"ንዓይ ዓጋመ ገሩ፡ ንኣቦይ ኤርትራዊ ዝገበር፡ ዓይነት ፍልስፍና እዩ ዘሎ" በየነ ገረዝጊሄር (Wufuy)

Пікірлер: 1 404

  • @suleimanmohammed3928
    @suleimanmohammed39283 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ሃናጺ መደብን መብርሂን'ዩ። ዘይንሰማምዓሉ እንተኾይንና ድማ መጀመርያ ብክፉት ልቢ ክንሰምዖ ድልዋት ኮይንና ብጸርፊ ዘይኮነስ ብሓሳብ ንመልሰሉ።

  • @SS-ck9xp

    @SS-ck9xp

    3 жыл бұрын

    Ezi Wedi Widib Deykones Therapy Eyu Zediloyo, Mikniyatu Tsilien qimitan Tirah Eyu Meliu Wishtu. Gin Mesiwaeti Eritreawan Kubur Eyu. Eti Ginay Siriat Nimielay Gin Neti Zihalef Mesiwaetin Sinkilinan Behafesha Neti qalisi Gihsika Ayikonen. Silezi Etom Dihalefu Eritrea Netsa Kewitsiu Ember Nezi Ganin DIYABLOS Isaias Elom Aykonun Kab Geziom Wetsiom Way Atiqom. Natom Kibir Dima Nezi Zelo Ganin Kahdam Nay Isaias Bihabar Kinqalos Kinalo Eyu Zelena. KUBURI WAGA qalisi JIGANU ERITREAWAN Kalie Tirgum Mihab Gin Gihsetin MEFRESI HAGER HIZBI EYU

  • @michaelissack9271

    @michaelissack9271

    3 жыл бұрын

    100/100 that's all correct but we have help God to people's my country Eritrea : ሓሳዊ ሰራቂ ጥልመት ንሓቂ ክዛረብ ዘይክእል ፍርሃት እዝጋብሔር ዘይብሉ በዚሑ Michael issack USA

  • @abraham407

    @abraham407

    3 жыл бұрын

    @@SS-ck9xp ክንዳኡ ሓለፋ ኣይከፈልካን በዓልኣፍ

  • @simonm.7755

    @simonm.7755

    3 жыл бұрын

    @@SS-ck9xp I think you’re PFDJ

  • @SS-ck9xp

    @SS-ck9xp

    3 жыл бұрын

    @@abraham407 wala Entekefeloku Ewin Kefile Aykiblekan Aye, Ane Zibil Deleku Netom Zihalefu Jeganu Aykonan Endakesesina Endagehasin Lewit Kindeli Ezi Hizbina Deyqibelo Eyu Kemu win Gihset Eyu Men Demitsalina Eritrea Dina Nizarebela Delen. Isaias Ni Hizbina Bi Siwiat Yetalilo Entebelkum Haqikum. Ezi Mealit Natsinet Mealit Siwiat Bamdera Men Dimeretso Ensabelika Dankara Migbar Gin Hawiteta Eyu. Isaias Kemey Gerina Nihkiko Kab Eritrea. Higi Delewa Eritrea Gerina Eritrea Hagerina Deqa Haqufa Hizbina qesinu Hawelit Sematatina Maerigu Tarikom Kebiru Abkemiz Kisirahin Kintiminen Alena. Ember Tigrawinet Eritreawinet do Agzian do Endabelika kebid qalis Eritrea nab Kalie Endatergomoka Ezi Hager Mibras Hadush Mieraf Miftar Eyu. Rebihan Asalitoon Win Yebilun. Thank you

  • @user-xf5kc2pm6b
    @user-xf5kc2pm6b3 жыл бұрын

    ገዛናን ገኩምን ሓደ ዓይነት ታሪኽ ኢዩ ግርም ኣጋልጻ ገሊጽካዮ፡ ብፍላይ ኣብቲ እንታይ ይስምዓካ ኣቦካ ምእንቲ ሃገር ተሰዊኡ ዝበልካዮስ፡ ሓንቲ ነገር ኣዘኪርካኒ ንእሽተይ ሓወይ ዝተዛረባ፡ ሓደ መዓልቲ ንጓል ሓዎበይ ወቂዑ ምስ ኣብከያ ሓዎበይ መጺኡ ስዲ ወዲ ሰበይቲ ኢሉ ወቂዑ ኣብኪዩ ይሰዶ ሞ ምጽእ ኢሉ ሽዑ እዚ ኣቦይስ ነታ ጥይት ተሓቢኡ ዘየሕልፋ እንታይ ክገብር ተሰዊኡ ኢሉ ከማርር ይዝክረኒ፡ ስለዚ ኣቦታትና ብምካዶም ውርደት ኣዴታትና ብቤተሰብ ኣቦና፡ ሕሰምን ድኽነትን ኣብ ቤትና ነጊሱ መዋፈሪ ድኽነት ኮይና፡ እዛ ግራት ደኣ ታይ ኮይና ዘይተሓረሰት እንክበሃል ግራት ናይ ስውእ እንዲያ መን ክሓርሳ ብዝብል መዛረቢ ሓለፍቲ መንገዲ ትኮውን፡ ዕስራ ሰነ ክመጽእ ኣብ ልዕሊ ታ ዘላትና ድኽነት ዓመት መጸት ነቅሽሽቲ እንጀራን ስዋን ካብ ኣፍ ደቀን መንጢለን ሰባየን ጠሊመን እንከይበሃላ ኣብልዕሊ እቲ ሽግር ሽግር ክውሰከና፡ ክንደይ ኢልና ክንጠቅስ ስለዚ ነቦይ ዘይኮንኩ ከም ሽግና ክቆጽሮ ንደይ ኢየ ከም ጅግና ዝቆጽራ።

  • @wedihayle3293

    @wedihayle3293

    2 жыл бұрын

    ኣጆኻ ወገነይ ከምኡያ'ዛ ጨናዊት ኣዱንያ ወዲ ስውእ ክኸብር እምበር ንመስዋእቲ ኣብኡ ከም ተራ ነገር ክሳብ ዝዝከር ይገብሩ ኣለው ።

