New Eritrean Movie 2023 - Babilon - ባቢሎን Part 1 - by Dr. Kbreab Fre

Музыка

New Eritrean Movie - Babilon - ባቢሎን Part 1 - by Dr. Kbreab Fre
TMNITNA Records presents - Babilon - New Eritrean Movie by Dr. Kbreab Fre
Babilon is One of the best movies in the History of Eritrean Movie and depends on a true story
Subscribe: / tmniteyrecords
ባቢሎን - ሓንቲ ካብተን ዝበለጻ ፊልምታት ኤርትራ ኮይና ነቲ ኣብ 1997 ዝተገበረ ፉሹል ፈተነ መስርሕ ባቢሎን እያ እትገልጽ።
Babilon is one of the best Eritrean movies based on True Story.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳዉሎድ ምግባር ን ንሰነ-ጥበባውያን ብዙሕ ጉድኣት ስለዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ነዚ ቪዲዮ ዳዉሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: TMNITNA Records. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
Welcome to Tmnitey Records official KZread channel.
We Produce music videos, films, shows & interviews.
subscribe today and get almost all your favorite content.
Let`s Support us to upload more music, movies & comedy
Hit 💛 Subscribe ✔ 💚 Like✔ 💛 Share ✔ 💜 Comment ✔
New Eritrean Movie | Eritrean Film
#eritreanmovie #eritreancomedy #eritreanmusic
#eritreanmovie #eritreancomedy #eritreanmusic
#eritreanmusic #tigrignamusic #Tmnitna#NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #NewEritreansong #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TMNITNA

Пікірлер: 30

  • @solomonokubamicheal2592
    @solomonokubamicheal2592 Жыл бұрын

    እዛ ፊልም ባቢሎን ቅድሚ11ዓመት ርኤያ ኔረ፡ርእየ ከኣ ኣይጸግባን እየ።ናብ ስደት ምስ መጻኹ ከኣ ኣብ youtube ደልየ ስኢነያ ከምዘይተጻዕነት ከኣ ፈሊጠ።ሕጂ ግን ብጣዕሚ surprise ኮይነ ምስ ረኣኹዋ ደስ ኢሉኒ።ናይዛ ፊልም ምንጪ ካብ ናይ ኩቡር ሓያል ደራሲ ዶ/ር ክብረኣብ ፍረ ዝተወስደት ኮይና ኣብቲ መጽሓፍ ዘሎ ዛንታን ኣብ ፊልም ክትስራሕን ግን ግዜኣ ሰዓታ ኣንኢሶማ።እታ መጽሓፍ ኣቢበያ ኢየ ምስ ጀመርካያ ብኩቱር ተመስጦ ግደፋ ኣይመጻካን ኢዩ ብዝኾነ ጽቡቅ ስራሕ ብዝበለጸ ከኣ እታ ባቢሎን ትብል መጽሓፍ ክትንበብ ጽቡቅ ኢዩ።

  • @dallasfortworthtx5373
    @dallasfortworthtx5373 Жыл бұрын

    ያ ኣማን ሲ ኣብ ኣሜሪካ ቱርኪ ህንድ እንተዝከውንሲ ክንደይ ምተከፍለ ንጉስ ጥበብ❤

  • @eruna91

    @eruna91

    11 ай бұрын

    😄azia dya hasabka ekilwa

  • @hanandani7400
    @hanandani74005 ай бұрын

    ዓሰርተ ግዜ ርእየ ዘይጸግባ ፊልም ባቢሎን❤❤❤❤

  • @oneeritrea725
    @oneeritrea725 Жыл бұрын

    Aman Basha 🇪🇷💯💯👌👌

  • @user-hb4gl4uu3v
    @user-hb4gl4uu3v4 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤ዋውውውውው እንቆዕ ደሕን መጽእኩም

