ናይ ለዘበን እኮ ጉድ ኢዩ ወለዲ ኣይርኣዩ🙊ናይዘን ኣዋልድ

Комедия

Пікірлер: 338

  • @hanigalmama
    @hanigalmama4 ай бұрын

    ዝወሰደኪስ ይፈትሐኪ ዋኢ ይዋእ ዝወለደኪ ወላዲት ኣይትርአ😢😢😢

  • @Meronteklia-rm9mg

    @Meronteklia-rm9mg

    3 ай бұрын

    Ab eropa endya zela adie eta adia tgded

  • @hanigalmama

    @hanigalmama

    3 ай бұрын

    @@Meronteklia-rm9mg msa dya zela msea tekoyna dea ageb zeytbla gala zeytekb besmab 😭😭

  • @user-rz5zq4cj5b

    @user-rz5zq4cj5b

    2 ай бұрын

    Haw enber yeblan dyu seb keyreayo hniq abilu zeyqetla

  • @user-kf1xp8dg5e
    @user-kf1xp8dg5e4 ай бұрын

    ይቅር በለልና ኣምላክይ ስየጣን ይጫውተናሎ ክንደይ እካ ትዕገሰናለካ ሰማያዊ ኣቦይ😢😢😢😢

  • @biniamembaye3084
    @biniamembaye30843 ай бұрын

    ንሱ ሓንቲ ገጋ የብሉን እዛ ጋሕባ መዕበይያ ዝበደላ ስዲ እያ ኣብ ማስ ሜድያ ከም ዘላ ኣይትፈልጥን ድያ ዋላስ ምዕባለ እዩ ተሓሲብለይ

  • @user-gl9rt8pe2v
    @user-gl9rt8pe2v4 ай бұрын

    ያውውው ኣታ ፈጣሪ ኣቦ ዝኹሉ መልክዕ ሕዝክስ ዕይንቲ 😭😭😭ከም ግብርና ኣይትኪደና ፈጣሪ ኣቦይ 🙏😭😭😭

  • @Hani-rb4wc
    @Hani-rb4wc4 ай бұрын

    ኣነ ሰብ ከይብለኒ ኢለ ዘይሰምዕ ሰብ ኢየ ሰብ ዝበለ ይበለኒ እተ ክብረይን ክብሪ ቤተሰብ ዘሕፍርን ንከይገብር ዝጥንቀቅን ዝፈርሕን ከማይ የለን😢😢😢

  • @muleredagahmus1518
    @muleredagahmus15184 ай бұрын

    ደህልቲ ብልዕቲቲቲ

  • @hannahanna7221
    @hannahanna72214 ай бұрын

    ቤተሰቦችዋ በሕይወት ያሉ አይመስለኝም እንጂ እንዲህ አታወራም ነበር ልቦና ይስጥሽ።

  • @user-kl6gx8sm6x
    @user-kl6gx8sm6x3 ай бұрын

    ያኣላህ ያረቢ☝️😭😭😭😭😭😭😭

  • @almaz1448
    @almaz14484 ай бұрын

    እከይ እዘን ፍረታት ኩሉ ብርቂ ካይንወን ጎደጋዳቱ ዒባ

  • @user-nu3dh3mv3r
    @user-nu3dh3mv3r4 ай бұрын

    ጀዲዳ ሓወይ ማራ እንዲየ ዝፈትወካ ኔረ ሎሚ ግን ዓገብእዚ ተዕልሉዎ ዘለኹም ኩሉ ኢና ንፈልጦ ግን ኣብነት ናይ ዝበለጹ መንእሰያት ክትከዉን ኢዩ ኔሩ ተስፉይ

  • @debesaybokretsion6941
    @debesaybokretsion69414 ай бұрын

    ወይ ጉድ ኣዴኪ ዕድል እተ ገራ ከይ ሰመዕትኪ ክትመዉት ኣለዋ ።

  • @azekriydngl8526

    @azekriydngl8526

    4 ай бұрын

    Behaki

  • @asmarah3174

    @asmarah3174

    3 ай бұрын

    You are right

  • @semereandebrehan1836

    @semereandebrehan1836

    12 күн бұрын

    Nay bhai 😢

  • @DgfjSelam
    @DgfjSelam4 ай бұрын

    ዓለም ፀዋር

  • @user-mm7or1mj6z
    @user-mm7or1mj6z3 ай бұрын

    ምሕረት የውርደልኺ

  • @1221Natey
    @1221Natey3 ай бұрын

    በዚኣን ወዲ ከምዚኣም እዚ ሕብረተ ሰብ ይሓስር ኣሎ ከመይ ወደይ በዓል እዚኣስ ማይ ኮይነን ዘይከዳ ዝነበራ ሕሱራት

  • @user-gc7oc3kh9m
    @user-gc7oc3kh9m4 ай бұрын

    Seb Entay ykewn alo?

