ናብራ ክልተ ንውሉድ ዘይተዓደሉ ኣሕዋት ኣብ ትሕቲ ሓንቲ ናሕሲ

ናብ ቻነልኩም ዝኾነ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ሕልናዊ ዕግበት ንርከብ!!
/ @wushatenamedia
ውሻጠና ሚድያ ናብ ዞባ ምብራቕ ሶውሓ ሳዕሲዕ ጣብያ ገብለን ሽመን ክጥቀሰለን ዘይደለያ 2 ኣሕዋትና ናይ 25ሺሕ ብር መልእኽቲ ሒዙ እንትኸድ 2 መኻናት ከቢድ ስነኣእምሮኣውን ኢኮኖሚያውን ፀገም ዘለዎ ኣሕዋት ሒዙ ቀሪቡ ኣሎ። ከምቲ ልሙድ ፀገም እዞም ቤተሰብ ንምፍታሕ ዝኸኣልናዮ ንግበር።

Пікірлер: 61

  • @user-sk4dd4gq7s
    @user-sk4dd4gq7s4 жыл бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ምሳካትኩም ይኩን መ/ር ሙሉ ሓውና ቅዱስ ሚካኤል ምስካ ይኩን🙏

  • @mee1226

    @mee1226

    4 жыл бұрын

    እግዚአብሔር አምለክ ምሳካትኩም ይኩን መ/ር ሙሉ

  • @zttgy7054
    @zttgy70544 жыл бұрын

    ንዝሃብካን እግዚአብሔር ኣብዝሑ ይሃብክን ኣሕዋተይ መምህር ሙሉ ሃይልሳላሴ ቅዱስ ሚካኤል ወትሩ ኣብ ዝርያካ ይኩን

  • @EGAN-ir1wr
    @EGAN-ir1wr4 жыл бұрын

    እስቲ ሎማዓንቲ 12/12/12 እዩዋ ሕፍስ ዝበለ ላይካት ሃቡና ንመ ሙሉ አቦ ድኻ እዩዋ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ❤💝❤💝❤👍👍👍👍👍👈

  • @musearayagaltigray8682
    @musearayagaltigray86824 жыл бұрын

    ንእስራኤላውያን ካብ ባርነት ግብፅ ቅዱስ ሚካኤል ልእኹ ዘውፅኦም ፣ከምኡ ድማ ባሕር ሰንጥቁ ዘስገሮም ፣ንዳንኤል ውን ካብ ኣፍ ኣናብስ ዘውፅኦ ፣ንባህራን ውን ናይ ሞት ደብዳቤ ናብ ህይወት ዝቀየረሉ ፣ብዝዓበየ ድማ ንዲያብሎስ እግዚአብሔር ብዝሃቦ ሓይል ዝሰዓሮ ፣✍️ንዞም ኣብ እስርቤት ይኹን ኣብ ካልእ ቦታ ከርተት ዝብሉ ዘለው ወገናትና ናይ ማእሰርቲ ሰንሰለቶም በትኹ የውፅኦም ። በብ ዘለናዮ ቦና ናይ ናይ እግዚአብሔር ምሕረት ናይ ድንግል ማርያም ኣማላድነት ናይ ቅዱሳን መላእክት ረድኤት ናይ ቅዱሳን ሐወርያት ፣ሰማእታት ፣ነብያት ፀሎቶምን በረከቶምን ምስ ኩልና ህዝብ ክርስቲያን ይኹን ኣይፈለየና አሜን ፫