  • @tadesehagos3746
    @tadesehagos37463 жыл бұрын

    "ሕድሪ ኢለ ዝሃብኩኻ ናብ መቃብር ኣይኮንካን ተምጽኣለይ" ናይ ብሓቂ ዝብላዕ ዘረባ

  • @johannesdemoz7832
    @johannesdemoz78323 жыл бұрын

    ዉፉይ ክዛረብ ከሎ ስነኣምራዊ ትብዓት ይስማዓኒ ኣጆና ጥራይ ኣሕዋተይ ንተሓጋገዝ ክንዕወት ኢና።

  • @hailesilassienegash4133
    @hailesilassienegash41333 жыл бұрын

    ኣብ ሓደ ሓይሊ ነርና ምስ ኣቦ ዉፉይ ከምቲ ዝበሎ ኣብ ድሮ ናጽነት እዩ ተሰዉ ካብ ግበር ደቀምሓረ ንደከል ምስ ከድና ኣብ ደከል ዋዲ ዝባሃል ተሰዉኡ ናይ ባሓቂ ተተክፈ ኣቦይ ገርየ ሓርበኛ ተቃላይ እዩ ርይሩ ተጻዋታይ ናዓይ ፍሊይ ተዘክሮ ኣነኒ

  • @eritreancommunityinqueensl8971

    @eritreancommunityinqueensl8971

    3 жыл бұрын

    ሓቂ ክትምስክር ምብቃዕካ ዓቢ ነገር እዩ።

  • @bereberha

    @bereberha

    3 жыл бұрын

    እሞ ምስክርነት ወጺኻ ደይትህብ ካብ ጅግና ክትብሃል ሃንቀው ትብል ዉጹ ነዚ ወለዶ ትሓቂ ንገርዎ

  • @hanqewtaselam64

    @hanqewtaselam64

    3 жыл бұрын

    እሞ ሃየ እጃምካ ኣበርክት ነዚ ዘምጻኹሞ ሽፍታ ንምጥፋእ እንቃዕ ክኣ ኣይሞትካ እሞ ።

  • @mikites6762

    @mikites6762

    3 жыл бұрын

    Wexika mskrnetka entethb xbuk u mknyatu zweale yngerka zsehate ymkerka sle zkone enquae kea kab busul tre awxeaka.

  • @abyeking2078

    @abyeking2078

    3 жыл бұрын

    Niska tiblo zeleka dro naxnet nisu ziblo zelo dhri 24 ginbot 27 tesewieu eyu zibil zelo aytegarachewen ? Nisu diyu niska eti gega ?

  • @ilikehabshha5672
    @ilikehabshha56723 жыл бұрын

    ክብረት ይሃብካ ብስም ኩሎም ደለይቲ ፍትሒ ኤሪትራውያን ፡ ሓሳብ ፍልልይ ብዘየገድስ ከምዚ ገርና ንፍትሒ ምድላይና ባና ሓርነት ይራየና ኣሎ

  • @alenadema8334

    @alenadema8334

    3 жыл бұрын

    Tahnks kibretey libey rekibkani

  • @azmarinosine2715
    @azmarinosine27153 жыл бұрын

    ስዉእ ሓደራ ዝበለ ካልእ እምበር ብድሕረይ ደቀይ ይጥመዩ ፉሕ ፉሕ ይእተዋም ኣይ በለን 👌 ቃል ዉፉይ

  • @tabihabtemicael1940
    @tabihabtemicael19403 жыл бұрын

    Thank you Fanus network for inviting Wufuy, he is an intelligent person like an open book, I really like him! X

  • @mikekidane2907
    @mikekidane29073 жыл бұрын

    ንዓይ ኣደይ ኢያ ጅግና ዝበላ ሓሳብ ብጣዕሚ ተንካፊት እያ ንቡዙሓት ዝተጠልማ ኣንስቲ ስውኣት ካኣ ትውክል ኮይና ረኺበያ።

  • @alenadema8334

    @alenadema8334

    3 жыл бұрын

    Nay behaki Eta hade kilte hadgi Nay swuat kiteebi mistiom ni swuat zitelemu wetehaderat endaserhet kertet zibelet seyti wey ado swue

  • @aishakhiar4809

    @aishakhiar4809

    3 жыл бұрын

    @@alenadema8334 ٠.

  • @God-db9vp

    @God-db9vp

    3 жыл бұрын

    ኣዲኡ ጅግና ኢያ ኣቦኡ ውን ጅግና ኢዩ

  • @selotesfagabir8988

    @selotesfagabir8988

    3 жыл бұрын

    @@God-db9vp in general eu temtiwa eta hasab

  • @amanbrightfuture6502

    @amanbrightfuture6502

    3 жыл бұрын

    Nay bhaki etom hgdef hgi nezya kunchil abilom kexelimwo eyom

  • @ephremkidnae7094
    @ephremkidnae70943 жыл бұрын

    ኣታ ዩኤል ክንደይ ወደይ ደስ ትብል ኢኻ ስነስርዓትኻ ጽን ኢልካ ናይ ምስማዕ ክእለትካ ብሓቂ ጅግና ኢኻ :: ውፍይ ካ ለባም መስተውኣሊ ኢኻ ንኹሉ መልስታትካ ሰሚዕዮ ናይ ብሓቂ ንፍኡ ረዚንን ::

  • @yosiefdebesai9343
    @yosiefdebesai93433 жыл бұрын

    ኣብ መትከልካ ጥራሕ ጽናዕ ዉፉይ ዓቢ ሰብ።

  • @metkel100
    @metkel1003 жыл бұрын

    ኦ! ኣዝዩ ኣገራሚ ዛንታ። ብየነ ብዙሕ ኣይስሕበንን እዩ ነይሩ ውድቡ እሞ ከምዚ ናይዛ ቃለመሕተት እዚ ገይሩ ንልበይ ዝተንከፎ ግን የሎን። ቅንዕና ግሉጹነት ዝመልኦ ዘረባ። ምሉእ ምሕረት ይግብረላ ንወላዲትካ። የቐንየለና።

  • @user-ft9nv8br7r
    @user-ft9nv8br7r3 жыл бұрын

    ስዉእ ዘየኽብር ከምዚ እንተኾይኑስ ቀጽሎ ኣይተኽብሮም፡what a great guy anyway thank you ዩኤሊኖ and ዉፉይ።

  • @Brave-Is_Mine1
    @Brave-Is_Mine13 жыл бұрын

    Yes he’s right,my mom is the most bravest woman ever to me too that she rises me with her pain since my dad gave his life to that worthless war. Believe or not,Beyene(Wufuy)is such a humble,honest and articulate person.The good thing is that he knows what he’s doing very well.If you guys don’t agree with what he’s saying or with Bright Future’s manifesto then express your opinion through civilized or positive way to keep bettering yourself,otherwise it’ll be hard to solve our problems if you came with that dirty attitude.

  • @mannieberhanu3469

    @mannieberhanu3469

    3 жыл бұрын

    Indeed Indeed I agree

  • @eriboy1349

    @eriboy1349

    3 жыл бұрын

    my brother you will get justice.your father is not only yours anymore he is eritrean father like all our swuat. the eritrean ppl will get justice.

