ናጽነት ዶ ባርነት ኣቶ ሃይለ ገ ትንሳኤ ሰኔተር
Teddy Press aspires to be the voice of the truth, liberty and peace for the people of
Eritrea, Tigray, Ethiopia, and the rest of East Africa. It produces recorded videos and
streams live programs in the form of interviews, phone calls, debates, and conferences in
different languages including Tigrinya, Amharic and English. Teddy Press is not only a
voice for the voiceless, and standing for justice and human rights, but also brings justice
seekers and groups together for a common goal. Teddy Press sparks conversation
between communities and promotes the values of peaceful dialogue and peaceful
coexistence. Teddy Press envisions peaceful coexistence to be achievable from
empowered societies, hence has been working to inform the people of the region
relentlessly for the last two years in the midst of all the chaotic situation perpetuated by
the dictatorial regimes of Ethiopia and Eritrea. It stood against all odds to promote peace
and justice in the region.
With more support both technically and financially, Teddy Press will continue to play a vital role in creating harmonic people-to-people relationships amongst the people of the Horn of Africa in general and the people of Eritrea, Tigray and Ethiopia in particular.
Therefore, we the board members and friends of Teddy press would like to ask all peace
loving people of the region and beyond to support Teddy press so that it continues
the mission for peace and justice in Eritrea, Tigray and Ethiopia.
We thank you in advance for your generosity.
To find more production of Teddy Press simply click the link below:
www.youtube.com/@TeddyPress/s...
www.youtube.com/@TeddyPress/s...
www.teddyPress.org (under construction)
Teddy Press Board of Directors and Friends of Teddy
Пікірлер: 41
ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ኣጋላልጻ
Thanks so much I really appreciate ❤❤❤
ከም ወትሩ ብጣዕሚ ምሃሪ መደብ Teddy Press: ዕድመን ጥዕናን ንኣያና ኣቶ ሃይለ ገ/ትንሳኤ! Thank you.
@snaytfukad9523
