እኒ ጀነራል ፃድቃን ተኸሲሶም | ብኣክሱም ሰናይ ዜና ተሰሚዑ ሑመራ፣ ወረርቲ ተቐታቲሎም |

#ጌታቸው #ፀለምቲ #ፖለቲካ #ቆቦ #ኣላማጣ #ራያ #zena_tigrigna #tbstig #ሑመራ #ወልቃይት #ፖለቲካ #ኣምሓራ #ፋኖ #ህግደፍ #eritreanews #tigraynews #ትግራይ #EriTVEritreaOfficial #ኤርትራ #ኢሮብ #ኢሳይያስ #ህወሓት #ብልፅግና #ምድማር #tdf #ወልቃይት #ፀገደ #ኣገው
ትግራይ ብሮድካስት ሰርቪስ ሚድያ ትስፍውቲ ሓዳሽ ትግራይ ንምግሃድ እጃሙ ክዓምም ዝንቀሳቐስ ዘሎ ትካል ሓበሬታ እዩ።
Welcome to TBS, the official channel of the Tigray Broadcast Service. TBS is a new and independent media platform that aims to inform and entertain the people of Tigray and beyond. We cover the latest political news and current affairs in Tigray, Ethiopia, and the Horn of Africa. We also produce original and quality content that showcases the rich and diverse history, heritage, and identity of Tigray. Our vision is to contribute to the realisation of the new Tigray, a prosperous and democratic region that respects human rights, diversity, and peace.
Join us and "subscribe" to our channel to get notified of our daily updates and live broadcasts.
Thank you for your support and feedback. Together, we can make a difference.
TBS: Your Preferable Newsroom and New Information" Please subscribe, watch, and leave your comments. We will use the comments as needed to build our organisation.
Thank you!

Пікірлер: 63

  • @herangetachew-dh5ip
    @herangetachew-dh5ip14 күн бұрын

    አሜን አሜን አሜን ተመስገን እንኳዕ ደስ በለኩም በለና ፈጣሪ እንታይ ይሰኣኖ

  • @geregebre9506
    @geregebre950611 күн бұрын

    ብሩክ ሓው ህግድፍ ከይተቀይረ ሰልም ኣይመጽእን ኢዩ ግን ።ነኣሽቱ ወልዶ ኢዚ መንሰይ ከመይ ገይሩ ናብ ሓደ ዝመጸሉ ምሕሳብ ኢዩ

  • @user-xm2un2sl7e
    @user-xm2un2sl7e14 күн бұрын

    ዮሃና ህዝቢ ኤርትራ ሩሑስ ባዓል ናጽነት ኤርትራ ኤርትሪነይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝💝💝። 24 ግንቦት ማዓልቲ ናጽነ አርትራ🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍

  • @user-vu3zf3fb4k
    @user-vu3zf3fb4k14 күн бұрын

    ሩሑስ ቀነያት ናጸነት 24 ገንቡት ኒ ህዝበ ኢረትራ መበል 33ኣመት ❤❤❤❤

  • @SurprisedChurros-df2pi
    @SurprisedChurros-df2pi14 күн бұрын

    አብዚ እዋን እዙይ አብ ዓለም ዘሎ ኩነታት ክንመሐሩ ንክእል በሕሪታት ይህሉዶ ይከዉን ዉልቀ ክብሪ ኩሉ ግዜ መለለይ ዘለዎ ጉሩብ ዉፂኢቱ እንታይ ክከዉን ይክእል

  • @gezahegnmiteku5801
    @gezahegnmiteku580113 күн бұрын

    ሰላም አብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኸመጽእ ዝኽእልዘሎን ኽልትኡ ሕዝብታት ተኸባቢረንን ተደጋጊፈንን ምእንቲ ኽነብራ ሕግደፍን ወያኔንን ኽጠፉኡ አለዉ።

  • @ftsumsbhatu6790
    @ftsumsbhatu679014 күн бұрын

    ምስ ተቀበርካ ዶ ሰራዊት ትግራይ ምባል ንህዝቢ ምትላል እዩ ሸፋቱ

  • @asefaw4345
    @asefaw434513 күн бұрын

    ህግደፍ ዘራግ ሰላም ናይዚ ዞባ እዩ ተስፋ ንገብር ብብርጌድ ንሓመዱ ትኣልዩ ትግራይን ኤርትራን ከምኡን ዞባና ብስላምን ፍቅርን ክነብር ኣምላኽ ይኣክለኩም ይበለና

