New amazing Eritrean mezmur By Efrem Rezene (እሙን'ዩ ዘልኣለም) Official Video Clip 2021
#Efremrezene_Eritreanmezmur_yonatansusuna
Check Out New Eriteran Mezmur And Ethiopian Mezmur More Mezmur Videos Now EfremRezene LOVE Tube Mezmur brings New Eerteran Enteretanment Mezmur. and Music Mezmur Video Clips for you blessed;- Official Video Subscribe today for latest gospel songs: Here:
© ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብ’ዚ ዳውንሎድ ምግባር ንዘመሪቲ ብዙሕ ጉድኣት ሰለ ዘለዎ ዳዉንሎድ ምግባርን ብኢድ ወንካ ምዝርጋሕ ክልኩል እዩ ተኪልኩም ሸር ብምግባር ሊንክ ብምዳድ ክትግዙና ከምእዉን Subscribe ብምግባር ክትድግፋና ብሰናይ ይቅሬታ ክንሕብር ንፍትዉ
© Copyright: Efrem Rezene Mehari Official Inc 2019
Пікірлер: 694
ከም ቃሉ ከም ቃሉ ከምቲ ዝበሎ ከም እተዛረቦ ዝገብር ኣምላኽ እየ ዘምልኽ ዝገብር ኣምላኽ እየ ዘምልኽ እግዚኣብሄር ከይሕሱ ሰብ ኣይኮነን ከይጥዓስ ድማ ሰብ ኣይኮነን ከይሕሱ ሰብ ኣይኮነን ከይጥዓስ ድማ ሰብ ኣይኮነን ንዝሃቦ ተስፋ ፈጺሙ ዘይርስዕ ዝኣተዎ ኪዳን ፈጺሙ ዘጠልም እሙን እዩ ዘልኣለም እሙን እዩ ዘልኣለም እሙን እዩ ዘልኣለም እሙን እዩ ዘልኣለም እሙን እዩ ዘልኣለም ኣብቲ ምድረበዳ ሰሚዐ ድምጽኻ ከይተጠራጠርኩ ብዝሃብካኒ ተስፋ ብእምነት ደው ኢለ መርከበይ ክሰርሓ ብዓቅሊ ተጸብየ ምድሓነይ ክረኽባ እቲ ዝጸውዓኒ ኣምላኽ እሙን እዩ ምምጽኡ ርግጽ'ዩ ኣይድንጉይን እዩ ከምቃሉ ዝገብር ኣምላኽ እምነት እዩ ዓመጻ የብሉን እግዚኣብሄር ጻድቅ'ዩ እግዚኣብሄር ከይሕሱ ሰብ ኣይኮነን ከይጥዓስ ድማ ሰብ ኣይኮነን ከይሕሱ ሰብ ኣይኮነን ከይጥዓስ ድማ ሰብ ኣይኮነን ንዝሃቦ ተስፋ ፈጺሙ ዘይርስዕ ዝኣተዎ ኪዳን ፈጺሙ ዘይጠልም እሙን እዩ ዘልኣለም እሙን እዩ ዘልኣለም እሙን እዩ ዘልኣለም እሙን እዩ ዘልኣለም እሙን እዩ ዘልኣለም ተስፋ ኣቦ ከይደ ክሳዕ ዝሰደልኩም ኣብ ዮርሳሌም ጽንሑ ብሕብረት ጸኒዕኩም ኣይትነቃነቁ ሓይሊ ከይለበስኩም ሓዊ መንፈስ ቅዱስ ክሳዕ ዘጥምቀኩም ዝበልካዮ ቃልካ እንሆ ተፈጺሙ ኣብ ኣደባባያት ወንጌል ተበሲሩ ክሳዕ ወሰን ምድሪ ምድሓን ኣሕዛብ ኮይኑ መንፈስ ቅዱስ መጺኡ ንስምካ ኣኽቢሩ እግዚኣብሄር ተስፋኡ እሙን እዩ ማሕላኡ ዘልኣለም ኣይልወጥን እዩ ተስፋኡ እሙን እዩ ማሕላኡ ዘልኣለም ኣይልወጥን እዩ ንዝሃቦ ንተስፋ ፈጺሙ ዘይርስዕ ንዝኣተዎ ክዳን ፈጺሙ ዘይጠልም እሙን እዩ ዘልኣለም እሙን እዩ ዘልኣለም እሙን እዩ ዘልኣለም እሙን እዩ ዘልኣለም እሙን እዩ ዘልኣለም ናብ ኣቦይ ከይደ ስፍራ ከዳልወኩም ተመሊሰ መጽየ ክሳዕ ዝወስደኩም ልብኹም እይሸበር ጽንዑ ኣብ እምነትኩም ኣይትጠራጠሩ ብቃለይ እመኑ ዝበልካዮ ቃልካ ወትሩ እናዘከርኩ ኣብ መሔለውየይ ይጽበ እናነቃሕኩ ቃልካ ኣይሓልፍን እዩ ብርግጽ ክፍጸም'ዩ ተስፋኻ ሓቂ'ዩ እወን ኣሜንን እዩ እግዚኣብሄር ተስፋኡ እሙን'ዩ ማሕላኡ ዘልኣለም ኣይልወጥን እዩ ተስፋኡ እሙን እዩ ማሕላኡ ዘልኣለም ኣይልወጥን እዩ ንዝሃቦ ንተስፋ ፈጺሙ ዘይርስዕ ንዝኣተዎ ክዳን ፈጺሙ ዘይጠልም እሙን እዩ ዘልኣለም እሙን እዩ ዘልኣለም እሙን እዩ ዘልኣለም እሙን እዩ ዘልኣለም እሙን እዩ ዘልኣለም
@eyobeyob1297
Жыл бұрын
Thank you Berekti
@shidenhaile8838
Жыл бұрын
Tebareki berekti
@kalabtesfa756
10 ай бұрын
❤
@AmanuelTaye-yi9bl
7 ай бұрын
Tebarklgn
@Nebyat564
6 ай бұрын
❤❤🎉🎉🎉😇😇😇🙏🙏🙏
መን አሎ ከምዚ ከማይ 10 ጊዜ ዝሰምዓ። ክብሪ ንአምላክ ዝጽበያ ዝነበርኩ መዝሙር ጎይታ አዕዚዙ ይባርካ ከምዚ ዓይነት መዝሙር መንፈስካ ዘረስርስ መዛሙር ብልቢ ናፊቅናዮ ኔርና ተባረክ ንበረከት ኩን 🙏❤️🙌
@merrytsegezab232
3 жыл бұрын
AMENNN
@mikieyo7902
3 жыл бұрын
Ane aleku 1000 gzie tebarek efi memeliska mbezmur bhayli bqbat wxae
@asmeretghebru311
3 жыл бұрын
I am listening this song day and nigh still I am in my listening it in my TV ❤❤
@solianaasefaw8609
3 жыл бұрын
Me may be 10000 gize semiaya aleku.
