ናይ ስሕበት ሕጊ ተጠቒምካ ሓዳርካን ጥዕናኻን ክትጽግን ትኽእል ኢኻ!! ኣሰልጣኒ ስነ-ልቦና ረድኢ ገብረስላሰ/ Part 1
ናይ ስሕበት ሕጊ ተጠቒምካ ሓዳርካን ጥዕናኻን ክትጽግን ትኽእል ኢኻ!!
ኣሰልጣኒ ስነ-ልቦና ረድኢ ገብረስላሰ/ What is Law of attraction?
ንስኻ ውጽኢት ኣተሓሳስባኻ ኢኻ።
ከምቲ ካልኦት ክገብሩልካ እትደልዮ፣ ንኻልኦት ከምኡ ግበረሎም።
ክገብሮ ይኽእል'የን፣ ክገብሮ ኣይክእልን'የን እንተኢልካን ክልቲኡ ቅኑዕ ኣለኻ።
ኣብ’ዚ ዝቕጽል ቪድዮ፣ ምስ ኣሰልጣኒ ስነልቦና ረድኢ ገብረስላሰ @smkitum2721 ዝገበርናዮ ኣብ ናይ ስሕበት ሕጊ ዘተኮረ ዕላል ቀሪቡ ኣሎ።
ኣብ'ዚ ዕላል ኣዝዮም ክጠቕሙኹም ዝኽእሉ ነጥብታት ብምልዓል ቀሪቡ ኣሎ።። ነዞም ኣገባባት ንምኽታል፣ እቲ ጉዕዞ ኣዝዩ ብርቱዕ ክመስል ይኽእል እዩ፡ ግን ሓደ ክትፈልጥዎ ዘለኩም ነገር፣ ነፍሲ ወከፍ ዓቢ ጉዕዞ ብንእሽቶ ስጉምቲ እዩ ዝጅምር። ስለዚ፡ ቀዳማይ ስጕምቲ ክትወስድ ድሉው ኩን።
@dreambigmeharichannel @BAHGNATV @ellarecords @shigeyentertainment9517 @YonasMaynas @ATAMedia @HDMONANEBARIT @BurukTv @neshnesh_show @zomaychannel @zarafltet @gereemunentertainment @gDrar @smkitum2721
Пікірлер: 14
It is amazing so thaks for everything ❤❤❤❤
ፈጣሪ ይመስገን ሰላምኻ ይብዛሕ ፍቁር ሓውና❤
Glad to see you in KZread Mahari
❤❤❤❤❤
ሰላም ንዓኩም ይኩን ክቡራት አሕዋትና ብሓቂ ብጣዕሚ ደሰሰሰ ዝብል ትምህርቲ የቀንየልና ❤❤❤
Selam neakum ykun yehwat btami xbuk tmhrti
Memhrey dinqi😊😊😊😊😊😊
❤🙏
ብኸመይ ክንረኽቦ ንኽእል
@dreambigmeharichannel
20 күн бұрын
ሰላም ሓወይ 00972546758551 ብWatts App ደውለሉ። ኣብ ዝደለኻዮ ናይ ሂወት መኣዝን ክሕግዘካ ዝኽእል ኣዝዩ ንፉዕ ናይ ስነ-ልቦና መምህር ኢዩ።
ብሓቂ ክብራት አሕዋትና አምላክ ከመካትክም ለባማት አሕዋትና የብዘሐና ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ❤❤❤❤አምላክ ፀፅብቁ ክንሓስብ አምላክ ይሓግዘና
@dreambigmeharichannel
23 күн бұрын
You are welcome.
Abey kirekbwo ykial nezi memhr
@dreambigmeharichannel
22 күн бұрын
Selam Haftey, 00972546758551 Watts App dewlilu.