

    Bhaki yehazn

  • @ttek9180
    @ttek9180 Жыл бұрын

    እቲ ዝገርመኒ ናይዘን አሕዋተይ'ሲ፣ እዚ ኩሉ መስዋእትስ አብ ምንቲ ምንታይ ክብላ ከለዋ፣ ኢሳያስ ኤርትራዊ ዘይኮነስ ኢትዮጵያዊ ሰላዪ ምዃኑ ይርስዕኦ አለዋ። ኢሳያስ ኤርትራዊ ደም እንተዝህልዎ'ዶ ከምኡ ምገበረ ኢዩ። ስለዚ አሕዋተይ እዚ ርጉም ካሕዳይ ተረቂቑ ናብ ሰውራና ዝአተወ አረሜን ዝኾነ ኢሳያስ ዝተባህለ ሽፍታ ኢትዮጵያዊ ምዃኑ ዘክራ ኢኽን። ክሳብ እዚ ሽፍታዚ ብሂወት ክሳብ ዘሎ ከአ ህዝቢ ኤርትራን ከባቢኡን ዓረፈ ማለት ዘበት ኢዩ።

  • @samuelnegassi5832
    @samuelnegassi5832 Жыл бұрын

    ሀሄ . ..

  • @alemtekeste919
    @alemtekeste919 Жыл бұрын

    ተወልደ አዮብ ኣብ ኩሉ ልቢ ሰብ አዩ ዘሎ ሕኒኡ ዝፍደየሉ ቀረባ አዩ

  • @abboahmad4228
    @abboahmad4228 Жыл бұрын

    ሓው ዮኤል ንህዝብና ድምጹ ክስማዕን ከሰምዕን እትገብሮ ዘለኻ ኣበርክቶ ዝምጎስ’ዩ። እንተኾነ ግን ፍትሕን ምልኣት የብሉን። ካብ ካሎኦት ቡሄራት’ውን ንምሳለ ከም ኢብራሂም ዓፋ ክጋደሉ ወጺኦም ብሻዕቢያ ተቀቲሎም ዝተረፉ ብዙሓት ሓርበኛታት ነይሮም’ዮም። ብሂወቶም ዝነብሩ ስድራቤት የብለምን ዲዮም? እንታይ ስለዝኾኑ’ዩ ድምጾም ማዕረ ዘይስማዕ?

  • @belayhaile1752
    @belayhaile1752 Жыл бұрын

    You are right sister the are killer sheaby

  • @alganeshassefaw1670
    @alganeshassefaw1670 Жыл бұрын

    ኢሰያስ ንዓና ከጽንት ዝመጸ መራሒ'ዩ😭😭

  • @gerieelda5887
    @gerieelda5887 Жыл бұрын

    Nay bhaqi hazine eti qanzakhn qanzay eyu ajokhn dehan tdbesalu gzie qreba eyu.

  • @henoktesfagiorgis
    @henoktesfagiorgis Жыл бұрын

    Kemakin adetat yibzha

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw10 ай бұрын

    Lomi du maetena zbeko 73 eu betikwu hjika agdidomo zey helfelu heger eu

  • @teclemariamkidane257
    @teclemariamkidane257 Жыл бұрын

    መስዋእቶም ንኸንቱ ኣይኮነን። እዞም ገበነኛታት ሸፋቱ ኤርትራ እዚኦም ክጠፍኡ እዮም።

Келесі