@lidiateklu2772
3 жыл бұрын
Mulue meality eye zisemia dekey ygedu bitaemy tibarikeka mezmur I love my lord
ከም ቃሉ ከም ቃሉ፡ ከምቲ ዝበሎ ከም ተዛረቦ ዝገብር ኣምላኽ'የ ዘምልኽ(2*) እግዚኣብሄር ከይሕሱ ሰብ ኣይኮነን ከይጠዓስ ድማ ወድ ሰብ ኣይኮነን ንዝሃቦ ተስፋ ፈጺሙ ዘይርስዕ ዝኣተዎ ኪዳን ፈጺሙ ዘይጠልም እሙንዩ ዘልኣለም። እሙንዩ ዘልኣለም ፡ እሙንዩ ዘልኣለም። ኣብቲ ምድረበዳ ሰሚዐ ድምጽኻ ከይተጠራጠርኩ ብዝሃብካኒ ተስፋ ብምእምነት ደው ኢለ ፡ መርከበይ ክሰርሓ ብዓቕሊ ተጸብየ ምድሓነይ ክረኽባ። እቲ ዝጸውዓኒ ኣምላኽ እሙንዩ ምምጹኡ ርግጽዩ ኣይድንጉይን ኢዩ ከም ቃሉ ዝገብር ኣምላኽ እምነት ኢዩ ዓመጻ የብሉን እግዚኣብሄርብጻድቕዩ። እግዚኣብሄር ከይሕሱ ሰብ ኣይኮነን ከይጠዓስ ድማ ወድ ሰብ ኣይኮነን ንዝሃቦ ተስፋ ፈጺሙ ዘይርስዕ ዝኣተዎ ኪዳን ፈጺሙ ዘይጠልም እሙንዩ ዘልኣለም። እሙንዩ ዘልኣለም ፡ እሙንዩ ዘልኣለም። ተስፋ ኣቦብከይደ ክሳዕ ዝሰደልኩን ኣብ ዮርሳሉአም ጽንሑ ብሕብረት ጸኒዕኩም ኣይትነቓነቑ ሓይሊ ከይለበስኩም ሓዊ መንፈስቅዱስ ክሳዕ ዘጥምቐኩም ዝበልካዮ ቃልካ እኖሆ ተፈጺሙ ኣብ ኣደባባያት ወንንተበሲሩ ክሳዕ ወሰብ ምድሪ ምድሓን ኣህዛብ ኮይኑ እግዚኣብሄር ከይሕሱ ሰብ ኣይኮነን ከይጠዓስ ድማ ወድ ሰብ ኣይኮነን ንዝሃቦ ተስፋ ፈጺሙ ዘይርስዕ ዝኣተዎ ኪዳን ፈጺሙ ዘይጠልም እሙንዩ ዘልኣለም። እሙንዩ ዘልኣለም ፡ እሙንዩ ዘልኣለም። ናብ ኣቦይ ከይደ ስፍራ ከዳልወልኩም ተመሊሰ መጺአ ክሳዕ ዝወስደኩም ልብኹም ኣይሸበር ጽንዑ ኣብ እምነትኩም ኣይትጠራጠሩ ብቓለይ እመኑ ዝበልካኒ ቃልካ ወትሩ እና ዘከርኩ ኣብ መሐለውየይ ክጽበ እናነቓሕኩ ቃልካ ኣይሓልፍንዩ ብርግጽ ክፍጸምዩ ተስፋኻ ሓቂዩ እወን ኣሜን ኢዩ። እግዚኣብሄር ከይሕሱ ሰብ ኣይኮነን ከይጠዓስ ድማ ወድ ሰብ ኣይኮነን ንዝሃቦ ተስፋ ፈጺሙ ዘይርስዕ ዝኣተዎ ኪዳን ፈጺሙ ዘይጠልም እሙንዩ ዘልኣለም። እሙንዩ ዘልኣለም ፡ እሙንዩ ዘልኣለም።
@merrytsegezab232
3 жыл бұрын
AZKUM TEBAREKU EFI BLESSD HAWEY MIS BETKA
@yoditgy4550
3 жыл бұрын
❤
@luwameytesfamichael3285
3 жыл бұрын
😇😇😇
@rozitsegaye3802
3 жыл бұрын
Tnx❤❤
@annasamuel3090
3 жыл бұрын
🌺💕🌺💕🌺💕
ኹሉ ምዓልቲ ትባርከና እያ እሞ, እዛ መዝሙር, ሎምዓንቲ ግን ብፉሉይ. ምስ ሰብኣየይ ክንስምዓን ክንዝምራን ዉዒልና ደጋጊምና ዝገርም እዩ , ናይ ስራሕ ቦታይ ኣበይ ሙካኑ ነጊሩኒ ኔሩ ጎይታ . ሎሚ ድሕሪ ኽንደይ ገድሊ . ወረቀት ናይ ፍቃድ ሂቦሙን ቆዋሚ ስራሕ , ተስፋ ዝሃበኒ ጎይታ ብእምነት ተጸብየ ድሕሪ 8 ዓመት. ከም ቃሉ ኣምላኽ ሎሞ ኣብታ ቦታ ሰሊጡኒ. ተፈጺሙ ቃሉ ተቆቢሎሙን ንዓይ ትዝመር ዘላ ኮይኑ ተስሚዑኒ ኣሎ , ሂወተይ ኣብዛ መዝሙር ረኺበያ, ኣምላኽ ይባርክኻ መመሊስካ ተገለጽ ዘማሪ ኤፍሬም ሓወይ ንስካ በረከት ኤርትራዉያን ኢኻ, ኣቤት እ / ግ ተስፋ ዘይጠልም. ከምዛ ከማይ ተባረኩላ ህዝብና 🙏🇪🇷🙏
@efremrezenemehari9411
