ናብ መኒአን ትግራይ እዩ ዳይስፖራ ትግራይ እቶ ዝባሃል ዘሎ? ጎንፂ ክልል ዓፍርን ክልል ሶማሊን ተጋዲዱ፣ "ካብ ብጥሜት ሞት ብጥይት ሞት" 6/15/2024

ናብ መኒአን ትግራይ እዩ ዳይስፖራ ትግራይ እቶ ዝባሃል ዘሎ? ጎንፂ ክልል ዓፍርን ክልል ሶማሊን ተጋዲዱ፣ ካብ ጥሜት ሞት ብጥይት ሞት ኢና እንመርፅ 6/15/2024 - Please join and become a member / @tigraionline
www.gofundme.com/f/donate-to-...
#Tigray #Tigrai #Eritrea #ethiopia #amhara #almata #tdf #WesternTigray
www.tigraionline.com
/ tigraionline
/ tigraionline
/ tigraionline
/ tigraionline

Пікірлер: 50

  • @zeggawrangel3762
    @zeggawrangel37626 күн бұрын

    Thank you for your service tol ♥️🙋🏽‍♀️💛GBU Tigrai ☮️

  • @Tek23109
    @Tek231096 күн бұрын

    ዓለም ለኸ ማሕበር ሙሁራን ኢና በሃልቲ ተጋሩ ስቃይ ትግራይ ዘናውሕ ዘሎ ናይ ጠላማት፣ለያቡን ሰሪቆም ዝሃደሙን ጉጅለ ጥፍአት እምበር ማሕበር ድሕነት ክኾን አይኽእልን።

  • @mekwolf3436

    @mekwolf3436

    5 күн бұрын

    Blackmailing/scapegoating the innocent, the intellectuals/elites, is an attempt to conceal the crimes of the perpetrators in Tigray. TPLF is the sole liable of the mess. Please don't look elsewhere.

  • @ephraimtephraim9358
    @ephraimtephraim93585 күн бұрын

    ጸማም ሓንቲ ደርፉ፡ ክልተ ዓመት ነዚኣ ኣውሪካ።

  • @abebakebede1270
    @abebakebede12706 күн бұрын

    በሓቂ በሓቂ ትክክል እዩ እንታይስ ተአማሚና እና ነሓንፅ ሰላምና ሙሉእ ንሙሉእ ከይተመለሰ መሬት ትግራይ ናም በዓአል ዋንኡ ከይተመለሰ ባእልና ንብ ዝገደደ ፍተት ንምንታይ? ዋእ ህዝብ ትግራይ አስተውእል እንዲታይ እዩ ዝግ በር ዘሎ

  • @rigbeberhe846
    @rigbeberhe8465 күн бұрын

    ❤ ትግራይ ኦንላይን

  • @rigbeberhe846
    @rigbeberhe8465 күн бұрын

    ትክክል ሸፈጥ እዩ ዝምድና ና መጀመርያ ዝግበር አለና

  • @user-gj8wf7xe4x
    @user-gj8wf7xe4x6 күн бұрын

    ማኣዝዩ ካብዚ ዕዛብ ህዝብና ዝወጸኤ ሉ 🙏🙏🙏

  • @alguyonas3312
    @alguyonas33125 күн бұрын

    Selam

  • @KenBell-lc3wj
    @KenBell-lc3wj6 күн бұрын

    Very understood, keep it Tigrai on-line.

  • @AfricaGeezCalendar
    @AfricaGeezCalendar6 күн бұрын

    ኩሉ ትግራዋይ ናብ መቐል ኽይዱ ኽነብር ኣይኻኣልን፡

  • @alguyonas3312
    @alguyonas33125 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @frewoinigore1782
    @frewoinigore17826 күн бұрын

    I would like to go to Westen Tigrai .# FreeTigrai lands First !

  • @mekwolf3436

    @mekwolf3436

    5 күн бұрын

    If your desire is to go and live there, shouldn't you partake in liberating it as well..? Don't be selfish, inviting others to pay the ultimate price on your behalf.

