New tigrina music Aynkorarae by Thomas covered by A.L

Пікірлер: 40

  • @rezene7448
    @rezene74483 жыл бұрын

    ከመይ ኢኹም እንዳንበብኩም እስከ ምስኣ ድረፉ ላይ ላላ... ይ ሂሂሂ ሃ... (ይገርም ይገርም) ይገርም'ዩ (ይገርም ይገርም) ናተይን ናትክስ (ይገርም ይገርም) ኣብ በበይንና ብፍቕሪ ከም ዘይንሕመስ ፊት ንፊት ክንርአአ እንከለና ክንክውሎ ንደሊ ኣናብስ ይገርም'ዩ ናተይን ናትክስ (ይገርም ይገርም) ይገርም'ዩ (ይገርም ይገርም) ናተይን ናትክስ (ይገርም ይገርም) ኣብ በበይንና ብፍቕሪ ከም ዘይንሕመስ ፊት ንፊት ክንርአአ እንከለና ክንክውሎ ንደሊ ኣናብስ ይገርም'ዩ ናተይን ናትክስ በጺሑኒ'ዩ ትማል ንሓውኺ ኣብ ገዛ ብስመይ ጸዊዕክዮ ፍቕሪ'ዶ ዋዛ ነጊረናኒ'የን ሓሊፉ ምስ በላኺ መሓዙትኪ ክትጽበዪ ንዓይ ምህሮ ከም ዝቦኾርኪ ኣብ በይንኺ ግን ኣይኮነን ኣብ በይንኺ ግን ኣይኮነን ንኽገርመኪ ዋላ'ውን እናተረኣኣና ረጊጸኪ እንተሓለፍኩ ናብ ጎደና ከምኡ ኣይኮነን እቲ ውሽጠይ ንሱ ኣይኮነን እቲ ሓቂ እንቋዕ ኣይትርኢኒ ዝኾኖ ብድሕሬኺ ሰበይ... ኣብ በይንኺ ግን ኣይኮነን ኣብ በይንኺ ግን ኣይኮነን ንኽገርመኪ ዋላ'ውን እናተረኣኣና ረጊጸኪ እንተሓለፍኩ ናብ ጎደና ከምኡ ኣይኮነን እቲ ውሽጠይ ንሱ ኣይኮነን እቲ ሓቂ እንቋዕ ኣይትርኢኒ ዝኾኖ ብድሕሬኺ ሰበይ... ንምንታይ ግን ኣቲ ንምንታይ ፍቕሪ ስዒሩኪ እንከሎ ስዒሩኒ ፈትየኪ እንከለኹ ፈቲኽኒ ንምንታይ እሞ ንወጻጻዕ ኣቲ ኣይንገዳዳዕ በቃ ይኣክል ኣይንኮራራዕ በቃ ይኣክል ኣይንኮራራዕ ላይ ላላ... ይ ሂሂሂ ሃ... (ይገርም ይገርም) ይገርም'ዩ (ይገርም ይገርም) ናተይን ናትክስ (ይገርም ይገርም) ኣብ በበይንና ብፍቕሪ ከም ዘይንሕመስ ፊት ንፊት ክንርአአ እንከለና ክንክውሎ ንደሊ ኣናብስ ይገርም'ዩ ናተይን ናትክስ በጺሑኒ'ዩ ትማል ንሓውኺ ኣብ ገዛ ብስመይ ጸዊዕክዮ ፍቕሪ'ዶ ዋዛ ነጊረናኒ'የን ሓሊፉ ምስ በላኺ መሓዙትኪ ክትጽበዪ ንዓይ ምህሮ ከም ዝቦኾርኪ ኣብ በይንኺ ግን ኣይኮነን ኣብ በይንኺ ግን ኣይኮነን ንኽገርመኪ ዋላ'ውን እናተረኣኣና ረጊጸኪ እንተሓለፍኩ ናብ ጎደና ከምኡ ኣይኮነን እቲ ውሽጠይ ንሱ ኣይኮነን እቲ ሓቂ እንቋዕ ኣይትርኢኒ ዝኾኖ ብድሕሬኺ ሰበይ... ኣብ በይንኺ ግን ኣይኮነን ኣብ በይንኺ ግን ኣይኮነን ንኽገርመኪ ዋላ'ውን እናተረኣኣና ረጊጸኪ እንተሓለፍኩ ናብ ጎደና ከምኡ ኣይኮነን እቲ ውሽጠይ ንሱ ኣይኮነን እቲ ሓቂ እንቋዕ ኣይትርኢኒ ዝኾኖ ብድሕሬኺ ሰበይ... ንምንታይ ግን ኣቲ ንምንታይ ፍቕሪ ስዒሩኪ እንከሎ ስዒሩኒ ፈትየኪ እንከለኹ ፈቲኽኒ ንምንታይ እሞ ንወጻጻዕ ኣቲ ኣይንገዳዳዕ በቃ ይኣክል ኣይንኮራራዕ በቃ ይኣክል ኣይንኮራራዕ ምኩርራዕ ዘምጸኦ እነኹልኪ ኣነ ተገዲዐ ተሰኒፍኪ እስኺ'ውን ሰሚዐ በሊ ከይትማትኢ እመጽእ ኣለኹ ተቢዐ ምኩርራዕ ዘምጸኦ እነኹልኪ ኣነ ተገዲዐ ተሰኒፍኪ እስኺ'ውን ሰሚዐ በሊ ከይትማትኢ እመጽእ ኣለኹ ተቢዐ ኣይንኮራራዕ ኣይንኮራራዕ ኣይንኮራራዕ ቅረብኒ ክቐርበኪ ንሰማማዕ ኣይንኮራራዕ ኣይንኮራራዕ ኣይንኮራራዕ ቅረብኒ ክቐርበኪ ንሰማማዕ ምኩርራዕ ዘምጸኦ እነኹልኪ ኣነ ተገዲዐ ተሰኒፍኪ እስኺ'ውን ሰሚዐ በሊ ከይትማትኢ እመጽእ ኣለኹ ተቢዐ ምኩርራዕ ዘምጸኦ እነኹልኪ ኣነ ተገዲዐ ተሰኒፍኪ እስኺ'ውን ሰሚዐ በሊ ከይትማትኢ እመጽእ ኣለኹ ተቢዐ ኣይንኮራራዕ ኣይንኮራራዕ ኣይንኮራራዕ ቅረብኒ ክቐርበኪ ንሰማማዕ ኣይንኮራራዕ ኣይንኮራራዕ ኣይንኮራራዕ ቅረብኒ ክቐርበኪ ንሰማማዕ ኣይንኮራራዕ ኣይንኮራራዕ ኣይንኮራራዕ ቅረብኒ ክቐርበኪ ንሰማማዕ ኣይንኮራራዕ ኣይንኮራራዕ ኣይንኮራራዕ ቅረብኒ ክቐርበኪ Musixmach.com