3 жыл бұрын
ሃሌሉያ ኣሜን ኣሜን የሱስ ጎይታ ኢዩ።
ሃሌሉያ እልልል እልልል ብህርፋን ክጽበያ ዝጸናሕኩ መዝሙር እቲ እሙን ኣምላኽ ብኹሉ ይባርኩም።
Wow...yes yes yes yes ከም ቃሉ ከም ዝተዛረቦ ዝገብር ኣምላክ ኢየ ዘምልክ praises to God hallelujah..yweskelka honyee❤
@tigistiberhane8540
3 жыл бұрын
ኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣምምምምምምመአአአአአአንንንንንንንን
@samrawittesfagiorgish4939
2 жыл бұрын
@@tigistiberhane8540 9😮p900009090😮9
My favourite song ኣብቲ ምድረበዳ ሰሚዐ ድምጽካ 😢😢😢😢😢 Love you yesusey 💙💙💙💙💙💙
ኣብቲ ምድረ በዳ ሰምዕ ድምጽካ ከይተጠራጠርኩ ብዝሃብካን ተስፋ ብአምነት ደው አለ መርከበይ ክሰርሓ ብዓቕሊ ተጸብየ ምድሓነይ ኪረክባ 🙏😭😭 What an amazing song it's blessed 🥰♥️
@EphraimTB
3 жыл бұрын
Amen 🙏🏽
@Godisgood518
3 жыл бұрын
Amennnn
I am listening to this song once a day, the first thing in the morning like a medicine.
@ebenezernairobi
7 ай бұрын
D fx Sq
ኣታ ክንደይ ትባርኽ መዝሙር እያ ዘመንካ ኣብ ቤት ኣምላኽ ይብለ ቡሩክ ሓዉ
@filmawittedros1260
3 жыл бұрын
Betamiii tbark mezmurr tebatekk berukk
ኣሜን ብሓቂ እሙን እዩ ንዘለኣለም። ንዝቡሕ በረኸት ኩን ኤፉ ብሩኽ። ብሉጽ መዝሙር ብሓቂ።
እሰይይይይይይ ኣሜንንንንን ከምቃሉ ዋውውውውው ዘመንካ ይባረክ ብሩከይ ኣሜንንንንንንንን እሙን ዩ ዝርልዓለም
አሜን አሜን አሜን ኡሙንዬ ዘልአለም ሴሚዔ ሴሚዔ ሴሚዔ ዘይጽግቦ መዝሙር , ኤፍሬም ሐወይ ዘመንካ መመሊሱ ይባረኽ መዋርስተይ ጸጋኻ ይብዛሐልካ ❤
Efrem ሓውና ተባረክ መመሊሳ ትጥዕም መዝሙር ን በረከት ኩን።
ብሩኽ ኢኻ ኤፊ ሓውና፡ ኣምላኽ ምሳኻ እዩ በረኸትና ኢኻ፡ ብዙሕ ንጽበ ኣብ ጸጽባሕ ካባኻ ።
አሜን አሜን አሜን ብ ሓቒ ኸም ቓሉ እዩ ኣምላኽና ጎይታ መመሊሱ ጸጐኡ ይብዝሓልካ በረኽትና ኢኻ ብሩኸ መዛሙራትካ አዝየን ኤየን እምነትን ሓጎሰን ዝውሰኻ እሞ በርትዕ 🔥🔥🔥 ♥️♥️♥️♥️♥️
Efitey bruk, lebam mestewali seb, haqi belka zeyhsu zeyteas emun zkone amlak eyu amlakna. Goyta yesus ykber!!!!
ኤፊ ብሩኽ ኣብዚ ምድሪ ብሓይሊ ምግላጽ ይኾነልካ ካብ ዘለኻዮ ንላዕሊ ተገለጽ in Jesus name you are blessed bro 😍😍😍
ኦሪት ዘሁልቊ 23 19፤ ኣምላኽ ከይሕሱ፡ ሰብ ኣይኰነን። ከይጠዐስ ከኣ፡ ወዲ ሰብ ኣይኰነን። ንሱ ዝበሎስ ኣይገብሮንዶ፧ እተዛረቦስ ኣይፍጽሞንዶ፧
@edentekia307
3 жыл бұрын
Yes yes kbriy namlak 👋👋👋
Demtska mes Abraham Afewerki betaemi yemesasel, Goyta yebareka. Jesus Lord.
