🔴ናይ ግዘ ድቃስ ክላሲካል መዝሙር - /Night rain sounds with classical mezmurs/ Orthodox Tewahdo mezmur 2022
#Godolias_Saint_Yared (ጎዶልያስ) provides Mezmur, preaching, and some other spiritual footage for all Christian Orthodox followers.
Godolias Saint Yared (ጎዶልያስ) ዘቅርበልኩም መርሃ ግብርታት መዝሙር ስብከትን ካልኦት መንፈሳዊ ምስልታት ብቛንቛ ትግርኛ ንኹሉ ህዝበ ክርስትያን ነቅርብ ኢና እሞ ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኹኑ።
ጎዶልያስ!
Пікірлер: 96
#ደስ_በሃሊ_እዩ ብዙሓት ብሙዚቃ፣ብትረኻ፣ኣብ ወፃኢ እውን night rain sound ጌሮም ዝድቅሱ ብዙሓት እዮም ኣነ እውን ብናይ ዝናብ ድምፂ ምድቃስ ልምዲ ኣለኒ። ሐዚ ግን መንፈስካ ዘሐድስ መንፈሳዊ መዝሙር ምስ night rain sound ዝገርም እዩ። ብ headphone ንስምዓዮ ደቂ ተዋህዶ🙏
@hlnamedia1111
2 жыл бұрын
✅🙏
@emebrhan4506
11 ай бұрын
❤
ቀጽልዎ የሕዋት ኣምላክ የሓግዝኩም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MgbeyMgbey
4 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌺🌺🌿🌿👏👏👏
እግዚአብሔር የክብረልና ክንደይ ይጥዕምን ደስ ይብል እግዚኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ ዲያቆን ሓውና 💟💟💟💟🌿🌿🌿🌿⛪
አሰይይይይ ልብካ ዘረስርስ ክላሲካል መዝሙር ምስ ናይ ዝናብ ድምፂ ብሙካኑ ዝያዳ መንፈስካ የሐድስካ ፀጉኡ የብዘሐሉክም ክቡራተይ ክብረት ይሃበልና
እግዚአብሔር አምላክ የክብረልና ዲያቆን ሐዉና ብጣዕም ደሴ ብሃሉ ዝማሬ መልእክት የሰመዐልና ብሓቂ ✝️✝️✝️🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲❤🕊
እልልልልልልልልልልልልልልልል ዝምሬ መላእክት ይስመዐልኒ ሓውይ🌿👏👏👏🌺🌺🌺🌺🌺🌿🌿🌿
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤
ደስ ዝብል ክላሲካ ምስ ዝናብ ግድለ ከይኑስ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ፀጉኡ የበዘሐልካ ዲያቆነይ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ ኣሜን(3)
አሜን
ዝማሪ ማላኣክት የስማዕልና ክብር ሓውና ፅግኡ የብዘሓልካ
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መንፈሳዊ ክላሲካል እዩ ቀፅለሉ
ክብረት ይሃበልና ድያቆነይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ፀግኡ የብዝሐልካ ክላሲካል መዝሙር ብጣዕሚ እዮ ዝደሊ ኔረ ቀፅለሉ ዝሓወይ🙏❤️✝️
ዝማርየ መላክቲ የስመዓልን!!
ደስ ዝብል መዝሙር
💐💐💐💐💐ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ድያቆነይ ከጽሉዎ 💕🥰ካሲኻል መዝሙር 💕
ZeMare Meleket yasemalen❤❤❤❤
የቀንየልና ድያቆን ሓወይ ብትክክል ደስ ዝብል ካላስኪ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ክብርና ምስጋና ለእግዚአብሔር ይሁን አገልግሎታችሁን ይቀበል አሜን
ክብረት ያሃበካ ኩቡር ሓውና 🙏🌹🌻❤💛
ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና 🙏🙏🙏🙏
ኣሰይይይይ ብሓቂ ክንደይ ደስ ይብል ክላሲካል መዝሙር ኣበይ ይርከብ ኢለ ይእልሽ ነይረ ምስ ናይ ድምጺ ዝናብ ከኣ መንፈስካ የሀድስ ጸጉኡ የብዘሐልኩም መምህረይ ክብረት ይሃበልና✝️❤🌾
ደስ ዝብል ናብ ኣምላኽ ዘራኽብ ክላሲካል
የቅንየልና ዘሓወይ ኣነውን ብጣዕሚ እየ ዝፍቲ
ብሓዕሚ ደስ ዝብል እግዚአብሔር አምላኽ የክብረልና አነ ከምዚ እናዳመፅኩ እንበር ድቃስ ዘይመፀኒ የቀንየልና ዲያቆን ሓዉና
የያሬድ ውብ ዜማ ድንግል እመቤቴ ስጦታዬ ነሽ❤✝️🕊
አሜን አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲይ የሰመዐልና👏👏👏👏👏👏 🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤💛💛💛❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
ብሓቂ ብጣዕሚ አእምሮካ ዘሐድስ እዩ ቀፅልዎ ክቡር ሓውና ድያቆን ፀጋ መንፈስቅዱስ የብዘሐልካ ጥዑም ዝማሬ መላእክት የስመዐልና🕊🕊🕊🕊❤❤❤❤❤🌹🌷🌷🌷🌷🌹
አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉አሰይ ዝማሬ. መላአክት. የሰመዕለና. እዝግአብሄር. አምላክ ቃል. ህይወት የሰመዐለና. ❤❤ዕደመን. ጥዕናን❤❤🎉የሃብኩም.ፍጣረ 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@MgbeyMgbey
4 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርና ዝያድይ💓💓💓💓👏🌺🌺🌺🌿🌿
መንፈስካ ዘሐድስ መዝሙር ብጣዕሚ ደስ ዝብል ክብረት የሃበልና እግዚኣብሔር 👏👏👏❤❤❤❤❤ድያቆን ሓዉና
ክንደይ ደስ ክብል መንፈስካ ዘሐድስ እግዚኣብሔር ኣምላክ የክብረልና ክቡር መምህርና
@MgbeyMgbey
4 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ💓💓💓👏
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏
ቃል ህይወት የስመዐልና
ደስ ዘብል ክላሲካል መዝሙር እግዚኣብሄር ዘመን ሂወትኩም ይባርኽ የሕዋተይ🙏❤️❤️❤️
@MgbeyMgbey
4 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ💓💓💓🌺🌿🌿🌿👏👏
Woww das kebel ezi Sound nay zenab ❤❤❤
የቅንየልና ክቡር መምህርና ደስ ይብል ብጣዕሚ አነስ ክፈትዋ 😘❤️💐
አሜን አሜን አሜን ዝማርየ መላእክቲ የስምዐልና ድያቆነይ👏👏👏🌿🌿🌿🌺
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና መምህርና🙏
የቀንየልና ክቡር መምህርና ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ።
ብጣዕሚ ደስ ዝብል በእውነት እግዚአብሔር የኽብረልና ድያቆን ሓውና
ደስ ክብል የቀንየልና ክቡር መምህርና
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Qetslulu ahwatey amlak ybarkkum
አሰይይይ ደሰሰሰ ዝብል መዝሙር ክላሰካል ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክቡር መምህርና ድያቆን❤️
@MgbeyMgbey
4 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብራኒ ዝያድይ💓💓💓👏👏
ክብር ምስጋና ንእግዚአብሔር ይክን
ዚማሬ መልኣክት ያስማልኝ ❤
ኣሜን ቃል ሕይወት የስመዕልና ክቡር መምህርና 👏👏👏
ተባራኸ ዝሓወይ ኣነስ ካብ ብቆልዓይ ከላሲካ ክፈቱ ምዓት እየ♥
ብሓቂ ደስ ዝብል ፀጉኡ የብዘሐልካ
ክቡር ሓውና ዕድመን ጥዕናን ያሃበካ ንበረልና 🙏🙏🙏❤💛❤🍀🍀🍀
😢🥺🥺🥺✝️🙏🙏🙏
Menfes zeheds des zbl classical mezmur egziabhier ykber ymesgen
መንፈስካ ዝሕድስ ደስ ዝብል ክላሲካል የቀንየልና ድያቆን ሓውና
🙏🏼❤️🙏🏼❤️🙏🏼❤️
asbkum bsemay rkebwo tum clasical mezmur
ብጣዓሚ ደስ ዝብል መዝሙር እዩ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ድያቆን ሓዉና
@MgbeyMgbey
4 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርን ህያብይ💓💓💓🌺🌺🌿
Amenamenamen🙏🙏🙏
የቀንየልና፥ አምላክ ጸጋኡ የብዘሓልኩም። ብ ክራር ወይ በገና ክላሲካል መዝሙር ሰሪሕኩም ክትመፁና ተስፋ ይገብር
Egziabher wagakum Ykfelekum. Wana mezmur nyza mejeria Classical Entay Ele ab KZread yrekba
የቀንየልና♥️
ክብረት ይሃበልና ድያቆን ሓዉና ደስ ዝብል ብሓቂ🙏❤
❤❤❤❤❤👏👏👏
WOW
Robel Fissaha 5AM 56
Robel
Pls kexila hawey
love this so much! so calming.
Asy des yail 🙏🙏🙏
🙏🙏🙏🙏🙏🙏💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
👏👏👏
❤️❤️🌅⛪🌅⛪🌅⛪❤️❤️❤️ 🙏🙏🙏
Doamne ajuta. Adormitii: Dumitru și Aurica; Vii: Tatiana. Amin.
❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏
tnx hawna
አሰይይ ኣነሰ ከምዚ መዝመር ብክያት እዩ ዝመፅኒ የቅንየልና መምህረይይ
ስለ እግዚኣብሄር እባ ሓደሽቲ ክላሲካል መዝሙር ኣውጽኡ እዚ ደኣ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዩቱበር ኢንድዩ ዘሎ። ስብ ዝሕደስ ብሓድሽ ኢዩ እሞ እቲ ሞዛሙርኩም ብክላሲካል ጌርኩም ኣምጹእልና። ብዝኾነ ግን እግዚኣብሄር ኣጎልጉሎትኩም ይባርኽ "በርትዑ"!።
ሓሙሽተ ደቂቃ ትከውን ቁራፅ ተትለቀልና ክጥዕም ነይሩ ምእንታይ ከውርዳ
ሰላም ክብር ሓው እዚ classica free ድያ ወይስ copyright ኣለዋ?
🕊️🛌𝒀𝒆𝒒𝒆𝒏𝒚𝒆𝒍𝒏𝒂🙏
0
ክብረት ያሃበካ ኩቡር ሓውና 🙏🌹🌻❤💛
አሜን