New eritrean music by amanueal momona nsle fqri lyric 2019 || ኣማኑኤል ሞሞና ንስለ ፍቕሪ ግጥሚ

Пікірлер: 5

  • @user-ku9xm2ie5w
    @user-ku9xm2ie5w8 ай бұрын

    ሕማም ድሓር ፍቅረይ ምዓስ ኣቅሊበሉ ክብረት ምስ ክብረትኪ ኬድኪ ዓዲኹሉ ሂሲኽኒ ንዓይ ጉሄ ዘይዓርፈሉ ኣሐንቂቀ ምዓስ ሓሲብክለይ ምሳኺ ኸይዱ ናይ ምንባር ዕድለይ እንታይ'ለ ከእምና ንነብሰይ ድሕሪ ደጊም ስኢነኪ ፈውሰይ በሪረ ከምቲ ወፋር ንህቢ ብዘይ ውነይ ፍቆድኦ ክዝንቢ ይመላለስ ኣብ ዓይነይ ምስልኺ ንዘይረኽቦ ኣሰር መገሻኺ እዚ ፈተነ ብኣኺ'ዶ ኣይኮነን ብዘይ ድቃስ ክሃድን ክህደን ዘንጊዕኺ'ባ ትሕቲ ጽሓይ ዘሎ ኣይሓሰብክን ፈጣሪ ዘቅልሎ×2❤

  • @user-jc5lh1rl1c
    @user-jc5lh1rl1c10 ай бұрын

    😢😢😢

  • @user-ic4mr6ou9m
    @user-ic4mr6ou9m2 жыл бұрын

    ኡፍፍፍ💔😢💔😢

  • @Nardi355
    @Nardi3552 жыл бұрын

    My king😭😭❤

  • @KhanKhan-vs9oq
    @KhanKhan-vs9oq Жыл бұрын

    😢😢😢😢

Келесі