አነ ክሰምኦ ከለሑ ነዚ መዝሙር ብጣእሚ ኢዮ ንውሽጠይ ደረስርሰኒ🙏🙏🙏
Goita yibarka bruk, aziyu des zibl mezmur , menfes zelewo mezmur wishtika zitnkif, ezi kea mis goita zeleka tibuk gizye eyu, goita memelisu kemzi zibele mezmur yiwesikeka, kulu mezmurka menfes alewo zebenka yibarek.
ኤፋ ሓወይ ይወሰከልካ ዝጽበያ ዝነበርኩ መዝሙር ስለ ዝተለቀቀት ክብር ንጎይታ መመልስካ ተባረክ ይወሰከልካ
ወደ ንስሐ የሚያመጣ የእግዚአብሔር ድምጽ!!! (ከ1989--2013 ዓም. ) አዋጅ!! አዋጅ!! ጆሮ ያለው ይስማ!!! (ህዝ2:3-8,ዘፀ.3:13-15, ዮሐ.8:26, ኤር 26:) ፣ ወገኖቼ፣ እግዚአብሔር ከህዝቡ ጋር ክርክር አለው!! እግዚአብሔር ከፀባዖት ሆኖ በልጁ በኩል በመንፈስ ቅዱስ አማካይነት ለአመታት በፀሎት ላይ እያለሁና በሌሊት ድምጹን እያሰማኝ፣ከዘመኑ የሁካታ መድረክ ሸሽጎኝ፣በዘመኔ ሁሉ የገጠሙኝን የጠላት ፈተናዎች፣ በትእግሥት እንዳልፍ፣ በወንጌሉ ቃልና በድምጹ እየመከረኝ፣ እያጽናናኝ፣ እያረጋጋኝ፣ ለህዝቡ መልእክተኛው አደረገኝ፣ የጌታ ስም ለዘለዓለም የተመሰገነ ይሁን። ኢየሱስንም በተቃወሙት ጊዜ፣ ይሁን እንጂ የላከኝ እውነተኛ ነው፣እኔም ለዓለም የምናገረው፣ ከእርሱ የሰማሁትን ብቻ ነው አላቸው፣ (ዮሐ8:26,) ጌታም፣ እኛ ለቃሉ ካለመታዘዛችን የተነሳ፣ለዓመታት በቀንና በሌሊት እንዲህ ሲል ቅሬታውን ይናገረኝ ጀመር፣ ....ጌታስ ከሆንኩኝ መፈራቴ ወዴት አለ?...(ሚል.1:6-8,).....ሰማይ ዙፋኔ ነው፣ ምድርም የእግሬ መረገጫ ናት፣ የምትሰሩልኝ ቤት ምን አይነት ነው?....(ኢሳ 66:1-4, ኢሳ 55:8-9, ኢሳ 59: 1-2,) ያለውን ቃል በተደጋጋሚ ይናገረኛል። ጌታም፣ ይህ ህዝብ መስማትን ይሰማል፣ ነገር ግን አይኖርበትም!! ህዝቤ የራሱን ነገር አስቀድሟል!! ክብሩን አልጣለም!! ቤቴን በእኔነት፣ በማስመሰልና በስሜታዊነት ሞልተውታል!!እውነተኛ ፍቅር የላቸውም!! እርስ በርሳቸውም ይነቃቀፋሉ!! ሰላምም የላቸውም!! ይቅር መባባልን እንቢ ብሏል!!ለትውልዱ መልካም ምሳሌ መሆን አልቻለም!! ይህ ትውልድ የሆሴዕን ዘመን ትውልድ ይመስላል!! ህዝቤ መመለስ እንቢ ብሏል!! በጎቼን ለሚገፉ እረኞች ወዮላቸው!! ይህ ህዝብ አስቆጥቶኛልና አመጸኞችን አልምርም!! አለኝ። ባሬያዎቼ ተንቀዋል!! (እውነተኞቹን) ይህ ህዝብ ልቡ የሸፈተ ነው!! ክብሬን ደግሞ ይጋፋል!! ክብሬን እኮ! ጣሉ!! አለኝ። በሌላም ቀን፣ይህ ህዝብ አፉ ከእኔ ጋር ነው፣ ልቡ ግን ከእኔ የራቀ ነው!! ህዝቤ በእውነትና በመንፈስ አላመለከኝም!! አብዝቼ ብጠራቸው፣ አጥብቀው ከፊቴ ራቁ!! እስራኤል( የእግዚአብሔር ህዝብ) የለመለመ ወይን ሆኖ ሳለ፣ እንግዶች ጉልበቱን በሉት!! የወይኔን ቦታ ፍሬ አጣሁበት!! እኔን የህይወት ውሀ ምንጭ ትተውኛል!! ለራሳቸውም ሌሎች ጉድጟዶችን ቆፍረዋል!! ክርስቲያን ሳይሆኑ ክርስቲያን የሚመስሉ፣ ህዝቤን ግን ኃጢአት የሚያለማምዱ በቤቴ አሉ!! እኔም ብዙ ጊዜ ዝም አልኩኝ!! እነርሱም አልሰሙኝም ፣ወደ እኔም አልተመለሱም!! ቃሉ ያረጀባቸው የሚመስላቸው ብዙዎች በቤቴ አሉና የእግዚአብሔርን ነገር ለሚታክቱ ወዮላቸው!! የማያስተውል ህዝብ ይገለበጣል !! አለኝ። በሌላም ቀን፣ ህዝቤ ሲጠፋ የማይመክሩና የማይገስጹ ቸልተኞች ኤሊዎች በቤቴ በዙ!!አለኝና ቤቴን ትቼአለሁ፣ እርስቴንም ጥያለሁ፣ እንደ ዥንጉርጉር አሞራ ሆነውብኛልና!! አለኝ። በሌላም ቀን፣ ክብር ከእስራኤል ሸሸ!! አለኝና ህዝቤ እውቀትን ከማጣቱ የተነሳ ጠፍቷል!! የጠፉ በጎችም ሆነዋል!!የሚያስተውልም የለም!! ነብያቶቿም ጉበኞች ናቸው!!!! በድጋሚ በቅርቡ፣ በኢሳ.66፣ 1-4, ላይ ያለውን ከነገረኝ በኋላ ህዝቤ የወንበዴዎች ዋሻ ሆነ !! አለኝ ጌታ። እኔ ግን ወንፊትና መንሼን ይዤ እነሳለሁ፣ የሌዊንም ቤት አጠራለሁ!! የሊባኖስን ዝግባ አናውጣለሁ፣ ያውም የጽድቅ ዛፎችን ነው አለኝ። በሌላም ቀን፣ ከፍታዎችን እንዳለሁ!! ዝቅ ያለውን ከፍ፣ ከፍ ያለውን ዝቅ አደርጋለሁ!! ከአሁን በኋላ፣ የመድረኩ ቁልፍ በእጄ ይሆናል!! ያከበሩኝን አከብራለሁ!!