  • @negasi2123
    @negasi21233 жыл бұрын

    ዩኤል ናይ በሓቂ ኣድኒቐካ ፍልልያትና ብዘየገድስ ሓሳባት ክንለዋወጥ ዝተፈላለየ ስነ ሓሳብ ዘለዎም ምምጻእካ ግን ሸለል ኢልካ ዝሕለፍ ኣይኮነን 👏👏👏ኣጆኻ በርትዕ

  • @tesaklibeluye7173
    @tesaklibeluye71733 жыл бұрын

    ውፉይ ስማርት ኢዩ ። ዩኤል ከኣ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ።

  • @amanueltesfamichael2708
    @amanueltesfamichael27083 жыл бұрын

    ዮኤል ናይ ብሐቂ ኣድኒቀካ ኩሉ ግዜ እንድየ ዘድንቀካ ሎሚ ድማ ናይ ዝተፍለይ ሐሳብ ዘለወም ሰባት ብምቅራብካ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤️❤️

  • @zielundaufgabe210
    @zielundaufgabe2103 жыл бұрын

    መልእክተይ ናብ ፋኑስ እዚ ኩሉ ኮመንት ኣንቢብካዮ ክትከውን ተስፋ ይገብር ኩሉ ሰብ ምሉእ ተሓጊሱ ብምሕባርኩም ስለዚ ብዙሕ ስራሕ ይጽበየካ ከም ዘሎ ኢዩ ሞ ሃየ ሕድርካ

  • @user-cp9tx2zf5d
    @user-cp9tx2zf5d3 жыл бұрын

    ውፉይ ጅግና ኸማኻ እንተመሪሖማ እያ እዛ ሃገር ሓፍ ትብል ኣጆኻ ናይ ምጻኢ ኣመሓዳሪ ሃገር ክትከውን ኢኻ

  • @lion9733

    @lion9733

    3 жыл бұрын

    Alewu gele sebat wufuy halafnet zdeli zmeslom nsu hgdef kisearu fthi knegs tray eyu dliyetu eseyas ente alina hzbi eyu baelu kmhader malet eti hzbi halfnet ksimio eyu n halafi ziketatel kikewn ezi dma kal wufuy eyu

  • @user-ir6yl1li8l

    @user-ir6yl1li8l

    3 жыл бұрын

    Sakti

  • @yonasmeles2133
    @yonasmeles21333 жыл бұрын

    ዩኤል ረዚን ሰብ ጥበብ ዝመልኦ ብቅዓት አተሐትታ ምስ መስተንክራዊ መልሲ በየነ ውፈይ ይድነቅ ።❤

  • @tsegailuul1213
    @tsegailuul12133 жыл бұрын

    ዉፉይ ቡሉጽ ሰብ ርእሲ መንእሰያት ኤርትራ ኣብ ምሕጻብ ትጻወቶ ዘለኻ ተራ ዓቢዩ ስለዚ ከነመስግነካ ንፈቱ ።

  • @newyorkistannewyorkistan8966

    @newyorkistannewyorkistan8966

    2 жыл бұрын

    ናብ TMH እናተመላለስ ኣብ ሕጽቦ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ምብካል መንእሰያት ዝገብሮ ዞሎ ኣዕናዊ ዘመተ ንክታቶሎ እና ::

  • @user-ol7ff1wc5i
    @user-ol7ff1wc5i3 жыл бұрын

    ውፉይ ጅግና ናይ በሓቂ ከምዚ ኣይመስለንን ኔሩ ካብ ሎሚ ንደሓር ኣነ መጻእየይ ብሩህ ዩ

  • @ilove_you_ereyyyyy1997
    @ilove_you_ereyyyyy19973 жыл бұрын

    ዉፉይ ጅግና ውሽጥኻን ትነብሮን ዛሓለፍካዮን ዘለኽዮን ዘይፈልጡ ሰባት ሱቕ ኢሎም የኹፉኡኻን የጸሉሙኻን ንስኻ ግን መምህር ሂወት ኢኻ ከማኻ ይብዙሑ🥰🥰🥰🥰🥰

  • @MuliyeEsu12
    @MuliyeEsu123 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ልቢ ዝትንክፍ ጥዑም ልሳን ዉፉይ (ጂግና)። እዚ ሓሳብካ ምስ ሰማዕኩዎ ትዝ ዝበለትኒ ሓሳብ'ያ፥ ""ንፍትሒ ዝኸውን ቅኑዕ ኣተሓሳስባ እንተሃሊካ ንቅድሚት ውጻእ። ቅድሚት ምውጻእ ግን ባርያ ህዝቢ'ምበር፡እቲ ህዝቢ ኣይኮነን ባርያኻ። ኣብ ዘረባኻ ጥንቁቅ፡ ብርክኻ ልስሉስ ንይቅሬታ ዝምብርከኽ፡ መልሓስካ ውን ጽርይቲ፡ ንጌጋ ትገንሕ ክትከውን ይግብእ""። ከም ዝበሃል፡ ነዚኣ ሓሳብ ሒዝና ክንጉዓዝ እላቦ፡፡ ኣብ ርእሲ ዉፉይ ዘላ ኤርትራ ክሪኣ ተስፋ ገብር። ዩኤል ሓውና ውን ክብረት ይሃበልና GBU ንኩሉኩም።

  • @tsegieredafesshaie9031
    @tsegieredafesshaie90313 жыл бұрын

    I am so speechless!!! So smart,courageous more than anything bright dreamer for young future eritrean families!!! God bless you both. Wish you all your dream become true soon.

  • @jerusalemabraha8397

    @jerusalemabraha8397

    3 жыл бұрын

    I am praud of you Wfuy

  • @sporesu5853

    @sporesu5853

    3 жыл бұрын

    Sebey kab comment buzuh zmear sle zelena Tigrina tkeli do ezi nay eritrean u

  • @childofthelivinggod8576
    @childofthelivinggod85763 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ይብል ከምዚ ኢልኩም ክትትኣኻኸቡ፣ በጃኻ ቀጽሎ ከምዚ ዮኤል ሓወይ። ❤️❤️❤️

  • @samisasinos6679

    @samisasinos6679

    3 жыл бұрын

    ዓድና ምምላስናዩ ክምዚ ኢልና ተትኣኪብና

  • @user-ht6xy8iv1m
    @user-ht6xy8iv1m3 жыл бұрын

    ከይሰምዓካ ኣይትፍረድ ከምዝበሃ እዚ ወዲ ካብ መጀመርያ ክሳብ መጨረሻ ጽን ኢሌ ሰምዔዮ። ብሓዕሚ ድማ ሻራውን ወገናውን ዘይብሉ ብሩህ ስኔ ሓሳብ ኣለዎ። ስለዚ ኣኔ ብወገነይ ኣብ ሓሳባቱ ይሰማማዕ እዬ።

  • @ND-om8we

    @ND-om8we

    3 жыл бұрын

    Me too

  • @jhonsamuel9904

    @jhonsamuel9904

    3 жыл бұрын

    Spot on!

