New Eritrean Video Interview WEDI JEBELI PART 04 // ኣደናቕን ኣዛናዩን ዕላል ወዲ ጀበሊ 4ይ ክፋል (ኣብ የመን ዘጋጠሞ)

Пікірлер: 292

  • @tsegeredaghebre5758
    @tsegeredaghebre57587 ай бұрын

    ኣጆኻ ወዲ ጀበሊ ኤርትራዊ ኢኻ። ኣብ ኤርትራ ኽኣ መሰል ውን ይግበኣካ እዩ። ዕድመን ጥዕናን ይሄብካ ፈጣሪ። 🙏 ዮናስ ዓቢይ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። የቐንየልና።

  • @dana.j9062
    @dana.j906210 ай бұрын

    The Man, the myth, and the Legendary Wedi Jebeli ( Asmarino) 🙌🫶 🇪🇷 I can't get enough of his storytelling . He is an extraordinary, genuine, and intelligent human being . I would like to see him writing a book or maybe several books so that his Legacy can live for generations to come.

  • @simdela4785

    @simdela4785

    10 ай бұрын

    Indeed!!!

  • @eritreanhiwot4667
    @eritreanhiwot466711 ай бұрын

    ዓባይ መልእኽቲ እያ ወዲ ጀበሊ። ንዓኻ ምስ ዘይመስል ዝግበር ዘይጥንቁቕ መውስቦ ንዝውለድ ቆልዓ ደሓር ዝበጽሖ ተነጽሎን መንነታዊ ቅልውላውን ኣቐዲምካ ምሕሳብ ኣገዳሲ እዩ።

  • @ilove_you_ereyyyyy1997
    @ilove_you_ereyyyyy199710 ай бұрын

    ወዲ ጀበሊ መምህረይ❤❤ እዚ ተነጽሎ ወላ ኣብ ኤረትራ ቡዙሕ ኣሎ ድቓላ እዩ ቅልውላው መንነት እዩ ዓዲ ኣቡኡ ከይተረፈ እንዳ ኣልዓለ ዝጻረፍ ሰብ ውን ኣሎ

  • @tekleshishayabraham4696

    @tekleshishayabraham4696

    6 ай бұрын

    ኣነ ሓደ ካብኡም ኢየ ኣናጽረፉ ኣብ ጽፍረይ የእትውኒ ኔሮም ያምላክ ይምስገን ህጂ ይሓይሽ ኣቦይ ረኪበ

  • @atranos2198
    @atranos219811 ай бұрын

    ወዲ ጀበሊ መምህር ህይወት ካብዚ ሃጠው ቀጠው ዝብሉ ኣብ መንጎ ሕዝብታት ሓዊ ዘሳውሩ ። ንዓኻ ምርካብና ዕድለኛታት ኢና።

  • @simdela4785
    @simdela478510 ай бұрын

    ያ ወዲ ጀበሊ ያሆሆ: ዓለም ምልላይ ዝኣበየቶ ፈላስፉ!! We love you❤

  • @sesinna1
    @sesinna110 ай бұрын

    ወዲጀበሊ ሓወይ ያሆ።ንሕና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ።እስኻ ናይ ምሁር ምሁር ኢኻ። ምሁር ዝበሃል ከምዚ ኸማኻ እዩ። ካብ ምህሮ የእምሮ ይብሉ ኣቦታት። ንዓይ 3PHD ዘሎካ ሊቀ ሊቃውንት ኢኻ። ካባኻ ብዙሕ ተማሂረ ናይ ብሓቂ። ሽሕ ግዜ ንበረልና።

  • @SAMdave183
    @SAMdave18310 ай бұрын

    ንኣካ ዝመስል ወድ/ ጏል ሩባኻ ከም ኣቦታትካ ይሕሸኩም:: መልክእ ረጋፊ ኢዮ::ጺባሕ ንግሆ ኩሉ ጽባቐኪ ምስ ሓሰሰ ዝሕዝ/ ዝጥርንፍ ምክንያት የለን:: well said professor Jebelli❤ thank you for sharing your rich experience. God bless you

  • @Hagos1971
    @Hagos197110 ай бұрын

    ወዲ ጀበሊ ኣምቢብካ ዘይዉዳእ መጽሓፍ'ዩ ንጠቐመሉ፣ ኩቡር ሓዉ ዮናስ ንወዲ ጀበሊ ደጋጊምካ ስለተምጸኦ ድማ የቐንየልና።

  • @simontsegaygebre4196
    @simontsegaygebre419610 ай бұрын

    ወዲ ጀበሊ ኣብ ሂወቱ ዝተሞኮሮ ፍልጠት ኣለዎ ብዙሕ ካብቲ ዝዛረቦ ኣብ ደገ እነብር ስለዘለኹ እቲ ንሱ ዝዛረቦ ብቐሊሉ ይርድኣኒ ። ከምዚ ብግልጺን ክእለት ኣዘራርባን ድፍረትን ንልቦና ጠቓሚ ኢዩ። Thanks for your response!