አለኝ ጌታ መንፈስ ቅዱስ!!በሌላም ቀን መኔ! መኔ! አለኝና ባለራእይችን አጠራለሁ!! ደግሞም እስራኤልን በቃኘሁ ጊዜ፣ ቁጣዬ በምድር ሁሉ ላይ ይቀጥላል አለኝ ። ጆሮ ያለው ይስማ!!!!!! ጌታም፣ ህዝቡ በንስሐ ካልተመለሰና ለቃሌ ካልታዘዘ፣ መርገም ከምድሪቱ ላይ እንዴት ይሰበራል?? አለኝ። በሌላም ቀን፣ እግዚአብሔር ይጣራል!!ብለሽ ተናገሪ አለኝ ፣ ወገኖቼ፣ ጌታ አዳምን ለምን ተጣራ....? ወዴት ሄዶበት ነበር....? ዛሬም !! አግዚአብሔር !! ህዝቡን !! እየተጣራ ነው!! ጆሮ ያለው ይስማ!!! ጌታ መሐሪ ስለሆነም፣ እርሱን ባሳዘንበት ዘመን ሁሉ መፍትሔውን እንዲህ ሲል ይናገረኝ ጀመር፣ የጥበብ መጀመሪያ እግዚአብሔርን መፍራት ነው!! እንግዲህ ንሰሐ ግቡ!! ትልቅነታችሁንም አስወግዱ!! ልባችሁን አጥሩ!! ወጪቱ ይጥራ!!ፈጥናችሁ ተስማሙ!! በፍቅሬ ኑሩ!! የምትወዱኝስ ከሆነ ትእዛዜን ጠብቁ!! በሌላም ቀን የምትወዱኝስ ከሆነ በጎቼን ጠብቁ!!!ሊታረዱ ያሉትን አድኑ!! አለኝ ጌታ።(በ ዮሐ 21: 15,) በሌላም ቀን የምታደርጉትን ሁሉ በስሜ አድርጉት!! የከበረውን ከተዋረደው ለዩ!! እርሱን ብቻ ስሙት!! ለእርሱ ብቻ ስገዱ!! እውነተኛ ፍርድንና ጽድቅን አድርጉ!! አሳች ወጥቷልና ንቁ!! አለኝ። እናንተ የእግዚአብሔርን እቃ የምትሸከሙ፣እልፍ ፣ በሉ...!! ህዝቤ ሆይ ወደ እልፍኝህ ግባ....!! የሚንበረከኩ ብዙ ናቸው!! ነገር ግን የሚፀልዩ ጥቂት ናቸው!! በደልን ተሞልተዋልና፣ አልሰማቸውም!! አለኝ። በሌላም ቀን፣ ህዝቤ ንስሐ አይገባም!! እራሱንም እንደ በደለኛ አይቆጥርም!! አለኝ። ስለዚህ፣ የፈረሰውን መሰዊያችሁን አድሱ!! ልባችሁን እንጂ ልብሳችሁን አትቅደዱ!!(በ ኢዩኤል 2: 12-13,) ይህ ዘመን በንስሐ የመንጻት ዘመን ነው!! አጥብቃችሁ ፊቴን ፈልጉ!! ሳታቋርጡ ጸልዩ!! ምጽአቴ ቀርቧልና ዘመኑን ዋጁ!! በሌላም ቀን በድጋሚ፣ በራዕይ 22:12, ላይ ያለውን ቃል ተናገረኝ፣ በሌላም ቀን ህዝቤ ግን በንስሐ ቢመለስ ፣እኔ ምህረትን አደርጋለሁ፣ አለኝ።(2ኛ ዜና 7:14,) ከአሁን በኋላ ያለው ዘመን የመከር ዘመን ነው!! የአጨዳውም ጊዜ ደርሷል!! መከሩም ብዙ ነውና ሰራተኞችን እንዲልክ የመከሩን ጌታ ለምኑ አለኝ ፣ጌታ መንፈስ ቅዱስ!!የነገርኩሽንም ሁሉ ለህዝቤ ንገሪልኝ አለኝ ጌታ መንፈስ ቅዱስ!! ጆሮ ያለው ይስማ!! +ወገኔ፣ ሐሰተኛ ነብያትና መምህራን በበዙበት በዚህ ዘመን፣ መንፈስ ቅዱስ እንዲረዳን፣ ቃሉን እያጠናን፣ ዘወትር በእግሮቹ ስር በመገኘት ልንፀልይ ይገባናል። ይህ መልእክት እውነተኛ ለመሆኑ ጌታ መንፈስ ቅዱስ ለእኔ ምስክሬ ስለሆነ፣ ጌታን ሁልጊዜ አመሰግነዋለሁ። ከብዙ አመት በፊት ጀምሬ እስከ ዛሬ ድረስ ድምጹን በጥንቃቄ በመስመትና በመጻፍ ፣ የምችለውንም ያህል ለክርስቲያኖች በጽሑፍ በማደል ላይ እገኛለሁ፣ መልእክተኛ መሆን፣ ባለአደራነት ነውና!! ጌታ ለዘለዓለም የተመሰገነ ይሁን። ወገኖቼ፣ ጌታ ይህንን መልእክት ወደ ቤ/ክርስቲያን ለምን ላከ.....? ለምንስ እንዲህ ይናገረናል? ብለን ቆም ብለን በማሰብ፣ በንስሐ እንመለስ!!! ጌታ አይቶናል!! በተቻላችሁ መጠን ለሌሎችም እንድታደርሱልኝ በጌታ ፍቅር እለምናለሁ፣ ተባረኩ።ጠ
ኣሜንንን ኣሜንንን ብርግጽ ከም ቃሉ እዩ ኣምላኽና ንስኻ በረኸትና ኢኻ ኤፍሮም ሓውና ጣዕሚ መዛሙርኩም ይውሓዝ የንጀርብብ ንበረኸትና ኮይንኩም ኢኹም ።
Effiye Welcome come eti tum mezmurka zbark mezmur hizka mexikalna Amlak ruba mezmurka መሊኡ ይፍሰስ በረኸትና ኢኻ
This is literally my life , Jesus is faithful now and for every, i am a living Testimony of this. Thank u Efrem Hawuna !
