Official Music - Aron Abrham - Deki Hade Ruba | ደቂ ሓደ ሩባ - Eritrean Music
Ойын-сауық
Official Music Aron Abrha - ሰላም ነዓኹም ክቡራት የሕዋት፣ ደርፍታተይ በብወገንኩም ኣብ ዝተፈላለየ ቻነላት ብፍላጥ ይኹን ብዘይ ፍላጥ ዘእተኽሞ ብኽብረትኩም ክትድምስስዎ ብትሕትና ይሓትት ።
℗ © ሰላም የሕዋት ነዚ ቪድዮ ዳዉሎድ ምግባር ን ኣርቲስት ሃሳይ ስለ ዝኾነ ብኽብረትኩም ካብዚ ቻነል ቪድዮ ዳዉንሎድ ምግባር ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
© Copyright: PN STUDIO. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
Пікірлер: 55
ተቀይምና በዓል ኣሮን ቃንዛና ደይስቆሮኩም ኮይኑ፡ውልቀ ሰባት ካብ ተምልኩ።anyway thanks for this uplaud
Early 90s good times.
Wawww gele ainet Aron hawuna 🌹🌹🌹🌹🌹
From 1993.
Aron the best mannnnn
Deki hade Ruba 🇪🇷❤️❤️❤️👍
Official Music Aron Abrha - ሰላም ነዓኹም ክቡራት የሕዋት፣ ደርፍታተይ በብወገንኩም ኣብ ዝተፈላለየ ቻነላት ብፍላጥ ይኹን ብዘይ ፍላጥ ዘእተኽሞ ብኽብረትኩም ክትድምስስዎ ብትሕትና ይሓትት ።
@abedomweldu8936
5 жыл бұрын
Aron derfika bimlieu eba awirido please.
@filimonkahase5214
3 жыл бұрын
Ezia derfi nbaela nay oquba gabr eya tbahal slezi haki dyu
@user-hk4yl7zc5s
3 жыл бұрын
ኣልግስ ሰራቂ ንዕቁባጋር ከ ክረዲት ዘይትህቦ ከመይ ዝበሉካ ለክባጥ ዝኮንካ ወዲ ኢካ ወደይ ከይሓፍርካ ከኣ ብክብረትኩም ክትድምስስዎ ብትሕትና ይሓትት ትብል ንስካ ንባዕልካ ዘይናትካ አንዳ ዘርጋሕካ።
Bitw zmeharo eyuw ::
Nice
😭
Aron keyserhe zserhe zmeslo seraqi derafi eka deqi hade ruba aynatkan eya nay owbagabr eya dembya wahid
👍👍
Atum kahdamat mekalstkum etkhdu emo kea nztesewa ‘. Hasadat
This is not ur song. u should hv tell the truth, its legend oqbagabr song nd respect on his songs
ደርፊ ናይ ዕቁባጋብር ገብረንስአ ኢያ አዚኣ
Eway nay gujle bahli derfey hhhh tium gzie halifu
Nska ke men hgawi gierka eyu
በጃኹም ዝባን ስነ ጥበብ እዚ ደርፊ ናይ ዑቕባ ጋብር ዩ ሪሜክስ ኢልኩም ጻሓፍሉ ኣሮን ዝሰረቖ ከይኣክልስ ቻነላት ድማ ትደግምዎ!!!
@pnstudio499
5 жыл бұрын
ብመጀመርታ ሰላምታይ የቐድም ብምቕጻል ብዙሕ ግዜ ሪኢኻ ኣንቢብካ ሸለል ኢልካ ትሓልፎ አሎ ክደጋገም ከሎ ግን እንታዩ ዕላምኡ ዘይርዱእ ። ብዝኾነ ደቂ ሐደ ሩባ ማሃዚ ዜማ ኣሮን ኣብርሃም ግጥሚ ድማ ስውእ ገብሪሂወት ሓጎስ።
@fnanentertainment5097
5 жыл бұрын
Nono habibi ezi aron abraham: elsa kidane: tefono: zemach: neti baelu zmelmom okbagabr dhri elete motu nab derftatu mzmat ztewaferu tokalu eyom.
@banazekarias2173
4 жыл бұрын
@@fnanentertainment5097 kkkkkk respect xubuk u Hawey ezi derfi nay aron u aregagixka tezareb.
@user-gu9sb5ny8i
4 жыл бұрын
@@banazekarias2173 ❤
@merhawittesfalem4951
4 жыл бұрын
Hiwet gul Asmera tbl eya nay oqbagabr sik elka bzey Aflto aythawtutu rasist zkonkum hzbi
original source from Okbagabre
ኣታ ሰራቂ ናይ ዕቅበ ጋብር እዩ
wedi dumsus aythafrn ka natey tbl aleka aythafrn wana zeyeblu derfi endaserekka nay nefsher baba okubagabr eu ezi derfi ezi hanti win eza afkaritey ebay gal asmera tbl degimkaya aleka bkbretkum nay men mkanu zeytnegru gdefu kthtetu ekum
@pnstudio499
4 жыл бұрын
ክቡር ሓው ብቐዳምነት ሰላምታ ተቐበል ብምቕጻል ድማ ብስምዒት ዘይኮነ ብኣፍልጦ ምዝራብ ከድልየና እዩ ። እዛ ደርፊ ናይ ስዉእ ድምጻዊ ብጻይ ዑቕባጋብር ከምዘይኮነት ብዙሕ ግዜ ገሊጽናያ ኢና ሕጂ ውን ኣብ ሓጺር ግዜ ብ ኢንተርቪው ክንገልጾ ኢና የቐንየለይ ።
Seraki telami
Nay Okbagabr do aykonetn?
