New Eritrean Comedy 2021 - ገዓተይ ሾሊቓትለይ - by Wegihu fsehatsion
Фильм және анимация
#eritreanfilm #eritreanmovie #EritreanComedy #tigrinafilm #tigrinaComedy #eritreanmusic
Copy right : Eri One Touch Entertainment - any unauthorized use,copying or distribution is strickly prohibited.
• New Eritrean Comedy 20...
# • New Eritrean comedy//A...
© ነዚ ቪድዮ ካብዚ ኣውሪድካ( download) ጌርካ ምዝጋሕ ንስነ ጥበባዊ ኣዝዩ ጎዳኢ ስለ ዝኾነ download ካብ ምግናር ንቆጠብ ምስ ብዙሕ ኣኽብሮት
ኣብዚ ቻነል ኣቲኹም ሳብስክራይብ (subscribe) ብምግባር ደገፍ ንስነጥበባዊ ስርሓት ሃገርና ሃቡ።
#subscribe
#like
#share
#comment
• New Eritrean Comedy 20...
Пікірлер: 86
ኣታ ከምዚ ከማይ ንመንክር ትፈትዉዎ ኣበይ ኣለኩም እስኪ Like ጌርኩም ግጨዉኒ ፈተዉቲ መንክር ሽኮር❤🇪🇷🦝
ኣንታ እዚ ህድሞ ክንደይ ደስ ክብለካ እዩ
ነዛ ጽሕፍቲ ተንብቡ ዘለኹም ብር ክትብሉ ተሓጎሱ ።ሓሳብ ልብኹም የስምረልኹም ዝተባረኸትን ዝተቀደሰትን መዓልቲ ይኹነልና ንዓይ ክኣ 🅢🅤🅑🅢🅒🅡🅘🅑🅔 ግበሩለይ
@nafothusumnafkothusum2856
2 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏
@henokaraya2477
2 жыл бұрын
Amen
Kkkkkkkkkk menker anbesa
ክንደይ ትኮኑ ን መንክር ትፈትዉ🥰 ኣምላክ ስደትና ይሕጽረልና ብሩኻተይ 👉#subscribe ኣይትሕደጉ የሕዋተይ
@afewerkikidane8998
2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@teamemedia
2 жыл бұрын
ገይረልኪ ኣለኹ ንስኪ ድማ ግበርለይ
ኣጆኩም ኢስከ ኣቱም ኣናብስ ኣሕዋትና መንክሮም፡ምስ ወጊሑ
@teamemedia
2 жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብሮ
መንከር ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ፈታሪ ኣታ መሕረርርርርር
መንክር ያከ፡ ኣይተካልካን ኣጆካ ኣታ ወዲ፡
Www menker ajoka qexlo
Kkkk menkar shikorr 🇪🇷❤️❤️
Adu zinafeke trah likes
መፍትሕ ናይ ሓንጎል መንክር ዓቢ ሰብ አትሕቅ ኩሉኩም ደቂ ኢረይ
zfetwom tewasaeti ezi derasi btaemi u nfue kexlwo
እዋይ መንክር ሎሚ ሳሓቕ ቀቲልካኒ ክክክክክ
መክር ኣባጥመር ስሓቅ ወዳኣና😂
Berihu anbesa
Kkkkkkkkkkkkk🤣🤣🤣🤣🤣🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
Menkr shkor mes aryam kitwasiu kelekum sie mara ekum kaf tihbini nay gexe bharyatum ftwat ekum bhaki so good job deki eri halalat
Aseyyy xbukqat ftret lmiss deqi ere halalat ilove All our my contury peaple ❤️ God Blissing 🙏
ሰላም ክቡራት ህድሞና፣ ብዘይጥርጥር ጽቡቅ ስራሕ። ሓንቲ ግን ኣነ ከም ዘይቅበሎ ክሰምዑ ከምኡ ውን ከለ፡ከምዚ ከማይ ሰባት፣ መንክርን ኣብኡን ምስ ሓዋ ነታ ዝተነሰት ኢሂም ኢሂም ክበሃሃሉ ከለዉ ብዘዓባ ሓብቱ ክንህር ፈንጠር ክብል ከሃርም ኔርዎ፣ ምኽንያቱ ቃላቱ ኮንትሮል ሓደ ህዱ ዘስሕት'ዩ ነሩ ብዘይ ብኡ ከኣ ንቡር'ዩ ኣብከምዚ ኩነታት ክንህር ከም ተበዳሊ ብዘረባን ልማኔን ክውድኦ ኣይነበሮን ። ስለዚ ብዘይ ምንሃሩ ካብ ሓቅነት ክወጽእ ገይርዎ ንተዓዛቢ ነዓይ ዘምሰለ ከኣ ምቅባል የኣብዮ። ሓሳበይ ምባለይ ኣይትጽልእዎ. ብዝመጽእ ከኣ ልዕሊኡ እጽበ ዳግም ጽቡቅ ስራሕ።
መንኪር ክክክክክ
መንክር ጃኒ መባልዕትካ'ዩ ኣንስቲ ብኣንስቲ ጌርካ 🤣🤣🤣🤣
@teamemedia
2 жыл бұрын
ኣርሰናላዊ ሳብስክራይብ ኣይትሕመቅ ብሮ
እንካዕ በስላም መጻኩም ደቂ ሪመይ መቅሰናት መንክር ራጅል ኩሉ ዮም ኣብ ገልበይ ዘሎ ምስ ረከብካኒ ናይ ሐልመይ ወዲ🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️
Eza xelam sebay kief zelewa kkkkk
eri one touch entertainment
Merhab 💖👈
God blessed deki eriy
Baesn xerfn gdefu
Ab mongwiiii abela ka yedgmkennnnn kkkkkk menkirrr meksennnnnn
ንዓናይ ትብለኒ ሑጻ ሑጻ ቆልዓ መሲልዋ ዘየርህጻ ብቖልዕና ንደርፎ ዝነበርና ኣዘኪርካና መንክረይ ጽቡቅ ስራሕ፡ ባህልና ይማዕብለልና።
Asey zbahlna des kbleka. Dhan etewu. Ab sdet zelena mara ena nafqot meytna
meliekti nayza comedy si des iybelenin,,,,sik elka miwlad si,,mis bahli kiteasaser,,,hisebelu arku!