  • @user-rr4ic2pu2p
    @user-rr4ic2pu2p4 ай бұрын

    Besmeam egzabiher ykre ybelelkum weladi ayrie 😭😭😭😭😭

  • @ZemenYemane-jw9ot
    @ZemenYemane-jw9ot3 ай бұрын

    ጸም አዩ ሑማቂ አየ ትዚረቡ ኡምሊኪ ናበ ሌበኪም የምሌሰኪሚ ዘሒፈትየ ዘሒወየ

  • @SalmSalm-nv9qw
    @SalmSalm-nv9qw3 ай бұрын

    ገፅኪ ትርሓቅ መሕፈሪት

  • @Erenahagerejeganu
    @Erenahagerejeganu4 ай бұрын

    መሐጎስ እያ

  • @Honorx6-vv5ub
    @Honorx6-vv5ub3 ай бұрын

    ምሕረት የውርደልኪ ፈጣሪ😭😭😭😭😭😭

  • @user-yl8fw8bi5c
    @user-yl8fw8bi5c4 ай бұрын

    ግን እዘን ኣዋልድ እንታይ ይኮና ኣለዋ?ኣነስ ዋላ እኻ ኢዩ ዘይርድኣኒ ዘሎ😢

  • @user-gr3tl5bj8w

    @user-gr3tl5bj8w

    3 ай бұрын

    Bsenki ezaten hasirna😢

  • @alganeshteclai1797
    @alganeshteclai17974 ай бұрын

    Ezen awald entay eye zkona zelewa bteami eyu zhzen awedat zhafrulu 😭😭😭😭😭😭

  • @user-fj5pm5ez5o
    @user-fj5pm5ez5o4 ай бұрын

    ፎእ ዓለም ፅዋረ😭😭

  • @helenh2411
    @helenh24114 ай бұрын

    Eway ade aytrae wedi zhafrelu😭😭😭

  • @user-sj4tg8ru7z
    @user-sj4tg8ru7z4 ай бұрын

    ቱሉዑሉዋማ ጠምየያ

  • @lidyagoitom6609
    @lidyagoitom66093 ай бұрын

    Nayndamen resah ya wedey ezia

  • @Smira-mb9xr
    @Smira-mb9xr4 ай бұрын

    ኣይ ዓለም😢😢😢😢😢😢

  • @fhxg942
    @fhxg9424 ай бұрын

    Atin awalid tegerena shimina akifekinana 😢😢😢

  • @user-kt7ki2wl6i
    @user-kt7ki2wl6i3 ай бұрын

    eshnet wexiuki hmak aleki nsu hanti kal keyewxe nski kulu wediekyo mhretu yewrdelki zhaftey

  • @user-he4zw2cl2j
    @user-he4zw2cl2j3 ай бұрын

    እዚ ቆላዓ ደሓን ኔሩ ዘረቡኡ ከላይ ለባም ኔሩ ሎሚ ደኣ ይዕንጂል ዶሎ

  • @ufrt-dt1jh
    @ufrt-dt1jh3 ай бұрын

    ፈሊካ ውቃዕ ጎይታይ ማዓረይ

  • @AbMkgku
    @AbMkgku4 ай бұрын

    ዓለም ፅዋረ😥😥💔

  • @aniesfamil1
    @aniesfamil14 ай бұрын

    ቶባእ ቤተሰብ ዶ ይህልዉዋ ሳድ

  • @lmuielnebirezene600
    @lmuielnebirezene6004 ай бұрын

    Weledi dia beten kuntaro HAWALA afom teabisom intay kiblu.