ኣዝያ ባሪኻትኒ ፡ ኣምላክ ካብዚ ንላዕሊ ጸጉኡ የብዝሓልካ ብሩክ ሃወይ
ኣብቲ ምድረበዳ ሰሚዐ ድምጽኻ ከይተጠራጠርኩ ዚሃብካኒ ተስፋ በእምነት ደው ኢለ መርከበይ ክሰርሓ :: ብዙሕ ግዜ ሰሚዕካ ተባርኽ መዝሙር ተባረኸልና ኤፊ ሓወይ 🙏🙏🙏🥰
ብሐቂ እሙን እዩ ዘለአለም ብሩኻት ኢኹም
ጸዓትካ ይባረኽ ኤፊ ሓወይ ካብ ሓይሊ ናብ ሓይሊ ይኩን ዘመን ኣገልግሎትካ። ኣኽናፍኩም ይተሓደስ Efi & Semi
Amen Amen Emu Eyu Amlakna, Tiemty Zeberatie Meliekty Zelewa, Mezmur, Ybzhalka Efar Hawey. Nkulkum Abza Mezmur Ztesatefkum Amlak ybarikum.
Efu hawey, amlak ybarka. Amlak emun eyu kem kalu. Zemenka ybark. You are our blessing
ኣብቲ ምድረበዳ ሰሚዐ ድምጽኻ ኣይተጠራጠርኩን ምስ ሃብካኒ ተስፋ ብእምነት ደዉ ኢለ መርከበይ ክሰርሓ ብዓቅሊ ተጸብየ ምድሓነይ ክረኽባ You are so Blessed Efi hawey jigna ❤️❤️❤️👏❤️👏❤️👏❤️👏❤️👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
ኣሜን ።። እግዛቤሄር እሙን እዩ ዘልኣለም !!
God bless you Efrem hawey, this song is a blessing to me. May the lord Jesus Christ fill you more with him
What a wonderful song that describes the faithfulness of our God. Remain blessed Effi and Semhar.
በቃ እሙን እዩ ዘልአለም ዝበሎ ዘይጠልም አምላክ ትባርክ መዝሙር ዘይትጽገብ ጎይታ ይባርኩም🙏👌🏼👏🏻🌺
God bless you Efram
Nayzi zemen ezi jigna zemari goyta zhabena Beal mlue xega eafi hawey natna bereket ajoka berte yesus goyta eyu. You are so blessed
Yes, እግዛብሄር እሙን እዩ ዘላኣለም። ❤❤❤👌
ዋውውውወ ከም ቃሉ ከም ቃሉ ዝገብር ኣምላኽ እየ ዘምልኽ ሃሌሉያ ሃሌሉያ ሃሌሉያ ጎይታ የሱስ መመሊሱ ጸግኡ የብዝሓልካ ብሩኽ ብጎይታ ሓውና ኤፊ
ናሎሚ ዝፈስስ ዘሎ መዛምራት ተኣምር እዩ ቡሩክ ህያብና ኢካ ጎይታ የሱስ ብርክርክ የብልካ ኣሜንንንንንንን ኣሰይይይይ ሃለሉያያያ❤️🙏🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️
@mabratphonetastic6113
2 жыл бұрын
Amen God is faithful for ever &ever bless you.😍🙏🙏🙏🙏
Efiye Hiwetkan Mezmurkan hade sele zekone ne Goyta kebri yehebo tebarek
ወገኖቼ፣ እግዚአብሔር ከፀባዖት ሆኖ በልጁ በኩል በመንፈስ ቅዱስ አማካይነት ለአመታት የነገረኝን ለህዝቤ ንገሪልኝ ያለኝን በዚሁ ገጽ ላይ ልኬዋለሁና ለቤተክርስቲያን መሪዎችና ለክርስቲያኖች ሁሉ እነድታደርሱልኝ በጌታ ፍቅር እለምናለሁ። ይህ መልእክት እውነተኛ ለመሆኑ የላከኝ ጌታ መንፈስ ቅዱስ ምስክሬ ነው። ተባረኩ።
Efi blessed Ata eza mdri seb alewa bereketna eka memeliska anjerbb ❤
ኣሜንንን ኣሜንንን ኤፊ ሓወይ ኣምላኽና ከም ቃሉ እሙንዩ ስሙ ይባረኽ።
@alganeshgoitom9405
3 жыл бұрын
Amen amen amen Amen Amen amen Amen Amen amen Amen: Amlakje meski jukuen God beles you Hawje tberku Amen::
ከም ቃሉ ከም ቃሉ ከምቲ ዝበሎ ከም እተዛረቦ ዝገብር ኣምላኽ እየ ዘምልኽ ዝገብር ኣምላኽ እየ ዘምልኽ
ኣሜን ኣሜን ናይ ሓቂ ሰማያዊ መዝሙርዩ እዝስ.ሰሚዕካ ዘይጽገብ ንሰማይ ገጹ ዝወስድ ድንቂ መዝሙር.ኣብዚሑ ይባርኽኩም ኤፊየ
Amen bhaqi kem qal amlak mzmur mzmar kemzi u ybark . tebarekuley ybzhalkum
I can't stop listning to this Song, so blessed may God bless you more Efrem hawey. What a voice 😊❤
@alganeshgebreyesus1643
3 жыл бұрын
. J
@asmaratimes3140
3 жыл бұрын
You are not alone. I am just in love with this song
