New Eritrean Video ህየሳ ኣማኑኤል በርሀ ደርፊ "ዓለመይ" ኤርምያስ ክፍለዝጊ Eriwood Pro Entertainment 3 October 2022
Ойын-сауық
Erionetoch,Aleda media,Alena walta hager,Dw,Asena,Admas,Megarya,Mahderna,Bahgna,nahom recordes,new eritrean clip,new eritean series movie,maynas,hdmona nebarit,lye,ell tv,salina,sodere,Erisat,Ade film production
Пікірлер: 262
ብስም ገጣሚ ዝብል ዝያመ ዝተሓብኡ ገጠምቲ ብዙሓት ኢዮም ። ደርፋታትና ስለ ዘይተፈተሹ እምበር፣ ትርጉም ዘይብሎም ዝተጨራርሑ ቃላት ኣዲኦም ትቁጸሮም። "poetry is when an emotion has found its thought and the thought has found words" Robert Frost
Guys I love this guy his confidence is amazing keep it 😊😊
ብጣዕሚ ግሩም ትንታኔ:: አነ ኽኣ ናተይ ሪኢቶይ ክህበካ: እተን አብ መንከስካ ዘለዋ ጭሕሚ አይከዳን እየን ምሳኻ:: ያዕ በለን:: thanks 🙏🏿 you
Amanuel keep doing what you doing no one is going to stop you good work. Thanks ዉሕጅ ከይመጸ መገዲ ውሕጅ ጽረግ ።
ክብረት የሃብካ መም/ኣማኑኤል ነዚ ነየእዛና ዝኹርኩሕ ሕላያት ትጉሕፈልና ዘለኻ!
Ane wn btami tgermeni zneberet derfi eya so Thankyou habibi
ኤማ የድንቀካ እንዴ፡ ሓሓሊፍካ ከኣ ባ ተድንቆ ስራሕ ስነጥበብ እባ ኣምጽኣልና።
@natululi126
Жыл бұрын
ኣምጺእዎም ኔሩ እንድዩ ብሙሉኦም በብግዚኦም ።ዘድንቆም ይህይሽ እንተሎ ግን ግድንዩ ከሙኡ ክብል።
@agosmayshishay9940
Жыл бұрын
Nezay tefalto do tenafko ika eiluwa ema kebaxxx hahaha
ኤማ ንስኻ ትዛረቦም ትግርኛ ማራ ኢዮም ዝምሱጡኒ ቀልጢፉ ኢዩ ዝርድኣኒ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀካ ኣጆኻ ቀጽሎ
ንስነ-ጥበብ ሃገርና ፍቱን መድሃኒት ኤማ ተረኺቡ !!!!! ቀጽል ኤማ ሓወይ!!
