New Eritrean Drama 2017 Nabrana S02 Part 3

Ойын-сауық

Facebook :goo.gl/QLdzfE
Instagram: goo.gl/whcayW
℗ © Copyright: 2018 Nabrana ™. Any unauthorized use, copying or Distribution is strictly Prohibited.

Пікірлер: 447

  • @tesfiehabteab1051
    @tesfiehabteab10517 жыл бұрын

    መጺኩም ዶ ኣንቱም ንፉዓት ብጠዓሚ ብልጽቲ ፊሊም ኣጆኩም ሓደሽትን ዓቢ ብቅዓት ዘለኩም ብጠዓሚ ኣድኒቀኩም ኣጆኩም ሃየ በሉ ንሃቦም እቲ Like

  • @dianayosief40

    @dianayosief40

    7 жыл бұрын

    Tesfie Habteab ኦይ ኣብዚኣ ዘሎ ኸኣ ምትሩስ

  • @user-kc9ky9ey1k

    @user-kc9ky9ey1k

    7 жыл бұрын

    Diana Yosief እንታይ ጌርካ ኣታ ላይክ ንሃቦም ሰለ ዝበለ ድዩ ከም ሕማቕ ትቆጽሮ ዘለኻ ወይስ ነታባብዓዮም ስለ ዝብል ከም ስራሕ ዘይብሉ ተሓስቦ ደለኻ፧ ቁርብ እስከ ወላ ክተታባብዑ ዘይትኽእሉ እንተኮይንኩም ኣፍኩም ሓዙ ባእ፡ ተስፌ ሓወይ ከኣ ኣጆኻ ብዙሕ ግዜ'የ ዝሬኤካ ንስነጥበብ ሃገርና ኣወንታዊ ሓሳብ ክትህብ እሞ ኣጆኻ በርትዕ ንሕና ውን ኣብጎነኻ ኣለና

  • @lovehabeshatv5346

    @lovehabeshatv5346

    7 жыл бұрын

    lkie kkkkkkkkkkk

  • @samsomasmerom6005

    @samsomasmerom6005

    7 жыл бұрын

    Tesfie habibi kexlo tray ajoka nseb aytgedes ember nayzom melhas si axmka eu zsebr kndi nfaker zbeles xerfi Forsa tray habibi kemu geyrka gosguso ezi hzbi xbuk edl ymneyelka kab hawka samsom..

  • @thanksforlaveme9858

    @thanksforlaveme9858

    7 жыл бұрын

    Əri Bøy # lkie እንታይ ማለት እዩ በጃካ ተርጉመለይ ነብሰይ

  • @user-uf4jp5sv4p
    @user-uf4jp5sv4p7 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ንፍዓት ጎበዛት በርቱዑ አነ ሓፍትኩም ካብ Ethiopa so love u ደቂ ኤረይ

  • @tekleweynimehari7584
    @tekleweynimehari75847 жыл бұрын

    ኣቱም ሰባት ክንደይ like ትልሙኑ ኢኩም በሉ ቀስ ኢለ ዝመልሶ like habuni ብስርሖም እኮ ኩሉና ዝዓገብና ኢና ንመስል

  • @sabrinmohamedbrhan8996
    @sabrinmohamedbrhan89967 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ንፉዓት ተዋሳእቲ ንስኩም ትዋስኡ ንሕና ክንሪኢ ክንራባረብ ኢና!! ያ ጀምዓ ን ነሽነሽ ጥራይ ዲኩም like ትህብዎ ንዓይ ክኣ እባ like ሃቡኒ ወይ ነሽነሽ ዓርከይ ካብቲ ናትካ ምቀለኒ ኣይትሰስዕ ንኩሉ ተማቂልካ ኢዩ ክክክክክክ

  • @erifunnypage6946
    @erifunnypage69467 жыл бұрын

    like habuna ጥዒመያ ኣይፈልጥን እየ

  • @simonokubay4317

    @simonokubay4317

    7 жыл бұрын

    Eri Funny Page chid

  • @luttelutte1062

    @luttelutte1062

    7 жыл бұрын

    Eri Funny Page kkkkk eway ata nakatkum like knhb eko netom drama zserhu like keyhabna nrsom alena bzkone like hibeka aleku msa ka dislike hawiselka hibeka aleku