  • @yoni5866
    @yoni5866 Жыл бұрын

    ባቢሎን ጥዕምቲ ፊልሚ እያ ክልእተቲ እባ pls

  • @yonastesfay1365
    @yonastesfay1365 Жыл бұрын

    Part2ba please ❤👍

  • @Apark8053
    @Apark8053 Жыл бұрын

    Wowww!!! Gele deqi rimey mearey

  • @zgbcturkey9960
    @zgbcturkey996011 ай бұрын

    ዎው 12 መጽሓፍቲ ናይ ዶክተር ክብረኣብ ኣንቢበየን አየ ዓቅሊ ጽበት ግን ዘገረመትኒ መጽሓፍ እያ ።ባኣካል የዝፈልጦ ንነዊሕ እዋን ሓኪም ናይ ገዛና ኢዩ ነይሩ ።ን ዶክተር ክብራኣብ ኣብ ቦሎኛ ሆተል ተራኪብና 2015 ውን የዕሊልና ትሕትንኡ የገርመኒዩ ።ኣብ ዘለኻዮ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ደቶረ ።

  • @robielcom
    @robielcom Жыл бұрын

    ካልእይቲ እባ 🙏🙏🙏

  • @tsegaighebru9642
    @tsegaighebru96429 ай бұрын

    😅😅😅😅 ዝገርም ኩነት ዶክተር ክብረአብ ፉረ ጽቡቅ ጌርና ከይፈለጥናዮም ናብ ዓዲ ኩልና ከይዶም መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ጽንዓት ይሃብኩም ስድራቤትን ፈተወቶምን

  • @mafiaasmerinobella3040
    @mafiaasmerinobella3040 Жыл бұрын

    Please part 2🤲

  • @MakeleBrhane-op4ls
    @MakeleBrhane-op4ls Жыл бұрын

    ❤❤👍

  • @user_291_eritrean
    @user_291_eritrean11 ай бұрын

    ሳውንድትራክ፡ ወይ መሰነይታ ሙዚቃ ድኹም ምስ ስምዒታት ዝኸይድ ኣይነበረን፡፡ ኣንጠልጣሊ ትርኢት እንዳርኣኻ ልሙጽ ሙዚቃ ክትሰምዕ መካይድቲ ኣይኮነን፡፡ ንመነጻጸሪ ዝኣክል ፊልም ኣንበልብሊ፡ ዳግማይ ህይወት ንዘክር፡ ኣብኡ ዘሎ ሳውንድትራክ ዋላኳ ፍጹም ኣይንበር ኣዝዩ ውርጹጽ፡፡

  • @falawi4323
    @falawi4323 Жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @tesfaldetabraha4109
    @tesfaldetabraha4109 Жыл бұрын