  • @user-yp9tw8sr9w
    @user-yp9tw8sr9w4 ай бұрын

    ኣይ ዓለም😢😢😢😭😭😭😭😭😭😭

  • @MisyamMeles
    @MisyamMeles4 ай бұрын

    Entay ezrbeu alweu reshat

  • @Muqur-we6di
    @Muqur-we6di2 ай бұрын

    ኣቱም ሰባት አዚ ኣምላክ ስቅ ኢሉ ይሪ ኣሎ ዋይ ውዲ ሰብ ክክክክ ናይ ሓዘን ሳሓቅ

  • @SalamSalam-fg6tg
    @SalamSalam-fg6tg3 ай бұрын

    እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ😢😢😢😢

  • @user-hh8rn9ky5i
    @user-hh8rn9ky5i4 ай бұрын

    Nabey gexu eyu ezi gze

  • @user-qz9dy8yc1e
    @user-qz9dy8yc1e4 ай бұрын

    ata wa wa wa oyyyyy😂😂😂😊

  • @saralevy-hs9ws
    @saralevy-hs9ws3 ай бұрын

    ኦ ኣቦይ ዝገብርዎ ኣይፈልጡን እዮም ይቅረ ግበረሎም

  • @user-ui8eo6rv8x
    @user-ui8eo6rv8x4 ай бұрын

    ዝተመርዓወክስ ይፈትሓኪ ወይልኡ ደኣ ዝወለደኪ እንበር ኢሎም ኣቦታት ኣሕ በቲ ሓደ ወገንሲ እዚ ኢንተርነት እንካዕ ዓድና ኣይ ኣተወ የብለካ😢😢😢

  • @SayaIthopia
    @SayaIthopia3 ай бұрын

    ብጣዕም እየ ዝፈትወክ ግንሕማቅ ከይትናገር ዪዪይ እዝኹሉ መልክ ዶ ባካና

  • @merhawithabtom9456
    @merhawithabtom94564 ай бұрын

    😢😢😢😢😢ሙጾታት ዓለም

  • @GGg-je9ol
    @GGg-je9ol3 ай бұрын

    አረ ዓገበ ትሓስብዶ ኣቲ እሱኮ ወዲ እየ ንደቅክስ እዙይ ዲኪ ትምህርዮም ልቦና ይፍጠረልኪ ፈጣሪ😢😢😢😢😢😢

  • @user-dt2qr3ty7k
    @user-dt2qr3ty7k4 ай бұрын

    ከመይ ወደይ ኣብ 23 ተመቀሊ ኣታ እንታይ ዝብሉዎ ጊዜ ኢና ብጽሕና 😂😂

  • @user-hh8rn9ky5i
    @user-hh8rn9ky5i4 ай бұрын

    Ade aytra 😢😢😢

  • @kidanegebrihiwet5010
    @kidanegebrihiwet50104 ай бұрын

    Ahhhhhhh abiet zemen atay zbelwo gzie u .

  • @adu1114
    @adu11144 ай бұрын

    ኣንቲ ንያት ወላዲትኪ ኣይትስምዓዮ ኣይትርኣዮ ከመይ ንስኺ ተቀዘፊ ዒባ ዝኾንኪ ሰብ😢😢😢😢😢😢😢

  • @rasmusern9974

    @rasmusern9974

    3 ай бұрын

    Abey ya abya bejaka aleka nsu kemann hafiru

  • @SelayWedBahrey
    @SelayWedBahrey3 ай бұрын

    ውው ንተይ ማቅርት ኣሰይ 💋nteyyyy💋💋💋💋♥️♥️♥️♥️🥰🥰🥰🌹❤️❤️❤️🥰🌹nteyyyyy 🌹🌹♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️nteyyyy♥️♥️♥️💋nteyyyyy💋💋💋❤️❤️❤️

  • @yaruFinan
    @yaruFinan3 ай бұрын

    Ezia gal shigr alewa zrdeala tdeli ala hwket

  • @taflanigusse3021
    @taflanigusse30213 ай бұрын

    Gexkum tkewel ms mebeykum tifiu

  • @user-wl8qq6pc7e
    @user-wl8qq6pc7e4 ай бұрын

    Ata ኡይይይይይይይይይይይ

  • @eritrawi1991
    @eritrawi19913 ай бұрын

    Gene eza gual teyti teblewa welfi alewa meshdo 😂😂😂 ata ooooyyyyyyyyyyy

  • @user-pc3bk3jt6q
    @user-pc3bk3jt6q3 ай бұрын

    እዋይ ጉድ ስማዕ😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @user-lo9hv9we9k
    @user-lo9hv9we9k3 ай бұрын

