New Eritrean Movie 2021 Etom zungeat Part 6 ( እቶም ዝንጉዓት 6ይ ክፋል - መወዳእታ ክፋል )

Ойын-сауық

Kumel Media is providing you the best New Eritrean Movie 2021- Etom zungeat Part 6 - ( እቶም ዝንጉዓት 6ይ ክፋል )
Please Make sure to like & subscribe to Kumel Media Tube and turn on
notifications to stay updated with all new uploads🔔.Thank You!!!
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
Copyright ©2020: Kumel Media Entertainment.
Kumel Media Entertainment Chanel is always provide New & best Eritrean Musics, Eritrean Songs, Eritrean Dramas, Eritrean New Films & Eritrean comedy.
#eritreamovie #eritreafilm #eritrea

Пікірлер: 34

  • @redaeirendi7328
    @redaeirendi73283 жыл бұрын

    እንቃዕ ዳሓን መጻኹም ደቂ ኤረይ ቡሩክ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹

  • @user-tu3ox5mt9r
    @user-tu3ox5mt9r3 жыл бұрын

    እንቆዕ ደሓን መጻእኩም ከምዚ ከማይ ብ ሃንቀውታ ክጽበያ ዝጸነሐ ኢዱ ንላዓሊ❤😁👆

  • @abieltekle3103
    @abieltekle31033 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ጽብቅቲ ፊልሚ ጌጋ ኮይኑ ዝተሰመዓኒ ከኣ እቶም ሰኪሮም ዝነበሩ ጽቡቅ ጌሮም ኣየምጽዎን

  • @awetakale160
    @awetakale1603 жыл бұрын

    Deki eriy xada sesunley ayni abaykum ydeben🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍

  • @user-jr4ey9dl3o
    @user-jr4ey9dl3o3 жыл бұрын

    እንቃዕ ደሓን መጻኹም ክቡራት ደቂ ኤረይ።

  • @user-cp5rw8nk8e
    @user-cp5rw8nk8e3 жыл бұрын

    Kxbeya xenihe Enkaa bselam mexaekum❤

  • @user-jn6fs2nm9l
    @user-jn6fs2nm9l3 жыл бұрын

    ናብሓቅ ጽቡቅ ስራሕ ሃገርና ናይ ትሽዓተ ብሄር ከላ ብሓደብሄር ትግርኛ ተዓብሊላ እያ ጸንሓ ሕጂ ቅሩብ ቀይርኩሞ ርእና እሞ ነመስግን እቲ ቤር ትግርኛ መንገዲ ክከፍተለን አሎዎ ንተን ካልኦት ብሔራት ማዕረ ነዚ ቅድሚ ሕጂ ዝስራሕ ዝነበረከም ዝወዳደራ ኩኮና አለወን በቲ ነፋጥ መራሒ ትእዛዝ ይፈላሊ ስለዝነበረ ካብ ሕጂ ናይ ትሽዓተ ብሄራት ሙቪ ክትሰርሑ ንላበወኩም ጥራሕ ታይትል ትግርኛን እንግልዚኛን ይሃልዎ

  • @HAREGU1
    @HAREGU13 жыл бұрын

    good job deki eri🙏❤️🇪🇷🙏❤️🙏❤️🇪🇷🙏❤️🙏❤️🇪🇷🙏❤️🙏❤️🇪🇷🙏❤️🙏❤️🇪🇷🙏❤️🙏❤️🇪🇷🙏❤️

  • @shamhagos2193
    @shamhagos21933 жыл бұрын

    First comment deki erey🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @letinaftwi6461
    @letinaftwi64613 жыл бұрын

    Wwwww gelaynt debas kifi alka kmzy mshken kenu ysmaka ❣❣❣💝💝💝

  • @fthawiselemon5642
    @fthawiselemon56423 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጹቢቅ ስራሕ

  • @samrawitabrahale2605
    @samrawitabrahale26053 жыл бұрын

    Wowwww2w❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Dani_dino_4
    @Dani_dino_43 жыл бұрын