  • @nataneley

    @nataneley

    7 жыл бұрын

    Enka ske enka kkkkk

  • @user-uf4jp5sv4p

    @user-uf4jp5sv4p

    7 жыл бұрын

    Eri Funny Page። ክክክክክክ እቲ ላይክስ ምሃብ ክንህበኩም ኢና ግን ስልችት አይብለኩምን ላይክ እናበልኩም እኮ ዘይነበረና ጨጓራ ሕማም አምፂኡኩምልና

  • @coolmom8537

    @coolmom8537

    7 жыл бұрын

    Eri Funny Page kkkkkk megbi entekoynkas enka

  • @user-fh5gp3in5q
    @user-fh5gp3in5q7 жыл бұрын

    እንቃዕ ሰላም መጸኩም ። ጀመርቲ ግን ከኣ ሓያላት ተዋሰእቲ ንርኢ ኣለና። በጃኩም ካብዚ link እንዳ ወሰድና ሼር ንሓግዞም ። ኣይኮነን ግን ዳውንሉድ እንዳ ገበርና ኣብ ፈይስቡክ ኣይነእትዎ ። ንዕቤት ስነ ጥበብ ሃገርና ባዕልና ንቓለስ። ንተሓጋገዝ

  • @robelteweldebrhan4195

    @robelteweldebrhan4195

    7 жыл бұрын

    ነሽነሽ ተስፈኣለም 🌹❤️

  • @yohanazemuy782

    @yohanazemuy782

    7 жыл бұрын

    ነሽነሽ ተስፈኣለም Sprache Kurs yeblkan dika ab you tube tweel

  • @filmontesfldet8161

    @filmontesfldet8161

    7 жыл бұрын

    ??????????????????????????!??

  • @filmontesfldet8161

    @filmontesfldet8161

    7 жыл бұрын

    Qwertyuiopåasdfghjkløæzxcvbnm

  • @mmterry8803

    @mmterry8803

    7 жыл бұрын

    Nezi film gerkayo like gele tebel

  • @user-sz6qd2uo7i
    @user-sz6qd2uo7i7 жыл бұрын

    ያ የሕዋት እንታይ ዩ ጸገምኩም *like * ሃቡና ገለ ቲብሉ ትርጉም ስነ ጥበብ ዝፈልጥ like ሃቡኒ ኣይብልንዩ እንታይ ደኣ ተዋሰእቲ የተባብዕ መታን ኣብ ቀጻሊ ዝያዳ ንክሰርሑ ማለት'ዩ ።ቀዳማይ ርእየያ ላይክ ሃቡኒ ምባልካ ቱርጉም የብሉን ስለዚ ካብ ከምዚ ዓይነት ቃላት ንቆጠብ ይቅሬታ እንዳሓተትኩ እየ ።የሕዋት ከኣ ብጣዕሚ ጽቡቕ film ቲሰርሑ ኣለኩም ቀጽልዎ።

  • @fiyorialem7515

    @fiyorialem7515

    7 жыл бұрын

    Ema Candy btami xubuq meredaeta hibkayom

  • @EMW450

    @EMW450

    7 жыл бұрын

    Comment kxhf ayamenkin nere natka comment msrakwo gin btaimi znead ezom kedamay xhife kalay xhfe zbluaytgedeslom btaimi xbkti film kexlwo