ዋው ኤማ ልበይ ረኺብካኒ።እታ "በዲለኪ ባዕለይ እንድየ "እናበሉ ዚደጋግሙዎ ዚበልካያ ምስ ናተይ ሓሳባት ስለዚተሰማምዐት ኢየ። ምኽንያቱ ካብ ዓድና ካብ ዚወጽእ ገለ ዓመታት ንደሓር ዳርጋ ኣብ ኩሎም ደርፍታት ሃገርና ኪብል እደፍር : ክስን ምውንጃልን ዚትሕዝቶኦም ስለዚኾኑኒ: ኣንታ እዛ ዓድናን ህዝባን ናብ ኣየናይ ባህሊ ኢዮም ግዒዞም ኢለ።ኣስተማቓሪ ደርፊ ኢየ ኣብታ ዘላትኒ ዕረፍቲ ናይዞም ንኣሽቱ ደረፍትና ፍርያቶም ይሰምዖ ግን ብሚእታዊት ተመሳሰልቲን ኣሉታዊ ስምዒታት ዘንጸባርቑን ኢዮም ኢለ ደፊረ ኪዛረብ እኽእል።ስለዚ ብዙሕ ዘይተበርበረን ዘይተላዕለን ዛዕባታት ኣሎና እሞ ሃሰው በልዎ እብሎም።ሓሳባት ቅድሚ ኣብ ወረቐት ምስፋሮም ስሚዕትን ስእልን ኪፈጥሩሎም ይግባእ።ንስኻ'ውን ቀጽሎ ብርዕኻ ትሰስን።
You are always happy-go-lucky ema my dear brother don't have any words 🖒😃👂
ኣቱም ጽሓፍቲ ግጥሚ ናይ ደርፊ ኣቐዲምኩም ብወድበርሀ ሳንሱር ጌርኩም ዘይትሓልፉ ካብዝ ዝኸፍእ ውርደት የለን ኡፍፍፍፍ ኤማ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@sirakessayas3686
Жыл бұрын
Hakka eka bro temesihuwomm eko
Bejaka eb nay Merhawi kidane shigey tibil tentnelna entay kemzibil ab gliu ayridianin eyu,Thank you so much aziye zednkeka
ኤማ ደስ ዝብል ስራሕ ቀጽሎ ግን ሓንቲ ደርፊ ኣላ ግን ዘይትርደኣኒ ጽባሕ ትብል ናይ ኣብራር ዑስማን 🙏 ኩሉ ግዜ ኢየ ዝሰምዓ ኣብዚ መድብካ ኣቅርበልና ።
@abfkrinmber5145
Жыл бұрын
ane wn msaka aleku goney ydelya eye
@jonhap29
Жыл бұрын
ዶ ናይ ኣብራር ናይ ፖለቲካ ደርፊ ኣብ ኤርትራ ኮይኑ ክህይሰልካ ትጽበ ኣለኻ፣
@yoyoande808
Жыл бұрын
'ጽባሕ' ናይ ኣብራር ዑስማንን ፣ 'መለይ' ናይ ኣብርሃም ኣፈወርቅን ጥልቀት ሓሳባቶም ክበጽሖ ከም ዘይከኣለ ገሊጹ እዩ ።
@mot6321
Жыл бұрын
@@jonhap29 kkk kenife
@fnanmehari6422
Жыл бұрын
ጌጋ ደአ ይኽለኣለይ እንበር, ናይ ኣብራር ዑስማን ጽባሕ ትብል ደርፉ ናይ ኣብራሃም ኣፈወርቂ ከአ መለይ: ክህይሰን ከም ዘይክእል ተዛሪቡ ነይሩ::ክህይሰን ፈቲኑ ነይሩ ግን እቲ ናተን ትሕዝቶ ስለዘይ ነጸረሉ ኣቃሪጽዎ:መወከሲ ግን ኣብቲ ኣውሪድዎ ዝነበረ ቪድዮ ክትርእዮ ይምህጸነካ::
Just wawwww!!!!!