  • @user-vl6ry5ch9j
    @user-vl6ry5ch9j13 күн бұрын

    አንድነት ዘለቀ ዝበሎ ትኽኽክል እዩ።አቢይ አሚንካን መሬት ትግራይ ብሻዕብያን ብወረርቲ ሓይሊ አምሓራ ተወሪሩ እናሃለወ ሓይሊ ትግራይ ዕጥቁ ይፍታሕ ማለት ህዝቢ ትግራይ በታቲንካ አብትሕቲ እግሪ ኢሳያሰን አብይ ወዲቁ ክነብር ዝደልዩ ዘለው ጥራይ ኢዮም። አዕራብን አሜሪካን ካልኦትን ዕጥቂ ሓይሊ ትግራይ ከፍትሑ ዝጓየዩ ዘለው ነቲ አሎ ዝበሃል ዘሎ ወርቂ ንኸግበስብሱ ዝገብርዎ ሽርጉድ እምበር ንህዝቢ ትግራይ ሳንቲም ጠቄመታ የብሉን። እዞም ኸዚ ፈተውቲ መሰልቲ ካብ ዝገርም ነገር አብቲ ናይ ትግራይ ጭፍጨፋ ግዘ አቢሮኦምን ገዘኦም ን ከድና አቤት ኢልና አይሰምዑናን።ሕዚ ደኣ ናብ ሌብነት ልምዓት ክንአቱ ክብሉ ዝፈቀድ ዘሎ መንዩ? አብ ልዕሊ ሰውአትና መቓብር ወርቂ ክኹዕቱ ምፍቃድ ዝዓበየ ወንጀል የለን።TDF ዓዲ ቀስ ብቀስ ትሽየጥ አላ ልቢ በሉ !

  • @user-bu8iw5eh3g
    @user-bu8iw5eh3g14 күн бұрын

    The TDF will NEVER be DISARMED.

  • @Muez_Gidey
    @Muez_Gidey14 күн бұрын

    💛❤️

  • @habtezghiatobrhan726
    @habtezghiatobrhan72614 күн бұрын

    Selam kkewen zeri Alula telamat ket te u tray Alekum

  • @user-xm2un2sl7e
    @user-xm2un2sl7e14 күн бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍💝✅

  • @shunumii7214
    @shunumii721413 күн бұрын

    ህግደፍ ኣብ ሰላም ስለ ዘይኣምን ዘይኮነስ ሰላም ዝህሉ ፖለቲካ ናይዛ በላዒት ኩዕንቲ ሕወሓት መራሕትን ኣተሓሳስብኣን ካብ ገጽ ምድሪ ከይጠፍአ ሰላም የለን ኢሉ ስለ ዝኣምን ኢዩ። እዚ ኢዩ እቲ ሓቂ ይንዋሕ ይሕጸር ከኣ ህዝቢ ኤርትራ ብሓይሉ ከረጋግጾ ኢዩ።

  • @medhanieneraio5141
    @medhanieneraio514114 күн бұрын

    ሰላም ክረጋገጽ ዝድለ እንተልዩ ጥራሕ ኣብ ሞንጎ ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይን ዘይኮነስ ኣብ ሙሉእ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሰላም ክረጋገጽ እታ ፍታሕ ሓንቲ እያ:: ንሳ ድማ ንኢሳያስ ኣፈወርቂ ምጽሃይ ጥራሕ እያ ዝብል እምንቶ እዩ ዘሎኒ::

  • @user-ou2rd8oz1t
    @user-ou2rd8oz1t14 күн бұрын

    ፖሊስ ትግራይ ዘፍረሰ ሕውሓት ደፂ ኣይኮነን ድዩ፡፡፡፡፡፡

  • @medhintamrat3058
    @medhintamrat305813 күн бұрын

    መሬት ትግራይ ብሻዕብያን አምሓራ ወራሪ ሓይልን ተወሪሩ እናሃለወ t df ዕጥቂ ክፈትሕ የብሉን።

  • @samru2018

    @samru2018

    13 күн бұрын

    Fetikn do shabia ab meretu alo atum defarat tererti

  • @user-vl6ry5ch9j

    @user-vl6ry5ch9j

    12 күн бұрын

    ​@@samru2018 አታ ሸኽሚ ዓለም ወዲ ወልዋል ጫማ ጥልያን።ከማኻ ወዲኸማኻ ዝበሉ ሕጉሳት ባሮትን ብታኸ ሉቋም ብቅዓትኩም ፀርፊ እዩ።ስዱዳት መሕፍርቲ ።