  • @Aq-or2ol

    @Aq-or2ol

    7 жыл бұрын

    Ema Candy ንድሕሪት ዲካ ትቆጽር ዳኣ ቀዳማይ ሬአያ ትብል

  • @user-sz6qd2uo7i

    @user-sz6qd2uo7i

    7 жыл бұрын

    ብሩኽ ሓወይ ኣነ ቀዳማይ ርእየያ ኣይበልኩን ደጊምካ ኣንብቦ ሰሰናዩ ነዓካ።ከም'ኡ ኪትጽሕፍ ዘገደደካ ጌጋ ስለ ዝተረዳካዮ እዩ።

  • @dianayosief40

    @dianayosief40

    7 жыл бұрын

    Ema Candy ንስኻ ውን like ዝደለኻ ኢኻ ትመስል

  • @user-rg5vs3xq3x
    @user-rg5vs3xq3x7 жыл бұрын

    ናፊቐኩም ቀንየ ብሓቂ ካባኹም ብዙሕ ከምንምሃር ኣይጠራጠርን እየ ብጣዕሚ ጽብቕቲ ድራማ እያ ፡ ኣብታ ዝሓለፈት 2ይ ክፋል ብዙሓት ሰባት ብጌጋ ዝተረድኣኩም ኣሎ ነቲ ብዛዕባ ሓዳር ዝዛረባ ዝነበረ ድራማ ምኻኑ ረሲዕክሞ ኢኹም መስለኒ.

  • @adealem5798
    @adealem57987 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ንፉዓት ልክዕ ከማይይይ ኢኩም❤️😘🇪🇷 這麼說話時光總是

  • @dolphin1584
    @dolphin15847 жыл бұрын

    ቀዳማይ ሎምዓኒ እስኪ like ኣጥሙኒ

  • @esthermichael6336

    @esthermichael6336

    6 жыл бұрын

    dolphin 15

  • @user-wq6tg1wb1n
    @user-wq6tg1wb1n7 жыл бұрын

    ክክክክክክ onon ተዛራቢት ባንቡላ ኬፍ ደለካ ኩሉ ኣክሽንካ ከም ገለ ኩላትኩም ኣብዛ ፊልሚ ዘለኩም ማራ ንፊዓት ጀመርቲ ዘይትመስሉ ብሱላት ተዋሳእቲ ሪኢና።ካብ ሓብትኩም ትግራወይቲ ኣጆኹም።

  • @raembefia7386
    @raembefia73867 жыл бұрын

    ናይ ሎሚ ፍልይ ዝበለት ማለት ፊልም ከምዚ ኢዩ መጀምርታ ደስ ትብል ሽዑ ኣብ ስሚዒት ሕጂ ዝበለጸት ጌና መመሊስኩም ክትደምቁ ምካንኩም ይርኣየኒ ኣሎ ኣጆኩም። ምስቶም ቀዳሞት ፊልምታት ናይ ገዲም ተዋሳእትና ክትቃራረቡ ኢኩም

  • @milibrhane9834
    @milibrhane98347 жыл бұрын

    U welcome nay bihaki hadeshtin bulutsatin bertieu

  • @jessykudussolomonjessy5573
    @jessykudussolomonjessy55737 жыл бұрын

    እንካዕ ብድን መጻእኩም ጀመርቲ ስነ-ጥባብያዎን ኣቱም ተካታተልቲ ካኣ ሃየ በሉ ሪኢና ጥራይ ሸተት ኣይንብል ነተባብዓይም ሞራል ንሃቦም ካልእ ውን ክሰሩሑልና

  • @maezenhiwetchanel4565
    @maezenhiwetchanel45657 жыл бұрын

    ኣታ እዚ ሸራፍ ስኑ ካብ ሕጂ እለይዎ ኣንስትና ሕማቅ ይመክረልና ኣሎ።ክንደይ ከ ይሕሱ ኢዩ።

  • @chelseagirlselam3555

    @chelseagirlselam3555

    7 жыл бұрын

    mesut ozil 😃😃😃😃

  • @efremhailu2607

    @efremhailu2607

    7 жыл бұрын

    mesut ozil 😂😂😂😂ane keman kamza nateka u riutoye

  • @user-bq8rc4tx2d

    @user-bq8rc4tx2d

    7 жыл бұрын

    mesut ozil ሮቤል ኢዪ ሽሙ ብfacebook ተጻራሪፍና ኢና

  • @nura3065

    @nura3065

    6 жыл бұрын

    mensey hayli hager haqi zereba eyu. 1000 times like hibeka aleku. Ezi sheraf wedi mekari hemaq yu

  • @ruftasenu31
    @ruftasenu317 жыл бұрын

    ክሳብ ሕጂ ብዝርኣናዮ ኩሎም ተዋሳእቲ ናይ ብሓቂ ንፉዓት፡ እንተ ክልተ ሮቤል'ሞ ናይ ብሓቂ ኣዝዮም ንፉዓት። ብፍላይ ሮቤል Onon እሞ ተዋስኦ ድዩ ዋላስ ናይ ብሓቂ'ዩ ዝሕኪ ዘሎ፡ የጠራጥረካ። ንፉዓት ቀጽልዎ። እዚ ዓይነት ብቕዓት ሒዝኩም ኣበይ ተሓቢእኩም ኔርኩም ገሪሙና!