Thank ema sb gigiu entezeamn neqefitu entezqnel sne tibeb hagerna metemahayesh tiru so nska qexil
ወዲ በርሀ'ዶ "ወ 😂😂 ተውጽኦም ቃላት ማራ'ዮም ኬፍ ዝህቡኒ❤ ብፍላይ ጽባቐ ናይ ሓንቲ ደርፊ ብስሚዕት ክትገልጾ ወይ ክትትንትኖ ከለኻ OMG Anyway ቀጽሎ 😊
@gurgu389
Жыл бұрын
ተምዕዉዮ
@TegstiGebrekrstos-yr2wv
7 ай бұрын
😂😂😂❤
tanks ema
I love this man ❤😂😂😂😂
Wawww gele aynet bro qexlo,,, great job,,
Great job Ema abi seb kexlo axryom dea axmimomna alewu
Gna Aerkutu niu. Alemu eyom eko nerom. Hawey ezia Natey rieto eya. Gna btaemi bravo ketslo👏🏾🥰
You the best bro
Dani & ama 👍✌👌
ጽቡቕ ህየሳ ከምኡ እውን ሃናጺ ነቐፌታን።
ኤማ ጽቡቕ ስራሕ
ኣታ ወዲ ናይ በሓቂ ጅግና እካ በሎም እስከ ኣናዝዞም ካል ግዜ ከማን ኣስተዊዕሎም ገለ ተሰርሑ
Great 👍
Well come Ema btaemi xbuk serah kexali eka please thanks
God bless you
Merat Eritrean eya hegdaf cheweyiuma ema mehrer
መርዓት ኤርትራ እያ ኤማ
Ema jegna natka youtbe jemr 🥰🥰💪sabcraib qedamay aleku
Nay abraham afewerki ba hayiselna please 👍👍👍 nice job keep doing
hayesti enqae bselam mexakum ember ylagexulna alwu
Ya Amanuel Berhe Btaemi Hayal Hayasi💯👌
መን ድኣ ክመውት ኢሉ ብሰላምታ ጀሚርካ ሎሚ🤔 ብሰንኪ ብዘይ ሰላምታ ምጅማርካ 'ዩ ኩሉ ሰብ ዘይሰምዓካ... ዘይቅበሎ ኔሩ ንባዕሉ ጽቡቅ ግብሪ ዘይገበረ ኢሉ:: ሕጂ ግን ጽን ኢልና ንሰምዕ🙏
@user-op4mo6fm8t
Жыл бұрын
ቦግ ኣበልካኒ ታይ ግድኻ ሓደስ ሞይቱ ሎ
Ata ezom si darfite dyom kindly thanks Emma 😊
Ema the great just continue
Good job bro
Woww qexlo ema::belom da kemzi gerka tuy serahe hizom metan kmexuna
Great job Emma
In this WORLD there is new thing everyday
Amana atsryom kemia gerka beharat kforulna metan❤
Derfi atfika news eka tisemie entay agatmu du abzi alem elka😂😂 ema kebax
ኤማ ጽቡቅ ትዕዝብቲ። ቀጽሎ
ኤማ ዋላ ውን ከ ጸርፊ ኣብ ደርፊ ክኣቱ ከሎ ጌጋ'ዩ ንኺድ ኣብነት ክንገብሮ ደርፍታት ኣብራሃም ኣፈወርቂ ደሊኻ ከማን ኣይትረኽብን ጌጋ ይኽላኣለይ ደኣ እንበር ተወሳኺ እቲ ሳዕስዒት ናይ እዩ ንዓይ ውን ኣመና'ዩ ዝገርመኒ ። ብዝኾነ ቀጽሎ ኤማ ኣጆኻ ኣይታሓለል ስነ-ጥበብ ኣስተኻኽሎ ኣብ ኣሰርካ ኣለኹ።
አዋይ ኤማ ፡ኣቲ ቁም ነገር ኣብ ቦትኡ ኮይኑ፡ ሳሓቅ ቀቲልካኒ ሰሃቅ ይሃብካ
Bravo aman nay bihak tsebuk sirah eu ab nay adina terf kemize gerika kiteryo mijmarka
ዜማ ኣልኻ ክትስምዖ ሲ ትስምብድ ብልቢ😁🥰
that is realley reaction
Ema nebsi hanti kea xbkti derfi xbuk gtmi zelewa amxalna eka
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኤማ. ይፈርሃልካ ግን እታ ዓዲ ከምዚ ከማኻ ስለ ዘይትፈቱ
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eza derfi semieya ayfelten nere . Hji ms semaekwa gn btaemi ashiqatni. Methazi zbhal yblan
ጽቢቅ ህየሳ ❤❤❤❤
እታ ናይ ቀደም ቻነል ገዲፍካያ ዲኻ ሲኢነካ እኮ ምስ ረኽብኩኻ ጠዋሊ ሳብስክራይብ ላይክ ረጊጽ ኣብ ጉዳየይ ኣተይ ።
ቀጽሎ ክብሪ ይሃብካ ኤማ ፡ እቶም ጥበበያ ክውለዱ እዮም ፡ እቶም ናይ ገንዘብ ክጽግዑ እዮም ፡፡ i proud of u
@berhanekidane6916
Жыл бұрын
I Just really love you! Keep up the good Job.