  • @efremtewelde5052
    @efremtewelde505213 күн бұрын

    Kezab

  • @getahunnega292
    @getahunnega29213 күн бұрын

    ንውሕስነት ህዝቢ ትግራይ ሽስዕብያ ምሉእ ብምሉእ ክጠፍእ ኣለዎ? እንተዘያለ ተመሊሱ ምምፅኡ ኣይተርፍን

  • @GebrehiwotGebrearegay
    @GebrehiwotGebrearegay14 күн бұрын

    ናይትግራይን ኤርትራ ህዝቢ እንታይ ዓይነት መኸራ ዘይውዳእ መከራብጣዕሚ እዩ ዘሕዝ

  • @burnlies
    @burnlies14 күн бұрын

    ክልል ትግራይ ምስ ምልካዊ ስርዓት ኤርትራ ተዓሪቓ ዘላቕን ውሑስን ሰላም ክህልዋ ማለት ከንቱ ተስፋ 'ዩ. ህዝቢ ትግራይ ይኹን ግዝያዊ መንግስቲ ክልል ትግራይ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ዝነበሮን ዘለዎን ታሪኻውን ማሕበረሰባውን ባህላውን ስርዓተ ክብርታትን ንምውሓስ ክገብሮ ዝግብኦ እንኮ ኣማራጺ ምስ ተቓለስቲ ንፍትሕን ሕግን ኤርትራውያን ምትሕብባር እታ ዝበለጸት ምርጫ 'ያ. ኹሉ ግዜ ኣብ ሕግን ህዝባዊ ድምጽን ዘይብሉ እትገብሮ ፖለቲካዊ ምሕዝነት ካብ ውልቃዊ ረብሓ ውሱናት ፖለቲካዊ ስልጣናት ዝሓልፍ ረብሓ ስለዘይብሉ ብዙሕ ከይሰጎመ ስለዝፈርስ ንህዝቢ ከቢድ ዋጋ ከምዘኽፍሎ ዘጠራጥር ኣይኮነን. ነዚ ቀንዲ ኣብነት ከኣ ሕሉፍ ፖለቲካዊ ምሕዝነት ውሱናት መራሕቲ ስርዓት ህወሓትን መራሕቲ ህዝባዊ ግንባር ኤርትራን ምጥቃስ ይከኣል. ከም ካልኣይ ኣብነት ድማ እቲ ኣብ ውልቃዊ ላዕለዋይ መራሒ ምልካዊ ስርዓት ኤርትራን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣሕመድ ኢትዮጵያን ዝነበረ ፖለቲካዊ ምሕዝነት ኣብ ህዝብን ሕግን ዝተሞርኮሰ ስለዝነበረ ኣብ ውሽጢ ክልተን ሰለስተን ዓመታት ፈሪሱስ ሕጂ ኣብ ስግኣት ፖለቲካውን ጸጥታውን ምፍጣጥ ኣትዮም ይርከቡ. ስለዚ ምስ ህዝቢ ምውጋን መስዋእትነት ዝሓትት ምዃኑ ዘጠራጥር እኩኣ እንተኾነ ውዒሉ ሓዲሩ ግን እቲ ካብ ህዝብን ህዝባዊ ሕግን ወጻኢ ዘማእኸለ ዝግበር ፖለቲካዊ ምሕዝነት ዝበኣሰ ዋጋ ዘኽፍል ምዃኑ ዘጠራጥር ኣይኮነን. # ብዛዕባ ምጥያስ ሓይልታት ሰራዊት ትግራይ ግን ሕጋዊ ኣካል ውዕል ሰላም ፕሪቶርያን ሕገ መንግታውን ብምዃኑ ግቡእ ክኸውን እንከሎ እቲ ሕጂ ገና ዘይጣየሰ ተሪፉ ዘሎ ሰራዊት ዝተወሰነ ወይ ኣስታት ፍርቁ ዝኸውን ብምጥያስ እቲ ዝተረፈ ከኣ ደቡብን ምዕራብን ትግራይ ናብቲ ቅድሚ ኹናት ትግራይ ምጅማሩ ዝነበሮ ሕገ መንግስታዊ ክልላዊ ምምሕዳር መሰረትን ውዕል ሰላም ፕሪቶርያን ብዘፍቅዶ መስርሕ ናብ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስተመልሱ ክጣየስ ምግባር ዝሓሽ ውሕስነት ክህብ ይኽእል. ምኽንያቱ እቲ መስርሕ ውዕል ፕሪቶርያ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይን ፌደራል መንግስቲ ኢትዮጵያን ጎኒ ንጎኒ ማዕረ ዝኾነ ሕጋዊ ስጉምትን ሓላፍነቶምን ምስዝፍጽሙ ኣብ ሞንጎኦም ክፍጠር ዝኽእል ዘይምትእምማን ከወግድ ዓብዪ ግደ ኣለዎ.