  • @user-xp9hh3kr7i
    @user-xp9hh3kr7i7 жыл бұрын

    ከምዚኣ ህድአቲን ኣአምሮኻ ዘይትርብሽ ሪአካያ ውን ዘይትምኖን ናይ ፕሮ ዝኾነት ፊልም ኣይረኣኹን ሃየስከ በሉ ኣሕዋት ፈረ ጻምኦም ንሃቦም

  • @diatnahom460
    @diatnahom4607 жыл бұрын

    Ya Ni Neshinesh iba awasiewo begakum Kemizi zireo zibelexe actor mikone !!! Neshinesh Shikor

  • @zeytekietgualydelialoku3503

    @zeytekietgualydelialoku3503

    7 жыл бұрын

    Nahom Michael headphone iske fetin habibi

  • @mariagaines482
    @mariagaines4827 жыл бұрын

    Where can I find the numb 4 of this show

  • @HakunaMatata-lz6zf
    @HakunaMatata-lz6zf7 жыл бұрын

    asey lomi sni selituni ko kedamay rieya tse eile pliz atebabuni # like gerkum

  • @Edan-vv3cy
    @Edan-vv3cy7 жыл бұрын

    ዋው ደስ ዝብል ድራማ አይትደንጉዩና

  • @erindow7822
    @erindow78225 жыл бұрын

    Esron btami ekha tikhilo afkirka. I'm amazed by the way they made the love story. Very impressed.

  • @adiamtesfay6655
    @adiamtesfay66557 жыл бұрын

    Robel zeblwo wedi dima shangabay zeyle ayblen ye kkkkkk kulu zerbeu zekone eyu des zeblka. Bless him♥

  • @user-lb2ft7qr2v
    @user-lb2ft7qr2v7 жыл бұрын

    Uyyyyy ezi Wedi ketseleni du gele pls damdam belu eba samsomeyyyy shekor eka eko 😃😃😃😜😜😜😜😂😂😂😂😂🤣lolllll so Nice keep it up 👍👍👍👏👏👏👏

  • @selamawittekle8762
    @selamawittekle87627 жыл бұрын

    እንኳዕ ሰላም መጻእኩም ናይ በሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ኢዩ ኣጆኩም እቶም ከይሰማዕኩም ይጽሕፉ ከም በዓል ነሽነሽ ጽቡቅ ኣይኮነን ነቶም ስነጥበባውያን ንቅፌታ ኢዩ ዘባዕብሎም እሞ ሰሚዕና ከምዚ ጌጋ ኣለኩም ንበሎም ሱቅ ኢልካ ናብ ኮመንት ጉያ ትርጉም የብሉን ኣነ ሰሚዐ ወዲኤያ ኢየ እቲ ላይክ ሂበኩም ኣለኩ ሃየ ላይክ ሳብስክራይብ ገይርና ነተባብዓዮም ጉድለታት ኣለዋ እዛ ቪድዮ ሪኢኩም ኣመሓይሽዎ

  • @berhanefsehaye7896

    @berhanefsehaye7896

    7 жыл бұрын

    selamawit tekle

  • @robelsolomon1827

    @robelsolomon1827

    7 жыл бұрын

    selemawit tekle emo eti gdletat ngeriyom ember gdlet kem zelewa dea yfeltu endyom

  • @samsomasmerom6005

    @samsomasmerom6005

    7 жыл бұрын

    Selemawit tekle selu mkrti nic koment keep it up my dear sister I love you so much

  • @maekelezeru8457

    @maekelezeru8457

    7 жыл бұрын

    so nice pice

  • @solaribarclnawi8323
    @solaribarclnawi83237 жыл бұрын

    senbri king abdlisheyn wedi zaidn ajokum nice job des teblu zebhre adi keih

  • @dianayosief40
    @dianayosief407 жыл бұрын

    ያዓዉይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይ ትብል ኔራ ን ዓባየይ መሓዛኣ ዲያ ገለ