Can you please.give us comments about abrar Osman song hallow hallow tefetawit
Ema hawena anesi beza wegeney tsemami mekain merritse aleku silemntay nzibil hito entemetseni bezi hadesiti derfitit sile zeyagebiku eu melisey &Yemane end Abraham tselemeti Alimaz::
ማራ ዝፈትዎ እናሳሓቁ ዝሪኣ መደብ እያ ክገልጾ ከሎ ከም ኮሜዲ እዩ
@eriwoodentertainment1
Жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Bejaka nayzi abi texebeyni gele belena pliss
Ableli snetbebawyan hagerna bmelke hyesa Kea kemzi medeb alo eway segem Swur sli wedi bedan
❤❤❤❤
Kebri yhabka akibka seminar gebrlom nzhse serah bayta tenxflom alka
kubur haw fqri ngual wey nafkarit tray aykonen zwkel nhageru wen kem afkaritu kekreba ykel eyu emma hawey mendat tblo zeleka ka niseyse kwekwel ykel eyu thank u
N Eritrea eske hayselna Ema
✅
Kebret yehabka ema
ኤማ ብጣዕሚ ቡሉጽ ሃያሳይ ዘረባካ ማራ እዩ ኬፎ ዝህበኒ ቀጽሎ ትጠፍኣኒ ኣለካ ግን ኣቦየ
Amanuel Hawna. Âne da shiu endye Ajewjew zkonet Derfi ile seymeya.
Nay bhaqi xbuq hyesa, ezi ka nderftat hagerna agedasi eu.xbuq megnahti
😂😂😂way ata entay aynet derfie u.thankyou Ema👍
Kexlo Emma 👏
ኤማ መሕመም ሓቂ ኣብ ዘየለ ሓቂ ዝዛደብ ። ብግጥማን ክሊፕን ደስ ትብለካ ድሕሪ 2018 ዝተሰርሐት ኣቅርበልና በጃካ ። ሕቶታት መንእሰያት ተትምልስ ጽቡቅ ኔሩ ኣብ "ስነ ጥበብ " ዝብል ሕቶታት ምሓተትና
@teklitxewarshigir8403
Жыл бұрын
nay keleab zey malsey
Eti getamay ke Eritrawi diyu. Ketilu si hadigela aleku yblena
ን'ስኻ ትገድ'ድ ተስፋ ዘይ ትቆርጽ ንሕና ቀደም ተስፋ ቆሪጽና በዞም ኣርቲስት ናይ ሎሚ
@yacobaraya5235
Жыл бұрын
Absolutely true
@fetahchekan8796
Жыл бұрын
Lili 25 years n tibeb dekimu afu dem wexiu
Ema ema ata wedi meqsen 🤙🤙🤙🤙
Enkae bselam mexaka Emanuel belom da eziom ezinna axmimimo zelewu
Memhr Amanuel Kebax yahoooo .
Nice ama so belom kentslom bisnesrat kiserhu alewom
❤❤❤ meksen
Amanuel teacher of the world ❤
kkkkkkkkk eway alem trekibo ❤❤
🇪🇷ቀዳመይቲ መንግስቲ ኤርትራ 🇪🇷 ዝበለቶ ንዑ ስምዑ!ኣብዛ ምስላታት ትግርኛ ጠውቁ!ኣብኡ ኣሎኩም!!!
Bravo 👏. Gitmitat nay Lomi azyu fokis koynu.