@pnstudio499
3 жыл бұрын
ደቂ ሐደ ሩባ ማሃዚ ዜማ ኣሮን ኣብርሃም ግጥሚ ድማ ስውእ ገብሪሂወት ሓጎስ ።
እዛ ደርፊ ናይ ስዉእ ዑቕባጋብር'ያ።
@wedieri2657
4 жыл бұрын
Hawey ezi derfi nay aron iyu bejaka astweilka tezerab afelto yehlukaa ezi enda 52 iyu abu zenberna nefelto peace sesnayu
@aminearaya6682
4 жыл бұрын
@@wedieri2657 ንስኻ ኣስተውዕል። ደቂ ሓደ ሩባ ስዉእ ዑቕባጋብር ኢልካ ሰርች በል እሞ ኣብ ዩቱብ ክትኣምን ኢኻ ሽዑ ብ ክራር ክጻወታ ምስ ሰማዕካ።
@aminearaya6682
4 жыл бұрын
@@wedieri2657 መዓስ ኢኻ እንዳ 52 ኔርካ? ዑቕባጋብር ካብ ዝስዋእ ጥራይ ክንደይ ገይሩ ኣሎ። ኤልሳ ዝደገመታ ወለዲ ትብል ደርፉ ከማን...... ኣስተውዕሉ
@hambarxaeda1492
2 жыл бұрын
@@wedieri2657 ብኽራር ብዕቕባጋብር ክትደረፍ ከ ሰሚዕኻያ'ዶ።
@hambarxaeda1492
2 жыл бұрын
@@aminearaya6682 ዓጽምካ ይክበር እዘን ደርፍታት እዚኤን ብስም ዕቕባጋብር ከተረጋገጻ ድቃስ የለን።
ናይ ዑቕባጋብር ጅግናና!! ጽቡቕ ደሪፍካያ ግን credit ሃቦ ጉኑፍ ሱሱዕ ኣይትኹን ኣሮን ባርያ okbagab is our hero you are bullshit
Eza derfi gin nay okbagabir do aykonetn swuat tetelimom powww
@samielmehari902
4 жыл бұрын
Is not.
@merhawittesfalem4951
4 жыл бұрын
Nay aron
@anditbraun7550
4 жыл бұрын
Nay ukbagabr eya ente deytegagiye bae
@desaleeyob7164
3 жыл бұрын
Xbuk alekum yehwat nay okbagabr eya
ክቡር ኣሮን ኣብርሃ እዚ ደርፊ እዚ ናትካ ኣይ ኮነን ናይ ስውእ ዑቕባጋር ዩ? ኣኽብሮት ክትህቦ ይግበኣካ ኔሩ 27ዓመት ስቕ ኢልካ ኢኻ ሕጂ ግን ይኣኽለካ ንሓውና ገዲም ስነጥበባዊ ስውእ ዑቕባ ጋብር መሰል ንብረቱ ሓልወሉ ኣኽብሮ ኣመስግኖ ድማ ከም ናይ ኤልሳ ኪዳነ ወለዲ ዝኸሓደቶ ንስኻ ውን ንዛ ደቂ ሓደ ሩባ ትብል ኣይ ትኽሓዶ ክብሪ ሃቦ ?
@hambarxaeda1492
2 жыл бұрын
ክብረት ይሃብካ ዝሓወይ እቲ ዘሕዝነካ ብዕቕባጋብር ከምዝተደርፈ ኣብ ቃለ መጠየቕ ኣይዛረብሉን እዮም ። ኣነ ብወገነይ ነቶም ገጠምትን ዘየምትን እየ ዝሓትት ንሶም እዮም ሓቂ ክነግሩ ዝኽእሉ ።
@hailenteklen
8 ай бұрын
@@hambarxaeda1492 ዑቕባጋብር ካብ ንዓኹም ንዕኦም ይቐርቦም ፡ ኣሮንን ዑቕባጋብርን ድማ ብሓደ ኣይነበሩንን። እዚ ደርፊ እዚ ብኣሮን ኣብራሃምን ስዉእ ሓጎስ ገብረሂወትን ( ወዲ ብሩ ) እዩ ተሰሪሑ ። ትም ኢልኩም ኣብ ዘይዉዓልኩሞ ኣይትመስክሩ
Do you from heart believe this is your own song? Of course it is of the martyred ocbagaber.