Ezia mezmur 1000 gize semiaya Tesfa korise zisenehaku tesfay tehadisu Sey sey sey sey sey sey Elil elil elil elil elil elil Haleluya Haleluya Haleluya Haleluya ❤ Kulu kihalf kaley gin ayihalfn iyu zibelena goytana sumu yibarek : Wushitey tehadisu tesfay melieu thank u Jesusey 🙌 ❤ 🙌 ❤ 🙌 ❤ 🙌 Zemaray hawuna efrem kea mezmurka yibarek :Bimezmur anjerbib betikan hadarkan wuludukan genzebkan kulu natika zebele bishim Jesus yibarek :nibereket kun🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ጥዕምቲ መዝሙር እግዝኣብሄር ይባርኽካ ወዲ-ኣቦይ መዋርስተይ::
❤❤❤❤ሞኽሰይ፡ መዙሙርካ፡ ኣዚዩ፡ግሩም፡ዩ፡ ባህ ኢሉኒ፡የ ንኣምላኽ ናባረኹኩ፡ዘምልኾ፡ኢፊ ሓውይ፡
God bless you more bro. What a blessing song full of real messages.!
ኣሜን! ብሓቂ በይኑ ዓቢ'ዩ ❤ ኣምላክ መመሊሱ ይባርክኪ 🙏💐
EFREM MEANS GOD MADE ME PRODUCTIVE (FERTILE)...YOUR PARENTS GOT THIS VISION AT BIRTH,WHICH IS ALSO👉 PROPHECY. THEY PREDICTED AND SAW THE GOOD SEED IN YOUR LIFE TO BE PLANTED IN THIS WET PLATFORM CALLED HOUSE OF THE LORD. GO FORWARD AND NEVER CONTAINED, IMPEDED OR CLAMPED. THE SONG IS SO TOUCHING......GOD BLESS YOU BOTH RICHELY 👏
@efremrezenemehari9411
3 жыл бұрын
Amen amennnn Nay amlak seb . Egzabhier ymesgen sle ety xbuk Whbetu. Tebarek ms kulu betka nbereket kun.
God bless you more. 🙏🙏🙏🙏
Amennnnnnnnnnn Halleluyaaa Egzabhar tesfeu emun eu mahlieu zelalem u aylwetin u Emun eu zelalem Egzabhar Amlak ybarkum fqurat yhwatey emun eu zelalem
Goyta ybarka jigna hawey,tesfaka zehedes mezmur
Amen amen 🙏😇❤️Tebarek Zemari Efrem
I can't stop listening this song thanks Jesus!!! God bless you more 🙏
What a wonderful song, I can't stop hearing it, God bless you brother👍🙏
I Can.t stop listing mezurm'so blessed may god bless borther
Hallelujah Amen እግዚአብሄር ኡሙን ዩ ዘልአለም።
Amlak buzehe yebareka buruk 🙌hawey betam teum mezmur🙌
Elelelellelelelel asiy asiy ! Efiy hawiy beruk!!! Am amazed !! 🔥🔥🔥🔥❤❤❤❤ you are our blessing 🙌
@efremrezenemehari9411
3 жыл бұрын
Filiye hawey beal Bzuh Kibat.
Wawww bhaki amlak kem kalu emun u efrem hawey buruk amlak abaka zenbero abi tsega amlak memelisika tegelex mezamuratika abi meliekti alewa blessed
ኣሜን ኣሜን እግዚኣብሄር እሙን ኢዩ ንዘልኣለም ከመይ ተነቓቒሔላ እዛ መዝሙር እግዚኣብሄር ይባርኽኩም ብሩኻት
ዘይትጽገብ መዝሙር ፍልይቲ እያ ጎይታ ይባርክካ መመሊስካ ወስክ አብ በረክቲ ተመላለስ መንፈስካ ተሕድስ መዝሙርያ።
Wonderful song Efi hawey memeliskum tegelexu....
እሙን እወ ኣምላኽና ።ተባረኽ ዝሓወይ
Zgerm Mezmur Egziabher Ebarka Efar Bruk.
Amen Amen Elelelll elelelll elelelll What an amazing and blessed song it’s Efrim hawey I’m so blessed by this song God bless you your our blessing
@sababaraki1209
3 жыл бұрын
Wow wow Amen Amen hallelujah Glory to God holy spirit power elelelelele elelelelele elelelelele elelelelele elelelelele elelelelele elelelelele elelelelele elelelelele elelelelele elelelelele elelelelele elelelelele elelelelele elelelelele elelelelele elelelelele elelelelele you are blessed my dear brother ❤ 🙏
Wooow what a song!!!!!!!