  • @faithmera5409

    @faithmera5409

    7 жыл бұрын

    Diana Yosief entay rekibiwa😂😂😂

  • @mylifeisjesuschrist4919
    @mylifeisjesuschrist49197 жыл бұрын

    #well__come ንመጀመርያ ግዜ ኢየ #comment ዝፅሕፍ ዘለኩ...B/c ተስፋ ዘለዎም ተዋሰኢቲ ስለዝኪኑ በጃኩም #like #Shere ካብ ምባል አይንሕመቅ። #pelase Like me

  • @user-xl6qj6qf8l
    @user-xl6qj6qf8l7 жыл бұрын

    15:13 hhhhh ኣታ ስዓሪ ወዲእዎ እዚ ሲ ጊደፍ ባ ስዓሪ ክቡር ዩ ኣብዚ

  • @tekleababoy5745
    @tekleababoy57457 жыл бұрын

    Waaaaaaaw sanu shikor she may frend sis God Lak she butefuil so sayilnt very very God

  • @Eritreanmars154
    @Eritreanmars1547 жыл бұрын

    ክትባብዑ ዘለዎም ስነ ጥበባውያን ጀመርቲ ዘይመስሉ ብሱላት ኣጆኩም ብጣዕሚ ንፉዓት ቀጽልዎ

  • @wedikeshi3935
    @wedikeshi39357 жыл бұрын

    Ateum sebati anesi kabeza film zishko abzi coment zishko yebzih belski eti like habuna dikum tebule hibnakum belu

  • @user-hf5kv7pz6p
    @user-hf5kv7pz6p7 жыл бұрын

    Ufffffffff ata men dea kxibeyo eu korixkuma ageb belu eske dehan kenyu good job.

  • @nazretadmokom1203
    @nazretadmokom12037 жыл бұрын

    Lalina group ezom ab comment axeyafi link ztkeuu zelewo tekatatelwom, bravotat,

  • @solomongebrekidan6308
    @solomongebrekidan63087 жыл бұрын

    ezomi eyomi tewasaeti nay bahki

  • @user-gw1yk2iq6t
    @user-gw1yk2iq6t2 жыл бұрын

    እዚ ፊፆ ስኑ ከድንቆ ማዓት እየ 😘😘❤ግን ከፍራሓኒ

  • @atakltielias
    @atakltielias6 жыл бұрын

    kef alekum belo belo kexlwa, (sherifo bflay good job bro) meetewi like try koyna gin tesekifna bzkone kindi bzuh reaywo big LIKE for you cheers keep it up dear hawukum necheberer kab Oaklanda. A.E.

  • @samidakiandu2569
    @samidakiandu25697 жыл бұрын

    tklula aqorarxa ab hadegena kunetat kolifkumna men yu dea hji kxbeyo ?

  • @loveugod7948
    @loveugod79487 жыл бұрын

    Wowww 🤗😚😲😲shikorinatat very Nice film

  • @petrosdawit5859
    @petrosdawit58597 жыл бұрын

    ተበግሰኹም ኣዝዩ ዝንኣድ እዩ። ግን ቅሩብ ናይ ድያሎግ ፈጠራታት ጸገም ዝርአ ዘሎ ኮይኑ ተሰሚዕኒ።ካልእ ከኣ ኣብ ገለ ቦታታት camera shaking(ምንቅጥቃጥ) ዝተዓዘብኩ ኮይኑ ተሰሚዕኒ።

  • @abrahamhaile6340
    @abrahamhaile63407 жыл бұрын

    WTf እንታይ ኢዩ ዝብል ዘሎ እዚ ምስ እዚ ባዓል ቆቢዕ ዝዛረብ ዘሎ ካብ ሓቂ ዝራሓቐ ኢዩ ዝዛረብ ዘሎ ፡እለይዎ ቀልጢፍክኩም

  • @batelihemabebe8777
    @batelihemabebe87777 жыл бұрын

    gn nay bhaki des bhalti eikum love you all ketsilulu seat kea ekul eyu keytkorarutsulna kalie mealti kema ketsilwa thank you

