No video

ኖርወጅያዊ ቋንቋ ምምሃር ዘቃልል ኣፕ App gjør det lettere å lære norsk

ሓደ ኣብ ተሌፎናት ክጸዓን ዝኽእል ኣብሊኬሽን፣ ንሓደሽቲ ኖርወያዊ ቋንቋ ዝመሃሩ ዝሕግዝ ተዳልዩ ኣሎ።
ከም ዝፍለጥ፣ ቋንቋ ዘይምኽኣል እቲ ዝዓበየ ሽግር ምስ ሰብ ከይትሕወስ ዘገብር እዩ።
En ny applikasjon for smarttelefoner, hjelper utlendinger som skal lære norsk til å praktisere språket. Det kan nemlig være en stor hindring for mange å våge og ta kontakt.
ሓድሽ ኣብ ኖርዋይ ዝብል ናይ NRK ቻነል ንሓደስቲ ናብ ኖርወይ ዝመጹ ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ብዝያዳ ምስ ኖርወይ ዝለለይሉ መድረኽ እዩ። ዕላምኡ ድማ ሓፈሻዊ ሃገራዊ ዜናን ሪፖርታጅን ፣ ኮይኑ ትሕዝትኡ ድማ ሕብረተሰባዊ ምርድዳእን ምትሕንፋጽን ምስ ኖርወጅያዊ ሕብረተሰብ እዩ።
ንሕጂ ብ 4 ቋንቋ ማለት፣ ትግርኛ፣ ዓረብኛ፣ ሶማልን ዳርን ይዝርጋሕ። ሓደስቲ ቪዲዮታት ኣብ ዝተፈላለየ መዓልታት ይፍኑ። ምምዝጋብ ኣብ ny I norge ኣይትረስዑ!

Пікірлер: 4

  • @nrknyinorge6669
    @nrknyinorge66694 жыл бұрын

    NRK Ny i Norge ን ዩኒቨርስቲ ኣድገር (ክሪስትያንሳንድ) ብዛዕባ አዚ ሓቲትናዮም። ብዝሃቡና ሓበኤታ መሰረት TalksinTown አያ ትበሃል። ጽቡቕ ዕድል።

  • @michaelwelday8549

    @michaelwelday8549

    4 жыл бұрын

    ተገዲስኩም ስለ ዝመለስኩሙለይ ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግን፡፡ ኣብ ሂወትኩ ጥዕና፡ ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ይምነየልኩም፡፡

  • @michaelwelday8549
    @michaelwelday85494 жыл бұрын

    እታ ኣብ ትብልዋ ዘለኹም ኣየነይቲ ኢያ?

  • @nrknyinorge6669

    @nrknyinorge6669

    4 жыл бұрын

    ን ዩኒቨርስቲ ኣድገር (ክሪስትያንሳንድ) ብዛዕባ አዚ ሓቲትናዮም። ብዝሃቡና ሓበኤታ መሰረት TalksinTown አያ ትበሃል። ጽቡቕ ዕድል።