    Btaemi Bella xibuq srah 🇪🇷✌

  • @muradredei1229
    @muradredei12293 жыл бұрын

    Wowwww🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷

  • @user-se4im3yq5h
    @user-se4im3yq5h3 жыл бұрын

    እንካዕ ብዳሓን መፃኩም 🧡❤️

  • @gelila7118
    @gelila71183 жыл бұрын

    welcome welcome habayb ana

  • @hiwetandom9336
    @hiwetandom93363 жыл бұрын

    Wawwww kemey diye zfetwekim kulukum nfuati amlak admen tiana yiabkum

  • @Ail-kq2yk
    @Ail-kq2yk3 жыл бұрын

    Wawwww debas skorrrrrr

  • @samirasaid4756
    @samirasaid47563 жыл бұрын

    good job ❤

  • @elihameilu1664
    @elihameilu16643 жыл бұрын

    well come guys wowwwwwww

  • @amanuelweldemariam3067
    @amanuelweldemariam30673 жыл бұрын

    Wawww fantastic movie

  • @abieltedros4394
    @abieltedros43943 жыл бұрын

    Btami xbkti film

  • @user-gd2qr8ct6z
    @user-gd2qr8ct6z3 жыл бұрын

    Xubuk srah kexilwo mhari zkone medeb hzkumlna ktmlesu tesfa ngeber

  • @galgashbarka9441
    @galgashbarka94413 жыл бұрын

    OMG Ezi debas zebhal wedi kendey des keblka eu

  • @jonshewitey6298
    @jonshewitey62983 жыл бұрын

    ከም ርዲኢተይ መጀመርታ ብጽቡቅ ጀሚራ ጽቡቅ ውን ቀጺላ ኣብ መወዳእታ ኣይግድን ምክንያቱ ሃኒባልን ደባስን ካብ እሱርቤት ምስ ወጹ እታ ሰይቲ ሃኒባል ጠኒሳ ንሪኣ ኣለና እቲ ወዲ ዓብዳት ካኣ ጎቢዙ ክንዲ ኣብኡ ኮይኑ ኣሎኣብዚ ዩ'ዘሎ እቲ ፍልልይ እቲ ጥንሲ ናይ ክንደይ ወርሒ ኢኩም ሓሲብኩሞ! እንተ ዳኣ ሰበይቲ ሃኒባል ጠኒሳ ክትጸንሖ ሓሲብኩማ ነቲ ቆልዓ ከም ዝነበራ ኸየጎቦዝኩም ከተቅርብዎ ነርኩም ምክንያቱ እቲ ጥንሲ ናይ 9ወርሒ ኣከባቢ እንተኮይኑስ ነቲ ቆልዓ ካኣ ከባቢ 9ዓመት ወሲክኩምሉ ተረዲኣትኩም ክትከውን ተስፋ ይገብር ከም ርዲኢተይ የ ብዝኮነ ቀጽልዎ ኣሕዋተይ።

  • @abi-ob8pz

    @abi-ob8pz

    3 жыл бұрын

    you are samrt bro ኣነ ካኣ ካልእ ጌጋ ክውስኸልካ ዓብዳት ምስ ያሲን ንራኪ ደባስ ከ ኢሎም ምስ ሓተትዋ እንዲዒ በዚ ከይዱ ኢላቶም ናብ ኩዋጃ ካሜራ ሒዙ ከምዝኸደ ሪኣቶ ነጊርዋ እዩ እቲ ተታሒዙ ዘሎ ቆልዓ ወዲ ዓብዳት ከም ዝኮነ እንዳፈለጠት ዓቢ ጌጋ ካላኣይ ዓብዳት ከ ዳኣ መን ነጊርዎ ናብ ገዛ ኩዋጃ ንደባስ ክደልዮ ዝኸይድ ሳልሳይ ኩዋጃ ነቲ ቆላዓ ብካሜራ ዘቀይር ምክንያት የብሉን እቲ ኣብታ ካሜራ ዝነበረ ሚስቲር ተፈሊጡ እዩ እቲ ሰብ ከምዘይ ሞተ ዓብዳት ፈሊጡዩ እንታይ ኣለዎ ካሜሩኡ ዘይመልሰሉ ራባዓይ ካኣ ኩዋጃ ንሲዒድ ከም ዝወሰዶ መን ነጊርዎ ንዓብዳት ዓብዳት ንደባስ ሲዒድ ከ ኢሉ ሓቲትዎ ኣብቲ ከምዘሎ ሓቢርዎ በዚ ኮይኑ በቲ ኣይግደን ስነ ጥበብ ሃገርና።

  • @Silmat
    @Silmat3 жыл бұрын

    ያሲን ምስኪን ደድሕሪ ወዱ ክኸይድ እንከሎ ከሕዝነካ.

  • @amatnagash6851
    @amatnagash68513 жыл бұрын

    Polis selemtay eta geza zey axekuma vega gega

  • @wedialiye8517

    @wedialiye8517

    3 жыл бұрын

    Keltfi teawetlen seb key mexe eten faka

  • @diamondbrhane5913
    @diamondbrhane59133 жыл бұрын

    ከዋጃ ዓርከይ ተኣሲርካ በቃ

  • @yordanosmedia6015
    @yordanosmedia60153 жыл бұрын

    እንቃዕ ብድሓን መጻእኩም ሳብስክራይብ ክኣ ኣብዚኣ

Келесі