ኣቱም ሰባት እዚ ኣጎር ዝበሃል እባ ኣጥፉኡልና በጃኩም ኣብ ዝሓለፍናዮ ኣጎር ህኮት ደኣ ይበሃል
@teamemedia
2 жыл бұрын
ክክክክክክክክክክ
@wadeweldatweldetsion3455
2 жыл бұрын
Enda Agor be tehezteom sela zayeteamamanu eyom reklam zabzahu zalawo
@tesfubrhane171
2 жыл бұрын
@@teamemedia 🤔
@pimsmartsohnorthodoxtewahd7243
2 жыл бұрын
ነቲ ፊሊም ኣሸልቻዊ ይገብሮ ኣሎ
@tesfubrhane171
2 жыл бұрын
@@pimsmartsohnorthodoxtewahd7243 👍
ፍቃዱ ጅግና ።።።።።።
ናይ ከዳማይ ኮመንትት ሽልማት እንታይ ኢዩ
@Benhur595
2 жыл бұрын
Subscribe shilimaka alaku nska kolay subscribe habuni
Welcome deki erey
@teamemedia
2 жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ሓፍተይ ናተይ
መንክር ሑሩስ ኣይትድገም ግደፍ
መንክር ኣንበሳ
hamdom belom yeabiu kkkkkk ala menkir
መንክር ፈውሲ ጽምዋ ፈታዊ ዱቛ ስዋ ንስነጥበብ ብብቅዓት ሒዝዋ ።ብር ክትብል ተሓጎስ ።
Menker shikor
እዋይ ዓድና
good job bro menkry
Www nay behaqi dasi zabli eu daqi eri amlke edman tenan yehabi
መርሓባ
መንክር ብዓል ዑጡቅ ስረ ነዛ ባሃልና ምንስብራቅ ይሰርሕ ኣሎ ከምኡ ዉን መምህር ወጉሑ ዘይናኣድ ኣበርክቶ ዝገብር ዘሎ እዩ ቀጽልዎ ንፍዓት
Aye menkr jgna ata eske likes belwo nmkr
ጽቡቅ ስራሕ
Fito aytifto wedey nhaftika fetfitiwa lo kkkkkkkk
Anta azom agor eko rebushomuna
Deki halal meret amlak edmen tanan yhabkum sdetna yehxrelna deki erey adna nagikina kemzi kemay znafeke alo do
Menker belu bhanti senbet aywdon elwo kkk kemey eya tsamamila diukum
Kkkkk
Welcome deki Eri🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 online ዘለኩም ኣምላክ ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም #ሳብስክራይብ ዝገበረለይ ገጽ ዝፈትዋ ወላዲቱ የርእዮ 🙏🙏🙏
ጽቡቅ ስራሕ መዘንግዕ ፍሪዝ ጸጉሪ ንመጻኢ ዘሎ ስርሓትኩም ኣርምዋ
መንኪር መሕረሪ ለገሰ ሓንት ሰበይቱ😂
🇪🇷✌❤
ኣቢት ኣቢት አወ ተተቆኒንካ ዶ ይአወ ነተን ዝትረዳትኪን ያ ክክክክክ
Menkr yahoy
ጽብቅቲ ሙፊ: ሓላላት ብርክትብሉ ታሓጎሱ።ካብኩፍእ ነገር ይሓልኩም ኣብዛ ብሮፋይል ብምእታው ሞራልኩም ሃቡኒ።
menkir mejnun ,
ኩቡራት የሕዋት ስለ ምትብባዕኩም ከየመስገንኩ ኽሓልፍ ኣይደልን ኣብ ስርሐይ ሓጋዚ ኢዩ ብሩካት❤❤🌹🌹🙏
Kkkkkkk menkr n kdmit
Menkar aejkae ketslo Aenbsae
mnkr mehrer
መንክር መትከክ ሽሕ ላይክ ንዓኩም ያ ሓባይብ,,,,,
Menker meherer
ጽቡቕ ስራሕ የሕዋት! ቀንዲን ኣገደስትን ዝኮኑ ባይታሚናት ንደቂ ተባዕትዮ እትሕብር ቪድዮ ኣብዛ ቻነል ብምጥውቕ ክትከታተሉ ብክብሪ ንዕድመኩም።
Menker regome maneasey Eritrea bae sedat mas tawadeae maxawatika koyenane azen haramoe
ክላ ጨው ስኢንኩም
@furti.mamushafurtimamusha5164
Жыл бұрын
ሓሳድ ኢኻ ነዚ ስራሕ ኽሰርሕ ምስ መሳርሕተይ ድፋጫይ ሰትየ እየ እንታይ ሓጊዝካና ብዘይካ ኣራጢጥካ ምርኣይ ሰነፍ😏😏🤐🤐🤐
I don't get its total content. Having more than 1 wife is not recommended by our religion and culture. I admire your hardworking but with respect, don't spoil our pure culture.