  • @fakarulbey1443
    @fakarulbey14437 жыл бұрын

    እዋይ ኣብዚኣ ዘሎ ሰብ ሲ ተፎኖ ኢዪ ጽብቅቲ ፍሊም ካ ኣይረሳዕናን

  • @dcdcbcd7180
    @dcdcbcd71807 жыл бұрын

    ኡይይይይይ ቕቅቅቅ ኣታ ሹጉርቲ የሽሪሩ ሶ ቐጽልዎ ኬፍ ኣለኩም

  • @tirhasgtsadik8545
    @tirhasgtsadik85456 жыл бұрын

    በጆኩም ፀጋሮኩም ተስታካክሉወ አብ ዝማዓበለ ሃገር ተቀምጥኩም ወንጭርጭር ቱብሉ

  • @user-hv7md5ep1z
    @user-hv7md5ep1z7 жыл бұрын

    ኣታ እንታይ እዋኑ ዩ ክንድዚ ኮመንት ቡለ ሓቂ ትሓይሽ ኮ ከይረኣኩ የ ዝጽሕፍ ዘለኩ ሞራል ኣቡኒ ማኣንታን ጽባሕ. ...

  • @Aq-or2ol

    @Aq-or2ol

    7 жыл бұрын

    ሳይሞን ወዲ ሳህለ እንታይ ስለ ዝገበርኪ ቶኳን

  • @beletse3

    @beletse3

    7 жыл бұрын

    ሳይሞን ወዲ ሳህለ ኣታ ኣብ ክንዲ ሞራል ሃብዎም ሲ ሞራል ሃብኒ ትብል ኣለካ ወይ ሲ ዝሰራህካዮ ፊሊም ኣሎ አዩ

  • @fertnafertna5847

    @fertnafertna5847

    7 жыл бұрын

    ሳይሞን ወዲ ሳህለ

  • @zemitdani516

    @zemitdani516

    7 жыл бұрын

    Meiekayo bel ata neboka.

  • @merontsegai4121

    @merontsegai4121

    7 жыл бұрын

    ሳይሞን ወዲ ሳህለ 😆😆😆😆😆😆

  • @user-vy8dx3up5f
    @user-vy8dx3up5f7 жыл бұрын

    ካብ ሕድሕድ ዘይሳናነፉ ንፉዓት ተዋሰእቲ፡ ምስ ማሃሪ ትሕዝቶ፡ ኣብ ቀጻሊ ዳሓን ምጹና……………

  • @Helen-dh6ug
    @Helen-dh6ug7 жыл бұрын

    On on du Robel Uffffff Eway kizareb aded tselieyo kimewit delye leflafi

  • @hanieri9954
    @hanieri99547 жыл бұрын

    Wawww great movie ab seatkum thanks lalina

  • @asmeromyemane2498
    @asmeromyemane24987 жыл бұрын

    Wwwww btami xbep serh ajokum kxelo

  • @tesfalemzerau7246
    @tesfalemzerau72467 жыл бұрын

    ኣቓዕ ብድሓን መጻኩም ብጣዕሚ ኣግብዝ ዝብሃሉ ከምዚዖም ክከዉን ኣለዎ

  • @gawet7302
    @gawet73027 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ

  • @MD-fq2en
    @MD-fq2en7 жыл бұрын

    pow kem nabrana zsehabetni teketatalit tigrina film ayreakun keep up the good working guys

  • @MD-fq2en

    @MD-fq2en

    7 жыл бұрын

    LalinaFilms Done!

  • @dianayosief40

    @dianayosief40

    7 жыл бұрын

    LalinaFilms ድምሱሳት ምትሩሳት ክብረትኩም ምስ በዓል ናይ seasen one ጠፊኡ ኢዩ ኣነ ዝገርመኒ እዛ ፊልምስ ክሳብ ሕጂ ዝስሕብ ይኹን ወይ ከኣ እንድዒ በቃ ተሃዊኸ ዝጽበየላ ምኽኒያት ዘይብለይ ቁሩብ ከማን ናይ በዓል ሻንጋባይ comedy ስለ ዝነበሩዋ ንህወኸላ ኔርና እዚኣ ግን ኣባላሺኹማ ኢኹም ግን ናይ ኢድኩም ይሃብኩም ፈጣሪ ተረጎብቲ