Amazing mezmure i cant stop singing it bhaki emun aiyu amlakna.may God bless you
GODBLESS YOU AMEN BE BLESSED Efrem Rezene (እሙን'ዩ ዘልኣለም)
God bless you amazing mezmuer may God bless you and Eritrea thankyou
ኣታ ብሩኽ ቅብኣትካ መመሊሱ ይወስኽ ብጣዕሚ ተባሪኸ በዛ መዝሙር እቲ ዘይጠልም ኣምላኽ በዛመዝሙር ተስፋይ ኣሐዲስዎ ዘመንካ ኩሉ ኣብ ቤት ኣምልክ ይወዳእ ተባረኽ
ዘማራይ ሳህልኻን ምሕረትካ ከዘንቱ እየ ኢሉ፡ ኣብ'ዛ መዝሙር ድማ ብሓቂ ምሕረትን፡ ፍቕርን፡ ዘልኣለማዊ እሙንነትን እግዚኣብሄር ዝገልጽ ሓፍ ዘብል መዝሙር ኮይኑ ረኺበዮ፡ ሰብኣይን ሰበይትን እግዚኣብሄር ብጸጉኡ ይባርኽኩም ደስ ትብሉ ብሓቂ።
@efremrezenemehari9411
3 жыл бұрын
Amen Amen Yohannes Hawey
Zemenka ybarek btaemi tbark mezmur enda zemerka nber
ኣሜን እሙን እዩ ዘልኣለም God bless Efi jgna
ኣሜን እሙን ዩ ዘልኣለም ኣምላክ የብዝሓልካ ተባረክ
Amennnn Amennnnnn Amennnn Goyeta Jesus Semu yebarek
AMEN AMENNN EWA KEM KALU EU GOYTA 🙏🙏🙏
Amennnnnn ኣብ ቲ ምድረበዳ ሰሚአ ደሃይካ
Semeaka zytimeno mezmur 🙏❤
ውድእቲ መዝሙር 10/10 ካብ ትሕዝቶ ግጥሚ ን ዜማን ልዕሊ ኩሉ ድማ ስሑል ጎረሮ ኣብ ህርመት ግን ንእሽተይ ናብ ናይ ሱዳን ጽግዕ ትብል እሞ ምልስ ከኣ ትብል.....እግዚአብሔር መመሊሱ ይባርከካ ኤፋር ቀጽሎ ጥዕምቲ መዝሙር
Praise God. Keep singing my brother…
Amen Amen Amen memeliska tegelx gota yibarka Efirim buruk🙏🌹🙏🌹🙏🌹
Aseyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyy elilllllllllll ewe emun yu bhaki tebarek efiyey
@kabualem110
3 жыл бұрын
Wooooooooooow kemzikemay beza mezmur ztebareke more thane 10× zisemia men alo elllliiiiiiilllll menfes kidus zelewa mezmur tebarekkkkkkk Hawey natey memeliska tegelex tsega ab liali tsega amenn
ኤፋር ሓወይ ወዲ ሓብተይ መቸም ብልቢ በኽየ ኣነ ተዋህዶ ኦርቶዶክስ እየ ጓል መስቀላይ ጓል ዓዲ በለስ .ኣየናይ እዩ ሓቀኛ እምነት ኣይፈልጦን ግን ስድራና ዘጽንሑልና ጥራይ ኣብኡ ቆይመ ኣለኹ .ነዛ በስመኣምኳ ኣይፈልጣንየ .ሽም ኣምላኽ ጸዊዕካ ከምዚ ኢልካ ክርኢ ግን ደስስስ ኢሉኒ .መንነቱ ነዚ ዘመን ኩሉ ክፉእ ዘበለ ብዓይነይ ይርእዮ ስለዘለኹ .ከምዝን ከምትን ክብል ኣይክእልን .ደጊመ ፈጣሪ ጸጋኡ የብዝሓልካ .ሓትኖኻ ሓጎሳ ሃብተ 💙🙏🙏🙏
@efremrezenemehari9411
2 жыл бұрын
Assey Hugushey Mearey ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ጽሩያት ልቢ ነኣምላኽ ክርእይዎም ስለዝብል እስኺ በዚ ጽሩይን ሓቀኛን ልብኺ ምድሓን እግዚኣብሄር መንግስቲ እግዚኣብሄርን ክትወርሲ ኢኺ። ዘመንኪ ቤትኪ ኩሉ ብሩኽ ኢዩ
Amazing song which lifted up my soul, I wake up in the morning with this song and make me to worship my Lord. Thank you Jesus
Aseyyy eg/r kemi galu eyu efiremi hawey jigna እግዚኣቢሄር እሙን'ዩ ዘልኣለም 🙏❤🙏❤ buzuhi kinixibe ena kabaka bereketina eka birhanika belixu ybrahi blessed
ተጸዊዔ እምበር ማዓስ ለሚኔ እሙን አዩ ንዘልኣለም
What a song non stop hearing and singing even in my dream too. God bless Efar👍💯
Efiyyy berkite nay medire Eritra, abo meniseyat enkae natna konka.
Waw amenn amenn 🙏🙏🙏 praise God! God bless you brother 😇😇
Wowwww kemzikemay leytin ketrn bzeymqurats zsemia zelo aymeslenin azya tbark mezmur eya Efrem hawey bruk nska bereketna eka memeliska sfahn,tegeletsn.
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣምላኽ ሰማይ መመሊሱ ይወስኸልካ ብሩኽ ሓወይ