  • @eyobghebrehiwet310
    @eyobghebrehiwet3106 күн бұрын

    ክሎኡ. ስርሖም. ጋድፎሞኡሞዎ. ኤዮም. ምኽንያቱ. አውሓት. ምጥፋኣ. ኤዩ. ክልኡ ዓቅሞም. ትኣግሩ. ምጽላቶም. ክይኖም. ትግራይ. ክጥፉዋ. ይቃልስው. ኣሎው 🙏

  • @gebregziabherwoldu6739
    @gebregziabherwoldu67396 күн бұрын

    ጽቡቅ ሓሳብ እዩ ግን ድፍን ህዝብመሬየትን ትግራይ ነጻ ምስወጸ እዩ ዝግባእ።genocide ንምጥፍፋእ ውን ከይኸውን ክንጠራጠር ይግባእ፣ ግዝያዊ ምምሕዳር መንግስት ትግራይ ክንኣምኖ ተኾይና ህዝብናን መሬየትናን ነጻ ምስ ኣውጹ እዩ።

  • @sillassetesfaye9067
    @sillassetesfaye90675 күн бұрын

    ብምርሳ አኳ ከምተግራዋይ ዝርስዐ የለን

  • @abebakebede1270
    @abebakebede12706 күн бұрын

    ንሕና ብሰላማዊ መንገዲ አብ ህዝብና ዘሎ ፀገም ምስቲ ናይ ጆኖሳይድ ዝተፃረየ ብጥምየትእውን ህዝብና ጆኖሳይድ ይፍፀመሉ አሎ ክንብል አለና።

  • @freybare5825
    @freybare58256 күн бұрын

    to me, this is very joking and unnecessary not at this time to say that

  • @abrahaliehailu9828
    @abrahaliehailu98285 күн бұрын

    Criminal eye

  • @byyh6988
    @byyh69885 күн бұрын

    እዚኣ ናይሕዋሓት ኣጀንዳ ኣይኮነትን ነስተውዕል ሕዋሓት ልቢግበሩ ነዙህዝቢ ዳግም ጥፍኣት ከይኣቱ ሕዋሓት ናብስራሕካ ግበር እቶም ደቂኢሮብ ዛበሳ ባድመ ምዕራብከ ናበይ ይእተው ግን ሕዋሓት ስኹኢሎም እናረኤዩ ህዝቢ የሳቂይዋ ኣለው ንምንታይ ወዳን ጋላን ዘየፍልጥዋ ወይ ይስሩሑ ወይ ይግደፍዋ ቱህዝቢ ክቀብፅ ።

  • @KibromBeyene-mv1ph
    @KibromBeyene-mv1ph6 күн бұрын

    ቀታሊ ሰብ ይመስል።

  • @semirberhe7592
    @semirberhe75926 күн бұрын

    TIGRAY TSIER ❤️💛

  • @eritrealemlem7872

    @eritrealemlem7872

    6 күн бұрын

    ተሳዒራ አንድያ ኣብ ትሕቲ ኣዲኣ አትዮጵያ ትመሓደር ዘላ ክልል ኣበይ ኮይና ክትስዕር ስቕ ኢልካ ኣይትድከም ሓቁ ኣታ ለፍላፊ

  • @abebakebede1270
    @abebakebede12706 күн бұрын

    ንምንታይ ናይ ፕርትርያ ውእሊ ክፍፀም አለዎ ህዝብና ይውዳእ አል ዘይንብል እንታይ ኢና ንገብር ዘለና?

  • @josephjoseph9440
    @josephjoseph94406 күн бұрын

    I personally will participate in development sector if diaspora conference is set in Welkait or Humera.