መርሓባ ኤማ
Ema abona brabo qexlo ❤
AMA nskas nberelna da
እቲ ዝገርምን ኣዝዩ ዘተሓሳስበካን ዓለም እታ ሓንቲ ዓለም ንፈልጣ እያ ግን ንጽባቀን ክፍኣትን ዓለም እቶም ኣብ ሑቅፋ ንነብር ኣህዛብ ብእንፈጥሮም ኩነት እዩ ዝሙርኮስ። ንተፍቅራ ጽቡቅ እንተ ገርካላን ኣብ ጽቡቅን ሒማቅን ምስኣ እንተ ኾንካ ልዕለኻ የብላን። ኣደይ ዓለምይ ኢያ እንዳበልካ ንዓለም እንተድኣ ኣናሺኻያ ንስኻ ሙስሉይ ኢኻ። ንተፍቅራ ተዘይ ሓሊኻላ ከመይ ኢልካ ዓለመይ ትብላ ቃላትካን ተግባርካን ኣብ ኣመራርጻኻን ኣተገባብራኻን እዩ ዝውሰን። ዓለም ንሓደ ገፋሕ ንሓደ ጸባብ ዝገብርዎ ኣብቶም እንገብሮምን እንሰርሖምን እዮም ዝሙርኮሱ። እዚኦም ከይተመለሱ ከኣ ናብ ዲቅ ዝበለ ዘልፋ ደርፊ ኣትዩ ብማሰ እንተዝገብሮ ግን ገለ ለውጢ ምረኣና ይብል ኣብ መወዳእታ ክብሎ ዝደሊ ደረፍትና ነቲ ግጥሚ ብግቡእ ዘይርድእሉ መኽንያት ደርፊ ኣብ ምውጻእ ጥራይ እንበር ጽቡቅን ሒማቅን ጎድንታት ናቲ ግጥሚ ክግምግሙን ከለልዩን ብቅዓት ዝሓጸሮም ኮይኑ ይስመዓኒ። ንዝበለጸ ስራሕ ግን ኣጆኻ ኤርሚ።
N Gebrhiwet beabiu entethyiso mhashe yimesleni:?
ኣማኑኤል በርሀ ቀጽሎ ሓደ ካብ ኣድነቅትኻ'የ ነዞም ኣብ ስደት ዘለዉ ታሪኽ ዘባላሽዉ ዘለዉ ድማ ገለ በሎም ኢኻ። ኣወልኖ ከይጀመረ ከሎ ዝጸሓፍሉዋ ጠቕሲ ኣላ ኣብ 2019 እየ ጽሕግልፈያ። ነቶም ከይዓበዱ ዝተጸለሉ ኮይኑ ተሪፉ ናይ ላለ ላለ ከይ ዓበደ ዝተጸለለ ተዝዓብድስ ክንደይ ምበለጸ ጸገሙ ርእዩ ሰብ ምደንገጸ
ኤማ ብታዕሚ ጽቡቅ ኣበርክቶ ኢዩ ኣብ ጥበብ ን መጻኢ ግን ኣብ ውሱናት ሰባት ተደጋጋሚ ምህያስ ጽቡቅ ኮይኑ ኣይተሰማዕንን ኢዚ ናተይ ሓሳብ ኢዩ ኩሉ ዳኣ ሃይሶ
ኣብ ኩሉ ሓዲሽ ፈጠራ የለን፡ ምድግጋም ጥራይ።
Derefti kedem neyrom Ema
Nay behaki kemaka ybzihu
Ezia derfi iseyas aforki ente zderfa mxebeqt
ጽባቐ ጥበባዊ ትንተናኻ ኣብ ቦትኡ ከሎ: ምሰ ናይ ቀደም ደርፍታት ኣመሳስላ'ሞ እቲ ውክልናታትን መልእኽትን ክንጽረልካ'ዩ።
Kemzi kemay kab Derfi eznu zseqele yhlu do😢
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