New Eritrean Short Drama From Akurdet ተስፋ ደራሲ Official Video 2020 Maico Records
Музыка
Subscribe: bit.ly/2IAHlVV
ክቡራትን ክቡራንን ተኸታተልቲ ማይኮ ረከርድስ
ከምቲ ወትሩ እንሕብሮ ሓደ ካብቲ ቐንዲ ዕላማ ናይዛ መርበብና ንጀመርቲን ጀሚሮም ገና ስም ዘየጥረዩን ንኣስመራ ሓዊስካ ኣብ ኩለን ዞባታት ሃገርና ዝርከቡ ድምጻዊያን ብሓፈሻ ድማ ስነጥበባዊያን ምትብባዕን ምትሕብባርን እዩ። በቲ ኹሉ ጊዜ እትህብዎም ደገፍ ድማ ብዙሕ ከምዝሕጎሱ እዮም ዝገልጹልና። እሞ ሃየ ምትብባዕኩም ቐጻሊ ይኹን እንዳበልና ንሎሚ "ተስፋ ደራሲ" እትብል ሓጻር ድራማ ካብ ኸተማ ኣቑርደት ሒዝናልኩም መጺና ኣለና። ከምቲ ወትሩ ንስነጥበባዊያንና ንምትብባዕ እንገብሮ ነዞም ተዋሳእትን ደራስን Subscribe Share Comment Like ኣሕፍስ ኣቢልና ንሃቦም።
* The only Eritrean KZread Channel that truly represent Eritrea and Eritreanisim
The only KZread channel that fully supports Eritrean artists
* The only KZread channel that promotes Eritrean culture
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
Пікірлер: 22
ኩላትኩም ብጣዕሚ ንፉዓት ኣጆኩም ቀጽልዋ ሰገን ትካቦ ጋል መርብ እስትፋኖስ ኢለያ ኣለኩ
Wawww metabiti xbuq sirah ab qexali ka kabzi nlaili koynku ktmexuna bal mulu tesfa iy ኣቁርደቸ ጻላም ዕንቸ love you
Owwwwwww akurdeche dhri newih ametat habtamu hawey tsbuq srah ketslwo
Xibuk sirah meteabity qexiliwooooo😊😊
wwwoww gele aynet ember qexlwo deqi adey mearey aytekalkomen shekorinatat God bless you 🙏::
Akurdet zeyefelet baelu yefelet
@efremhalie3505
4 жыл бұрын
Akurdet like eba ayenemek
@33hamiasli59
4 жыл бұрын
akurdet belen ayney
@munasolomon1158
4 жыл бұрын
Akurdach zay falti baelu yefalti❤❤❤
ዝኾነ ይኹን እንኳዕራኣናኩም ንፈትዎም መታዓቢትና
ዓኽ ኣቑርደቼ ጸላም ዕንቼ ሰፍለልናኪ
ያሰላም ኣቁርደቸ እንቃዕ ድሓን መጻኹም
ኣጀኩም ኣቁደቸ ጻዕዳ ቀጽልዎ
ልምምድን ናይ ፊልሚ ባህርያትን ክትመሃርዎ ኣለኩም: ብዓል ማዳ ንፉዓት ናይ መድረኽ ድራማ ተዋሳእቲ'ዮም:: ስለዚ ኣብ ደረጃ ፊልም ንከድምዑ ስልጠና ኣገዳሲ'ዩ:: በርትዑ: ማይኮ ከኣ ክብረት ይሃበልና ምስታ ኣደ ድኻ ዝኾነት ባርካዊት ኣቑርደትን ደቃን ስለ ዘራኸብኩምና::
Nic drama ajeniti aje kexiliwo (habitamu)
ajokum kabana entay iyu zdle xbuk kem jemerti
Klae deytshbeka keman
What about this?
Haqu eba eyu wedi kunama“tegema „ k‘bl
ኣቁርደት ሞሶብ ኤሬትራ
እዚኣስ ዕድለይ ኢልኩም ኢኩም ሰሪሕኩማ ብግቡእ ልምምድ ኣይተገብራን ተሞክሮ የለን።