    ዓይነይ ድዩ 😮😮😮😮😢😢😢😢

  • @alemhaftisehwit
    @alemhaftisehwit4 ай бұрын

    ፍሪሑኪ

  • @JojoTom-yv4ui
    @JojoTom-yv4ui3 ай бұрын

    ምስ መድሓንቲ ምከድክላ መሐሸ ላኣዴኪ

  • @asmarah3174
    @asmarah31743 ай бұрын

    ጀዲዳ ርሓቕ ካብዚኣ ሕዋያ

  • @VVb-wv7fh
    @VVb-wv7fh3 ай бұрын

    ዋይዋይ ትወጋሪት ጋሕዋ ሩኹሱት

  • @kesanethagosa
    @kesanethagosa4 ай бұрын

    resah ftret eki bhaqi eka gorobetki Aykewun mexdefkuki sdi Abey zabeyet eya ke bejaka

  • @SB10889
    @SB108894 ай бұрын

    ምጥረይ ምዪቕ ምዩቕ ኢላትኒ ትብለካ ኣላ ድንዙዝ

  • @MariamMgdlawit
    @MariamMgdlawit4 ай бұрын

    Kzwet kzwet ab zy gzay ate 😮

  • @hagoshilu6088
    @hagoshilu60884 ай бұрын

    Awald tigrigna mehiferat kemzi aynet elal entay amxio

  • @arteri1342
    @arteri13422 ай бұрын

    ፐው ሕጂ ሓሪፍ ዲኪ መጀመርያ ፍርሓት ፈጣሪ ግበሪ

  • @SemereKismat
    @SemereKismat2 ай бұрын

    ጓል ባጽዕ ካብ ምስ እልፊ ኣጓብዝ ካብ ዕንክሊልትብሊ ኣመት እቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ገዲፍክዮ ዝመጻኺ ምሽኪናይ ኣቦ ጋልኪ ግዳ ኣመቱ ዘይትገብሪ

  • @MeseLove-hd4lo
    @MeseLove-hd4lo4 ай бұрын

    ወይ ዘንድሮ

  • @SEGUMshow213
    @SEGUMshow2133 ай бұрын

    ጉንፋዕ ዝኾነት ጓል

  • @alganeshteclai1797
    @alganeshteclai17974 ай бұрын

    Sdrabetki ente reyomos kemey kem zhamu tfelti tfelti ewai mot 😭😭😭😭

  • @HHy-hz1du
    @HHy-hz1du4 ай бұрын

    ኣንታይ ጉድ እዩ ቤተስብ የብላን ድዩ ፎኦኦኦኦ 🤑🤑🤑🤑🤑🤑🤑🤑

  • @meximosteklu3797

    @meximosteklu3797

    4 ай бұрын

    Sheramut awalid tigrinya

  • @user-ox2ju1xb5g
    @user-ox2ju1xb5g3 ай бұрын

    ዋይ እኒኪ ረሳሓ ዝኮነት ጋል😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @rasmusern9974
    @rasmusern99743 ай бұрын

    Atom beteseba se tay aynet shoramut yom nay adia ya weseda

  • @Bhgialeni12345
    @Bhgialeni123454 ай бұрын

    😂😂😂😂 christian kulu makoru ayhaxben eu genbi eu zchenu elatkum 😂😂😂nhna ab gash barka sele zabena may nhxeb ena ezom kalot gn eiba eyom zchenwu😂😂😂😂

  • @user-ku4zs2pm3g
    @user-ku4zs2pm3g2 ай бұрын

    ቀጽልዎ 😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @atranos2198
    @atranos21984 ай бұрын

    ጋኔን ዓዲ ሃሎ ኣብ 30 ዓመት እዚ እዩ ኣፍርዩ

  • @user-kp6lk6ko8p

    @user-kp6lk6ko8p

    4 ай бұрын

    ኣንታ ቆርባዕ ነቃዕ እግሪ ዓጋመ

  • @atranos2198

    @atranos2198

    4 ай бұрын

    @@user-kp6lk6ko8p ጋኔን ዓዲ ሃሎ ዓጋመ ዝብል ሶፍይወር እንድዩ ኣግጢሙልኩም ሓሻኻ ። እምኒ ክትድቢ ክትጅምር ኢኻ። ንሱስ ክንደይ ግዜ ሃገር ባዶ ሙዃና ኢዩ ነጊርኩም። ኩላትኩም ዓጋመ እናበልኩም ናብ መቓብር ክትወርዱ ኢኹም። ባራዩ ።

