NEW ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO MEZMUR - Enquae Natey Konka - እንቋዕ ናተይ ኮንካ - By Dn Abrham Mehari

Музыка

እንቋዕ ናተይ ኮንካ - ብዲያቆን ኣብርሃም መሓሪ
© EriOrthodox : Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 324

  • @YohanaKifle-si8cc
    @YohanaKifle-si8cc5 ай бұрын

    ድያቆን ሓውና ብክርስቶስ ንፍቅሮ ሕጂ ካብ ኩሉ ፈተነ ክሕሎ ሓሓንቲ ኣብ ሰማይ ትነብር ኣቦና ነብጽሓሉ... ምስ ጸለና ላይክ በሉለይ

  • @niestaliorthodox5249
    @niestaliorthodox52495 ай бұрын

    ሰላመ እግዚአብሔር ምስ ቅድስትን ውድስትን ኣደብርሃንን ቅዱሳንን ምስ ኩልና ይኹን። ግጥሚ መዘና ኣልቦ ዜማ ልብካ ዘይኩርኩሕ ዲያቆን እግዚአብሔር ጸጋኡ የዕዚዙ ይሃብካ።

  • @zaidkuhlay2106
    @zaidkuhlay21065 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ድያቆን ኣብርሃም ሓዉና ኣይትጥፍኣና እኻ ኩሉ መዛሙርካ ንኣብ ስደት ዘለና የሕዋትካ ከም ኣቦን ኣደን ከም ኣሓትን ኮይኑ ኢዩ ዘጸናንዓና።🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @user-su1xq1hp3y
    @user-su1xq1hp3y5 ай бұрын

    ❤ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ድያቆን ሓውና 😢ብጣዕሚ ተጨነቀ እናሃለኹ ሰምዐያ ቁሩብ ቅልል እሉኒ

  • @habenamanuel4304

    @habenamanuel4304

    5 ай бұрын

    ኣጆኺ /ኣጆኺ ምሳኻ እዩ እግዚኣብሔር ❤🙏

  • @user-yu9nf7no6f
    @user-yu9nf7no6f5 ай бұрын

    ንስኻ ከማን እንቋዕ ናትና ኮንካ እንቋዕ ንበረኸት ተወሃብካና ዝማሬ መላእክት የስመዓልና you are blessed dear❤❤❤

  • @user-ry3ve8kh2n
    @user-ry3ve8kh2n5 ай бұрын

    💖🙏 ግጥሚ 💖🙏 💖🙏 እንቋዕ ናተይ ኮንካ 🙏💖 ኣቦ ምሕረት ፍትሒ ጸግዒ ሰብ ዘይብሉ እግዚአብሔር ፈውሲ ወጹዕ ሕሙም ሓላዪ ፍጡሩ እግዚአብሔር እናሻዕ ትርህርሕ ብምሕረት ክትዝንን ንዝቔሰለ ሰማያዊ ንጉስ እንቋዕ ናተይ ኮንካ ተዓዲለ ነብሰይ ትጽበዮ ኩሉ ወገን ዘመድ ኣዒንቱ ዘዕወረ ምስቲ ከብዲ ቃንዛይ ዓመታት ኮይኑኒ ብዘይ ሓደ መብረ ወገን ዝፈንፈኖ ንብዓቱ ደሪዝካ ትሓቊፍ ብፍቅሪ ንልቡ ትማርኽ ናይ ፍቕሪ ባርያኻ ክኸውን ብኽብሪ ( 2 ) ንኸንቱ ገንዘበይ ኩሉ ምስ ተዘርወ ሰራውር ሕማመይ ብኣኻ ተማሕወ ዝነግሮ ኣይነበረን ሰሚዑ ብፍቅሪ ጾረይ ዝካፈሎ መዋእል ሓሊፉ ሓለንጊ ዕድለይ በይነይ ክሕመሎ ታጸዋሪት ኢድካ ለካ ምሳይ ኔራ ሕጂ'ንድየ ኣስተብሂለ ወዲአ ምስ በልኩ ናይ ምሕረት ምብጻሕካ ንጾረይ ኣቅለለ ( 2 ) መንድዓት ዕድለይ ካብ ኣራገፍካዮ ዘጥዓኻዮ ጉልበት በምልኾ ግዝኣዮ