  • @tesfaweldewah1278
    @tesfaweldewah127814 күн бұрын

    Ketslulu tkiklegna zena mkrab

  • @venuduciel835
    @venuduciel83514 күн бұрын

    Hgdef natey iyu zblo hzbi yelen. Elama hgdef ab thti zone ykun kunetat kemey gierka ab sltan nzelalem ttsenh iyu.

  • @samru2018

    @samru2018

    13 күн бұрын

    Natas n hamata km hwhat mesiluka shabia kulu hzbi Eritrea eyu hwhat b hzba kumar teble kdm bzabea tezareb kezab Wahid

  • @user-py7rl3qg5u
    @user-py7rl3qg5u14 күн бұрын

    Selam zeydeli weyane eyu

  • @fikirtemamo4717

    @fikirtemamo4717

    14 күн бұрын

    Banda. Shaebya

  • @selamnkulu2541
    @selamnkulu254113 күн бұрын

    ህዝቢ አኽሱም ዓይንኹም ቋሕ አእዛንኹም ኩርር አብሉ ምስ አጋይሽ ሰለይትን ፀላእትንውን ብነፋሪት ስለዝመፁ ከይንዝንግዕ: እዚ ናይ ተጋሩ ውሽጣዊ ጉዳይ ስለዝኾነ አብኡ ፍትሕዋ: አብርእሲ ፀገም ፀገም አይትፍጠሩ: ተማኸሩ: አያታትኹም አይተሕዝኑ:

  • @abrahagebrekiros2661
    @abrahagebrekiros266114 күн бұрын

    Peaceful Tigray creates peaceful Ethiopia and Eritrea realize over the dismantling of TPLF & EPLF groups, because they are source of war & instability, TPLF also enablers of Prosperity Party Pp.

  • @RedaeWayu
    @RedaeWayu14 күн бұрын

    ድማ እንታይ ተረኺቡ ንፃድቃን ዘኽስስ

  • @wgtfelafl6367
    @wgtfelafl636713 күн бұрын

    ህግደፍ ንሰላም ቕሩብ ምዃኑ ቕድሚ ኩነት ካብ ዝወረረን ቐልጢፉ ክወጽእ አለዎ ቐጺሉ ዝሰረቐን ኦዲት ገይሩ ንኽምልሰን ድልውነቱ ከረጋግጽ ይግባእ ሳልሳይ እቶም ወንጀለኛታትን ኮራኹርን ናብ ሕጊ ከቕርቦም ድልውነቱ ከረጋግጽ ይግባእ ካሊእ ንቶም ግዳያት ንኽኽሕስ ቃል ከኣቲው ይግባእ እዚኤን ምሰማለኤ እዩ ናብ ዕርቂ ኽሙኮር ዝኽእል እንተ ህዝቢ ኣብ ሰሜን ዝርከብ ተዛራቢ ትግርኛ፣ ኩናምኛ፣ ሳሆን ዓፋርን አካል ህዝብና እዩ ዶብና አዶሊስ ክሳብ አልዋሃ ምላሽ እዩ እዚ ናይ ግዘ ጉዳይ እምበር አይተርፍን።

  • @samru2018

    @samru2018

    13 күн бұрын

    Do kea hgdf ab meretu alo atum teraro kumue ktbla meret kearbkn eyu ms hgdf game over tebhalkum ikum aytsmun dikum denaqur