  • @Funnyvideos-gu2zp

    @Funnyvideos-gu2zp

    3 ай бұрын

    ዋይ ምዓት 😢

  • @user-ee1ff6dx7t
    @user-ee1ff6dx7t4 ай бұрын

    ሓመድኪ ዕደ

  • @user-ky5qi5vv2e
    @user-ky5qi5vv2e3 ай бұрын

    ኣንቱም ሰባት እንታይ ግበሩ ትብልዎም ኣለኽም እዞም ክልተ ሰባት ስድርኦም ከምኡ ገይሮም የእብየሞም

  • @TiedrosYowhans
    @TiedrosYowhans2 ай бұрын

    😢😢😢😢😢 Riesa weledks motki kriau mhashom

  • @AdiamTesfu
    @AdiamTesfu2 ай бұрын

    EwY ade aytrae

  • @mami-zg5od
    @mami-zg5od3 ай бұрын

    ንስኪ ጋሕ ዘይትብሊ ድህልቲ ረሳሕ ድርባይ ጓል ፀሪፈ ኣይፈልጥን እውይ ንስክስ ንበይንኪ ኢኪ ትኣምላክ ፀዋር ይቅረ ግበረልና 😊😊😊😊😊

  • @user-tx5gv8gl4l
    @user-tx5gv8gl4l4 ай бұрын

    ኣታ እንታይ ዓይነት ውድእቲ ጓል'ያ 😢😢

  • @user-hh3ib9hj4x
    @user-hh3ib9hj4x4 ай бұрын

    ፈጣራ ኣበይ ፈሊካ ውቃዕ

  • @AhmedAli-zo2sx
    @AhmedAli-zo2sx2 ай бұрын

    ውይውይ ጥራሓ ይሕፍረኪ 🙄😭😭

  • @solomonhabtu9083
    @solomonhabtu90832 ай бұрын

    Share belwo sdra kibexhom sdra yigahayula men kiharela gohaf

  • @habtomgilay6744
    @habtomgilay67442 ай бұрын

    Btam yesteznal😢😢😢😢😢😢

  • @safisafi9067
    @safisafi90672 ай бұрын

    ዓገብ ዓገብ ሕማቅ ዘረባ እዚ ኣኻይዳ እዚ ዋጋ ከክፍለኩም እዩ ንትውልዲ ሕማቅ ኣርኣያ ትገድፉ ኣለኩም።

  • @Shewitaram
    @Shewitaram4 ай бұрын

    Atay😭😭💔🖤Ahhhhh alam gedlo

  • @wediaradom5324
    @wediaradom53243 ай бұрын

    Foe Kemzia aynet shqaq zkonet seb rieye ayfeltn eye. Asha seb azmadu eyom zhamulu dyu zbele wedi jebeli. Eiba senbet ybl Abraha ghebre. Sdraa enteriyemo hade leyti ayhadrun eyom mesakin yedengxuka.

  • @user-mw9jx8fz8f
    @user-mw9jx8fz8f3 ай бұрын

    ዋይ ደቂ ኤሬ

  • @YohanaGidey
    @YohanaGidey23 күн бұрын

    Wey gud

  • @MliyenBrhane
    @MliyenBrhane2 ай бұрын

    Way alem sewar😔🥺😭

  • @niminimiMasai
    @niminimiMasai3 ай бұрын

    Amlak aboy felika hirem bejaka 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @MliyenBrhane
    @MliyenBrhane2 ай бұрын

    Ata uyyyyyyy eba abahuluni bejakum🥺😭😭😭😭😭

  • @user-my9se6if8m
    @user-my9se6if8m3 ай бұрын

    ዓለም ቦሻዕ🙄😢😢😢

  • @user-df3bs1gu5z
    @user-df3bs1gu5z2 ай бұрын

    bsmam 😢😢😢😢😢😢 ata amlak entay ika texbe zelka 😢😢😢😢😢😢

  • @MeronTesfit-of1nj
    @MeronTesfit-of1nj2 ай бұрын

    ተሰተሩ እባ ይሕዋት እንታይ ወሪድካ ንስኻ ከ

  • @t.g824
    @t.g8244 ай бұрын

    ወድ ዝሓፍረሉ ግዜ እዋይ ገፅክን ትርሓቅ ዘን ኤርትራዉያን ዝብሃላ ጉሓፋትክን እፍፍ😢😢

  • @user-yb6bd9uu8s
    @user-yb6bd9uu8s4 ай бұрын

    Atum sebat entay ina gernakum kabten zegageya etom terasunun shere tblu kefikum bezkone amlak yeqre ybelelna 😂😂😂😂😂😂

  • @amazingworld9540
    @amazingworld9540Ай бұрын

    Nezen ksaden mekrax eyu

  • @KasmYacob
    @KasmYacob2 ай бұрын

    Kulatna hmaq nzareb alena antay kngebr abzi mexana😂😂😂😂

Келесі