  • @user-tx7ou2ws1t

    @user-tx7ou2ws1t

    7 жыл бұрын

    +Diana Yosief እንኾላይ ነዓኻ

  • @dianayosief40

    @dianayosief40

    7 жыл бұрын

    ሙሑረይ የ ኣስመራ ልጅ ኣሜን የሕቢሩ ኣንታ ሉጢ

  • @habeneyhabeney5534

    @habeneyhabeney5534

    7 жыл бұрын

    +Diana Yosief kkkkkkk

  • @torinhabtay9603
    @torinhabtay96036 жыл бұрын

    Ny bhaki nabrana

  • @zemenhalifu2189
    @zemenhalifu21897 жыл бұрын

    Kkkkkk ewaa mabrana dea nay kaleot zeykonetin

  • @nafkotbezhwanebsey3053
    @nafkotbezhwanebsey30537 жыл бұрын

    Wawwww shkakor nafekom qene so qexlwo jemerti keman aytmslon 💛💛💋💋💋💋💓💓💓

  • @samifshaye6965
    @samifshaye69657 жыл бұрын

    entay ekum like like kaxali eya zaxhafi gen like habkemini ayetfaltenekum

  • @imspreda9104
    @imspreda91047 жыл бұрын

    smani Wedi sdi kabey eyu mexieu ezi hasab 13:30 sebay risi sebeyti zikown.

  • @adealem5798
    @adealem57987 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ንፉዓት ልክዕ ከማይይይ ኢኩም

  • @yohanazemuy782
    @yohanazemuy7827 жыл бұрын

    Love too nabrana actors

  • @amanuelabrahale2085
    @amanuelabrahale20857 жыл бұрын

    ዋዋዋዋ መፋኣትኩም መግለጺ ስኢነሉ ኣጀኩም ብጣኣሚ ደስ ዝብል

  • @gzie9273

    @gzie9273

    7 жыл бұрын

    Ata fara xbuk gerka zetxhef

  • @mohammedaman4542
    @mohammedaman45426 жыл бұрын

    Question? Nay Sweden language mes Spanish temsasli u Ata Europe visit temxyas dehan ya Malet u kkkkkkkkkkkkkkkkk thank you guys !

  • @luttelutte1062
    @luttelutte10627 жыл бұрын

    wawww betami des tbl drama:: kkkk eti shraf snus msta gal kzareb kbl dstu resiwo ahrirwo

  • @muluebekit7116
    @muluebekit71167 жыл бұрын

    Nice movie ajokhum bertiu

  • @yosiefnegash7237
    @yosiefnegash72376 жыл бұрын

    ኣጆኩም ጽቡቅ ትሰርሕዋ ኣለኩም ደጊመ እጆኩም ክብለኩም ይደልይ።

  • @robel3523
    @robel35237 жыл бұрын

    Super, Eske like habuni ewa???

  • @abrahammengis2942
    @abrahammengis29427 жыл бұрын

    Yeah entay aynet film eyou ezi

  • @Lovetooall
    @Lovetooall7 жыл бұрын

    Wawww Nay Bhaki Ab mod Teotu film ketbeleika Ktseti ika ezi gezay Eu kkkkkkkkk Nice Deki Eri ❤❤❤❤💪💪👌

  • @habugalasmera4136

    @habugalasmera4136

    6 жыл бұрын

    Kif alekum shukorinatattttt all

  • @natsnetmahari8674
    @natsnetmahari86747 жыл бұрын

    Wawww supert! Gå videre!