  • @burnlies
    @burnlies13 күн бұрын

    ህዝቢ ትግራይን ፖለቲካዊ ውድብ ህወሓትን ግዝያዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ፖለቲካውን ማሕበራውን ጸጥታውን ርክቦም ምስ ምልካዊ ስርዓት ኤርትራ ዘይኮነስ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ዝወገነ ፖለቲካዊ ውድብ ኤርትራ ክተሓባበርን ንሓባራዊ ረብሓ ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ክሰርሕ ይግብኦ ክንብል ከለና ናይ ግድን ምስ ምልካዊ ስርዓት ኤርትራ ኹናት ምግጣም ማለት ከምዘይኮነ ርዱእ ኮይኑ ኮይኑ ግና መስዋእቲ ኣየጋጥምን ወይ ኣየኽፍልን ማለት ከኣ ኣይኮነን. ምስ ህዝባውን ሕጋውን ኣሰራርሓ ዘለዎም ፖለቲካውን ማሕበራውን ህዝባውን ትካላት ብምውጋን ዘኽፍለካ ዋጋ ወይ መስዋእቲ ሞራላውን ህዝባውን ዕላማ ዘለዎ ኮይኑ ሓጺርን ሓደ ግዜን ጥራይ ዘኽፍለካን ግንከ ዘላቕነት ዘለዎ ህዝቢ ዘማእኸለ ረብሓን ዕላማን ክህልዎ እንከሎ እቲ ኣብ ክልተ ዓብለልቲ ፖለቲካዊ ውድባትን ላዕለዎት ፖለቲካዊ መራሕቱን ዘማእኸለ ፖለቲካዊ ዲፕሎማስን ርክብን ግን እቶም መራሕቲ ጽጋቦምን ትዕቢቶምን ኣብ ዝተፈንጀረሉ እዋን ኣብ ህዝብታት ዘምጽኦ ዕንወትን ህልቂትን ኣዝዩ ከቢድ ካብ ምዃን ሓሊፉ ኣብ ጸገሞም ግዜ እናተታዓረቑ ብጽጋብን ትምክሕትን ትዕቢትን ሕልናኦም ኣብ ዝሽፈነሉ ግዜ ድማ ህዝቢ እናናቖቱ ኣብ ናይ ተዳጋጋሚ ዕንክሊል ኹናት ከምብርዎ ልዑል ተኽእሎ ስለዘሎ 'ዩ.

  • @yhrahdesta7577
    @yhrahdesta757714 күн бұрын

    ኣብይን አሰያስን ኣብ ስልጣን ከለው ስራዊት ትግራይ ምብታን ጆነሳይት ህዝቢ ትግራይ ካብቲ ዝሓለፍ ብዝኸፍ ኤን ዝስፍሕን ክድገም ባይታ ምጥታሕ አዩ ህዝቢ ትግራይ ልቢ በል አዚ ክውን አንተ ኮይኑ ትግራይ ትብሃልን ትግራዋይ ዝብሃል ሰብን ዕጭኦም ዕጫ ዳይናሶር ምኻኑ ዘይተርፍ አዩ ስለዚ ውሕስነት ህዝቢ ትግራይ ደርብኻ ውሕስነት አትዮጵያን ረብሓ ሓያላት ንምሕላው ቅልጽም ተጋሩ ክስበርን ከስርን ምፍቃድ ናይ ሞት ሞት አዩ

  • @meazabeyene8485
    @meazabeyene848514 күн бұрын

    Suki bel reshe sheabya entay adka eko eu hwhat mis sheabya zearki??❌❌❌👎👎👎👎👎👎

  • @user-cc5cq4jz1h
    @user-cc5cq4jz1h14 күн бұрын

    ኣክሱም ምቅማጡ ሕሱም ዐድቡዳ ኣዛብእ በላዕትይ ሰብ ኢዮም ክክክ

  • @user-cc5cq4jz1h
    @user-cc5cq4jz1h14 күн бұрын

    ኢርትራ ምስ ክልል ዘዛርብ የብላን ሃመማ ኢትዮፕያን ኢርትራን ክዛራረቡ ይክእሉ ኢዮም ትግራይ ክልል መን ከምዘላ ተቆጽራ ኢዩ 😂😂😂😂