  • @funnyman9051
    @funnyman90514 жыл бұрын

    Aynkarara tomsey I have remembered something with this music

  • @user-io9qe6wi9g
    @user-io9qe6wi9g5 жыл бұрын

    በፂሑኒ "ዩ"ትማል ንሓውኪ ኣብ ገዛ ብስመይ ፀዊዕክዮ ፍቕሪ ዶ ዋዛ ? ኣይንኮራራዕ ኣይንኮራራዕ ♥♥♥♥♥♥♥

  • @user-zr7vm7yv7o
    @user-zr7vm7yv7o5 жыл бұрын

    Ah eza derfizia da nayhmamey endya

  • @harertamedia9427
    @harertamedia94275 жыл бұрын

    Wonderful work keep it up

  • @fanicita05
    @fanicita054 жыл бұрын

    ባሓቂ ደስ ትብል ቀጽልዎ ኣህዋተይ

  • @user-vf8yq5ej7o
    @user-vf8yq5ej7o4 ай бұрын

    Aseyyy nay hmamey derfi

  • @amanosman2416
    @amanosman24164 жыл бұрын

    Wawwww😍 gele aynet thanks bor👍👌

  • @mnbarnzelekamfqar3794
    @mnbarnzelekamfqar37946 жыл бұрын

    Nice one ☝️

  • @letumeksen2831
    @letumeksen2831 Жыл бұрын

    👍👍👍👍

  • @user-cq3co9sq9i
    @user-cq3co9sq9i11 ай бұрын

    woww ❤

  • @mulaw6898
    @mulaw68985 жыл бұрын

    ምንባር ባህጊ ኣለኒ።

  • @user-lq4fw2qm9s
    @user-lq4fw2qm9s5 жыл бұрын

    ኣይንኮራራዕ እወ ጽቡቅ ኣለካ ሶ ቀጽለሉ ይገርም እዩ ናተይን ናትክን ፍቅሪ ስዒሩኒ ከሎ ስዒሩኪ ንምንታይ ግን ንወጻጻዕ …………… i Love ቶማስ ኣላዛር 💗👈

