እንዳ ዝማም - ክፋል 251 - Enda Zmam (Part 251), June 16, 2024 - ERi-TV Comedy Series-
Фильм және анимация
እንዳ ዝማም - ክፋል 251 - Enda Zmam (Part 251), June 16, 2024 - ERi-TV Comedy Series- #Eritrea, #ERi-TV
Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited. To
Follow us on facebook: / dendenmedia
To watch previous episodes click here • Enda Zmam (እንዳ ዝማም)
subscribe to ERi-TV & DimTsi Hafash live streaming visit www.dendenmedia.com/
To access ERi-TV Official KZread Chanel visit / eritveritreaofficial
To access DimTsi Hafash Official KZread Chanel visit: / @dimtsihafash-official...
Пікірлер: 64
እንዳ ዝማም ጽቡቅ ስራሕ ኣብዛ ናይ ሎሚ ስራሕኩም ርኢቶ ክንጽሕፈልኩም ጉዳይ ቲብ እታ ጽብቅቲይ ወይተር ብዙሕ ቲብ ትወስድ ደሞዛ ዉን ሓሲባቶ ኣይትፈልጥን እቲ ስራሕ ማዕረ ኢዩ ዝብጽሖም እምበሽ ከማን ናይ ክሽነ ዝኸበደ ስራሕ ስለዚ እቲይ ዝወሃብ ቲብ ተኣኪቡ ንኹሎም ይካፈልዎ ተወሳኺ ምስ ዶሞዝ ይወሃቦም ከሙ ኢዩ ኸኣ ሕጊ ዓለም መሰል ዲቂ ሰባት ከ ምሕላዉ ናይ መጋዓዚያ ኣብ ግምት የቲኻ ማለት ኢዩ
መርሓባ እንዳ ዝማም መቅሰን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኩላትኩም 🇪🇷❤️🙏👍🇪🇷❤️🙏👍🇪🇷❤️🙏👍🇪🇷❤️🙏👍🇪🇷❤️🙏👍🇪🇷❤️🙏👍🇪🇷❤️🙏👍🇪🇷❤️🙏👍
እዋይ እንዳኣቶ ሓንጣል ኣበይ ዳኣ ሓዲርኩም ሎሚ ሰዲድኩማ ኣደይ ዝማም ዶ ኾን ኮሪየን ኮይነን። ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🙏🙏🙏❤!!
🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷💪👍
❤❤❤❤❤❤❤ ሳሐ ከላምኩም❤❤❤❤❤
Welcome deki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 enka beselam mexakum🎉❤🎉🎉❤🎉❤😊❤😊❤😊😊❤😊❤
ቀዳማይ ጸሓፊ ኮመንት ኣነ እየ
ሙሉእ ጥዕናን ሰላምን ይምበየልርካ ጂሚ ሓወይ። ከርተትካን ዋጋ ንእሰነትካ ዋላውን ከርተትካ ድሕሪ ልእላውነት ሃገር ብቐረባ ከርተትካ ትኣልዮም ዝነበርካ የሕዋትካን እንሻላህ ሕጂ ጻማኻ ክትረክብ። ድሕሪ 34 ዓመት ተሪኽካን ዝሓለፍካዮ ማሕበራዊ መስገደል ሕጂ ክዝከር፧
Welcome enda zmam shikornatttttt 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mulugeta481
8 күн бұрын
ሰዉራ ጀምሩ አብ ሱሳታት ሰዉራ ኣብ ቤት ሻሂ ሀጸያዊ እዩ ተጀሚሩ kkኪ
ሰላም ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹም ፈጣሪ ምሉኡ ጥዕና ይሃብኩም ኩሉ ግዜ ጽቡቅ ስድራኹም የስምዕኹም ብር ክትብሉ ተሓጎሱ ከምኡ ዊን ብር ክትብሉ ብስራት የስምዕኹም ሳብስክራይብ ክትገብሩለይ ብፍቅሪ ይምሕጸነኩም ሓደራ ሸለል ኢልኩሙኒ ከይትሓልፉ ብሩኻት
ENDA ZIMAM ZIFETWO SHOW 💐💐💐💐💐💐💐💐
❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤
🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🤣🤣🤣🤣
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Welcome daq eri
መዓልትኹም ቅድስትን ብርኽትን ትኹን፡፡ ናብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ በጃኹም ተገዲስኩም የሕዋተይ❤️❤️❤️
ክክክክ ሓንጣል መፍተቱ ረኺቡ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🇪🇷❤
❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂
Asyyyyy zmam ❤❤❤❤
❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹❤❤❤❤💚🌹💚🌹
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤ Asmara💯 7:30
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ሰውራ ጀምሩ ሰውራ አብ ሱሳት ሰውራ አብ ቤት ሻሂ ሀጸያዊ እዮ ተጀሚሩ kikiki
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
🎉🎉🎉❤🎉🎉🎉
🤣🤣🤣🤣🤣
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉😅😅😅
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ሓንጣል ግደፍ ከም ሰብ ኩን።
Hantalino zereba gelabitka Seb zbelo Ember zzarebo aysenn eyu abkndi mbal Seb zzarebo Ember Zbelo aysenn eyu Elka, Entehakey koyne melseley,Nmesfn keynegerkwo keleku.😂😂Hihiiiii
ከመይ ኢኹም ሓሲብኩማ ሕጂ😒😏😏
@elizabethelilta2663
8 күн бұрын
ዘይተወድአት ክትቕጽልያ ኮ ዝመጽእ ሰሙንያ ትፍለጥ ከመይ ከምዝኮነት
ከምዚ ናይ ሓንጣል ባህሪ ዘለዎ ሰብ ኣለና ዲዩ ኣብ ሕብረተሰብና?