  • @hab3hmbeselambsl79
    @hab3hmbeselambsl7914 күн бұрын

    Ane comment xhife ayfeltn hji gn tegedide eza hwahatn HgDef nab erqe selam temelisom tbl si bhafesha qedamnet elkum tenbbwa zelekum zgedede guday thalalk ember bezi nskum tblwo zereq yelen selam zeykone kinat ekum tiewju zelekum nqhu neza nay Pretoria tienqf eya esayas wala adigrat,aksum shre hibkayo wsedo elkumo selam aydeln fletwo qrub ayrdeakum diyu neti federal ms eritrea erqi ygebru alewa endabele zexelmom meragodi eyu ember fayda yeblun please stop kula eta tblwa zelekum yaklekum please stop xegem ekum tfetru enqfat ekum tkonu zelekum.nay hzbi halyot telekum aw elka ab media keytezarebka teberkito tmekro alo. Ezi qelie zzreb gn eka da kinat shgr xegem eyu zemxie emo hsebula wedahankum.

  • @geregebre9506
    @geregebre950611 күн бұрын

    ትግራይ ዕጥዒ ምፍታሕ ማለት ኢሰያስ ከሎ ገመድ ኣብ ኪሳድካ ምኣው ኢዩ

  • @dawitghebremeskel552
    @dawitghebremeskel55213 күн бұрын

    ተጋሩ ከይትፈሱ ናቱኩም ግበሩ ኤርትራ ግና ሀንቲ ሉላዊት ሀገር ኢ ሀገዝ ወይ ምከሪ ናይ ከልልላት ኢትዮጵያ አያደሊያ

  • @user-ks5ei4uf3h

    @user-ks5ei4uf3h

    13 күн бұрын

    😂

  • @mussiegidey3348
    @mussiegidey334814 күн бұрын

    ትግራይ ብሮድካስት አንድነት ዘለቀ ካብ ምዓስ እዩ ኦሮሞ ኾይኑ ተኸሳኺ ፓሊስ ትግራይ መን ድዩ አፍሪስዎ ሕዋሕት ዶ ዋላ ናይ ስግግር መንግስቲ ? መልሰለይ ኢኻ

  • @kidanehaddish
    @kidanehaddish14 күн бұрын

    ሰላም ከመይ ትኾኑ ህግደፍ ንህዝባዊ ግንባር ዝጨውየ ሸዋዊ ትግርኛ ዝዛረብ ኢትዮጵያኒስት ሓይሊዩ። ኔትወርክ ስብሓት መለስ ዜናዊ ንወያነ ዝጨወየ ሸዋዊ ትግራዋይዩ። እዘን ሓቅታት ክርድአና እንተኪኢሉ ከመይ ሰላም ይመፅ ዝብል ዝብል ቀሊል ይኸውን ስለዚ 1. ንሕወሓት ነድሕና ካብኔትወርክ ናፃ እንተኾይና ትግራወይትን ንትግራይን ረብሓ ትግራይን ጥራይ ዝቃለስ እንኾይኑ ሕልሚ 4ኪሎ ክህለዋ ኣይክእልን ። ብኤርትራ ወገንውን ኤርትራዊ ውድብ ተዝኾን ወይ እንተኾይኑ ኤርትራ ዘድልያ ሰላም ምስትግራይን ምዕባለ ንኤርትራውያንን ክኸውን ከምዝነበረ ፍሉጥዩ። እንተኾነ ግን ሕልሚ 4 ኪሎ ጥራዩ ናብራ ድቃሉ ቃኘው። ስለዚ ዕርቂ ክልቲኦም ንሓቀኛ ንረብሓ ህዝብታት ክልቲኦም ዘይኮነስ ብደም መናእሰይ ከም ስብሓት ዝበሎ ናብ 4ኪሎ ከይድኻ ንምንጋስን ኢትዮጵያዊነት ንምብርታዕንዩ።

  • @selfreliance8999

    @selfreliance8999

    14 күн бұрын

    ሰክት ቆማል ዓጋመ መነደኻ ኤርትራዊ ገሩካ ሃመማ

  • @user-vm4gi9fj3h
    @user-vm4gi9fj3h14 күн бұрын

    ስላም ትግራይን ኤርትራን ክመጽእ ወያኔ ሓሶት ስርቂ ባህሪምባል ስምምዕ ኣልጀርስ ምክባር ይግባእ ካልእ ኣሜርክ ኣሜርካ ምባል ገዲፎም ሓቂ ስልሪ ዘይኮነ ስትራተጂ ሃስብ ሂዞም ክግዓዙ ይግባእ