  • @swsw5226
    @swsw52265 ай бұрын

    ኣቦ ምሕረት ፍትሓ ጸግዒ ሰብ ዘይብሉ እግዚኣብሔር🥺 አሜን ፫ ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ ድያቆን ሓውና ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርክ እግዚኣብሔር ኣምላክ💞✝️💖💦💛😍😘

  • @teklihaylemikael1290
    @teklihaylemikael12906 күн бұрын

    ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ዲያቆን ሓወይ,,,,,, ኣምላከ እስራኤል ንዘንትእለት ምሳካ ይኩን፡ጥበብ ኣብ ልዕሊ ጥበብ ይዓድልካ❤❤❤

  • @user-wt4hp3ln5m
    @user-wt4hp3ln5m5 ай бұрын

    እውይ ብስጋ ወዲቀ 😢😢😢 ናትካ ክንሰምዕ ተለኩ ግን ነብሰይ ከም ገለ ትሳራሰር ኣበይ ክረክበካ ድያቆነይ ❤❤

  • @maryameytsegey
    @maryameytsegey5 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስምዕኻ ድያቆን ኣብርሃም ሓወይ ክንደይ ጊዜ ደጋጊመ ሰሚዐያ መዝሙርካ ሓይሊ መንፈስ ቅዱስ ኣለዎም እግዚኣብሄር ካብ ዉዳሴ ከንቱ ይሰውርካ ከም ቅዱስ ዳዊት ከኣ ናይ ልበይ ይበልካ ድንግል ማርያም ኣደይ ከኣ ንወደይ ጽቡቅ ጌርካ ኣመስጊንካዮ ኢኻ እሞ ኢላ ካብቲ ናይ ጥንቲ ጸላኢና ብቅናታ ትሕጸርካ ክቡር ሓወይ ኣብ ጸሎትካ ከኣ ዘክረና ንኩልና ብ ኣማላድነት ድንግል ማርያም ኣዴና እንኣምን ብጸሎት ቅዱሳን እንምሕጸንን

  • @AlemYirga-ge6so
    @AlemYirga-ge6so5 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዲያቆን ሓውና! ንስኻ ውን እንቃዕ ናትና ኮንካ❤❤❤

  • @yoditmehari48

    @yoditmehari48

    5 ай бұрын

    Amen❤❤❤

  • @-tube142
    @-tube1425 ай бұрын

    💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗 ኣቦ ምሕረት ፍትሒ ጸግዒ ሰብ ዘይብሉ እግዚኣብሄር ፈውሲ ውጹዕ ሕሙም ሓላዪ ፍጡሩ እግዚኣብሄር እናሻዕ ትርህርህ ብምሕረት ክትዝንን ንዝቘሰለ ሰማያዊ ንጉስ እንቋዕ ናተይ ኮንካ ተዓዲለ 💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗

  • @samrawithayle3936
    @samrawithayle39365 ай бұрын

    ኣቦ ምሕረት ፍትሒ ጸግዒ ሰብ ዘይብሉ እግዚእብሔር ፈውሲ ውጹዕ ሕሙም ሓላዩ ፍጡሩ እግዚእብሔር ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና

  • @user-nm5kw3tw7u
    @user-nm5kw3tw7u5 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክንደይ ድሰ ክብልካ መዝመርካ ኩሉ ኣብ ሰድት ኮይነ ኩሉ ግዜ ናተኻ መዝመር እየ ዝሰምዕ ድያቆነይ

  • @tesfasenkey8795
    @tesfasenkey87955 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና 🙏♥ደስ ካብ ዝብላኒ መዝሙራት ናይ ዲያቆን ኣብራሃም እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም🙏

  • @habteselassiekesete7362
    @habteselassiekesete73625 ай бұрын

    ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሓልካ ዲ/ኣብርሽ ሓውና ኣእዳውኻ ዝተባረኻ እየን ኣእሙሮካውን ካብ ዘለካዮ ናብ ዝለዓለ ናይ ቅድስትና ልግሲ ይሃብካ ኣብ ጸበባ ኮይኖም ንዝሰምዕዎ ኩሎም ደቂ ተዋህዶ ድማ ኣብ እምነቶም ዘጽንዕ ይግበሮ ተአፋ ምሉእ ሰላም ይዓድለና ይዓድለናን ብድጋሜ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልካ !!!

