Official Music - Aron Abrham - Aynchekaken | ኣይንጨኻኸን - Eritrean Music

Ойын-сауық

Official Music Aron Abrha - ሰላም ነዓኹም ክቡራት የሕዋት፣ ደርፍታተይ በብወገንኩም ኣብ ዝተፈላለየ ቻነላት ብፍላጥ ይኹን ብዘይ ፍላጥ ዘእተኽሞ ብኽብረትኩም ክትድምስስዎ ብትሕትና ይሓትት ።

Пікірлер: 21

  • @hadnetsimon4012
    @hadnetsimon40122 жыл бұрын

    Baba Aron nic one wedi Erey 🇪🇷✅👌

  • @kukukuku6851
    @kukukuku68513 жыл бұрын

    Aron nay mehake kulu derfeka melkte allwo ajoka

  • @uuuuuuuuuurg
    @uuuuuuuuuurg3 жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-xn4nq8sm6d
    @user-xn4nq8sm6d3 жыл бұрын

    እዚኣ ሎሚ 2021 /7 ብልቢ ተሰሚዕናዮ ኖዞም ናይ ሎሚ ወሎዶ እያ ትምልከተና ብኩሉ ቸካናት ኮይና ሙሉእ ደራፋይ ከምዚ ክከዉን ኣለዎ

  • @rbifnteyestabey6602
    @rbifnteyestabey66024 жыл бұрын

    Kelo Bhiwet Shugur Hawna...🇪🇷❤🙏...

  • @eritreakidane9068
    @eritreakidane90685 жыл бұрын

    Ezi derfi ane dsemakulu 96 /97 nic bor aron

  • @RajuRaju-ey7tf
    @RajuRaju-ey7tf5 жыл бұрын

    Ahh aron shkor haqka

  • @ABRAM-ni1og
    @ABRAM-ni1og4 жыл бұрын

    👍👍👍👍

  • @ermile2091
    @ermile20915 жыл бұрын

    Intersting

  • @Dankur19
    @Dankur195 жыл бұрын

    👍

  • @RajuRaju-ey7tf
    @RajuRaju-ey7tf5 жыл бұрын

    Ti jgna tbl ba sdedelna

  • @user-kc6bd9nz3x
    @user-kc6bd9nz3x4 жыл бұрын

    ግቡእ ዘመና መጽዩላ እዛ ደርፊ ኣሮን። ናይ'ዚ ዘመን ደርፊዶ ክንብላ ኣሮና ሽኮር ሓውና። ቅድምሲ ደሓን ግዜ ግዲ ኔሩ ክሳብ ክንድ'ዚ ኣየስተውዓልናላን መስለኒ። በዓል ኣሮን ሓውና ምሉእ ዕድሚኦም ከምዘይተቓለሱላ ቀሲኖም ዝነብሩላ ሃገር ኣይኮነትሎምን እዚ ንምሉእ ኤርትራዊ ኢዩ፡ ከም ዘረባ ብዛዕብኡ ስለዝጀመርኩ ኢየ እምበር ንምሉእና ኢዩ። Respected song. ነቲ ዳግማይ record ዝገበሮ ድማ ኣብ ገለ ገለ ደርፍታት R Line ወይ ኣብ የማናይ እዝኒ ዝበዝሐ ድምጺ ኣለዎ።Ton ቁሩብ ሓፍ ምባል ወይ ምስትኽኻል የድልዮ ኔሩ። i will do it.

  • @user-zu6ho5dm3l
    @user-zu6ho5dm3l3 жыл бұрын

    እንታይ እሞ ናይ ሎሚ ስብ ፍኽ ኮይኑ ካብዚ ጸበልጽ ድርፊ ኣበይ ይርክብ

  • @ነሽነሽ
    @ነሽነሽ5 жыл бұрын

    ኣብዚኣ ዘሎ ሓሳዊ ህግደፍ

  • @merhawittesfalem4951

    @merhawittesfalem4951

    4 жыл бұрын

    Jgna tegadalay eyu nska gdeka gber

  • @ksanetwelday3496

    @ksanetwelday3496

    4 жыл бұрын

    Ane zgermeni eko nayziom gelikum eyu Arion hji si entay kbl terekibu hgdef bmukanu tray dika xeliakayo wela si wlqawi xlai eyu zeleka fthi enda deleka kemey abilka txaref hawey natey bkemzi zmexa fthi yelen nwehahat emo shu ke habirna nrayo

  • @ነሽነሽ

    @ነሽነሽ

    4 жыл бұрын

    @@ksanetwelday3496 ኣብ ጅነቫ ዶ የጣቕዕ ኣይነብረን ! ሕልና ዘይብሉ ሰብ ውልቃዊ ወላ ዘይውልቃዊ ጽልኢ ዝባሃል የብለይን ምስዚ ሰብ ናቱ የ ግን ሂበዮ ! ደረፋይሲ ናይ ህዝቢ ክሳብ ዝኾነ ብህዝቢ ክፍቶ ክጽላእ ብመጠን እቲ ዝሰርሖ ንቡር ዩ!

  • @optimisticman3412

    @optimisticman3412

    2 жыл бұрын

    Kebti

  • @ነሽነሽ

    @ነሽነሽ

    2 жыл бұрын

    @@optimisticman3412 ከብቲ ጥራይ ኢልካ

  • @mistirfekrinatnael5341
    @mistirfekrinatnael53414 жыл бұрын

    👍

Келесі