  • @tesfayezeray
    @tesfayezeray6 күн бұрын

    ጌታቸው እውነቱን ነው እሱ ቤተሰቡን ይዞ በምቾት ይኖራል የትግራይ ህዝብ ልጁን መሰዋዕት አድርጎ በሱ ሥልጣን ጊዜ ጦርነት አይደረግም እሱናሰነፍ ጎደኘቹ በፈጠሩት ይቅርታ የሌለው ስህተት ህዝባችን እስካሁን ዋጋ ይከፍላል በጣም ያማል

  • @eyobghebrehiwet310
    @eyobghebrehiwet3106 күн бұрын

    ንብሱ. ዝጽልዑ. ክፋትውካ. ኣትጽባኣ. ምኽንይቱ 🙏ንብስኡ. ስልኣ. ዝጽልኣ ኤዩ 🙏

  • @edenkidane1625
    @edenkidane16256 күн бұрын

    ባድመ ኢሮብ አይትሕሰቦ መሬት ኤርትራ እዩ አልጀርስ ከይካ ሕተቶም ለፍላፊ

  • @selam5239
    @selam52396 күн бұрын

    ልክዕ ኢኻ ክቡር ሐውና እዙ ብዙሕ ሐቅነትን ክብሉና ዝብሀል ንግደፎ አቱም መራሕቲ ትግራይ ኩሉ ዘደስት ነገር ገዲፎም ህዝቢ ትግራይ ፀሊም ተኸዲኒ ምህለላን ሰልፍን እዩ ዘድልይ ሐደ ሰብ ፍርቂ አካሉ ፖራላይዝ እንትኸውን ጠጠው ኢሉ ዶ ክኸይድ ይኽእል ልቢ ንግበር ደቂ ዓደይ በጃኹም በጃኹም

  • @user-ot2ks1nn1z
    @user-ot2ks1nn1z6 күн бұрын

    ብትህቲ. ፀላዕ ዘሎ. መሬት ብሰንኪ ፈላጣት መሲሎም ንነዊህ ግዘ ነቲ. ለውጢ. ከየምፁዑ መብራህቲ. ትግራይ. ኢና ዝብሉ 40%መሬት. ትግራይ ዘምከኑ ብሰንኮም. እዪ እዚ. 60%መሬት. ትግራይ ብTDF ቦቅልፅሙ. ዘምፇኦ መረት. እዩ ዞም. አሮግቶት ፍለጠትን. ዘረባ ዘይክሉ እንቃዐ ሙሉዕ ሐላያት

  • @user-wj4fb2gr5s
    @user-wj4fb2gr5s6 күн бұрын

    ህዚቢ እቶቡያ ዊን አይሪሰዒን አቡሐንት ጉዲጋዲ ዓሰርተ ሐመሙሸተ ዚተቀብሩ አይርሰዓን

  • @Totaldome
    @Totaldome6 күн бұрын

    Fair is fair.. open an account and see what Ethiopia did to Eritrea and what Eritrea did to Ethiopia draw a balance sheet. Forget about DNA you have been Ethiopian and you are Ethiopian! just what happened to the two people and what each did at the two ends and why. Don’t think people are fools because they don’t talk or because you think you have a platform and you are the judge and the jury!

  • @AfricaGeezCalendar
    @AfricaGeezCalendar6 күн бұрын

    ምሁራን ምዒራብ ትግራይ ብሱር ኣይሃፍሩን፡ ህማቓት ሱሱዓት ንባዓልም ጉያጉያ መሬት ክዋሃቦም ኣብ ዋጋ ስቓይ እዙይ ህዝብይ እዙይ፡ ንምንታይ እዮምኽ ሙሁራን ተባህሎም ትሃታትነት ዝይብሎም፡ ኣዋጋ እዙይ ህዝብይ ዙይ ኣይኾዊንን፡

  • @WudaseWoldemariam
    @WudaseWoldemariam6 күн бұрын

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @user-wj4fb2gr5s
    @user-wj4fb2gr5s6 күн бұрын

    ክክክክክክ ሐሻዊ ንከማካ ደንቆሮ አደናጊሪ መን ከአምነካ ሐሳዲ አደካ ሪዳእ ነፈጢ ኤለትራን ካልእ ሀገሪ ምፍልላይ ሰእንካ ደንቆሮ