  • @Nimrod-media
    @Nimrod-media5 ай бұрын

    ድያቆን ኣብርሃም ሓወይ ዝማረ መላእክት የስምዓልነ❤🎉

  • @salitiy
    @salitiy5 ай бұрын

    ዝማሬ መልኣክትይ ይስምኣልና ሓዉና ዲያቆን ኣብርሃም. ኣቦ ምሕረት ፍትሒይ ጸግይ ሰብ ዘይ ብሉ እግዚኣብሄር ሰማያዊይ ኑጉስ እንቆእ ናተይ ኮንካ ተዓዲለ.እልልልልል እልልልልልልልልል 🙏🙏🙏

  • @Habeshafutureapp
    @Habeshafutureapp5 ай бұрын

    ዋው መዝሙርካ ሂወት እዩ ዝዘርእ ❤❤⛪️⛪️ edmen teenan yhabka

  • @user-mj7pu2qy1w
    @user-mj7pu2qy1w5 ай бұрын

    አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና ድያቆን ጸጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር ኣምላክ ❤❤ ንስካውን እንኳዕ ናትና ኮንካ መዝሙራትካ ሰሚዕካ ኣይፅገቡን እግዚአብሔር ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልካ ዝሓወይ❤❤❤

  • @SabaYirgalem
    @SabaYirgalem5 ай бұрын

    ኣሰይይይይይይይይይይይይ አልልልልልልልልልልል እንታይ እሞ ኪብል ቃለት የብለይ ዲ'ን ሓወይ እግዝኣብሄር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጻጋ ይዓድልካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ ናይ ብሓቂ ልቢ ዘረስርስ መዝሙር እግዝኣብሄር ኣብ ሃይማኖትና የጽንዓና ኣ ኣሜን❤❤❤❤❤🙏🥰❤️፥

  • @debesayandom
    @debesayandom5 ай бұрын

    ኣሜን ዝማሬ መላክት የስምኣልና ድያቆን ሓወይ ፡መዛሙራትካ ኣዝዮም ፉሉያት እዮም መግለጺ የብለይን ኣባካ ዘለኒ ክብሪ ኣጆካ በርትዕ ብመዝሙርካ ኣዜ እየ ዝጸናናዕ ንኣይ መምሕር እይካ ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @tekliasmellash3289
    @tekliasmellash32895 ай бұрын

    Zimare melakt yesmialna kibur hawna xegiu yebzhalka liul fetari 🙏🙏🙏

  • @zeresenayabraham8630
    @zeresenayabraham86305 ай бұрын

    Zmari melakti ysmalna dyaqon hawey Egziabher xegu yebzHalka T❤❤❤❤❤🥰🥰✝️⛪️🙏❤️

  • @IbelongtoJesus123
    @IbelongtoJesus1235 ай бұрын

    Zmare melaekt yesmalna dyacon hawna amlak xegue yebzahalka 🥰🥰🥰🙌🏾🙌🏾🙌🏾😇😇😇🙏🏾🙏🏾🙏🏾♥️♥️♥️

  • @amant222
    @amant2224 ай бұрын

    አልልልልል እልልልልል እልልልልል ዝማረ መላአክት የስመዓልና ፍቁር ሓዉና ድያቆን ኣብርሃም ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይብዝሓልካ እግዚኣብሄር ኣብ ወልድ መንፈስ ቁዱስ 🤍☦️