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ናብ ፍትሓውነት ሰብኣዊ መሰል ደቂ ሰባት ክትወስዳ ነይሩካ ኣብ መወዳእታ ግፍዒ ኣስራሕቲ ግን ጽቡቅ ኣቅሪብካያ ።
እንቃ ደሓን መጻኩም እንዳ ዝማም ጀምዓይ
Welcome 🎉🎉🎉🎉
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ❤❤❤❤❤❤❤
🐪🇪🇷✊❤🙏
❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤🎉
Tdnguyu alekum ab seatkzm eba mxu Time is Gold.H ad ntalattt😂❤
ገንዘብ ጠማዕ ሓሳዊ ይበልዖ.ከም መሰፈን ዝኣመሰሉ.
እንዳ ዝማም፡ ሓደ ካብቲ ዝፈትዎ ናትኩም መልእኽቲ፡ እቲ ህግደፍ መንደፍ ዝገብሮን ዝጥቀመሉን "ምሳር ብሓኽላ" ኣዳዕዲዕኩም ንህዝቢ ኤርትራ "ህግደፍ ነንሕድሕድና የባልዓና ኣሎ ነስተውዕል" ዝብል ብመልክዕ ድራማ ምትሕልላፍኩም እዩ።
ሰብ ዝበልዖ እምበር ዝዛረቦ ዘይስእን ብእትብል ትመዓራረይ ❤
ብፍላይ ነቶም ጸሓይ ቀልጢፋ ትበርቀና ኣብ ርሑቕ ምብራቕ ዘለና ኣዚኹም ትድንጉዩና ኣለኹም፡ በጃኹም ኣይተደንጉዩዋ ለይቲ ኢና ንርእያ ዘለና።
@superjonastic9344
8 күн бұрын
🎉❤🎉🎉❤🎉❤🎉🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉❤🎉❤🎉❤😊❤😊😊❤😊❤😊❤
ዑስማን ሓወይ ንስኽ ኣባኻን ኣብ ለማልምን ወሪዱ ዘሎ "መሻክል" እንዳሓሰብካ ደርፊ ናይ ወዲ ሸኽ ኣብዛ ልሳንካ ስለዝሓደረት "እሊ ሓለት ኢኮኒ ኣኣኣኣኣኣ ..ዎኑስካ በደኒ......" ኢልካ ማች ከምትገብር ምስ ገለጽካላ፡ ለማልም ውን ሰናፍ ኣይኮነትን ከምኡ ናይ የማነ ባርያ "ይሓልፈለይ እንተበልኩስ መሊሱ ዝገደደ...መሊሱ ዝገደደ......" ዝብል ምስ ናትካ "ማች" ዝገብር ኣስሚዓትና፡ ኣዝዩ ዘሐጉስ እዩ....በሉ ኣጆኹም ካብ ፍርሓት ህግደፍ ተገላጊልኩም ምዓንጣ ክትገብሩ ጀሚርኩም ስለ ዘለኹም ውስኽ ኣቢልኩም ናይ ህዝቢ ኤርትራ ግፍዒ መግለጺ እትኸውን ናይ ኣብራር ዑስማን "ከምዚ ኢልካስ ናብራ ኣይኮነን....." ይብል ኣሎ ህዝብና ክትብሉ እምሕጸነኩም።
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