  • @Hayat-sc5ep

    @Hayat-sc5ep

    4 жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @musearayagaltigray8682

    @musearayagaltigray8682

    4 жыл бұрын

    @@Hayat-sc5ep አሜን አሜን አሜን ንኩልና

  • @nwnjwwnwnjwwjnw8550

    @nwnjwwnwnjwwjnw8550

    4 жыл бұрын

    ኣሜንንን

  • @user-qs7cg2xo6m

    @user-qs7cg2xo6m

    4 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @ug2152

    @ug2152

    4 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የሰማዓልና

  • @destadesta3038
    @destadesta30384 жыл бұрын

    መምህር መሉ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን

  • @toremember8793
    @toremember87934 жыл бұрын

    መምህር ሙሉ ኩሉ ሰብ ከመኻ እተዝኸዉን ዓለም ገነት ምኸነት

  • @user-fj1ry9lc7s
    @user-fj1ry9lc7s4 жыл бұрын

    መምህር ምሉዕ ዝከድኳዮ ኩሉ ለምለም ርገፅ እግዚአብሔር ምሳኳ ይኩን ዝሓወይ

  • @almasalmas2572
    @almasalmas25724 жыл бұрын

    Memhrey edmen tenann yhbka fetari zhawey marey 💝 💖 ♥️ ❤️ 💞 💝

  • @lave9644
    @lave96444 жыл бұрын

    መምህረይ ኣቦ ወገናቱ

  • @bahri1415
    @bahri14154 жыл бұрын

    ኢዝጋብሂር ይሓግዝካ ብሩክ መ/ም ሙሊ

  • @user-pp3tq6co4p
    @user-pp3tq6co4p4 жыл бұрын

    እግዚኣብሄር ምሳኹም ይኹን።

  • @Abc-bi3yj
    @Abc-bi3yj Жыл бұрын

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕርት የውርደልኩም ኣምላክ ይባርኽን ዘን ኣሕዋተይ መምህርይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዛሓወይ ለባም

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier64514 жыл бұрын

    ዋሃብቲ ኣሕትና እግዚ ኣብሄር መሊኡ በዘውጻእክናኦ ይተክአልክን ኣብ እግዚ ኣብሄር ዓስብክን ዓብዪ እዩሞ ሓሳብ ልብክን ኣስሚሩ ናብ ዓድክን ብሰላም ይመልስክን ፈጣሪ

  • @user-yv2cs8ml7k
    @user-yv2cs8ml7k4 жыл бұрын

    ሰላም መሉ ሓወና

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6r4 жыл бұрын

    መምህረይ አንካዕ አብፅሕካ ንብዕል አሽንዳ

  • @user-nu7sh7mt6s
    @user-nu7sh7mt6s4 жыл бұрын

    መምህር ሙሉ ሓወይ እንካዕ ዳሓን መፃካ ክፉእ ኣይንካእካ

  • @black_____life7668
    @black_____life76684 жыл бұрын

    እግዝኣቢሄር ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን መ/ር ሙሉ ክፉእ ኣይትርከብ ብውልድካ ተሓጎስ

  • @user-we9ps6fw4o
    @user-we9ps6fw4o4 жыл бұрын

    እፍፍፍፍፍፍ ኣምኬ ከንደይ መከራ እዩ እስኺ ኣምላኽ ብምሕረቱ ይድረሰልኩም

  • @nwnjwwnwnjwwjnw8550
    @nwnjwwnwnjwwjnw85504 жыл бұрын

    like subscribe shere ንግበረሉ በቃ እዚኣ ድያ ኢድ መምህር ሙሉ በጃኹም ነበራታትዓዮ 3ተ ዓመት ገይራ ዛቻነል 68 እያ ዘላ ነዕብያ ተጋሩ ደቂ ኤሪ so ምሕረት የውርድ

  • @user-dv8fw2jb9i
    @user-dv8fw2jb9i4 жыл бұрын

    መምህር ሙሉየይ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ኣምላክ ንዋሃብቲ እውን አብዚሑ ይሃብኩም

  • @zafuhabesha2954
    @zafuhabesha29544 жыл бұрын

    ከሕዝኑካ ኡፍፍፍፍ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @merhawitembaye7473
    @merhawitembaye74734 жыл бұрын

    እድመን ጥዕናን ይሃብኻ ሙሉ ሓወይ

  • @user-fi7nj5ko2l
    @user-fi7nj5ko2l4 жыл бұрын

    መምህር ሙሉ ቅዱስ ሚካኤል ምሳካ ይኩን

  • @XxtraaXxtraa-zw8lf
    @XxtraaXxtraa-zw8lf4 жыл бұрын

    እግዚአቢሔር ያሃብክን አሕዋት

  • @albadralbadr2168
    @albadralbadr21684 жыл бұрын

    እግዛብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ንዝሃብክን መሊኡ ኣብዚሑ ይሃብክን መምህር ሙሉ ሓወይ ከዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓላለይ ኣቦ ድኻ