  • @simretmisgna9019
    @simretmisgna90195 ай бұрын

    Anes kiefetweka mezamurka tesfa eyu ziekonen edmen tienan yehbeka fetari dayqon hawey ❤️❤️❤️

  • @mhretsilekidane9469

    @mhretsilekidane9469

    5 ай бұрын

    Really ❤❤❤❤

  • @rahwakahase3208
    @rahwakahase32085 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስመአልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሕልካ እግዚአብሔር አምላክ ክብር ዲያቆን ሓዉና💯💯💯❤❤❤🙏🙏🙏

  • @user-hu7xd9or3t
    @user-hu7xd9or3t5 ай бұрын

    ኣብዚሑ ይባርኸልና ኣምላክ ኣብ ስደት ንነብር ዓቢ ተስፋ እዩ ዘስንቀና መዛሙራትካ ድያቆን ሓወይ

  • @brzafhaylu8508
    @brzafhaylu85085 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሄር ኣምላክ አቦ ምሕረት ፍትሕ ጸግዒ ሰብ ዘይብሉ እግዚአብሄር 🙏🙏🙏❤😍

  • @user-xm9rd8yv7c
    @user-xm9rd8yv7c5 ай бұрын

    Zmarie malakt yesmealna like mezemran zehagere 🇪🇷 Eritrea ❤❤❤❤❤❤

  • @slasandmkael1278
    @slasandmkael12785 ай бұрын

    Zemare meliakti ysmaalna amlak zebenka ybark abraham hawey ❤❤❤❤❤keep going 🙏🙏🙏

  • @weldemchale
    @weldemchale5 ай бұрын

    Enkae natey konka asey dyakon hawey amlak xegue yebzehalka des zebl mezmur zmare melaekty yesmealna ❤❤🙏🙏🙏

  • @TomasZerie
    @TomasZerie5 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና እግዚአብሔር አምላኽ ጸጋ በዲበ ጸጋ የብዝሓልካ እግዚአብሔር አምላኽ ዲያቆን አብርሃ ሓውና በሓቂ ደስዘብል መዝሙር ❤❤❤ እእእእእልልልልልልልእእእእእልልልልልእእእእእእእልልልልልልልልልልልልልል🙏✝️🙏👏🏻🪘👏🏻

  • @user-mq6qi7gb5s
    @user-mq6qi7gb5s5 ай бұрын

    ❤❤❤እልልልልልልልልልልልልልልልል❤ እንኳዕ ናተይ ኮንካ❤❤❤ ናይ ብሓቂ እንኳዕ ናትና ኮንካ ክብር ድያቆን ኣብርሃም❤እግዝኣብሔር❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤ጾሎት ኣማላድነት እመ ብርሃን ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ዘወትር ኣብ ዝርያኻ ይኹን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @freta8958
    @freta89585 ай бұрын

    እግዚኣብሔር ኣምላኽና ጸግኡ የብዝሓልካ ዜማታትካ ዘበለ ሰማያዊ እዩ ናይ ብሓቂ ነዊሕ ዕድመን ናይ ኣጎልጉለት ግዜኻን ይባርኸልካ ድያቆነይ ኣዚና ኢና ነፍቅረካ ❣🙏🏽💒

  • @luwamkalab5915
    @luwamkalab59155 ай бұрын

    ኣሜን ዝማረ መልኣኽቲ የስመኣልና ድያቆነይ ንስኻ ውን እንቃዕ ናትና ኮንካ ናይ ኣጎልጉለት ዘመንካ ፈታሪ ይባርከልካ ❤

  • @user-wj8uz4ox7u
    @user-wj8uz4ox7u5 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝሜሬ መላእክቲ የስማዓል ጸግኡ ይብዝሓልካ እግዚብሄር ኣምላክ ዲያቆን ሓወይ

  • @frietaamanuel3819
    @frietaamanuel38195 ай бұрын

    እግዚአብሔር ካብ ጸጋ ናብ ጸጋ የሰጋግርካ! ድያቆን ሓውና ንስኻ ውን እንቃዕ ናትና ኮንካ፡ ልቢ ዘረስርስ ጥዑም ዝማሬ። thank you ❤❤❤