  • @mire3058

    @mire3058

    3 жыл бұрын

    Me to ኣነ ከማን

  • @awetkafil1526
    @awetkafil15263 жыл бұрын

    ስለ እቱ ኩሉ እትገብሮ ጻዕርኻ ሓደ ምዓልቲ ፍረ ጻማኻ ክትረኽበሉ ምኻንካ ኣብዚ ተጻሒፉ ዘሎ ርኢቶታት እኹል እዩ። ብጣዕሚ ድማ ነመስግነካ ክቡር ሓው ዩኤል። " ክንበቡ ዝኽእሉ ግን ዘይተነቡ ብዙሓት ኣለዉ" እሞ ሓደ ግዜ ጥራሕ ዘይኮነስ ደጋጊምካ ከተምጽኦም ተስፋ ንገብር። " ንዓወት ካብ ምዕዋታ ነቲ ዝተዓወትካዮ ዓወት ንምሓዛ ስለ እትኸብድ" መንእሰያትና ንክምሃሩን ንክፈልጡን ግዜኻ ምስዋእ መበገሲ ናብ ዓወት እዩ'ሞ ኣጆኹም ቀጽልዎ ክቡር ሓው ዩኤል &ውፉይ።

  • @kehasetesfa4670
    @kehasetesfa46703 жыл бұрын

    ሓዊ ዮኤል ኩሉ ግዜ ከምዚኦም ዝበሉ ሰባት ኣምጻኣልና

  • @sultantesfahiwet3592
    @sultantesfahiwet35923 жыл бұрын

    ዩኤል ዓቢ ሰብ: ዘይከም እቶም ብማዕዶ ዓፈንቲ: ርኢቶ ነፍሲ ወከፍ ደላዪ ፍትሒ ክትሰምዕ ምኽኣልካን ኣብ መደብካ ምዕዳምካን ብጣዕሚ የድንቐካ!

  • @SaeedMohammed22
    @SaeedMohammed223 жыл бұрын

    ከም ውፍይ ዝጸልኦ ሰብ አይነበረን ድሕሪ ቡዙሕ ምክትታልን ምስማዕን ዘረበየኡን ሓሳብን ግን ብጣዕሚ ንፍዕ ሰብ እዩ ጅግና ዩ ኸኣ 👍👍👍

  • @alenadema8334

    @alenadema8334

    3 жыл бұрын

    Eti xegem seb wushtu keysemaenayo sebat ilomo ilna endaxelaenayo so nimermir nismae🥰

  • @user-xt6lt2zf3k
    @user-xt6lt2zf3k3 жыл бұрын

    ዩኤል Good Job !!!!!! ናይ ዝተፈላለየ ሪኢቶ ዕድል ምሃብ መሰረታዊ መሰል ኢዩ እሞ ክተባባዕ ኣለዎ ::

  • @alenalkihagery2981
    @alenalkihagery29813 жыл бұрын

    ኣነ ካብቶም ዝጸልእኻ ሰባት ሓደ ኢየ ሎሚ ግን ኩሉ ዝበልካዮ ሓቂ 👏👏 ሕድሪ ንሰብ እምበር ንመቃብር ትርጉም የብሉም

  • @yosiefdebesai9343
    @yosiefdebesai93433 жыл бұрын

    ሊስትሮ ማለት ምናልባት ንሓደ ሃካይ ዝቡዕ ኣእምሮ ሰብ ጸርፊ ክኸዉን ይኽእል ኢዩ።

  • @saradesta11780

    @saradesta11780

    3 жыл бұрын

    Yes haki

  • @adiamabay6731

    @adiamabay6731

    3 жыл бұрын

    ስማኢ ኢስከ ስራሕ ኩቡር ኢዩ።ኣብ ደገ መጽእና ሽቃቅ ክንሓጽብ ደይ ኮናን ንውእል ዘለና ።ሰብ ኣይስረቅ ኣይሓሱ

  • @weinikeleta3461

    @weinikeleta3461

    3 жыл бұрын

    @@adiamabay6731 Nay behaki haftey nateya

  • @alemkebede567

    @alemkebede567

    3 жыл бұрын

    ዓጋመ ማለት ጅግና ወዲ ሓራስ ነብሪ ማለት እዩ ሓሳዊ ዘይኮነ ንአንስቶም ዝክብር ዓላማ ዘለዎሞ ማለት ከሞ ንሰበይቱ ዘክብር

  • @yonasgebreyohannes8805

    @yonasgebreyohannes8805

    3 жыл бұрын

    Indeed

  • @yonimiki1020
    @yonimiki10203 жыл бұрын

    በየነ ብሓቂ ብ ሓሳብ ንፈላለ ኤና ከም ኣታባብያና ለኸ ንሕና ዘይስተማከርናዮ ስለ ዘስተማከርኩም አኹን ዝያዳና ወይ ፍሉያት ኮንኩን ዘለኩም ብሕሳብ አንበር ካብ ሕጂ ሓቢርና ኤና ንሰርሕ ዋላ ሓሳብ ንፈላለ

  • @kalabgebreselassie6636
    @kalabgebreselassie66363 жыл бұрын

    Listening Wufuys interview is like my favorite song that I listen over and over never get tired of it long live and God bless you Wufuy.

  • @user-xg7mu8nq1s
    @user-xg7mu8nq1s3 жыл бұрын

    ዮኤል ምሕደር ሽሕ። ውፉይ እታ ናይ ብሓቂ ንደቂ ስውኣት ዘጋጠመቶም ብልክዕ እዩ ገኪጽዎ። ሰማእታት ኤርትራ ብህግደፍ ብፍጹም ክብረት ዘይረኸቡ መሳርሒ ፕሮፖጋና ስርዓት ይጥቀመሎም ኣሎ።

  • @tiebeghebru2649

    @tiebeghebru2649

    3 жыл бұрын

    👌

  • @amanuelweldeslasse8003
    @amanuelweldeslasse80033 жыл бұрын

    ኣዚዩ ደስ ዘብል መደብ ኤሊ & ዉፉይ። እንቓዕ ነዚ ረኣና❤

  • @simi118
    @simi1183 жыл бұрын

    I was so happy and thankful to listen to Beyene’s interview. He has made many things clear for me. May God be with us to see the bright future Eritrea .Like always Thank you Yoela for bringing another very interesting guest.