  • @amanuelgebrerufael9540
    @amanuelgebrerufael954014 күн бұрын

    ህወሓትን ህግደፍን ክተዓረቑ እተካይዶ ዘለኻ ጎስጓስ ሓደገኛ እዩ ትርጉም እቲ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ዝበጽሐ ጆኖሳይድ እውን ዘሳሓየካ ኣይመስልን፣

  • @user-vu3zf3fb4k

    @user-vu3zf3fb4k

    14 күн бұрын

    ናይ መንታይ ጀኑሳይድ ኢዩ ታሃሊም ኣለካ ኣጋመ ነብሲ

  • @amanuelgebrerufael9540

    @amanuelgebrerufael9540

    13 күн бұрын

    @@user-vu3zf3fb4k ሓሳኽ መዓኮሩ ኤርትራዊ ጣልያን ዘመራሰሖ ማሃንቱስካ ሓክም ታሪኽ ዘይብሉ ግዕዛይ ከዳሚ

  • @user-vu3zf3fb4k

    @user-vu3zf3fb4k

    13 күн бұрын

    @@amanuelgebrerufael9540 😄😄😄 ቀደም ዝተረስዐ ጀኑሳይድ ካልኣይቲ ጀኖሳይድ የመጸካ ኣሎ ተዳሎ በቻ ኢንታ ግዲኩም ለምዘበን ከተጸንቶ ኢኩም ተመስሎ

  • @amanuelgebrerufael9540

    @amanuelgebrerufael9540

    13 күн бұрын

    @@user-vu3zf3fb4k ክክክ ኣብ መሬት ኣድያቦ ከም ቆጽሊ ድረገፈ ኤርትራዊ ገዲፍካ እንዳማርያም ሸዊቶ ወርቀዲኖ ዓዲ ዓውሶ ግምባር ዛላምበሳን ኣብ ካልኦት ከባበታትን ቀለብ ዝብእን ኣሞራን ድኾነ ኤርትራዊ ኸ ኣየቐንዝወካን ዶ መጺኻ ርአዮ ኣስከሬን ኤርትራውያን ኣብ ልዕሊ መሬት ተሰጢሑ ኣሎ ሕጂኳ ባዕሉ ብልጽግና ይመጸካ ኣሎ መቓብርካ ኳዓት

  • @user-vu3zf3fb4k

    @user-vu3zf3fb4k

    13 күн бұрын

    @@amanuelgebrerufael9540 በልጸግና ዶ በልካ ሃሃሃሃ ኣቡታትካ ሚልዩናት ኣህሊቁም ኣብትህተ በልጸግና ሰገዱም ዋይ መሕፈራት ሰርናይ ከይሀበኮም ካኣ ኣብ ገራወቲ ኢንዳ ዋኣልኩም በልጸገና ከቲበል ኣይተሃፈረን በካ ናይ ኣቡታትካ ኩይኑካ ቀድሚ ሂጅ ኩሉኮም ፈቲንኩም ለመንተ ተጋሩ ኣብ ኣራት ከሎ ከለው ማይ ኣበልናኩም ኢና ቆንዳፍ ነብሲ

  • @Akiteylove
    @Akiteylove14 күн бұрын

    ሓሰውቲ ከም ስደተኛ ዕጥቅኹም ኣውሪድኩም ካምፕ፡ኣቲኩምስ፡ሻዕብያ ትብሉ ሕፈሩ እስከ፡ክሳብ መዓስ፡ህዝብኩም፡ክትሽውዱ

  • @fikirtemamo4717

    @fikirtemamo4717

    14 күн бұрын

    Husur. Seraki. Wedi seraki. Bitanta. Kalsi. Dimu. Derho

  • @user-vu3zf3fb4k

    @user-vu3zf3fb4k

    14 күн бұрын

    ​@@fikirtemamo4717 😂😂😂😂 በታንተ ኣለኩም ደዩ ተጋሩ ቁሩብ ኣይተሃፈረን ዘይ ባህለኩም ቡትንተ ከብረ ሃባ በጃካ

Келесі