  • @yalemrobel2507
    @yalemrobel25076 күн бұрын

    ዓሻ ደንቆሮ መሬትካ ከተምልሰ ዓዲ ምጥንኻርን ምምኻር ከ ኣየዲልን ድዩ በቃ ንኹሉ ነገር ንምንታይ እዩ በቢ ዝደለኹሞ ትቀድዎ.ኣረ በጃኹም ካቶም ዓዲ ዘለው ነታ ባይታ ዝፈልጣ የለን.ወላስ ንይትብኩም ኢኹም ትሰርሑ እንተዝኾነሎም ንብምልእታ ብሓንቲ ለይቲ ከገብሩዎ ኣይፀልኡን.ሓቂ እንተሓልዩኩም ኩሉ ዓድኹም እዩ ኪዱ.ኩሉ መምስልቲ ወላ ሓንቲ ኣይስመዐኩም ጊዚያዊ ውድብ ዝባሃል ንስኹም ትብልዎ እዩ እምበር ኣፈላላይ የለን.

  • @AfricaGeezCalendar
    @AfricaGeezCalendar6 күн бұрын

    ብሱሩ ንዓና ናይ ምዒራብ ትግራይ ህዝብይ ይሃስቡልና ዶ፡ ናብይ እና ዲሂርይ ክንደይ ዓመት ኽንምለስ ዑና ገዛ ውለዲና ኣብ ትህትይ ፀልእትይ እዩ ዘሎ፡ ናብይ እና ክንምለስ፡ ዝገርም ዒሽነት እንታይ እዪም ኾይኖም እዞም ምርህትይ ትግራት፡ ብተለይ እዞም ሙሁራን ትግራይ ንምንታይ ህማቕ ስራህ ዝዲግፉ፡ ዑና ገዛ ውለዱና መሬቶም የዲልየና እዩ፡ ኽንዲይ ስላማዊይ ስልፊይ ዝገብሩ መሬት ክምለስ፡ ኩሎም ጉያጉያ ንባዓሎም ኣብ ምዒራባዊያን ዘለው ዲያስቦራ ኣይኽፍኦን ኾም ተመዛበልትይ ኣብ ውሽጥይ ትግራይ ኣብ ሱዳን ዘለው፡ ህዝይ ተጠልሙ እዩ፡ ጂስጂስ ሚኢራባዊያን እዮም ዝውስንሉ ብዓሎም ዝውኑ እውን ኣይመስለንን፡ ህዝብይ ምዒራብ ትግራይ የነግዱሉ ዲዮም ዘለው መዘራርብይ መዳራደርይ ዝገብሪዎ ዘለው፡ ፅባህ ሎምይ እንዳበሉ ዝዒሸኢና ንምንታይ ምዒራብ ትግራይ ክምለስ እዩ እንዳበሉ፡ ምዒራብ ትግራይ ክምለስ ኣለዎ ምዒራብ ትግራይ ክኣ ንቐደም ንህዝብይ ምዒራብ ትግራይ ኽኾውን ኣለዎ፡ መሬት ምዒራብ ትግራይ ንህዝብይ ምዒራብ ትግራይ እዩ፡ ውርርትይ ሃይልይ ክውፁ ኣለዎም፡

  • @edenkidane1625
    @edenkidane16256 күн бұрын

    ሐሳዊ ኬንያ እዩ 2022 እዩ አታ ሚኪ ዝብልዎ እዩ አዉጺእዎ ሕክምና ደአ ኤርትራ ቀዳመይቲ እያ መራት ኤርትራ ክትብል ካብትዉዕ ኩዕንቲ ትአሪ አዴኻ ዘይትሕግዝ ሐሳድ ጫማ ካንትግራይ ተሰሪቀን ሲኒከር ካብ ናይመደበር መን ሕለፉ ኢልኩም ዓፍናኽ 😂😂😂 ሐሳድ እንታይ ኔርኩም

  • @abebakebede1270
    @abebakebede12706 күн бұрын

    ዋእ ትግራይ ኦንላይን ኤርትራ እኮ ንዘልዓለም ምስትግራይ ብከምዙይ አይክቅፅልን ናይ ትግራይ ጥንካረ ንኤርትራ ጥንካረ እዩ ትግራይ ስለ ዘላ እዮም ዘኽብርዎዎም ዘለው እንበር ትግራይ እንተዘይአሊያ በሉ ባሕሪ ናትና አስመራ ናትና ከምዝብንዎም ክፈልጡ አለዎም ስለዚህ ብጣእሚ ቅማቅ ፕሮፓጋንዳ ናይትግራ ፅሊእት ዘለዎም አለው ንትግራዪ ዝፈትዎን ንወዲፊት ነሓድሽ ወልድ ዘሓስቡ እውን አለው እዮም ።

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom32426 күн бұрын

    Down Down Down Getachew

  • @mekwolf3436

    @mekwolf3436

    6 күн бұрын

    President Getachew Reda is doing his very best to protect the Tigrain people and safeguard the territorial integrity of Tigrai. He just need popular support from everyone.