  • @efremhailu2607
    @efremhailu26077 жыл бұрын

    ata demu ezi on on debhale wedi kenday kexelaka u aswi bejakum Film abalshywo ufffffffff werna

  • @judihani6744
    @judihani67447 жыл бұрын

    Onon hawey bruk nic film yehwat Gbu all

  • @diatnahom460
    @diatnahom4607 жыл бұрын

    Ata nezen awalid chekawut yiblen alo ageb za hawey kkkkkkk🤣🤣🤣 Kaliay Shangabay

  • @Dahlak_Island
    @Dahlak_Island7 жыл бұрын

    Video fantastico molto bello

  • @negasimelesberhe4366
    @negasimelesberhe43667 жыл бұрын

    It's very nice job continue

  • @shamnagash4678
    @shamnagash46787 жыл бұрын

    Wow nice work. Keep going guys

  • @robelsolomon1827
    @robelsolomon18277 жыл бұрын

    films filmi neyra eti wedi gn shrshrna kndediu kzareb u bejaka

  • @seseara9186
    @seseara91867 жыл бұрын

    Nefalemay geze comment yetxehef alku like ski habuni

  • @dawitasrat6089
    @dawitasrat60897 жыл бұрын

    Bitaemi nifuat tewaseti ke sulum biflay scherifo nay behaki nifu

  • @nebiwedinati6348
    @nebiwedinati63487 жыл бұрын

    Onon the great keep it up !

  • @Jessicadav439
    @Jessicadav4397 жыл бұрын

    Thank you

  • @samsomhabte8723
    @samsomhabte87237 жыл бұрын

    nice drama gentleman keep it up

  • @fikreeyuemneteynfakerdea9071
    @fikreeyuemneteynfakerdea90717 жыл бұрын

    Enkuea bselam mexakum

  • @esseymehari9295
    @esseymehari9295 Жыл бұрын

    where is shengabay and maku

  • @titiberha3482
    @titiberha34827 жыл бұрын

    aye kem seaseon 1 but thanks

  • @eritube9777
    @eritube97776 жыл бұрын

    asey deqi eri welcome guys good job

  • @user-dj5in8xi2v
    @user-dj5in8xi2v7 жыл бұрын

    betame des bahali film deki eretra shkorat ketselelu

  • @iloveyouethiopias3495
    @iloveyouethiopias34957 жыл бұрын

    Wow gela aynat💓

  • @teklitdawit9191
    @teklitdawit91917 жыл бұрын

    Onon kabza film wiexai mikniyatu abelashikaya eza film

  • @feruzds7940
    @feruzds79407 жыл бұрын

    Onen ayney kemey dika mehgosey gin wa aytebaisom😂❤️wa blebamka😂😂😂😂

  • @selamteam7147
    @selamteam71476 жыл бұрын

    nice shikorenatat

  • @wedihagereritreawedihager9618
    @wedihagereritreawedihager96187 жыл бұрын

    Ajokume nifuate yihiwat kesiliwo nic movie

  • @temesghenghezai1
    @temesghenghezai17 жыл бұрын

    Drama nabrana xbkti eya bhaki xbuk melkti alewa,entekone gn ab hanti seen kurub gize ynewh alo,hade seen kurub nwh ente ilu kurub aselchawi eyu zkewn..bzkone gn xbuk srah kexlwo!!!

  • @kiflaykinfu7599
    @kiflaykinfu75997 жыл бұрын

    On on diyom zbluka tezarabi ika bhaqi hahahahha 😂😘😘 anyway xhbuq good job kexlwo ikum

  • @FanaNatey-xz7ey
    @FanaNatey-xz7ey4 ай бұрын

    wawwwwwww harif beal hadar❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @dawitberhane4960
    @dawitberhane49606 жыл бұрын

    ata ezi wedi kindey halewlow yebil eyu

  • @ademhamid8666
    @ademhamid86667 жыл бұрын

    Wawwwww betami mahrin azngin film nic job

  • @michaelforgiveness2964
    @michaelforgiveness29647 жыл бұрын

    bzeyka ezi beal xaeda malia ms za hrmo zelo kulom gexe bahryat hizom lebisom yserhuwa alewu gret jobb anabss.

  • @medhaniehadgu8775
    @medhaniehadgu87757 жыл бұрын

    Btami xbuk Film koxlwo ajekum

  • @FanaNatey-xz7ey
    @FanaNatey-xz7ey4 ай бұрын

    kkkkkkkkkkkkkkk ashikani tegagika ngal akbra ketekbreka ❤❤❤❤❤❤

  • @daniwedimaytemenay3374
    @daniwedimaytemenay33747 жыл бұрын

    eway Drama Malet ya Jena nhagzom like netebabayon moral nhabom

Келесі