  • @user-pr2mi7pz4e
    @user-pr2mi7pz4e5 ай бұрын

    ዝማሬ መልአክት የስመዐልና ኩሉ ግዜ መዝሙራትካ ካብ ናይ መሳርሒ መዝሙር ተዋህዶ ወፅዩ ኣይፈልጥን እዩ ፀጉኡ የብዝሐልካ 🎉

  • @selamttesfagabir5337
    @selamttesfagabir53375 ай бұрын

    Amen Amen Amen zemere melakti yesmalina egzabiher xugu abzalika❤⛪️🙏⛪️💒💒

  • @semharhaile9334
    @semharhaile93342 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ዲያቆን ሓውና ኣምላኽ ፍቅሪ ጸጋኻ የብዝሓዮ በረከት ዘውሕዝን ነብስካ ክትፍትሽ ዝገብር መዛሙርካ ኣዝና ኢና ንፈትዎ እሞ ቀጽሎ።

  • @fthizerit8834
    @fthizerit88345 ай бұрын

    Asey zemare melakity yesmealna dqon hawey eqa natey konka tadil bhaq ! ❤🤲🙏

  • @fevenandemeskel1809
    @fevenandemeskel18095 ай бұрын

    ኣሰይ ኣሜን(3) ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና

  • @SemharYonas
    @SemharYonas5 ай бұрын

    Zemare melaektyi yesmeealna deyakon hawey Amen Amen Amen.

  • @efremmengsteab8349
    @efremmengsteab83495 ай бұрын

    ዝማሬ መላአኽት የስመዓልና ድያቖን ሓውና አግዚኣቢሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዘሓልካ

  • @user-pi7oy7hi4z
    @user-pi7oy7hi4z5 ай бұрын

    እንኳዕ ሰላም መፃካ ድያቆን ሓውና መዝሙራትካ ኣዝዮም እዩም ዝምስጡኒ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤

  • @yoditmehari48
    @yoditmehari485 ай бұрын

    Kemay alo do bnay dyaqon abrham zxenanae ❤ mexenaneyey bmezmureka hayli yrekib😢 tebarek zmarie meleakti yesmealna

  • @teklaytesfay5064
    @teklaytesfay50645 ай бұрын

    Amen Amen Amen zmare melaekt yesmealna dyacon hawna Egzabhier Amlak tsegu yebzehalikum Amen Amen Amen++++ 🙏🙏❤❤💒

  • @geremskalredae6910
    @geremskalredae69105 ай бұрын

    ዝማሬ መእላኽት የሰማዓልና ዲያቆን ኣብራሂም ሓዉይ ናይ ዘበነ ኣገሊግሎት ኣምላኽ የባርክ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @rahwasmon6150
    @rahwasmon61505 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ ጸጋ አብ ልዕሊ ጸጋ ይወስክካ አምላክ❤❤❤

  • @akberetafom7234
    @akberetafom72345 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዲያቆን ሓዉና

  • @user-vy8wk8td8f
    @user-vy8wk8td8f5 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና እግዚአብሔር ፀጉኡ የብዘሐልካ ድይቆን ሓወይ🥰 ቡኡነት ኩሉ መዝሙርካ ብጣዕሚ ዩ ውሽጢ ዝነክእ ሰላም ተስፍን ዝህብ እና እግዚአብሔር ኣብ ቤቱ የንብርካ ኽብር ሓወይ🥰

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus39295 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላክና ዲያቆን ሓወይ ።

  • @timnityohannes4906
    @timnityohannes49065 ай бұрын

    ዝማሬ መልኣኽቲ የስምዓልና ዲያቆን ሓውና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኻ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኻ ይባረኽ❤❤❤

  • @dawittesfamariam9710
    @dawittesfamariam97105 ай бұрын

    ዕልልልልልልል ዝማረ መላእክቲ የስምዓና ድያቆን ሃወይይ

  • @user-im2zb3wx3u
    @user-im2zb3wx3u5 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና ፀግኡ የብዘሐልካ 🙏🙏🙏