  • @user-wv2dr1tf3j

    @user-wv2dr1tf3j

    5 жыл бұрын

    Thanks rawina galey so Thomasy wana lbey ayenkorarae 💕✌👌

  • @user-lq4fw2qm9s

    @user-lq4fw2qm9s

    5 жыл бұрын

    @@user-wv2dr1tf3j ናትካ ድዩ ድኣ ኣሉ ዓይነይ

  • @Entertainment-ri3be

    @Entertainment-ri3be

    5 жыл бұрын

    @@user-lq4fw2qm9s ራህዊተይ ናተይ ኮፒ

  • @user-lq4fw2qm9s

    @user-lq4fw2qm9s

    5 жыл бұрын

    @@Entertainment-ri3be ኢፊተይ ይፈልጥ ክክክክ

  • @Entertainment-ri3be

    @Entertainment-ri3be

    5 жыл бұрын

    @@user-lq4fw2qm9s ቅቅቅቅቅቅ ጃ ኮፐይ መዓረይ

  • @user-mm7tv1be7p
    @user-mm7tv1be7p4 жыл бұрын

    i'm proud for youuu

  • @rustomgerye9027
    @rustomgerye9027 Жыл бұрын

    Gele aynenet ✅

  • @teddusisu7356
    @teddusisu73568 ай бұрын

    ብጣዕሚ የቐንየልና። ካልእ እውን እባ ከምኡ ጌርካ ስራሕልና፣ ንኣብነት ናይ ሄርሞን ባራኺ።

  • @merhawisereke907
    @merhawisereke9075 жыл бұрын

    Eritiean music Tomas alazre

  • @merhawisereke907

    @merhawisereke907

    5 жыл бұрын

    👍👍🎶🎼

  • @zenawigebremikael1158
    @zenawigebremikael11585 жыл бұрын

    Brabo haramay kibretey..gn..kitqxlo ynafqeka Yfqed ente koynu nay barya .ati qolia niski tisemie do alki tibl kitgabzeni des mibelni haweyata buruk

  • @habenaman3028
    @habenaman3028 Жыл бұрын

    ናይ ምድሃኔ ክኣ በጃካኣ🙏🙏🙏

  • @tsagagrema397
    @tsagagrema3973 жыл бұрын

    WOW WOW WOW WOW

  • @artemengo18
    @artemengo182 жыл бұрын

    bravo bro

  • @YONIONE91
    @YONIONE913 жыл бұрын

    what major scale are you playing.

  • @mesfunwedi5778
    @mesfunwedi57783 жыл бұрын

    Tamer hermet neta defetwa derfi

  • @beshiradem-nz5dq
    @beshiradem-nz5dq Жыл бұрын

    ❤❤❤

  • @tomastesfamariam3873
    @tomastesfamariam38732 жыл бұрын

    Wwa

  • @hermonhabte8922
    @hermonhabte89224 жыл бұрын

    Ezi,derfi kemxo zkel ማሬ ኦርጋን ክከውን፡ኣለዎ ማኣሙና

  • @hiyableomessi2020
    @hiyableomessi20203 жыл бұрын

    ጽቡቅ ህርመት ኣሕዋት ኦርጋን ንኽእል ኢና ብሰንኪ ባይታ ዝሰኣናዮ ርሒቅናያ ይገርም እዩ

  • @jaguarb6307
    @jaguarb63073 жыл бұрын

    Nice 👍🏾 and entay sima ezi keyboard 🎹 ka

  • @YONIONE91
    @YONIONE913 жыл бұрын

    Can you please play it again slowly

  • @asamramassawa5954
    @asamramassawa59542 жыл бұрын

    Eti singer kemzia geru ayhateman geleaynet keyboard

  • @edelaraya3691
    @edelaraya36915 жыл бұрын

    1000

  • @anteniotinsiew4381

    @anteniotinsiew4381

    4 жыл бұрын

    100

  • @halal06
    @halal06 Жыл бұрын

    I liked it, but it seems you are just mimicking, coz your finger's motion doesn't seem to be matching with melody itself, sorry i have to tell you what i just observed it from this clip. Hope to see you with real work from you.