    ንታዓዘብ G15

  • @tiblezwoldu6748
    @tiblezwoldu6748 Жыл бұрын

    👍👍👍😍😍😍

  • @user-tb4tr4me8o
    @user-tb4tr4me8o Жыл бұрын

    Nay kedam movie

  • @starthegunners7089
    @starthegunners7089 Жыл бұрын

    በዚ ጌሩ ኮሪቱ ቮሎታ ዘቢጡ በዚ ከይዱ ክክክክ

  • @JAMBOZERATSIYON-rv4iv
    @JAMBOZERATSIYON-rv4iv Жыл бұрын

    Wellcam deqi erey ❤❤❤

  • @tesfaldetabraha4109
    @tesfaldetabraha4109 Жыл бұрын

    አብ ሐቀኛ ዛንታ ዝተመስረትት እያ ክሳዕ መጨረስታ ንከታተል እታ ፋሲል ዝበላ ቃል

  • @RedwanAbdu-kq9hj
    @RedwanAbdu-kq9hj Жыл бұрын

    Ewa higdefi bka tefieom

  • @tesfaldetabraha4109
    @tesfaldetabraha4109 Жыл бұрын

    ቃል ናይ ፋስል እንታ ዶክመንት አብ መንግስቲ ክትበጽሕ የብላን ኢሉ እንታይ ማለቱ ኮን ይኸውን

  • @tesfaldetabraha4109
    @tesfaldetabraha4109 Жыл бұрын

    አብዚ ተዋስኦ ፋሲል እታ ዝገበራ እዩ ዝዋሳእ ዘሎ

  • @RedwanAbdu-kq9hj
    @RedwanAbdu-kq9hj Жыл бұрын

    Hiji gn higdefe tekabalnet yblun ab hizbna hiji nhizbna nedhino

  • @tesfaldetabraha4109
    @tesfaldetabraha4109 Жыл бұрын

    እሞ እዛ ናይ ፋሲል ሐቂ እያ

  • @user_291_eritrean
    @user_291_eritrean11 ай бұрын

    ኣብ መጽሓፍ ባቢሎን ዘሎ "ሰነድ ባቢሎን" ዘሎ ሓደገንኛቱ ምስቲ ኣብ ፊልም ዘሎ ቅሩብ ፎኺሱ። ኣብ ጽምብል በዓል ናጽነት ዝትኮስ ዝነበረ ናይ ሓጎስ ቶኽሲ ጥይት፡ ባቢሎናውያን ይጥቀሙሉ ከምዝነበሩን ህይወት ሰብ ካብ ላዕሊ ብዝመጽእ ጥይት ይሓልፍ ከምዝነበረን ንሶም ውን ኮነ ኢሎም ሰብ ይቅንጽሉ ከምዝነበሩን ኣብ ፊልም ባቢሎን ኣይተሓቁፈን፡፡ ብ ኣወሳስኣ ተዋሳእቲ ዝወጾ የብሉን፡ ብሉጽ ስራሕ

  • @user_291_eritrean
    @user_291_eritrean11 ай бұрын

    ኣይትሓዙለይ፡ እዛ ፊልም ከቢድ ባጀት ወጽእዋ ከምብሓድሽ ክትስራሕ እንተዝክኣል ጽቡቅ ኔሩ፡ ብመጽሓፍ ከተንብባ እንከለኻን ኣብ ፊልምን ብዙሕ ዝተረፈ ኔሩ፡ ንኣብነት፡ ድ/ር ክብርኣብ ከይበቀቀን ከይተሰከፈን ብዛዕና ብዛዕባ ኤርትራውያን ዝተዛረቦ፡ ባቢሎናውያን ተቃወምቲ ደርጊ ዝብልዎ ዝነበረ "ሃይለስላሴ፡ ንቅንኢ፡ምፍልላይን ኣውራጃውነትን ሰሪሕሉ እዩ፡ ደርጊ ግን ብጉጅለ ዓዋሉ ዝቆመ ሓድነት ኢትዮጵያ ብዘይሕሉ መንገዲ ነዚ ጃንሆይ ዝተጠቀመሉ ዕውት መስርሕ፡ ክጥቀመሉ ስለዘይክኣለ ወንበዴታት ባጽዕ ተቆጻጺሮም ናብ ኣስመራ ይግስግሱ ኣለዉ፡ " ብዛዕባ ቅንኢን ምፍልላይን ከኣ "ኤርትራውያን፡ ዋላኳ ትጉሃትን ንፉዓትን እንተኮኑ፡ጽቡቅ ናይ ሓዎም ዘይደልዩ፡ ኣብ ክንዲ ኣብ ሞንኩብ ሓዎም ደይቦም ንዕብየት ዝሓስቡ፡ ብእግሩ ስሒቦም ናብቲ ዓዘቅቲ፡ ናብ ድኽነት ክመልስዎ እዮም ዝደልዩ" ኣብ መጀመርታ ሰብዓታት ፈላጭ ቆራጭ ሃይለስላሴ ኣብ ኣተሓሕዛ ደቂ ከበሳ ዝኽተሎ ዝነበረ፡ ናይ ስፖርት፡ ሳዕስዒት፡ንብረተይን ሃብተይን መርቁለይ ምባል፡ ኣቀማቅማ፡ ፋሽን ሾው፡ ክለባትን፡ መንእሰያት ናብ ገድሊ ከይከዱ ኣተኩርኦም ብምጥምዛዝ ብተንኮሉ ብምቅብጣር የታልል ከምዝነበረ ይገልጽ፡፡ እዚ ዓቢ ነገር እዩ ከም ታሪኽ፡፡ብብረት ጥራይ ዘይኮነ ብኣእምሮ ውን ከምዝሃደኑና ምስክር እዩ፡፡ ዋላ'ኳ ኣዝያ ብልጽቲ ፊልም ትኹን፡ ምስ መበቆላዊ መጽሓፍ ባቢሎን ኣነጻጺረ ግን ፍጹም ኣይዓገብኩላን። ሳውንድትራክ፡ ወይ መሰነይታ ሙዚቃ ድኹም ምስ ስምዒታት ዝኸይድ ኣይነበረን፡፡ ኣንጠልጣሊ ትርኢት እንዳርኣኻ ልሙጽ ሙዚቃ ክትሰምዕ መካይድቲ ኣይኮነን፡፡ ንመነጻጸሪ ዝኣክል ፊልም ኣንበልብሊ፡ ዳግማይ ህይወት ንዘክር፡ ኣብኡ ዘሎ ሳውንድትራክ ዋላኳ ፍጹም ኣይንበር ኣዝዩ ውርጹጽ፡፡ ኣብ መጽሓፍ ባቢሎን ዘሎ "ሰነድ ባቢሎን" ዘሎ ሓደገንኛቱ ምስቲ ኣብ ፊልም ዘሎ ቅሩብ ፎኺሱ። ኣብ ጽምብል በዓል ናጽነት ዝትኮስ ዝነበረ ናይ ሓጎስ ቶኽሲ ጥይት፡ ባቢሎናውያን ይጥቀሙሉ ከምዝነበሩን ህይወት ሰብ ካብ ላዕሊ ብዝመጽእ ጥይት ይሓልፍ ከምዝነበረን ንሶም ውን ኮነ ኢሎም ሰብ ይቅንጽሉ ከምዝነበሩን ኣብ ፊልም ባቢሎን ኣይተሓቁፈን፡፡ ብ ኣወሳስኣ ተዋሳእቲ ዝወጾ የብሉን፡ ብሉጽ ስራሕ ዶክተር ክብርኣብ ፍረ ብዓል ብሉጽ ድርሰት