  • @user-gj8wf7xe4x
    @user-gj8wf7xe4x6 күн бұрын

    ኩቡሩ አያና ይግደፍ እንተ ጠፍኡ ብምርድዳእ ምስቶም ስላም ዝደልዩ ንህዝብ ትግራይ ዝደሉዩ እዩ ስላም ዝባሐል ግን ንይግደፍ ትግራይ ዘዕነወ ማንካ ክተረፈ ዝስረቐ ግን ሕሳብ ክዋራረድ እዩ ይግደፍ ለባ ቦለም ክብሩ አያና 🙏🙏🙏

  • @bereketkiflu8825
    @bereketkiflu88256 күн бұрын

    መስለኒ ሕዉሐት ን መበል 50 ዓመት ምስረታ ሕውሐት አመልኪቱ በዓል ስለ ዝገብር ንቀድሞም ኢያ መስለኒ

  • @azaziyohannes8873
    @azaziyohannes88734 күн бұрын

    ኣታዮ እንታይማ ኣግኒዩካ ብሱሩ ሓሾት እትናገር? ኤርትራውያንኮ ንሳቶም ውነ ኣይደልዩናን እጃቶም። ይዝከረካይዶ ንሕና ተጋሩ "" ኣምሓራይ ኣሎ በሎ ቤንሻንጉለሎ በሎ ኦሮሞሎ በሎ ወዘተሎ በሎ ቢልና ንኤርትራውያን ክንወሮም? ኣብ ባረንቱይ ቫርካይ ሰንዓፈይ ጾሮናይ ወዘተ ወሪርና ኣቲና ዝሰረቕናዮ ንብረቱይ ዝዓመጽናየን ኣዋልዱይኸ ልርስዑዎ ዶይመስለካይ? እቱ ሕቭሪ ዓይናቶም ተጸይናይ ካው ሓድሽ ኣበባ ልሰጎግናዮም ሕዝቡይኸ ልስወጠካዶ ኒሆ? ወዲ ዓደይ ተቨራቨር፡ ንሳቶም ጌና ካሕሳ ካው ትግራይ ክውሃቨና ኣሎዎ እጃቶም ልብሉ ለለዉ። Don't just brug for nothing. Eritreans still are expecting apology & something from Tigray so they will forget the atrocity that came from us.

  • @user-ot2ks1nn1z
    @user-ot2ks1nn1z6 күн бұрын

    ተጋሩ ከምዚ. አብ ስቃይ ዘእተውዎ እድመ. ንደብረፂዬን እድመ ንጌታቸው. አሰር እድመ ንሞንጆሪኖ. እድመ አለዉ. ገብረዌህድ እድመ ንሳሞራ. እድመ. ንአርከበ. እድመ. ንብርሐነ. ገብረክርስቶሰ እድመ. ንስዩም መሰልን እድመ. ንአቦይ. ስብሐት ምስ. ሐፍቱ እድመ ንዞም. ተአኻኺቦም ብሰላም. ትግራይ. ዝመርሁ ዝነበሩ ረማሳት

  • @Ktekle

    @Ktekle

    6 күн бұрын

    🍼🍼🍼🍼🍼🍼🍼🍼

  • @tekiaegebremichaelhantal3158
    @tekiaegebremichaelhantal31586 күн бұрын

    ናይ ብልጽግና ዕሱባት እዮም ድያስፖራ ዝጽውዑ ዘለዉ ንኣብይ ዶላርን ንፖለቲካ ኸስብን እዩ።

Келесі