  • @hewanandemariam8345
    @hewanandemariam83454 жыл бұрын

    Mikeal beal aqli msakum ykun

  • @dawitteame3666
    @dawitteame36663 жыл бұрын

    Egziabhier msakatkum ykun

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6r4 жыл бұрын

    ወለድታትና ዕድመን ጥዕናን ይህብኩም ሃገራን ኢትዮጵያ ስላም አንድነት ፍቅር ይህብን

  • @user-yv2cs8ml7k
    @user-yv2cs8ml7k4 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይሃበኩም 🙏🙏

  • @konjokonjo8565
    @konjokonjo85654 жыл бұрын

    Nizihab yhabo egizabiher ybarcelina ahiwati bselam niadikin ymlesikin

  • @letishdebesay1975
    @letishdebesay19754 жыл бұрын

    Amlak hayli yhabukum nkulukum

  • @alganeshbahre8598
    @alganeshbahre85982 жыл бұрын

    Good bless you

  • @destaaregawi6207
    @destaaregawi6207 Жыл бұрын

    👏👏👏

  • @adhanommekael5873
    @adhanommekael58732 жыл бұрын

    ፈጣሪ ምሰክም የኽን

  • @musearayagaltigray8682
    @musearayagaltigray86824 жыл бұрын

    እንኳዕ ብደሓን መፃእኻ መምህር #ሙለር #ሓበን #ትግራይና ። ኣብ ዝኸድካዮ ቦታ ክፉእ ኣይትርከብ ቅድስት ድንግል ማርያም ፅላል ትኹንካ ✍️ቅዱስ #ሚካኤል በብ ዘለናዮ ቦታ ይሓልወና ኣቱም ለገስቲ ወገናትና ድማ እግዚአብሔር ኣምላክ ብዝወፀ ይተክአልኹም/ኺን ወገናተይ ✍️ንዞም ወለድና ድማ እግዚአብሔር ኣምላክ ንቅዱስ #ሚካኤል ልእኹ ይሓልዎም ። ✍️ንኩልኩም ደቂ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እንኳዕ ንቅዱስ ሚካኤል ወርሓዊ በዓል ብሰላም ኣብፅሐና ኣብፅሐኩም ። ✍️ንዞም ኣብ እስርቤት #ስዑዲ #ዓረብ ዝሳቀዩ ዘለው ወገናትና ድማ እግዚአብሔር ኣምላክ ንቅዱስ #ሚካኤል 👈ልእኹ ካብ መከራ ነብሲ ካብ መከራ ስጋ የናግፈና ። ካብ ሎማዕንቲ ንድሓር መእሰርቶም በትኹ ናብ መሬት ዓዶም የርግፆም ቅዱስ ሚካኤል አሜን ፫🙏🙏🙏

  • @user-bs8db6iu6j
    @user-bs8db6iu6j4 жыл бұрын

    efffff❤❤❤

  • @tesfamichaelanday8482
    @tesfamichaelanday84824 жыл бұрын

    Amlak Ybarka Memhr abzi gize ezi seb nenhhdu kikonatsebn nenhdu kiterarefn tesemalu eu emo kemzi zbele tsbuk gbrn mnyotn bgbri kitrie keleka btaemi thgos tmhar kea nska leli kulu kttebaba zeleka eka br ktbl tehagos Mmhr kthgos eka wn emo Egziabiher Abzihu Ybarka

  • @sooqusabya5631
    @sooqusabya56314 жыл бұрын

    ሰላም ከመይ ውዒልኩም ስድራ ልኡል እግዚኣብሄር እንካዕ ልበዓል ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንዝለገስክን ኣሕዋትና ብዝወፀ ይተከአልክን ንዝሓመሙን ንዝተፀገሙን ወገናትና ውን እግዚኣብሄር ናይ ምሕረት ኢዱ የንብረሎም መ/ር ሙሉ ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብካ ድኻምካ ካብ ኣምላኽ ርኸቦ ኣያ ፅጉማት