  • @user_291_eritrean
    @user_291_eritrean11 ай бұрын

    ኣይትሓዙለይ፡ እዛ ፊልም ከቢድ ባጀት ወጽእዋ ከምብሓድሽ ክትስራሕ እንተዝክኣል ጽቡቅ ኔሩ፡ ብመጽሓፍ ከተንብባ እንከለኻን ኣብ ፊልምን ብዙሕ ዝተረፈ ኔሩ፡ ንኣብነት፡ ድ/ር ክብርኣብ ከይበቀቀን ከይተሰከፈን ብዛዕና ብዛዕባ ኤርትራውያን ዝተዛረቦ፡ ባቢሎናውያን ተቃወምቲ ደርጊ ዝብልዎ ዝነበረ "ሃይለስላሴ፡ ንቅንኢ፡ምፍልላይን ኣውራጃውነትን ሰሪሕሉ እዩ፡ ደርጊ ግን ብጉጅለ ዓዋሉ ዝቆመ ሓድነት ኢትዮጵያ ብዘይሕሉ መንገዲ ነዚ ጃንሆይ ዝተጠቀመሉ ዕውት መስርሕ፡ ክጥቀመሉ ስለዘይክኣለ ወንበዴታት ባጽዕ ተቆጻጺሮም ናብ ኣስመራ ይግስግሱ ኣለዉ፡ " ብዛዕባ ቅንኢን ምፍልላይን ከኣ "ኤርትራውያን፡ ዋላኳ ትጉሃትን ንፉዓትን እንተኮኑ፡ጽቡቅ ናይ ሓዎም ዘይደልዩ፡ ኣብ ክንዲ ኣብ ሞንኩብ ሓዎም ደይቦም ንዕብየት ዝሓስቡ፡ ብእግሩ ስሒቦም ናብቲ ዓዘቅቲ፡ ናብ ድኽነት ክመልስዎ እዮም ዝደልዩ" ኣብ መጀመርታ ሰብዓታት ፈላጭ ቆራጭ ሃይለስላሴ ኣብ ኣተሓሕዛ ደቂ ከበሳ ዝኽተሎ ዝነበረ፡ ናይ ስፖርት፡ ሳዕስዒት፡ንብረተይን ሃብተይን መርቁለይ ምባል፡ ኣቀማቅማ፡ ፋሽን ሾው፡ ክለባትን፡ መንእሰያት ናብ ገድሊ ከይከዱ ኣተኩርኦም ብምጥምዛዝ ብተንኮሉ ብምቅብጣር የታልል ከምዝነበረ ይገልጽ፡፡ እዚ ዓቢ ነገር እዩ ከም ታሪኽ፡፡ብብረት ጥራይ ዘይኮነ ብኣእምሮ ውን ከምዝሃደኑና ምስክር እዩ፡፡ ዋላ'ኳ ኣዝያ ብልጽቲ ፊልም ትኹን፡ ምስ መበቆላዊ መጽሓፍ ባቢሎን ኣነጻጺረ ግን ፍጹም ኣይዓገብኩላን።

Келесі