  • @user-dx3th3bm6d
    @user-dx3th3bm6d5 ай бұрын

    ❤❤❤❤ብድንግላ ብሩኽ መዓልቲ❤❤❤ድያቆን ሓውና❤❤❤❤❤

  • @mussietn1966
    @mussietn19665 ай бұрын

    ትዝይም ከም ሕሱም 🖤 ዝማረ መላእኽቲ የስማዓልና 🙏🏿

  • @FiyoriGezae

    @FiyoriGezae

    Ай бұрын

    🙏🙏🙏

  • @FiyoriGezae
    @FiyoriGezaeАй бұрын

    ኣሜን ተመስገን መድሃኒ ኣለም ኣቦይ ድያቆን ሓዉና ዝማሬ መላእቲ የስማዓልና ጸጉኡ የብዛሓልኻ🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😘😘😘😘😘😘😘😘😍😍😍🥰🥰🥰🥰☺️☺️☺️☺️☺️☺️☺️☺️

  • @TeddyOkubagerges-jb7ey
    @TeddyOkubagerges-jb7ey5 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና

  • @user-mr1is1on9h
    @user-mr1is1on9h5 ай бұрын

    Amen Amen Amen Kale hiwet yesmalna egzabher amlax ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @kiflaygebreslasie6094
    @kiflaygebreslasie60945 ай бұрын

    ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና እግዝኣብሄር ኣምላክ ናይ ኣገልጉሎት ዘመንካ ይባርኸልካ ዲያቆን ኣብረሃም ሓውና ❤❤❤❤

  • @user-by9fx9se4e
    @user-by9fx9se4e5 ай бұрын

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️zimare melaekt yesmalna xegu ybzhalka diyakoney🙏🙏🙏🙏🙏✝️✝️✝️✝️✝️enkae natey konaka ✝️✝️✝️✝️✝️💞

  • @merimeri3210
    @merimeri32105 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዲያቆን ሓወይ ❤❤❤❤❤❤

  • @helmialenikrstossemra4799
    @helmialenikrstossemra47995 ай бұрын

    ኣሜን³! ዝማሬ ማላእኽቲ ዝምዕኹም ኣቦና፥ ነዊኅ ዕድመ ይሃብኩም እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኣቦታትና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤።

  • @davoaman5402
    @davoaman54025 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዲ/ን ኣብርሽ እግዚአብሔር ጸጋ በረኸቱ የብዝሓልካ!!!

  • @messironaldo6237
    @messironaldo62375 ай бұрын

    ድያቆን ሓዉና ዝማረ መላእኽቲ የስምዓልና ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ ናይ ብሓቂ ጥዑም ሞዝሙር ኢዩ ቆጽሎ ጥራይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-zp4bl8de9h
    @user-zp4bl8de9h5 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ድያቆን ሓውና🙏🙏🙏 ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ልዑል ኣምላኽና ይባርኸልኩምን ይቐድሰልኩምን🙏🙏🙏

  • @user-mc8sw7ev4w
    @user-mc8sw7ev4w5 ай бұрын

    ❤❤❤🙏🙏🙏🥰 Zmare melaekt yesmalna xegu yebzhalka diakoney

  • @mebratberhane7402
    @mebratberhane74025 ай бұрын

    Zmare meliekiti yesmaelna Amen 🙏♥️🙏

  • @YowhansYowhans
    @YowhansYowhans5 ай бұрын

    ድያቆን ሓወይ ናይ ብሃቂ ፈጣሪ ጸጉኡ የብዛሓልካ እንቃዕ ናተይ ኮንካ ተዓዲለ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Kahasegebrekidan1022
    @Kahasegebrekidan10225 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጸግኡ የብዘሐልካ ኣምላኽ ዲያቆን ኣብርሃም ሓወይ ❤️🙏

  • @taklitbahata8578
    @taklitbahata85785 ай бұрын

    ❤❤❤ሰማያዊ ንጉስ እንቓእ ናተይ ኮነካ ተዓዲለ ❤❤❤❤❤❤❤❤ ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና ኣምላ ጸጋ ዲበ ጸጋ ይዓድልካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤

  • @Hani-jy6cg
    @Hani-jy6cg5 ай бұрын

    ኣሰይ 🎉🎉🎉አንቓ ብድሓን መጻካ ኣብርሃም ሓወይ ምዛሙርካ አዩ ፍሉይ ጸጋ ይብዝሕልካ ኣምላኽ 🤲🤲🤲🤲🤲🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @tsrhaariam2174
    @tsrhaariam21745 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና

  • @User-dp7gc6ft3t
    @User-dp7gc6ft3t5 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓልና ❤❤❤ 🙏🙏🙏 ጥዕምቲ ደስ ትበል መዝሙር እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም ዳቆን ሓወይ

  • @user-jf6zh2ne1w
    @user-jf6zh2ne1w5 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስምኣልና ጸግኡ የብዝሃልካ ድያቆን ሃወይ ❤❤❤

  • @user-pq6go5ke4r
    @user-pq6go5ke4r5 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክቲ የስማልና ድያቆን ሃወይ እንቃእ ብሰላም መጻካና🎉🎉🎉🎉

  • @freweynihailemichael3385
    @freweynihailemichael33855 ай бұрын

    Amen amen Amen zimare melaekti yesmealna egziabher amlak xegue yebzehelka Diyakon hawina egziabher amlak edmen tienan yhabka ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ ❤️

  • @user-sf8ij5ky7p

    @user-sf8ij5ky7p

    5 ай бұрын

    ግን ምልዋጥ ኣብየ ኣነስ ደንጎላ ጸርዩ ልበይ ሓጥያት ቀጥቂጥኒ ከም ጨው ከሕቅቀኒ ኢሉ ክንደይ ጽቡቅ ካብ ክንደይ መከራ እንዳኣገፈኒ መድሃኒ ኣለም ሞሳ ምስጋና ከላስ ኣብያትኒ ምክኣላ ግብሪ ክርስትና ቁራጽ ጽፍሪ የብለይን ኣማኒ ስመይ ተግባራይ ካኣ ካሓዲ ነፈጣሪኡ ዘይእዘዝ።

  • @user-ry3ve8kh2n

    @user-ry3ve8kh2n

    5 ай бұрын

    ​@@user-sf8ij5ky7pኣጆኻ ዝሓወይ እግዚአብሔር መሓሪዩ መሓሪ ሙኻኑ ጥራይ ኣዚኻ ብተስፋ ተሓጎስ : 💕🙏💕 ኣብ ገዘኻ/ኪ ሓደ ሓደ መዓልቲ በይንኻ/ኺ ኮፍ ኢልኻ ምዝርራብ ልመድ ክሕግዘኻ ልብኻ ኸብርሃልካ ድማ ለምኖ ሓደ መዓልቲ ምሕረቱ ከም ዘፍስሰልካ ተኣመን 💕🙏💕

  • @selam801
    @selam8015 ай бұрын

    አጥንት የሚያለመልም ዝማሬ መላእክት ያሰማልን❤

  • @user-go7ez2on5i
    @user-go7ez2on5i5 ай бұрын

    አሰይይይይይይይይይይይይይ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብካ ፈጣር ኩሎ ዓለም አሜን አሜን አሜን ጡዑም ላዛ ጸጋኡ የብዚሐልካ❤❤❤

  • @Hlifit
    @Hlifit5 ай бұрын

    ዝማሬ መልአክቲ የስመዐልና ክቡር ሓዉና ድያቆን ብጣዕሚ ደስስስስ ዘብል መዝሙር አድናቂትካ እየ 💜🥰❤🥰 እግዚአብሔር አምላክ ናይ ዘመን አገልግሎትካ ይባርከልካ ክቡረይ❤❤🥰