  • @user-mu4un2mx2w
    @user-mu4un2mx2w11 ай бұрын

    ወዲ ጀበሊ ፍላስፋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤

  • @ghirmaiyy
    @ghirmaiyy10 ай бұрын

    ወዲ ጀበሊ ናይ ብሓቂ ፈላጥ ሰብ ኢኻ። ኮመድያን ከኣ።

  • @adeymaryam
    @adeymaryam10 ай бұрын

    ወዲ ጀቢል ሽኮር የቐንየልና ኣዛናጊካና ሚሂርካና ኩሉ ነገር ደጊመ የቐንየልና

  • @zaidshimendi9145
    @zaidshimendi914511 ай бұрын

    ወዲ ጀበሊ ቁምነገርካ ዋዛኻ ዝምኖ ኣይኮነን።ሎሚስ ካኣ መርዓዊ መሲልካ ትሕጸን ዲኻ ዘለኻ ❤❤❤❤

  • @fqrihaqi5453
    @fqrihaqi545311 ай бұрын

    እዞም ናይ ዓረብ ትውልዲ ዘለና ካባይ ጀሚርኩም ኣብ ዓዲ ዓረብ ተሓፊርናን ተከቢርናን ስለ ዘይንነብር ምዚ ለዋህን ሙቁሉልን ካብ ቀደሙ ሓቃፊ ዝኮነ ህዚቢ ሓወይ እንዳበለና ኮሎ ኣነ ዓረብ እየ ብዓረብ እየ ክዛረብ ዝደሊ እንዳበልና ኣይነቅሕሮም ማለት ኣንጭዋ ደገ ንኣንጭዋ ገዛ ተውጽኣ ከም ዝበሃል መወዳእትኡ ከይፍንጀረና እዚ ኣቢሳዊ ህዝቢ። ጠጥዕሙ ❤❤❤

  • @alimoussanur1424

    @alimoussanur1424

    10 ай бұрын

    ዓረብ እንተ ኮይንካ ዓረብየ ምባልካ ወይ ብዓረብ ምዝራብካ እንታይ ነውሪ ኣለዎ ዓረብ ኣይኮንኩን እንተበልካኸ ዓረብነትካ ይሕከኽ ድዩ፧ ክኸዉን ዝኽል ተዛረብ። መወለድ ዐረብ እንተኮይንካ ኣብ ዝኾነ ሃገር ንበር ዓረባዊ መንነትካ ዝሓኮ የለን።

  • @yossiefmer733
    @yossiefmer73310 ай бұрын

    ወዲ ጀበሊ :ማማ እየይ በለኒ ዮናስ ከኣ እየይ ።😂😂😂😂😂 ምንጪ ሰሓቅ ኢኩም ።❤❤❤❤❤

  • @temishatemishatemisha5793
    @temishatemishatemisha57939 ай бұрын

    Write about these especially , this happens all over the world. Here in Canada Dr. Gabor Mate wrote about his experience based on his life history. So people do respect him like his book. So please write a book for heavens sake , don't give up. I believe government of Eritrea will help you if you go to the right office. God bless you, we respect you!!! Thank you!!

  • @stevebeyene7834
    @stevebeyene78349 ай бұрын

    ብዙሃት አለዋ አብ ገብዛ ብርሃኑ አነ ክስምየልካ መርየም። ጅመአ

  • @tekleelias2092
    @tekleelias209211 ай бұрын

    Wedi Jebel! I’m crazy for you! You are Angel of generation …

  • @yonassimon96
    @yonassimon9610 ай бұрын

    PHD hibeka aleku wedi jebeli Nezia zsemamae like 👍 habuley

  • @lewihani8188
    @lewihani818811 ай бұрын

    ትድግየና ኣላ እዛ መደብ ኣብ ሰሙን ሓንሳእ ተትገብርዋ ጹቡቅ ነሩ ብዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን እሃብኩም

  • @jjabraham5688
    @jjabraham56889 ай бұрын

    Wedi Jebeli Asmarino, semika zeymno. May the almighty God bless you with long life and health. You are a true definition of wisdom and experiences. I enjoy your story telling and being funny abilities to make your audience happy.