2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣያና መ ም ሃይለ 💙
Great guest. Much respect for speaking the truth.
Senator Haile highly Influencial Man in Diaspora.Listen how he is giving an Explanation about a Nation.
@user-of6cc6rm7b
2 ай бұрын
❤🎉thank you Kubur
Haile,you God fearing and honest.
👍 ንዓይ ሐንቲ ካብዘን ብዙሐት ሐሳባት እትገርመኒ ብዛዕባ እዞም ተዛረብቲ ትግርኛ ንነብሶም ኤርትራውያን ኢና ዝብሉ እያ ማለተይ እቶም ብትኽክል ዝሐስቡ ብባህሎም ብስርዓታቶም ብኽብርታቶም ዝሕበቡን ዝፈልጡን ALMOST ኩሎም አብስደት ምህላዎም እዩ ከምበዓል ሰነተር ሀይለ ንመንነት ናይ ተዛረብቲ ትግርኛ እኹል አፍልጦ ዘለውም አቦና አያና ገና እቲ ኩሉ ዘለዎም አፍልጦን ሐቅታትን አብታ ዝተወለዱላ ሀገር ቀሲኖም ከይነብሩን ነቶም ብፍላይ ብድሕሪ 1991 ዝተወለዱ ዝበዝሑ ዶንቆሮታትን ባርያታትን ናይ ሻዕብያ ኮይኖም ዘለዉ ንዖዖም TO THEME ሐቀኛ አስተምህሮን ሐበሬታን ከይምሃርዎም ከይነገርዎም ምስ ኩሉ ፍልጠቶም ከምበዓል ሰነተር ሀይለ አብስደት ይነብሩ ምህላዎም ብጣዕሚ 🤔ብጣዕሚ እዩ ዘፍዝዝ ብዝተረፈ ሰነተር ሀይለ ሐደ ካብዞም ሑቡን ብባህልምን ብስርዓታቶምን ብኽብርታቶምን ዝኾኑ አቦና አያና እዮም የቐንየለይ
@Kemalemeye
Ай бұрын
ደንቆሮ ንስካ ኢኻን ሰነተርን ኢኹም ኣስመራ ኢልኩም ትጻረፉ ዘለኩም ስድታት ንመን ኢካ ትጸርፎ ዘለካ ነዚ ሓድሽ ወለዶ።
@user-wm9th3ew4r
Ай бұрын
@@Kemalemeye 👍👍 ዶንቆሮ ናይ ዓለም
@Kemalemeye
Ай бұрын
@@user-wm9th3ew4r ንስኻ ኢኻ ዘይትቅየር ደንቆሮ ።
የቀንየልና ስኔተር ስለ ሐቅነትኩም ከምትኹልጊዜ ❤
ከም በዓል ባባ ሃይለ (ሰነተር) ዝኣመሰሉ ለባማት መራግእቲ ዝገድፉ ምስ ረኣኩ ተስፋይ ጥርዚ በጲሑ። ኣምላክ ብምሉእ ጥዕና ይሓልወልና። ❤ 🫡🫡🫡🙏🏻🙏🏻🙏🏻
ማሊለታውያን ንሐመዱ ጨድራ ድአ ዋላሐንቲ ትቅይርኦ ነገር የለን 💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@CCRUUS
2 ай бұрын
ስደተኛ ክዛረብ መሰል የብሉን፡ ለማኒ ስለዝኮነ
@eritreanamazon9877
2 ай бұрын
ካብዞም ደቂ ጦር ዲካ ኮንካ ድቃላ ጎንደር
@dawitgebre323
Ай бұрын
@@CCRUUS wegen kondaf ke kunti yelekim
ሰኔተር ሃይለ ምናልባት ኣብ’ቲ ከባቢ ( ብኽልቲኡ ሸነኽ መረብ ) ብሂወት ካብ ዘለው ፈላጣት ወለዲ ሓደ እዩ እንተተብሃለ ዝተጋነነ ኣይኮነን። ዕድመን ጥዕናን ሂብዎ እቲ ፍልጠቱ ብሰነድ መልክዕ ንቀፃሊ ወለዶ ከሕልፎ ተስፋ እገብር🙏🏽
AbShrKa.
ኣቦና ሰኔተር ሃይለ ኣቦ ፍልጠት ኣቦ ታሪኽ ❤❤❤❤
ኣቶ ኃይለ ወዲ ኣቦይ ገብረትንሣኤ ፣ ጅግና ወዲ ዓደይ ፣ ይበል ኣገላልጻ ካብ ዝነበረን ፣ ዘሎን ንብሕጂ ን ፣ ሓደ መዓርግ ጀነራል ዝለበሰ ፣ ተሓቢኡ ምኒዋለ ዝሰርሓላ ሃገር ፣ ቅኑዕ ዘረባ ፣ ምሳይ ዝሰርሕ ዝነበረ ሓደ ካብኣቶም ፣ ኣብ ዝመጸሉ ዕረፍቲ ፣ ኔሩ ።
@Kemalemeye
Ай бұрын
ሓሳዊ ጀነራል ሚነዋለ ይሰርሕ ኔሩ ንሱ ኮረነል እዩ ኢሉ።😢
ብርጌድ ንሓመዱ =Mahber Andent 801 = ብርጌድ ንሓመዱ = Mahber Andent 801
"ኩሉ መስጣ አሎዎ "ዝብል ብሂል ናይ ወለድና ንኹነታትና ዝግልጽ ኮይኑ ይስማዓኒ::
ማሕበር 7 እንታይ እዮም ዝኣምኑ ኔይሮም?
ኩሉ ክማኻ ለባም ስብ እዩ ተሳዒኑ ሎሚ ።
Old Stereo type .
ዓንታ ረሲ ባሊቃ...
ሓቂ መግለጺ፣ ህዝቢ ኤርትራ መዋእል 33 ዓመታት ባርነት እዩ።
ኣቶ ሃይለ ጽቡቕ ሓተታ መግለጺ ሂብካና ዲሞክራሲ ፍትሒ ክንግስ ህግድፍ የልግስ ኢሳያስ ወዲ ኣንድነት ንስክጣኑ'ዩ ተቓሉሱ "ድሕሪ ሰለፋ እንታይ ተረፋ" ጥዑይ መሲሉ ነቲ ወትህድርና ምበር ዘይበሰለ ብፖሎቲካ ኣብ ሳሕል ክስውድ ከሎ ዘብ ዘብ ኣልሚድና፡ ንኣስመራ ኣብ ክሳዶ ጋንጊሮም ኣብ ዝባን ህዝቢ ደርብዮምሎ። ከንርከበሉ ኢና ደሓን እንዳተባህለ በቢሓደ ጅግና ዝተባህለ ሕጂ ደኣ ኩሉ ዓድና ባህክና እምነትና መሬትና ክሳብ ዝምንዛዓና ሕጂውን ግርም እዩ ልቢ እንተጌርና። ነመስግነኩም ክቡራት ኣሕዋት!
ኣይተ ተድሮስ ደድሕሪ ዝጠፈሹን ዝነደዩን ኣምለኽቲ ወያነን ጃብሃ ኮለል ንክትብል ተሕዝን እዚኦም ደኣ ኣይ ዝነደዩ ዝጠፈሹ ልሙሳት እንድዮም ክትሓምቕ ድርባይ ሰብ ኢኻ !!!!
60 ሰብ ሒዝካ ተሪፍካ ትግራይ ፕረስ
@davidharcot220
2 ай бұрын
ሚልዬን አለውዎ አይትሰከፍ ንስኻውን ጥ ፋእ አብዚ ጎሓፍካ ክትጉሕፍ ኢልካ አይትምጻእ
@HagosHalhal
2 ай бұрын
ወይ ቅንኢ ኣብራሃለይ ጅግና እንታይ ኣምፀኦ
ኣቶ ሃይለ ናይ አርትራ ነገር ኩሉ ገሊጽካዮ ፡ ከምቲ ወይዘሮ ዝበለቶ ፡ ኢሳያስን ፡ መንግስቱ ሃኢለማርያምን እንተ ኣወዳዲርናዮ ፡ መንግስቱ ፡ ማርያ ተረዛ ምተባህለ ፡ ናይ ብሓቂ ፡አርትራውያን እናጠፋ እና ፡ ንስዕስዕ ኣለና ፡ገሌና ከኣ ክምቲ ትማሊ ሻዕባን ዝብሃል ወዲ ዓሳውርታ ፡ ካብ ብርጌድ ንሓመዱ ኢሳያስ ይሕሸኒ እናበለ ኣብ ራዲዮ አረና ዝዛረብ ዝነበር ፡ ሰኣን ርዲት ብዙሕ ሰብ ኣጉህዮ ፡ ከምኡ ዝ ኣመሰሉ ኢሳያስ ይንበረልና ዝብሉ ፡ ግዳይ ዝገብሩና ዘለዉ ጸረ -ለውጢ ፡ ክወግሓልና ኣምላኽ ልቦም የብርሃሎም ። አርትራዊ ስደተኛ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ሩባ ሰበነ
ፕረስደንት ኢሰያስ ቅልጥ ኣብሉኩም ኣቶም ሬሳታት ክትግነዙ ኢኹም
ኢሳያስ ፈራሕ ስለዝኮነ ዘይተማህረ ህዝቢ ፈጢሪ ። አተን ንስድራበትና ንሰድን ዶላር ከምቲ ግቡአ ኣሽርፍወን ገንዘብና ኣይትዝሞትና ኣንቱም ሰረቅቲ።