  • @desbeletesheme4858
    @desbeletesheme48583 жыл бұрын

    ኩሉ ዘረብኡ አብ መንደቕ ከም ጥቅሲ ክትፅሕፎ ዘብሕገካ'ዩ። ብሩሕ መፃኢ ወፈያታት ብከመይ ትእክቡ። ካብ አሜርካ'የ ንቅዱስ ምንቅስቓስኩም ክድገፍ ይደልይ እየ። ፋኑስ ቀፅሎ!!

  • @primostgorge.6739

    @primostgorge.6739

    3 жыл бұрын

    Kubur hawu Ab Google Eritrean bright future movement elka b email ktrekbom tkiel eka.

  • @zibanhgi8472
    @zibanhgi84723 жыл бұрын

    ዩኤል መግለጺ ቃላት ስኢነልካ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 😍

  • @Schnupsiable

    @Schnupsiable

    3 жыл бұрын

    ልክዕ ከምናትካ ተሰሚዑኒ እዚ ሐወይ 👍🌞👍

  • @oscarfutsum3655

    @oscarfutsum3655

    3 жыл бұрын

    Meshakat

  • @teclehimanotgebremskel7282
    @teclehimanotgebremskel72823 жыл бұрын

    አቦ ማለት መንፈሰ እዩ ! ዘገርም መግለጺ ዘገርም ትንተና ዓሚቅ ርዲኢትን ፍልጠት ዘለዎ ሰብ እዩ ዓብይ ነገር አብ ውሽጡ ከም ዘለዎ ድማ ትርደእ ።

  • @ynwaliverpool37
    @ynwaliverpool373 жыл бұрын

    ዉፍይ ጀግና ናይ ብሐቂ ህግደፍ ሸፍቱ ብስዋት ይሽቂጡ ኣለዎ

  • @helentekle2822
    @helentekle28223 жыл бұрын

    ጅግና ሃወይ ውፉይ ብጣዕ ሚ ጽቡቅ ገሊጽካዮ አብ ጎንኹም አለና አጆና ክነንዕወት ኢና

  • @Tes.H
    @Tes.H3 жыл бұрын

    የሕዋት ኢስኪ ንገሩና መን ኢዩ ንስዋኣት ዝጸርፍ ህግደፍ ድዩ ወላስ ባዓል ዉፉይ ኢዮም ገሪሙኒ ነዛ ቪድዮ ምስ ሰማዕኩ 😭😭😭😭

  • @haben2709

    @haben2709

    3 жыл бұрын

    Hgdef da deki swuat telimu Snkulan reshinu gn habal belya keytkdmeki eyu nayzom degeftn deki mlsha srnayn etc.

  • @tsinatabraha1778

    @tsinatabraha1778

    3 жыл бұрын

    ይገርም ዩ፡ባዕሎም ንስውኣት ይክሕዱ ባዕሎም ክኣ ብሽሞም ይሽቕጡ፡ዘመነ ተጋማጠል ዩ ነብሲ፡ብዝኮነ ኤርትራ ኩሉ ግዜ ብደም ጀጓኑ ዝመጸት ክብርትን ርዝንትን ሃገር እያ።እንተ ሰብ ግና ብናይ ኣብኡ ታርኽ ዘይኮነ ብናቱ ታርኽ ዩ ክምዘን ዘለዎ፡እዚ ስቕ እልኻ ምስልዩነት ክነስተውዕለሉ ኣለና።

  • @medhanieteklemariam8282
    @medhanieteklemariam82823 жыл бұрын

    ውፉይ ቐደም ውን ኣድናቒኻ'የ፡ ሎሚ'ውን ኣድናቖተይ ወሲኸሉ፡ ዕድመን ጥዕናን ንዓኻን ንስድራ ቤትካን፡ ከማኡ'ውን ነተን ብሓቂ ጅግና ኣዴኻ ሰሰናዩ ይምነየልኩም፡ ቀሪብና ኢና ኣጆኻ ኣጆኹም፡ የቐንየልና ንኽልቴኹም (ዩኤል/ዉፉይ)

  • @user-ie4by1vp5t
    @user-ie4by1vp5t3 жыл бұрын

    ውፉይ ኣብ መትከልካ ጽናዕ ኩሎም ምቅራብ ኣቤሙኻ ዝነበሩ ጋዘጠኛታት ወይ ወነንቲ መድያ በብጊዚኡ ክጽውዑኻ ኢዮም እንዳበራሃሎም ምስ ከደ

  • @saradesta11780
    @saradesta117803 жыл бұрын

    Yoel Thanks So Much For Bringing My President Wufuy 🙏💖💖💖🎁

  • @zafumenelik244
    @zafumenelik2443 жыл бұрын

    ዩኤል ሓወይ የቀንየልና ኣነ ኩሉ ግዜ መልስ ዝሳኣንኩለን ሑቶታት እዩ መልሲ ህቡኒ ውፊይ ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና ውፊይ ሓወይ ቀሪብና ኢና

  • @dawitgebrab7246
    @dawitgebrab72463 жыл бұрын

    ክሳብ መወዳእታ ሰሚዐዮ ብተመስጦ ብጣዕሚ ሓያልን በሊሕ ሓቀኛ ባዓል ዓቢ ራኢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ በየነ ሓውና።

  • @muluezerezgi4747
    @muluezerezgi47473 жыл бұрын

    Yoela u made my day Habibi …. Thank u. Every Eritrean’s opinion has to be respected.

  • @kbrom-teklzgi
    @kbrom-teklzgi3 жыл бұрын

    ሊስትሮ ኔርካ ሕጂ ዉን ሊስትሮ ኢኻ ዘለኻ። ቀደም ሂወት ምስ ብዙሕ ሽግራ ንምግጣም ቁሩብ ሰናቲም ንምርካብ ዝረስሐ ጫማ ትዉልዉል ኔርካ:: ሎሚ ኸኣ ብስነ ሓሳብ ህግደፍ ቶጊሩ ምጽራይ ዝኣበየ ሓንጎል ደቂ ሰባት ደኺመ ከይበልካ ትዉልዉልን ተጽርን ዘለኻ ክብሪ ዝግበኣካ ዓቢ ሰብ ኢኻ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ በየነ ገረዝጊሄር። ዩኤል ከኣ ስለቲ ተገዲስካ ዓዲምካ ዘዛራረብካዮ ክብሪ ይግብኣካዩ የቐንየልና።

  • @primostgorge.6739

    @primostgorge.6739

    3 жыл бұрын

    I like your comment 🥰✍🏽🤝

  • @dawitmaharezghi9617

    @dawitmaharezghi9617

    3 жыл бұрын

    እዛ ኮሞንትካ ብጣዕሚ ፈተያ!

