ሚስጥራቶም ይቕላዕ ጉዳማት

Ойын-сауық

ሚስጥራቶም ይቕላዕ ጉዳማት

Пікірлер: 82

  • @tefetawitalkshow
    @tefetawitalkshow15 күн бұрын

    ኩላትና ን ገዲፉልና ዝሓለፈ ዕንባባ ደቁ ከይዝኽትሙ እጃምና ኣብዚ ሊንክ ንሓግዝ 👇🏾 donorbox.org/the-blue-revolution-2

  • @selammicael

    @selammicael

    15 күн бұрын

    ርጉም ህዝቢ ርጉም መንግስቲ የጥሪ

  • @cucfufufuf9699

    @cucfufufuf9699

    15 күн бұрын

    ሰላም ሰላም ኩሉኹም ተቓለስተ ንሓርነት ብሞት ኩቡር ብጻይና ይብራህ ቀሺ ኣፈወርቂ መሪር ሓዘን እዳተሰማዓና ነዚ ወጺኡዘሎ ናይ ሓገዝገንዘብ ከነታባብዕን ሓገዝ ክገብር ይላቢ

  • @fretatesfay343
    @fretatesfay34315 күн бұрын

    ደሐን ንግዜ ጥራይ ንሀቡ ደለቲ ፍትሒ አጆና ጥራይ 💙💙💙💪💪💪👍👌✌✌✌

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i15 күн бұрын

    ሰልጠን ሓወና ሰብ ገበረልና ኣብ ዓረብ ሃገረ ዘለና ንሳተፍ እና ?እዚ ጀግና ሓውና ኣብ ሚዲያኮ ቡዙሕ ኣይፈልጣን ነይረ ግን ታይ እየ ካይነ ኣይፈልጠን ካብ ዓይነይ ክፈለ ኣይካኣለን ወደነይ ኣብ የማኑ የንበርካ ፀናዓት ንበላእ ስደራቤተን ደለይት ፋታሕን ኣሕዋትና😭💔🙏

  • @fretatesfay343
    @fretatesfay34315 күн бұрын

    ሰልጠነ ሐወይ ክብሪ ይግባአካ ምስ ቡጹትካ አጆኩም አብ ጉንኩም አሉና ❤❤🌹🌹🌹🌹🌹👏👏👏👏

  • @azeabgkidan5508
    @azeabgkidan550815 күн бұрын

    Xebuke zereba Amlak abe harenete fetehen Eritrea yebexehan yebexehkum zemdekiy 🙏🙏🙏💙💙💙🙏🙏🙏💪💪💪

  • @user-mm7gv9rl8p
    @user-mm7gv9rl8p15 күн бұрын

    ኣታ ሰልጠነ ብዓል በርኔተ ብቆደሙ ስም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ እኮ ተባሂሉ በርነተ ማለት በቃ ናይ መጨረሽታ ጸርፊ እኮእዩ ትርፋ ሰብ ኣብቲ ግደሊ ከም ወዮ ውፉይ ዝበሎ ክሎም በቃ ዓናዝር ታይ ይብሉ ታይ ይዛረቡ ይሰርሑ ስለ ምንታይ ተቃሊሶም ፍረ ናይቲ ዝተቃለስሉ ውጽኢቱ ኣብ ባይታ ታይ ኣለዎ በቃ ኣነ ክሳብ ህጂ ሓደ ጥዕና ዘለዎ ተጋዳላይ ኣይርኣኽን ትሓጺቦም ናብ ጭቃ እዮም ካልእ እዚ ዘርኢሰናይ ዝብልዎ ሓደ ትርፋ ሰብ ኣብ ክ/ሰ 3722 እዩ ኔሩ ኣነ ይፈልጦ እዮ ብእነት ናይ ብዓል እዚ ሂወት ኣብቲ ኣሃደ ብጣዕሚ ጎዱፍ እዩ ኔሩ ብሰንኮም ብርጌድ ምሉእ ተክሊጥ ጌሩ መራሒ ክፍለ ሰራዊት ፋሕ ኣቢልዋ ነታ ብርጌድ ምክንያቱ እዚ ዘርኢሰናይ ዝብልዎ ኔሮም ናይ ሕሜታ ጉጅለ በቃ ኣብ ኣኼባ ኣይዛረብን ኣብ ቁጥቃጥ ቁጥቃጥ እና ከዱ ክም ሕምምቲ ጤል ክሓምዩ ብዓድን ከባብን ናይ ሕሜታ ሰርቲፊከት ዝነበሮ ሰብ እዩ ኣነ ባዕለይ ኣብ ክ/ሰ 3722 ዝነበርኩ ታሪክ ናይዚ ዘርኢሰናይ ዝብልዎ ይፈልጦ እየ ብውሽጢ ወጽአና ክንዛረበሉ ኢና ግን ቁርብ ዓቅሊ ግበሩ