  • @abrahampetros3270
    @abrahampetros32705 ай бұрын

    Zmare melakti yesmalna dyakon hawna xegueu yebzhalka

  • @salemteklit8112
    @salemteklit81125 ай бұрын

    Asey Zmare Melaekti yesmealna Diaqon hawey .❤❤❤❤

  • @zebibhagos1922
    @zebibhagos19225 ай бұрын

    Zmare melakti yesmalna dyakoney 🙏💕

  • @kulusebukulusebu7588
    @kulusebukulusebu75885 ай бұрын

    Amen (3)zmare melaekti yesmana fetari ydaqon hawey xega ab lali xega yhabeka fetari🥀✝️❤

  • @user-up3gc9jl7j
    @user-up3gc9jl7j5 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ድያቆን ኣብርሃም ሓወይ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🤲🥰🥰🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲❤❤❤❤❤❤❤❤❤✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️

  • @user-lk9ov1px9j
    @user-lk9ov1px9j5 ай бұрын

    አሜን፫ ክንደይ ደስ ይብል ኩሉ ትዝሙሮ መዝሙር ዝማሬ መላእክቲ ያስመዐልና ድያቆን ሓወይ❤❤❤❤

  • @user-pi7cm7ut3g
    @user-pi7cm7ut3g5 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ጸጉኡ ይብዘሓልካ ሓወይ

  • @biniamnayzghi3160
    @biniamnayzghi31605 ай бұрын

    ጸግኡ የብዝሓልካ ድያቆን ሓወይ ዝማረ መላእክት የስመኣልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-el3pb3eg9z
    @user-el3pb3eg9z5 ай бұрын

    Aseyy dyakon hawuna enka biselam metsaka zimare melaki yesmalna fetari edmen tianan yihabkum egzabiher amlak emo nehwatna netebabayom ❤❤❤❤❤ yehiwat

  • @azutesfagergish4091
    @azutesfagergish40915 ай бұрын

    ❤❤❤❤ zmare melaekti yesmealna dyakon hawna xegiu yebzhalka egziabher amlak

  • @user-sf8ij5ky7p

    @user-sf8ij5ky7p

    5 ай бұрын

    ናይዚ ወዲ መዝሙርስ ሰሚዒካ ዘይጽገብ

  • @azutesfagergish4091

    @azutesfagergish4091

    5 ай бұрын

    Nay bhaki nay dyakon hawna mezmur hiwet u zmels edmen tienan nay agelglot zebenu ybarkelu

  • @Yoni-ri3uw

    @Yoni-ri3uw

    5 ай бұрын

    ​@@user-sf8ij5ky7pNaybhaqi 24 Sate Semikayo zeymno Mezmuru❤❤❤❤

  • @Gewaytu
    @Gewaytu5 ай бұрын

    Zmare melakit yesmalna dyakon abrham hawna mezmurka btami dess zbil eyu emo enka bselam temleskana ayttfana ❤❤❤❤

  • @helengirmay5858
    @helengirmay58589 күн бұрын

    Dakon hawey audumenn tuaunann yahabelna fetari mezumurka hiwet eyom zuzeraulka kal hiwet yesmalna❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-go7ez2on5i
    @user-go7ez2on5i5 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ሰላም መጻእካ ክብር ሓውና አሜን ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ❤❤

  • @user-qn4rm3ue7x
    @user-qn4rm3ue7x5 ай бұрын

    _ኣቦ ምሕረት ፍትሒ ጸግዒ ሰብ ዘይብሉ እግዚአብሔር😔አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሥመዐልና ድያቆነይ ጸግኡ የብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ💖💖💖_

  • @edeng.kesete3747
    @edeng.kesete37475 ай бұрын

    Zimare melakti yesmealna diakon Abrham. Every mezmur of yours is like a food to the soul. God bless you and your family.

  • @adukif7168

    @adukif7168

    5 ай бұрын

    Amien

  • @yonasmihretab7972
    @yonasmihretab79725 ай бұрын

    Zmare melaekt yesnealna amlak xegieu yebzhalkum nay agelglot edmekum ybark❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ngstiberhe7133
    @ngstiberhe71335 ай бұрын

    Amen ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏

Келесі