  • @belayneshgebrihiwot6333

    @belayneshgebrihiwot6333

    3 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ጽብቅ ሪኢቶ አጆኹም 🇪🇷

  • @liverpoolanfield130

    @liverpoolanfield130

    3 жыл бұрын

    Bsul coment

  • @mannieberhanu3469

    @mannieberhanu3469

    3 жыл бұрын

    you said it all..

  • @habtewoldemichael6532
    @habtewoldemichael65323 жыл бұрын

    I trust this guy he could be the future leader of Eritrea keep the good work. Thanks

  • @techkoda
    @techkoda3 жыл бұрын

    Great conversation Yoel and Wufuy. Wufuy is a humble, open-minded, and honest guy.

  • @selamawitabraha5574
    @selamawitabraha55743 жыл бұрын

    Thank you for inviting Wufuy. I know him on Tefetawi show. WUFUY is very honest and smart. He is our Hero. Keep it up brother.

  • @merelove8199
    @merelove81993 жыл бұрын

    I’m proud of you. wufuy king n shabya Erkana zewetsea brilliant man ajoka ab gonka Alena 👍🤴👑👑

  • @samridani9167
    @samridani91673 жыл бұрын

    ዉፍይ ጅግና ብሓሳባትካ ኩሉ ግዜ ምስ ኮራዕኩ እየ 10 ግዜ ስውእ እንዳበሉ ኣጽሚሞና ኮ

  • @gtuba1596
    @gtuba15963 жыл бұрын

    ይኣክልልል ምፍልላይ።።። ሕጊ ዘለዋ ሃገር ክንምስርት ናይ ኩላትና ሓላፍነትና እዩ።ኣጆኻ መንእሰይ🇪🇷 ኣምላኽ ኣብዚሁ ይባርኩም ውፉያት🙏

  • @tesfaitecle1705
    @tesfaitecle17053 жыл бұрын

    A great move Yoel. I was expecting this great interview and strong message for all of us. Thanks! we need such kind of integration inorder to fight the regime.

  • @abebadebese7360
    @abebadebese73603 жыл бұрын

    ከምይ ኣለኹም ኣምበሳታት።ዩኤል ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ።ኣብ እትገብሮ ኩሉ ዓውትን ኣሳልጦን ይሃብካ።ኣነ ኣዴኹም ዝኣክል ኢየ።ከምታ በየነ ዝብላ ይሰማማዕ እየ።ድሕሪ ዕስራ ክልተ ኣብ ስደት ሃገር ኣላትኒ ኢለ ጠቅሊለ ኣትየ።ግን ከምቲ በየነ ዝብሎ ዞሎ ኣይረኸብክዋን።ድሕሪ ዓሰርተ ዓመት ንካልኣይ ግዝየ ንስደት ተመሊሰ።ግን ሳላኻትኩም እቲ ግመ ክቅንጠጥ ቀሪቡ እዩ።ኣይትሕ መቁ ኣጆኹም።ብትሪ ሓቂ ትቅጥን እምበር ኣይትስበርን።ምስ ምሉእ ኣድናቆተይ ልባዉ ሰላምታ ይብጻሕኩም ዞም ደቀይ።

  • @hadishketema1545
    @hadishketema15453 жыл бұрын

    Thank you Yoel, I appreciate you for your work. Even i have some points, that i don't agree with, i appreciate you Wufuy for your confidence, discribtion analysis. Keep going

  • @zielundaufgabe210
    @zielundaufgabe2103 жыл бұрын

    ዓጊበልካ ፋኑስ ሓወይ ብልቢ ኢየ ዘመስግነካ ተስፋ ኣለና ማለት ኢዩ ከምዚ ኢልኩም ተተኣካኪብኩም 99% ዓጊበ ሓቲተ ውን ኔረ እልልልል ኢየ ክብል ሓደ ስጉሚ ንቅድሚት ክብሪ ንስውኣትና

  • @lulrbahri

    @lulrbahri

    3 жыл бұрын

    Yes

  • @solomon2666
    @solomon26663 жыл бұрын

    ሕጅ ግርም ዩኤሊኖ ነዚ ዓቢ ሰብ ዘምጻኻልና ብዙሕ ነመስግን 🙏🏿🙏🏿👍🏿❤️👌🏿😀👋

  • @genettekle8928

    @genettekle8928

    3 жыл бұрын

    Thanks

  • @user-ue3kb6lt2t
    @user-ue3kb6lt2t3 жыл бұрын

    ሓቐኛ ኢኻ በየነ መስርሕ ሂወት ተፈትንካ ክትሓልፎ ኣዝዩ ጥዑም ኢዩ ኣነ ብኹሉ ኣስተዋጾካ ሕቡን ኢየ ::

  • @abelaapp

    @abelaapp

    3 жыл бұрын

    Kkkkkk suwuat menafsti ske zbele duyu

  • @dahlakk8539
    @dahlakk85393 жыл бұрын

    ልብኻ ዝትንክፍ ዛንታ ወዲ ስዉእ ጅግና !!! ኣቦታቶም ንስለ ሓፋሽ ህዝቢ በጃ ሓሊፎም ክንሶም ደቆም ድማ ብኸርተት ነታ ኣቦታቶም ዘምጽዋ ናጽነት ከየስተማቐርዋ ዓብዮም ። ኣብ በየነ ዘለኒ ክብሪ ዓቢ'ዩ ፡ ኣብ ልዕሊ ዩኤል ዘለኒ ኣድናቖት ድማ ብዙሕ ።

  • @tsegayteame2363
    @tsegayteame23633 жыл бұрын

    ዋው ዮኤል ብጣዕሚ እየ ዘመስግነካ ምክንያቱ ከም ዚዓይነቱ ምሉእ ልቦኑኡ ንውፉይ ብምመጻእካ ብዙሕ ተማህርና ናይዚ መንእሰይ ጉድለት ናይ ኩላትና ጉድለት እዩ ትብል ሓረግ ናይ ውፉይ ብጣዕሚ ማሃሪት ኢያ።🥰🥰🥰

  • @mituwiti999
    @mituwiti9993 жыл бұрын

    Nefetwo seb amxikalna Thank you so much Yeolino hawna Betami xebuk kem kulu Geze🥰😘

  • @tomorrowisgift7723
    @tomorrowisgift77233 жыл бұрын

    100% agree Wufuy brilliant man! Anbesa eyo kulu wela atababya zegerem eyo fuluy hangol eyo zelewo

  • @tekleyemane1156
    @tekleyemane11563 жыл бұрын

    እንጀራ "ዓለም ብላዕ "ዉፉይ ! ኣቦ'ሓቂ :: "ዕድመን ጥዕናን ጸጋን " ይሃብካ. ፈጣሪ :🙏🙏🙏🌹🌹🌹❤👍💓👍

  • @hezbawitlijam2703
    @hezbawitlijam27033 жыл бұрын

    አዝዩ ዝትንክፍ ታሪኽ, ውፉይ ንስካ ናይ ናብራ ጅግና ኢኻ!!! Big respect to you both!!! Well done my brother Yoel 👏👏👏

  • @Liberal12
    @Liberal123 жыл бұрын

    ነፊዕካ ዮኤል፡ ንኩሉ ኤርትራዊ እንታይነት ሓሳቡ ብዘየገደስ ኣብ ቻነልካ ኣምጸኣዮ። ኣብዚ ከኣ ሰማዒ ይስዕቦ ወይ ይነጽጎ። ተቃላሳይ ውፉይ ከኣ ሓደ ካብቶም ኣዝዮም ሓያል ራኢ ዘለዎም፡ ንህዝቢ ኤርትራ ካብዚ ዘለዎ ዓዘቅቲ ናብ ራህዋን ብልጽግናን ክመርሑዎ ይኽእሉ ኢዮም ዝባሃሉ ውፉያት መንእሰያት ኢዩ። ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ።

  • @saradesta11780

    @saradesta11780

    3 жыл бұрын

    Yes nusu eu eti haki

  • @asmarino1520
    @asmarino15203 жыл бұрын

    Fanus network ብልቢ የመስግነካ። ዉፉይ ህዱእ ጠባየኛ ጅግና ወዲ ጀጋኑ ኣጆኻ ቀሪቡ ዩ ክወግሕ ዩ።

  • @biemnetaraya1940
    @biemnetaraya19403 жыл бұрын

    ከመይ ዝበለ ብሉጽ፡ተባዕን ሓቅነት ዘሎዎ መግለጺ። ኣምላኽ ንልቢ ህዝብና ይኽፈት ነዚ ክርዳእ።

  • @kibrabhabtab148
    @kibrabhabtab1483 жыл бұрын

    እምበር ዶ እዚ ውፉይ ስ ኣብ ኤርትራ ተማሂሩ እዩ ኤሜርካ ኢድ ከይህልዎ ክትሰምዖ ገለ ስሚዒት የሕድረልካ ዕድመካ የንዋሓዮ

  • @kidaneghebrekidan3499

    @kidaneghebrekidan3499

    3 жыл бұрын

    Ane wn niaka neza rieto zitsihafka sle ti mistiwaelka keyedenekuka kihalif aydelin

  • @kibrabhabtab148

    @kibrabhabtab148

    3 жыл бұрын

    @@kidaneghebrekidan3499 ታንክስ

  • @rigatheyle359

    @rigatheyle359

    3 жыл бұрын

    Ane zgermenis amerika nbl kulatna eko deki 9 werhi ena nebsna aynewadk komau gerna kulatna hademkana nflet

  • @kibrabhabtab148

    @kibrabhabtab148

    3 жыл бұрын

    @@rigatheyle359 ክክክክክ ሓቅኪ ሃፍተይ

  • @eritreawikuburmenenet9772

    @eritreawikuburmenenet9772

    3 жыл бұрын

    @@rigatheyle359 😂😂😂😂😂 America men eya xebuk gerki feltki do alki medngar keyfter eye

  • @RobiRobi-by7yr
    @RobiRobi-by7yr3 жыл бұрын

    ህግደፍ እኮ ንደቂ ስውኣት እንዳዘንጠሉ ን ስዉኣት ከኽብሩ ዝፍትኑ ድሑራት ፍጥረት እዮም።

  • @hailetewlde2667

    @hailetewlde2667

    3 жыл бұрын

    ሕድሪ ህግደፍ ኣብ መቃብር ሽምዓ ምውላዕ ኢዩ

  • @mannieberhanu3469

    @mannieberhanu3469

    3 жыл бұрын

    Indeed for we have them here in our town and it's true for they love the dictatorship but not the people of Eritrea..

  • @user-vf1bi3mj9d

    @user-vf1bi3mj9d

    3 жыл бұрын

    ዚገርም እዩ

  • @kidanetsegu1629
    @kidanetsegu16293 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ውፉይ ካብ ውሻጠና ክሳብ ጽምዋ ናብራ ኤውሮጳ ገሊጽካዮ መዓልታዊ ተትምህር ዓቢ ለውጣ ምገበረ እዚ መንእሰይ ይብል የቀንየልና ቀጽልዎ!

  • @user-fw7fc9kj6j
    @user-fw7fc9kj6j3 жыл бұрын

    ዉፉይ ጅግና ናይ ጀጋኑ ባዓል ድርብ ሓሞት ❤💪❤

  • @gebrialsium9935
    @gebrialsium99353 жыл бұрын

    ዩኤል ብጣዓሚ ጽቡቅ ሲራሕ ሓሳባት ኪትእንግድ ምጅማርካ።

  • @gebrihiwettesfay483
    @gebrihiwettesfay4833 жыл бұрын

    Thanks Yoel nwufy zemxekalna

  • @crazyqueens3185
    @crazyqueens31853 жыл бұрын

    ክብረት ይሃብካ ዩኤል። ሕጂ ኣሚነልካ ፍትሓዊ ኢኻ ፡ ሕጂ ኩላ ዕረ እንዳ ጠዓማ ነቲ ሓቂ ትጨልጦ

  • @tesfazghitewelde9326
    @tesfazghitewelde93263 жыл бұрын

    Yeol : By inviting Wufuy, , your channel is becoming a platform for all kinds of Eritreans with diverse views and opinions. The ultranationalist and your friends at Awate Team would not be happy for inviting Wufuy . Keep it up the good job 👏❤️❤️❤️❤️👌🏻👍🏽🙏🏽❤️❤️👍🏽✅

  • @sebnkun2591

    @sebnkun2591

    3 жыл бұрын

    I subscribed now bc he invited wfuy

  • @amenred5124
    @amenred51243 жыл бұрын

    ዩኤል ሓወይ ንጹር ሕቶ ፡ኣገዳሲ ሕቶ ሓቲትካዮ ...ልዕሊ ኩሉ ድማ ጽን ኢልካ ሰሚዕካዮ .... ብዙሓት ሓቲቶም ከብቅዑ ነቲ ሰብ ንክምልስ ዕድል ዘይህቡ ምካኖም እዩ። ሓው በየነ ስለ ግልጽነቱ ክምስገን ይግባእ ከምዚ ዝገልጾን ዘብርሆን እንተኮይኑ ናይ ኣዘራርባ፡ኣብሃህላ እምበር “ናይ መትከል ወይ መርገጺ ፍልልይ ምስ ዝኮነ ተቃላሲ ፍትሒ” የለን ይብል ብናተይ ወገን

  • @meronmengstizeyfelto2267
    @meronmengstizeyfelto22673 жыл бұрын

    Wufuy kem shimu jigna berihu iyu mexina

  • @NIHBI-MULTIMEDIA
    @NIHBI-MULTIMEDIA3 жыл бұрын

    ዩኤሊኖ ሓወይ መደባትካ ኩሉ ግዜ መሳጢ ኢዩ ከም ሎሚ ኢልካ ግን ኣየሐጎስካን👌🏻👌🏻 NB: #ምጽውዋር #ምዝርራብ #ምምኽኻር መፍትሕ ናይ ኩሉ ኢዩ እሞ ኣበርቲዕና ንስራሓሉ

  • @yohannestesfamariam2969
    @yohannestesfamariam29693 жыл бұрын

    ዉፉይ ንጽሁ ዜጋ ጅግና

  • @lidyatumuzghi204
    @lidyatumuzghi2043 жыл бұрын

    Ms bruh metsae zisemamae seb kabti mseom zitewedebe eti zey tewedebe gn ms hasabom zisemamae ybezih

  • @user-zv5lk5di3z
    @user-zv5lk5di3z3 жыл бұрын

    ዩኤል ነብሲ ሎሚ ሚዛናዊ ዝኾነ ስራሕ ብጣሚ ጽቡቕ መደብካ ብኸምዚ ክትቅጽሎ ይምሕጸን

  • @gibniemalsauf3939
    @gibniemalsauf39393 жыл бұрын

    ውፉይ ብጣዕሚ ንፉዕ መግለጺ ቃላት የብለይን ። ብጣዕሚ ኣድኒቀቃ ከማካ ዝኣመሰሉ ለባማት ዓበይቲን ሰባት የድልዩና ኢዮም ብፍላይ ነዞም ንኣሽቱ ወለዶ። የቀንየልና ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @user-qc2tx9rb9n
    @user-qc2tx9rb9n3 жыл бұрын

    ዮኤል ጽብቅ መደብ ነፉዕ ኢኽ ከማኽ ይብዛሓ ንመምህር ዉፉይ ከአ ዕድመ ይሃብከ

  • @fithinkulu7154
    @fithinkulu71543 жыл бұрын

    Beyne (Wufuy) is a young man with a contrarian view, different from traditional mind-set. I really appreciate that, because it is different from what we believed to the moment. This invites for a thorough discussion to revisit the indoctrination of Higdef. I have followed Wufuy for some time, I don’t agree with everything he says, but I don’t doubt on his honesty and patriotism. I encourage him to build on that.

  • @b.t7164
    @b.t71643 жыл бұрын

    Thank you Brother for interview with Ben 💪🙏

  • @mussiefesehaye3956
    @mussiefesehaye39563 жыл бұрын

    Hi Noel, you are great as usual. You asked Wufuy vital questions. He explained the questions professionally and openly and I have got their true stands. Thank you Wufuy and Noel my questions answered from this interview.

  • @user-uq3xc3yq9p
    @user-uq3xc3yq9p3 жыл бұрын

    ጸላኢና ሻዕብያ ትራሕ ዩ

  • @merihyohanns2585
    @merihyohanns25853 жыл бұрын

    ክትኸል ዉፍይ ኣቦ ቀሊል ኣይ ኮነን ብዘይ ኣቦ ክትዓቢይ ከቢድ ኢዩ

  • @habtomkahsay4399
    @habtomkahsay43993 жыл бұрын

    ውውውው ዩኤላ ሓወይ ብጣዕሚ ትጽቡቕ ጌርካ እዚጌርካዪ ዘለኻ ሓደ ስግሚ ንቕድሚት'ትትምዩ! ዉፉይ ክኣ እንካዕ ብሰላም መጻእካ!

  • @danielkfle5759
    @danielkfle57593 жыл бұрын

    ቅድም ብሰብ ቆሪጾም ዝሰደድዎን ዓቅናብሮም ብዝገበርዎን ተታሊለ ንበዓል ዉፉይ ክጸርፍ ይውዕል ነይረ🤔 ሕጂ ግን ድሕሪ ቡዙሕ ምክትትታል ቡሉጽ መምህር መንእሰይት ምኻኑ ተረዲእኒ🥰

  • @primostgorge.6739

    @primostgorge.6739

    3 жыл бұрын

    Same 🤝✍🏽✅👊

  • @russomkidane7188

    @russomkidane7188

    3 жыл бұрын

    Same too

  • @tsgabberhe4198

    @tsgabberhe4198

    3 жыл бұрын

    Anbesa mestewali sle zkonka eyu

  • @danielkfle5759

    @danielkfle5759

    3 жыл бұрын

    @@tsgabberhe4198 thanks haweyy nateyyy natka weside👍

  • @alenadema8334

    @alenadema8334

    3 жыл бұрын

    Nifue 🥰

  • @moss446
    @moss4463 жыл бұрын

    Yual hawna Ane sne hasab nay Bright future ayaminin eye gn Ahwatey Eritrea eyom fililyna Bzey Agedis kemzi gerna kinqarareb alena. Kab Tegaru kinmahar alena .Fililiyna bzey agedis 1 kinkewn alena. Thank you.

  • @michaelasmellash3038
    @michaelasmellash30383 жыл бұрын

    Now,I understand what Bruh Metsae stands for. GREAT!

  • @goitomzeray5666
    @goitomzeray56663 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ስራሕ ጋዜጠይንነት ትሰርሕ ዘለካ ሰብ ኢካ ዮኤል : ኣዝየ ከኣ የድንቀካ። ምክንያቱ ነዞም ተቃለስቲ እዚኦም መብዛሕትኦም ካልኦት ኣብ ደምበ ቃልሲ ዘለው ኤርትራውያን ከም ሕንጉጉ ከምዝረኣዩ ጌረሞም ኣለው ። ሕጂ ግን ሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራ ባዕሉ ይምዘኖም። I appreciated you Yoel and Thank you

  • @alazar8540
    @alazar85403 жыл бұрын

    ውፉይ ኣቦኻ ጅግና! ኣዴኻ ጅግና! ንስኻ'ውን ጅግና!!