  • @gebrekristosgebreselassie2155
    @gebrekristosgebreselassie215515 күн бұрын

    መንግስተሰማያት የዋርሶ ባዕልቤቱን ስድራ ኩሉኹም ጽንዓት የሃብኩም ሓው ነሓው ምቅታል ግና ጌጋ ኢዩ ሰልጠነ ከም ሹምካ ስልጡን ኢኻ ህዝቢ ከም ህዝቢ ክበዳደል የብሉን ህዝቢ ኤርትራ ኾነ ህዝቢ ትግራይ ክፉእ ክረክብ ምሕሳብ ጌጋ ኢዩ

  • @yowhanstefari2817
    @yowhanstefari28174 күн бұрын

    👍👍👍👍👍

  • @fkreayele3056
    @fkreayele305614 күн бұрын

    ወያነ ክፀልኡ ሐቆም እዬም ካብምድማር ኮሊፋቶም::

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi352615 күн бұрын

    አናስሓቕና ውሕጂ ወሲድና ኣይንዘንጋ ክትብል ናዓ 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.

  • @user-db4xt8qh9n
    @user-db4xt8qh9n15 күн бұрын

    ኣቤት ኣቤት ካብ ሰብ ጨርቂ ይከብር እንታይ ዓይነት ርእሲ ዩ ? ተሕዝኑ ሰብ ካብ ኩሉ ፍጥረት ዝከበረን ዚበለጸን ኢዩ ብሕጽር ዝበለ ኣርኣያ ስላሴ ምካና ኣይትረስዕ ልቢ ይሃብኩም

  • @abelsimon8114
    @abelsimon811415 күн бұрын

    🙏

  • @AZuchiKiflemariyam-fm1lg
    @AZuchiKiflemariyam-fm1lg15 күн бұрын

    Egziyabhre abe Gent yenbrome😭😭😭😭😭💔💔💔🙏🙏🙏🙏

  • @mariaeritrea3650
    @mariaeritrea365015 күн бұрын

    I've been l falowon . the whole show. Seltene ! Haweye, it is very Sade. what happened. Two hour beloved Brother. !We really need to pray, to God , for jestic. Ass for me today, my ❤ is Broking Because what happened to my dear brother?.💔💔💔 All I can sayed is. God BLESSED. his heart & his. FAMILY'S.

  • @mariaeritrea3650

    @mariaeritrea3650

    15 күн бұрын

    RIP 🙏

  • @terhasgebrhwet4558
    @terhasgebrhwet455814 күн бұрын

    Amete amet kunat weliom seb slezetfeu drb awet eyu noeum Ehhhhhh egzabiher aboy abkalie alem zeytfetreni