  • @musearayagaltigray8682

    @musearayagaltigray8682

    4 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን እንኳዕ ሓብሩ ኣብፅሐና

  • @rheweshas4329
    @rheweshas43294 жыл бұрын

    Azegbihr mask ykon

  • @user-bz2kx8sh3p
    @user-bz2kx8sh3p4 жыл бұрын

    ዝሃብክን እግዛብሄር አብዝሒ.ይሃብክን🌹🌹🌹 መምህር ሙሉ ሃይለስላሰ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣቦ ድካታት💘💘💘

  • @sabatesfaslase1080
    @sabatesfaslase10804 жыл бұрын

    Ewayyy bmtay emo kinmsleka memhr mulue bamlaki tray rkebo ena nbleka

  • @almasneggaz2302
    @almasneggaz23024 жыл бұрын

    እግዚአብሄር ይማርችሁ

  • @rihananeymar1373
    @rihananeymar13734 жыл бұрын

    ኣታ መንግሲ ትግራይ ገጠራገጠር ናዞርካ ከምዚኦም ዝበሉ ፅጉማትን ኣደ ስውኣትን ኣቦ ስውኣትን ተዘይደጊፍካስ ኣብ ምንታይካ እዩ መግስትነት ጉድ ዓይኒ አረ ንቅል የብልኩም ዋይ ሓረርና እኮ ኣሕሊፍና ከይንበኩም ኢልና ኢና ምስ ክንደይ ሰብ ብሰንክኩም ትፅርርፍ ንውዕል ዘለና እምበር ከምቲ ተግባርኩምስ ካሊእ እዩ ነይሩ ወሪድዎዶ መምህር ሙሉ ኣነስ እሱ ከምመረሐና እውን ሓደኣፊቱ ሕጉስቲ እየ ምክንያቱም ርህሩህ ምስ ህዝቢ ዝበኪ ኣብ መሬት ኩርምይ ኢሉ ማዕረ ምስ ዝተኮርሞዩ አረ ቃል የብለይን ንመምህር ዝኮን ኣይዶሞዙ ኣይመኪንኡ ብእግሩ ዓቀብን ቁልቁልን ናወረደ ንህዝቢ ክብል ዝንከራተት ዘሎ ካብ እግዚአብሔር ዝተልኣከልና የዋህ ሓውና እዩ ቡሱሩ ካውኡ ክትመሃሩ ኣለኩም

  • @evencallofduty4162

    @evencallofduty4162

    4 жыл бұрын

    Nay behaki gelitskayo

  • @user-mb5lg4hs8b
    @user-mb5lg4hs8b4 жыл бұрын

    ኣነ ዝገርመንስ ንምንታይ ኢካ ኩሉ ግዜ ኣብ እዋኑ ብዘይ ምብጸሐይ ይቅሬታ ትብል ኩሉ ግዜ ኮኦሙኡ ኣትግበር ጸገም ሰብ ኣርደኣካን ድዩ ወይ ተሃጋጋዛይ ግበር ሙሉእ ስራሕ ስራሕ

  • @carsonskies3690

    @carsonskies3690

    4 жыл бұрын

    kab buzih tizarb itkelka hgzeyo nite Mr mulu bye Amilak zitbarkek sib eu

  • @musearayagaltigray8682

    @musearayagaltigray8682

    4 жыл бұрын

    ✍️በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን ፫ ኣብ ሞቻ ቦታ ኮፍ እልካ ካብ ክፉእ ነገር ምፅሓፍ ሱቅ ምባል ይምረፅ ሰበይይይይ !!!እስቲ በቲ ናይ #መምህር #ሙሉ ቦታ ኮይንና ናብ #ባዕልና ነዝሮ ካብኡ ከመይ ከም ዝምችው ሹዑ ንርኣዮ !!!! ✍️መምህር ሙለር ነዊሕ ዕድሜን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣር አምላክ አሜን ፫👏👏👏

  • @sergiopunga7986

    @sergiopunga7986

    4 жыл бұрын

    Muse ኣርኣያ hakka buruk hawey amen amen mulue tena yhabo nhawna mulu

Келесі