  • @justicefithihawi2226
    @justicefithihawi222610 ай бұрын

    ቀሊል መልአኽቲ ኣይኮነ አዚ ኣምላኽ አድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦና ወዲ ጀበሊ ከምኡ ዉን ንዓኹም ዮኒ !!!

  • @danieluk3151
    @danieluk31516 ай бұрын

    ዮናስ ወዲ ጀበሊ ዕድመን ጥዕናን ነ ተክሊመኣርያም ከኣ ከሙኡ 👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @fanussey
    @fanussey11 ай бұрын

    ወዲ ጀበሊ ሓዳር ዘይመግበሪኡ ሎሚ በሪሁለይ: ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ and you’re so funny 😂😂😂

  • @fityohannes7573

    @fityohannes7573

    10 ай бұрын

    Ya meshknay sebay newlado abe nay mboqol kelwlaw kayetwo elo u.tebdlo be Abeo.

  • @abebaghrmatsion4597
    @abebaghrmatsion459710 ай бұрын

    You are a teacher ❤

  • @AhmedSaleh-xf4he
    @AhmedSaleh-xf4he29 күн бұрын

    በዘይመ ምርዝተማህረሙሁር እዮወድጀበሊ

  • @zareghere2606
    @zareghere260610 ай бұрын

    You are perfect philosopher .

  • @Efrem665
    @Efrem66511 ай бұрын

    ኤርትራውያን ውን ኣብ ስደት ኣይንዘረረብን ሰላም ውን ኣይንበሃሃልን ኢና። መጻኢና ከምዛ ናይ ወዲ ጀበሊ ያ። ሓደራና ንጠማመት?

  • @senaittesfazgi9707
    @senaittesfazgi970711 ай бұрын

    Well said , when a child is born from 2 countries he develop identity crisis

  • @muluehaile9405

    @muluehaile9405

    9 ай бұрын

    They really suffer 😪 a lot even here in USA 🇺🇸

  • @joshuastif9918
    @joshuastif991810 ай бұрын

    ኣነ ወሲነ ኣለኹ ፍላስፋ ምኻንካ ንነብሰይ ኣፍልጦ ሂበያ ኣለኹ ናትና ገዲፍና ናይ ግሪኽ ፍላስፋ ንብል ያ ካካካ!

  • @erihalal3290
    @erihalal329011 ай бұрын

    ወዲ ጀበሊ መጽሓፍ 👌👌❤❤.ትግርኛ ዝበሃል ወዲ ዓድና ውን ቀሊል ኣይኮነን .እታ ሓድነት ትብል fake ዘረባ ትርጉም የብላን ካብ ኣሕዋትና ኤርትራውያን ዝወለድናዮም ብሄር ዝፈልየና ዋላ ሃይማኖትና ንራኸብ ዝወለድናዮም .ከመይ ከምዝቕበሉና ንፈልጥ ኢና .ጀበሊ ሓወይ የመናውያን ግዳ ሓቆም .

  • @blasattmesgan4100
    @blasattmesgan410011 ай бұрын

    እንቃዕ ብድሓን መጻእኩም መማህራን ❤🇪🇷🙏🇪🇷❤😍👌👍🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @MalekNajashy
    @MalekNajashy2 ай бұрын

    ሠላም ናይ የመን ታሪኽ አብ ዓመት ኽትገልጾ አይካአልን ዩ የመን እቲ ህዝቢ አብ ስሜን የመን ብዙሕ ዘመና ካብ ዓለም ተነጺሉ ስለ ዝነበረ ስጋዕ ሕጂ ሽግርዩ እግሊሊዝ ዛአለማዎ ዝአለምዎ ሽርሒ እዩ እንበር ፈጣሪ ንጎሮባብታ ሃብታማት ገይሪ ንየመን የጥምያ የመን ካብ ዓለም ብኹሉ ማዕድናት ፐትሮሌ ጋዝ ወርቂ እቲ ናይ ዓለም እሕጥያጥ 30/100 አብ የመን አሎ ግን የመን ድኽምቲ ኾይና ኽትነብር ፈሪዶማ መታን ሱዑዲያ ሕቆአ ኽሕሎ

  • @estifbatu1468
    @estifbatu14686 ай бұрын

    Sebat adi abokan adiadekan khbukan kmntulkan aikulun eyom wedi gebeli hawey ❤

  • @mnbarnmenygbae8438
    @mnbarnmenygbae843810 ай бұрын

    እቲ እንኮ ቁኑዕ ሰብ ኣብ ማስመድያ ወጽዩ ዝዛረብ መን እንተልካ ወዲ ጀበሊ

  • @selamawitberhe4283
    @selamawitberhe42837 ай бұрын

    Wedi Jebely looking really well . We can listen to you all day . God bless you

  • @mnbarbxaeri5883
    @mnbarbxaeri588310 ай бұрын

    naslmna ahwatna kabziaa abay tmrti wsedu demekk demekk eyu dinn andabelkum sgakmnn demkumnn aytxluou plees

  • @qasem5889
    @qasem588911 ай бұрын

    Ata shekor sebay abey dea tefika kenika aytdongyuna... welfi wedi jebeli kebid eyou❤❤❤❤❤❤

  • @alemxaerieya77
    @alemxaerieya7711 ай бұрын

    13:48 bis 14:26 ወዲ ጀበሊ ሓንቲ ፈንዩ ኣሎ ኣብዚኣ ትጠቕመኩም እያ እዚኦም #Tik tok ትጥቀሙ 😅

  • @temishatemishatemisha5793
    @temishatemishatemisha57939 ай бұрын

    God bless you brother , wedi Jebeli ab bar Royal nrakeb nerna ina. Would please write these all history, because this is all over the world. So week poeple get advantage of others. Let me tell you wedi jebeli there so called Doctors much more who doesn't know their history . Proud of your self, don't see poeple like this enteviewer

  • @ona-bro3280
    @ona-bro328010 ай бұрын

    ወዲ ጀብሊ ዓቢ ሰብ እዛ ጉዳይ የመን ማራ ኣጋኒንካዪ ሓደ ዝፈልጦ ኣሎ ምስዚ ናትካ ተመሳሳሊ ታሪኽ ዩ ዘሎዎ ግን ጹቡቅ ተቀቢሎም ዝግነት ከማን ህቦሞ ናትካ ጸገም ግን ጸገም ናይ ስድራኻ ከምቲ ዝበልካዮ ዱኹማት ሰለ ዝኾኑ እምበር ጸገም ባህሊ ናይ የመን ኣይኮነን

  • @redsea2181
    @redsea21816 ай бұрын

    This tells how tigrigna is strong

  • @sarig84
    @sarig8410 ай бұрын

    Love it 😍

  • @merkebhadish6113
    @merkebhadish611310 ай бұрын

    ወዲ ጀበሊ ፣ እዛ ናይ የመን ሲ ኣጋኒንካያ ፣ ክንደይ የመናዉያን ኣሎዉ ኣዝዮም ዝከባበሩ ን ዝፋቀሩን ።

  • @STsenait
    @STsenait10 ай бұрын

    ኣጅኻ ዝሓወይ አግዚኣብሔር ኣምላክ ዘር ኣይቆጽርን ዩ ስለዚ ኣብ ኣምላክ ትወከል ጥራይ ❤❤❤

  • @user-lm4xn9nj3n
    @user-lm4xn9nj3n11 ай бұрын

    ሰላም ሰላም ዮናስ ሐወይ ንስካ ብጣዕምይ ዕድለኛ ኢካ ምስ ወድ ጀበሊ ምውዓልካ ነመስግነኩም ኢና

  • @eritreamassawa5604
    @eritreamassawa560410 ай бұрын

    ከም ተመስገን ወድ ኪሮስ

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire784011 ай бұрын

    Wedi Jebli felasa nay bhaki fluy kelat alka edmen tenan yehabka fetri

  • @gidonhagos6151
    @gidonhagos615110 ай бұрын

    Zeymenio qelal❤❤❤❤

  • @EriyuelChannel
    @EriyuelChannel11 ай бұрын

    እንቃዕ ብድሓን መጻኻ ወዲ ጃብር ዝይምኖ ዕላሉ ❤❤❤❤

  • @saimonandom7248
    @saimonandom724811 ай бұрын

    ❤❤❤ወዲ ጀበሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

  • @efratatech6672
    @efratatech667210 ай бұрын

    ዓቢ ትምርቲ ኢዩ

  • @berhanehagos25
    @berhanehagos2511 ай бұрын

    I like your advices, becouse when I was raised most of my friends were jeberty. Thanks.

  • @user-rv7sw3tc7j

    @user-rv7sw3tc7j

    10 ай бұрын

    What did you mean, how was the jeberti???

  • @Travel-zp6vo
    @Travel-zp6vo8 ай бұрын

    Thank you wedi Jebeli.

  • @uqbamichaelhabtegergish2801
    @uqbamichaelhabtegergish280110 ай бұрын

    ጀዱ ጀበቢ ናይ በሓቂ መምህ ኢዩ

  • @mihreteritreayoutubechanne9899
    @mihreteritreayoutubechanne989911 ай бұрын

    Abona wedi Gebeli btami ena nfetweka. Edmen tinan yhabka. Kemwem Yonas hawna Thank you.

  • @godislove9370
    @godislove93705 ай бұрын

    Wedi jebeli jigna I like u ❤

  • @mebrahtomtesfa83713
    @mebrahtomtesfa837137 ай бұрын

    ወዲ ጀበሊ ንፉዕ ናይ ሂወት ተንታኒ እዩ። ባህልን ልምድን ለባማትን ሙሁራትን ከማእዝንዎ እንተዘይ ኪኢሎም ብጣዕሚ ነጻሊ እዩ፡ካብ ቦምቢ ይኸፍእ። ብናተይ ኣረዳድኣ ግን ምንባር ፡ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ፡ብስረኻ እዩ።ሓይሊ ሕግን ኣወሃሂካ ምኻድ ፡ከምቲ ኣቐዲም ዝበልኩዎ፡ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ስብእነት ወይ ስረ እዩ።ኒኣብነት ዓሊ ሰዪድ ዓብደላ ኣብ ገድሊ ገባርን ሓዳግን ነይሩ።ማለተይ የመናዊ መቦቆል እነህለዎ እንኮሎ። ስለዚ ወዲ ጀበሊ ነ ዚኩሉ ክእለትካ ፡ሓይሊ ወስኸላ።

  • @aflanesu9242
    @aflanesu924210 ай бұрын

    ወዲ ጀበሊ ብ 1982 ነቡኡ ድሕሪ 40 ዓመት ረኺበዬ ተይሉ ... ምስ ተወለደ ኣቡኡ ድሕር ተፈልይዎ ቴልና.... ኣውሪድና ኣደይብና 81 ሓይክካ ኣለካ .... 70 ዘይኮነ 90 ድኣ ፍርሓያ ጀበሊኖ

  • @abrhamykalo7026
    @abrhamykalo702610 ай бұрын

    ነዞም ኣብ ምዕብላት ሃግራት ተቐሚጦም ዝምቡዕ ኣታሓሳስባ ዘለዎም ኣረድኣልና እስኪ ብባህልን መንነትን ዝፈላሊ ዘይብልካ ሃገር በበይንኻ ስለዝኾንካ ጥራይ ንመውስቦ ከም ነውሪ ዝሓስብዎ ግርም ትምህርቲ እዩ ወዲ ጀበሊ የቐንየልና።

  • @amanhagos4921
    @amanhagos492111 ай бұрын

    ክክክ ካብ ምህሮስ ኣእምሮ ዝባሃል ኣባኻ ርኤያ ወዲ ጀበሊ ኩሉ ትብሎስ እዳኣዛነግዐ ይምህረካ በቃ ሊቅ ናይ ሊቃውንቲ ኢለካ ኣለኹ

  • @salitahabtemariam2914
    @salitahabtemariam291411 ай бұрын

    Xubuk medeb eyu yonas tanks kea wedi jebeli mehari zkone medeb eyu

  • @juntesfaldet5317
    @juntesfaldet531710 ай бұрын

    Thank you wedi jebeli ❤

  • @haderarahaseyhadera1386
    @haderarahaseyhadera138610 ай бұрын

    Way alem medekesi zeybla wedi jebeli jgna btami iye zednkeka kexlo ❤❤❤❤

  • @VeleroMedia4952
    @VeleroMedia495210 ай бұрын

    Great job guys

  • @filmonakeza4518
    @filmonakeza451810 ай бұрын

    Much respect wedi jebeli wow

  • @demhai4560
    @demhai456011 ай бұрын

    Natural philosopher!

  • @user-cy9cl5ii2z
    @user-cy9cl5ii2z8 ай бұрын

    ብሓቂ ሰቖራጥዮስ ናይ ኢርትራ ኢካ

  • @merhawitesfay3364
    @merhawitesfay336411 ай бұрын

    Yekenyelna bselam metsaekum

  • @robelhaileab3706
    @robelhaileab370611 ай бұрын

    Naye bahki Wedi jeblie & yoni kulu geze mexouna abe temhrti eu deki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @meseretsamuel4350
    @meseretsamuel435010 ай бұрын

    Wedi jebeli shkorr newih edmmen teanan yhabka ❤❤❤❤

  • @yddgbnnnnbvfdrhbvft8609
    @yddgbnnnnbvfdrhbvft86097 ай бұрын

    Thank you

  • @Selam_selam07
    @Selam_selam0711 ай бұрын

    Thank you wedi jemeli mexhaf

  • @stevebeyene7834
    @stevebeyene78349 ай бұрын

    Thank wedijebeli allah yibrek

  • @Adulis_TV
    @Adulis_TV11 ай бұрын

    Welcome back Wedi jebli ❤

  • @medhanieyemane1611
    @medhanieyemane16119 ай бұрын

    Btaemi des zbel elal and mahary negerat ❤❤ kexluwo.

  • @tesfalemzekarias2312
    @tesfalemzekarias231210 ай бұрын

    thanks Henichi

  • @freedom8691
    @freedom869111 ай бұрын

    You are amazing mane l learn alt from you wed gabaly

  • @abdurahmansafi3628
    @abdurahmansafi362810 ай бұрын

    Thank you wedi Jebel and Yonas.

  • @STsenait
    @STsenait10 ай бұрын

    Wonderful story u& useful

  • @khairioibrahim4586
    @khairioibrahim458611 ай бұрын

    Wed jebel memeher edemen tenane Rbi yahbeka Amin 🌹🌹🌹

  • @yasermooamd
    @yasermooamd10 ай бұрын

    I love it

  • @semereberhane2348
    @semereberhane23487 ай бұрын

    Nice agelalixa

  • @eriiilove9093
    @eriiilove909311 ай бұрын

    Wedi jebeli Shkorina you are so funny 😂😂😂 I love you 🥰

  • @tekluwelday2270
    @tekluwelday227011 ай бұрын

    Weddi jebeli abo flasfa edmen teienan nmneyelka God bless you.

  • @zekariasberhe1059
    @zekariasberhe105910 ай бұрын

    ወዲ ጀበሊ ቅድሚ ሕጂ ኢለካ ኔረ ክደግመልካ plz write a book

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire784011 ай бұрын

    Welcome deki Eria

  • @musiejohn2260
    @musiejohn226010 ай бұрын

    I'm realy your supporter,,keep going ❤

  • @meseretmessi6141
    @meseretmessi614110 ай бұрын

    Eway wedi jebeli kulu yfelto

  • @berhemerhawi6868
    @berhemerhawi686811 ай бұрын

    Eza program b part ente gerkuma xbuk neru....I like it ❤

  • @musaelteme-ob2sf
    @musaelteme-ob2sf9 ай бұрын

    ኣዘናግዒ መሃርን ዕላል❤❤

  • @jemanejemane91
    @jemanejemane9110 ай бұрын

    Wedi jebeli amariru ajoka wedi jebeli fekar hizbi Eritrea abgonka u

  • @user-jx1vh1nn2m
    @user-jx1vh1nn2m11 ай бұрын

    Selam wedi jebil hawena. Betame xebuk temhirti eyu.gazitina Gen kerideka ayekalen

  • @israeltefferi
    @israeltefferi10 ай бұрын

    Genius ❤

  • @user-ox2os8im2z
    @user-ox2os8im2z10 ай бұрын

    tenks

  • @jesusislord.9123
    @jesusislord.912311 ай бұрын

    Nbizuh seb timirti zkewin xbuk tebay aleka wedi jebeli kemti zegatemeka shigir aykonkan twaze

  • @IM-gh5jn
    @IM-gh5jn10 ай бұрын

    Good nice!🥳

  • @majornamen7150
    @majornamen715011 ай бұрын

    እንኳዕ ዳሓን መጻኩም ቢሩኻት

  • @senujenay8799
    @senujenay879910 ай бұрын

    Wedi jebeli abi memher nay behaki xebuk timhrti

Келесі