  • @Serafuael6666
    @Serafuael666615 күн бұрын

    OaSakulu gzie ayrdon iyu nseb keskru iyom immer kalI aykonun

  • @saratesfagiorgis6898
    @saratesfagiorgis689815 күн бұрын

    Keep doing keep doing Seltena

  • @adhanomkidane6903
    @adhanomkidane690315 күн бұрын

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙🙏👍

  • @aminadabnoah3104
    @aminadabnoah310415 күн бұрын

    ካብ ዓለም ሙሉእ እቲ ዝሓመቀ ሰብ እንተሃልዩ እዚ ሰብ እዚ'ዩ .ስለዚ መንእሰያት ኣይትዓሽዉ ደቅኩምን ስድራኩምን ንድሕሪት ገዲፍኩም ሂወትኩም ትስእኑ ኣለኩም እዚኣቶም ግን ኣብ ወንበሩ ኮፍ ኢሉ ኪዱ ተባእሱ ተቃተሉ ይብለኩም ኣሎ .ኣስተዉዕል መንእሰይ እስኩም ኢኩም ትህሰዩ ዘለኩም ወለድኩም ኣይተጉሁዩ በጃኩምምምምም.

  • @Tusfai
    @Tusfai15 күн бұрын

    💙💙💙💙😭😭😭

  • @danielfekadu3507
    @danielfekadu350715 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @zegayabraha4670
    @zegayabraha467015 күн бұрын

    ካብ ወጻኢ ዘዓቅሞም እንዳ ተልእከሎም እንታይ ይግበሩ መጢን ኩም ስደድሎ

  • @user-zm9hb9ij2r
    @user-zm9hb9ij2r15 күн бұрын

    ቀታሊ ሓውና ብልክዕ መልክዕ ክንገረና ኣለዎ እዚ ህግድፍዮም ደገፍትዮም ግደፍዎ ደም ኢና ንደሚ ዘለና በጃኹም 😢😢😢

  • @Stephrahel
    @Stephrahel15 күн бұрын

    Yah I remember you was saying about this bad guy

  • @user-oi8wm4tt6v
    @user-oi8wm4tt6v12 күн бұрын

    Awayyyy ane wedi werqu hawey kmzeytmles ada feletukus sqi ele ynafqeka yxbeyekan Ahhhhhhhh ewayyyyy awayyyy bel aske bselam eref 💔gn hadera aqedimom zgeshu alewuni amo Selam beleley aytrese kemzey teamena kea ngereley sdetn deqi sebatn ybareyluna alowu bolom 😭😭😭💔🥲💔🥲💔💔🥲🥲😭😭😭ente ane gn xewetakan fshktaka nafikeyo zewer ate belku salka meliau ezi merakebi kulu nebiau gn meret chekan ayu nezi kulu nbat setiwo sq elu gn texebe zkulu nbat zfess zelo meret terikisu tnfas ksekualka 😂gn hgi tefotro gdi koynuwas meret win axikita nsa win komtom aremawan chekanat koyna nfshktaka ktdefn tegaya belske ab meret ayteamekan amo ab semay ytamka kemti smka brhan ykunelka hade mealti win nete temelise golagul Adina Selam kbleka aye Ybrehey halal xaeda lbu😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭 atum belaeti Seb gn dhan ynwah yhxer nkulu gize alowo

  • @dankess9285
    @dankess928515 күн бұрын

    She deserves helping

  • @kidanetekie1012
    @kidanetekie101215 күн бұрын

    💙💙💙💙💙♥️♥️♥️♥️♥️

  • @albadralbadr945
    @albadralbadr94515 күн бұрын

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @user-ib2rx5cf5y
    @user-ib2rx5cf5y15 күн бұрын

    💔💔🖤😭😭😭😭😭😭

  • @mebratneguse5234
    @mebratneguse523415 күн бұрын

    Nuzur areayia

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi352615 күн бұрын

    ኮን ደቕተከልዛን ክኣ ኾኖ ጎዳይፍ ዓዲ ዓጋም ኤዩ ይብሉ ጠገም የብሉም. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵💜💜💜💜ንኺድ ጥራሕ ገገደናና ኣሎና ጎሉጎል ሓዘሞካ ዋላ ንፍርቂ ምሓረስኩ ጠሊም አምንን ንሕታን ከይደነዩረ ንሕርስሓስ ምስደራር ምተረዳዳኤና ሕሾ ምበልና 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜ንክትራ ሕጊ አንዳባ ኣሎና ቁዋም ኣራጉድና ንክትራ ሎሚ ንብታየይ ጥባሕ ናይ አናብልና ሊኦም ንሓውና ንይብራሕ ኣፎርቂ ጥባሕ ንዓይ አልካ ንቃልሲ ንሓርነትና. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.

  • @tesfaybirhane4435
    @tesfaybirhane443515 күн бұрын

    111

  • @liyayohannes9811
    @liyayohannes981115 күн бұрын

    እዞም በላዕቲ ሰብ ደቂሶም ኣይሓድሩን ኢዮም።ንጽናዕ ንትባዕ ብጻይናን መቃልስትናን ዝደልዮን ዝዓለሞን ናይ ፍትሒ መገዲ ንኽንቅጽሎ ሓደራ ገዲፉልናሎ ።ዋጋ ዝተኸፍሎ ቃልሲ ኣብ ዓወት ክበጽሕዩ

  • @SmeraAlsslme
    @SmeraAlsslme15 күн бұрын

    😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @senaitteame9183
    @senaitteame918315 күн бұрын

    Aregay b wedika rikeba ab wiladika rekeba eika eiza mot

  • @tiebekidane8680
    @tiebekidane868015 күн бұрын

    ኣረጋይ ዓንጃል

  • @user-yx6gz9em4q
    @user-yx6gz9em4q15 күн бұрын

    Cherki normal ab milue alem zikaxel eyu bandera degefti gin seb ahisirom cherki zekbru hisurat ftret eyomv

  • @meharenarezene1026
    @meharenarezene102615 күн бұрын

    000

  • @Serafuael6666
    @Serafuael666615 күн бұрын

    Itom nay issayas maHawur iyom

  • @gizegize4486
    @gizegize448615 күн бұрын

    አነሲ,ሰልጠነ,ሐወይ,ደልየካ,አብያትኒ,,ደውለለይባ,በጃኻ,

  • @rsti3705
    @rsti370515 күн бұрын

    Snufey tewerirki mererti hamot nexa kewxuki yxieru xgietenatat ka yehwaten ybelea ageb ab kemzi zelekn nsdrakn aytefra😭

  • @Tesfaeusinkey
    @Tesfaeusinkey15 күн бұрын

    ካብ ጋል ዘረባ ርሕቅና ዕላማ ኣነጽርና ዋጋ እዚ ክቡር ኮኮብ መቃልስትና ክንርስዕ የብልናን ሰልጠተነ ዘርእሰናይ ኮነ በርነየንተ ባርያ ግላ መን ኮይኑ ተራእየ እዩ ዘባእሶም ዘሎ ኣንፈትና ኣይነጥፍእ 😢😢😢😢😢😢😢

  • @dankess9285
    @dankess928515 күн бұрын

    Why dea zeyhagezika mo? Yigerm u, Ethiopian kithigz do tiwuel ayneberkan

  • @fekriuemnetey547
    @fekriuemnetey54715 күн бұрын

    Masta guale ansteyti yewrelka nebata wehij koinu yewsedka sekaya nabaka yegemtel ketftno regum

  • @rsti3705
    @rsti370515 күн бұрын

    Hgdf kemzia elom gudom enteawxiomom knxeri ina wdket medanagerti

  • @dawithaile-vx5ks
    @dawithaile-vx5ks15 күн бұрын

    ደቂ ሓደ ከልቢ በሎም ሰልጠነ ዓርከይ።

  • @timarsolomon1121
    @timarsolomon112115 күн бұрын

    አንስቲ አስመራ እኮ ደቅና አበይ አለው ኢለን ዘይሓታ እየን። አደነት ዘይለበሳ።

  • @atsegebatsegay5474
    @atsegebatsegay547415 күн бұрын

    Bitam Zahazan eyw AHHHH??¿????

  • @user-zm9hb9ij2r
    @user-zm9hb9ij2r15 күн бұрын

    ኣዋልድና ኣበይ ምስ መን ተዋሲበን ኣለዋ ንሕና ኸ ኢንፈስትጌት ክግበር ኣለዎ ከምዘን ሰብ ሰንዓፍ ካባናን ካብ እንግድዓናን ተወሊደን ግን ሒቖና ይሰብራና ኣለዋ ሰብ ክጎርሕ ዘይንጎርሕ ሃላያት ዝኾና ሕብረተሰብ።

  • @rsti3705
    @rsti370515 күн бұрын

    Eza haftna gin abey eya interview giera ebi zbele media teadima ktzareb ygba kab TikTok kurxrax

  • @tesfaldetabrha772
    @tesfaldetabrha77215 күн бұрын

    በርኔተ ዝብሃል ከም ሽሙ ብርኔተ እዩ(ሚን)

  • @stellariesom8306
    @stellariesom830615 күн бұрын

    Kab busul tre alo

  • @teweldenegusse1345
    @teweldenegusse134515 күн бұрын

    ፋጆሊ 😂😂

  • @senaitteame9183
    @senaitteame918315 күн бұрын

    Ewe eizen akilabat endiyen ahiwaten hilifen zihiba zelewa fekakus please seliten aytihamuna lebimu bejKu ahiwatina tewedieom bebihade omg entay eina gn bedilinayom so nebisukum haliwu

  • @user-zm9hb9ij2r
    @user-zm9hb9ij2r15 күн бұрын

    እዘን ደቂ ኣኮሎ ጉዛይ ግን ንሰን ድየን ዓያሹ ወይስ እቲኦም ዮም እኩያት?

  • @helensamuel6952
    @helensamuel695215 күн бұрын

    Adomn betesebomn yedleyena barayu HGDEF

  • @M.pet.

    @M.pet.

    15 күн бұрын

    Abiet fekera lebam eki tmesli😂

  • @alexkesete8488
    @alexkesete848815 күн бұрын

    Key haferes mis ade wedu kizareb ab Mida wexu ygiyex halaay ajeku zehaftey ezi keydik entay keyterfeki ❤❤❤❤

  • @misginaabraha9834
    @misginaabraha983415 күн бұрын

    እዋይ ውርደት አብቲ ቁደስ ቦታስ እንዳ ጋብር ደርዓንቶ ዓድናስ እዚ ሩኩስ ካብ መራጉዚ መጽዩ ነቲ ማይ ተከላ ዓደይ ንዓና ከላልየና ኮር ተገልበጥ ቅድም ሕጂ አብ መንደፈራ ኮንኻ ዝይትፈልጦ ከተማ ተዋራዝኻ ወይ ጉድ መጻወት ብዓዚ ባሪያ በርነንተ ኮይኑ ማይ ተከላ ድሓን ንግዜ ጥራሕ አንታ ለክባጥ ትማሊ አብ ትግራይ እንታይ ትብል ነርኻ ሎም እንታይ ትብል አለኻ አንታ ለክባጥ ሓሳዊ ።

  • @danisolomon3750
    @danisolomon375015 күн бұрын

    ኣንታ ሰልጠነ ንምንታይ እዚ ተቅርብ እዝስ ዘይምፍላጥ ይሓይሽ መንግስቲ ክቅይሮ ዝግባእ ዩ ነቲ ዝበዘሐ ህዝቢ ምሰሉ ቀይርዎ ክብል ዩ ዝግባእ ኔይሩ

  • @rafuchannel2810
    @rafuchannel281015 күн бұрын

    ነዓካ ሐንቲ መዓልቲ ኣላትካ ጋዓ ጋዓ ዓገመ

  • @user-zr3vu8io3z
    @user-zr3vu8io3z15 күн бұрын

    Tikikil zereba 3yu

  • @fthi3585
    @fthi358515 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hailegtesfa7540
    @hailegtesfa754015 күн бұрын

    ዓንደብርሃን ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ኣዕጽዩ ናይ ሻዕብያ ሃሱስ ኮይኑ ተሪፉ

  • @OgbaiZera
    @OgbaiZera12 күн бұрын

    ሰላም ዮዲት ዘለናዮ ሽው፡ ሎሚ እዞም ዳዓውል ዝብሎም ብዛዕባ ኣወዳድብ ህዝቢ ብዝመረጾ ደኣ ምበር ውድባት ውልቀ ሰባት ብዝቃንዕዎ ምስ ዝከውን እዛ ህግድፍ ዝተጠቕመላ ዝብልናካ ግበር እምቢ እንተልካ ግን ትድከር እያ። ልምስ ጽባ ኣስትዮምኒ ተስፋይ ሰመረኣብን ሎምስ ከትጽርዮም ቀሪብኪ ትምስሊ። ክክክክክክ ናይ ህግድፍ ጉዳይ 'ጭጉራፍስ ባዕላ ሃሪማ ትእዊ" ዋላ እዚ ናይ ኣውራጃ ቁርቁስ ኢሳያስን ህዝቢ ከይተኣማን ንየማን ጸጋም ካብ ጎረባብቱ ክባልዕ ክተሓላሎ ዝንህዝዎ ምበር ናይ ኣውራጃ ዞባ ውሽጣዊ ምሕደርኡ እንተተላዘብስ፡ ነቲ ላዕለዋይ መንግስቲ ዕዳ ቀለለ እዩ። ብካልእ መንገዲ ብመገደይ መንገዲ ጻጸ ትከይድ ኣነ'የ ዝፈልጠልካ። ካባካ እንዳተቀለበ ከስራጥየካ ዝጀመረ ንውሪ እምቢ ዘይምባሉ ሕጂ'ሞ ኩሉ ኣብ ኢዱ ኣዝዩ ገቢሉ ዶብውን ሰጊሩ ደኪሩ ተደኪሩ መን ክሓቱ ከም ኣመሉ። ኮታስ ኣብዛ እንነብረላ ዓለም ንባሪ የልቦን ዕድመ ንዝሃቦ ባፍልቦም ክስጥሑ ታሪክ ኮይኖም ሰብ ሕማቕ ታሪክ ምካኖም ዘይተርፎም'ዩ። ክብዞም ሰብ ውዲት ተንኮል ልቦም ጥውጠዋይ ፡ ኣብ ስገር ማዕዶ ዘይኮነስ ኣብ ውሽጥና ዝዓበዩ ሰይጥውንቲ የድሕነና ጎይታ! ንብል ኣቦና ኣብ ሰማይ ትነበር ሰላምካ ኣውርደልና። ኣሜን!!!

  • @OgbaiZera

    @OgbaiZera

    12 күн бұрын

    ዝማሃዝዎ ጸገም ናይ ኣውራጃ ኣይኮነን ናይ ሃይማኖትውን ደረጅኡ ዝሓከወ'ዩ። ናይ ብሔራት ጸቕጢ ኣሎዶ መን ከ ዘይተጸቕጠ ምባል ይቐልል። ዘይፈለጥናዮ ጉዳይ ግን ብፍላይ ዕባይ ሻዕብያ ኢሳያስ ዕሉል ሰላይ ናይ ስርዓታት ኢትዮጵያን ከም ምካኑ መጠን፡ ኣይትዋሓጠልኩምን እያ፡ ጅብሃውን፡ ትሕመ እያ ንጉዕዞ ኣመጻጻእን ኣካይድኡን፡ ብሕቡእ ኣብ ደገን ውሽጢ ሃገርን ብዙሓት ሓለፍቲ መረጃ ክፍል 02 ናይ ኢትዮጵያ እንዳተራከበ ክም ዝመጸ ኣይእትዉዋን እዮም። ኣነ ግን ኣብ 1975 ናብ ገድሊ ክጽንበር ከለኩ ንገለ ኣባላት መሪሕነታት ወስ ከብል ፈቲነ እየ። ንኤርምያስ ደበሳይ ናይ ሽዑ ኮሚሽነር ናይ ከበሳ ዝነበረ ሓቢርዮ። ሕጂ ብህይወት ክህሉ ተስፋ እገበር። ኤርትራውያን ተዋጋእቲ ምበር ፖሎቲከኛታት ኮይና ኣይንፈልጥን። ