MT|| ናይ ዕለቱ ትምህርቲ "ብመም ክነፈ ርግብ ማርቆስ) አብ ክብረ በዓል አቡነ ኤዎስጣቴዎስ ጎዳይፍ ኣስመራ 2022። MAHTOTE- TBEB
ዝኸበርኩም ተኻታተልቲ መደብና ፡ ናይ ዝኾነ ኣብ ውሽጢ ሃገርና ዘሎ ኣድባራትን ገዳማትን ክበረ በዓል፡ ብደረቀን ተንቃሳቃስን ስእሊ ተሳኢሉ ክዝርጋሕ ወይ ድማ ከም ሰነድ ክትሓዝ ምስ እትደልዩ። በዚ ዝስዕብ ቁስሪ ስልኪ ወይ ኢመይል ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም።
Email - mahtotetb@gmail.com
Mobaile - 07222491
Пікірлер: 19
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna kudusan abotatna
Amen amen amen kalehiwet yesmealna kubur Abona edmen tienan yehabkum 🙏💒🇪🇷
ናይ ክቡር ጻድቕ ኣቦና ኣቡነ ኤዎስጣቴዎስ በረኸት ጸጋ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ። ተመስገን ኣምላኽ ነዚኦም ዝኣምሰሉ ሊቃውንቲ እግዚኣብሔር ዝሃበና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
ኣሜን3
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen3 qal hiwat yesmalna Egzbhier Amlaky abuna
🙏😍🙏😍🙏
ቃል ሂወት ቸስመዓልና ኣቦናን መምህርናን ኣምላክ ናይ ዘመነ ዕድሜኩም ይባርክ ኣምላክን ቅሳነትን የዉርደልና
❤❤❤❤❤
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኩብር ኣቦና
ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦናን መምህርናን ኣምላክ ናይ ዘመነ ዕድሜኩም ይባርክ ኣምላክ ሰላምን ቅሳነትን የዉርደልና
Aeseyyyy Elllll zmare melaekti yesmaena qal hiwet yesmaena Aebotatna edmen tenan yhebkum solotomn amaladnetn nayebona Aemnetatyus ms kulatna hzbi krstyan ykun 🙏🙏🙏🤲🤲🤲
Amen Amen Amen!!! Xolotikani berektikini ayfeleyna Abona!!!!❤️❤️❤️❤️❤️❤️
qal hiwet yesmalena we need more video pls about godayfe.🥺
Foooo zeteraseh haymanot Eritrean orthodox in Eritrean
ቃለ ሕይወት የስምዓልና ክቡር ኣቦናን መምህርናን የኔታ ክነፈርግብ፡ ነዊሕ ናይ ኣገልግሎት ዘመንን ምሉእ ጥዕናን ይሃበልና!!!
እግዝአብሔር ይመስገን ንአቦና አቡነታትዮስ ዝሃባና ኩሉኩም አገልገቲ ቃለሒወት ዮስማዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃበና ቁድስ እግዝአብሔር ቅደስተ ዉዱሳን ወላዲተአማክ ድንግል ማረያም ምስ ኩላታ ትኩን ሰላም ይኩን ንኩሉ ዓለም ሰላም ይሁን ንሃግረና አሜን,,⛪⛪⛪⛪🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🌈🌈🌈🌹🌹🌹🌹🌹
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመኣልና በረከቶም ረዲአቶም ናይ ኣቡነኤዉታቱዮስ ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣቦታትና ክኣ እድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ከምዚ ገርኩም ቃል እግዚኣብሄር መታን ክትምግቡና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤
Aseyyy aseyyyy qale hiywet yesmalna abona memhrnan yeneta m/knefa rgb kemu wu liqawunti betekrstiyana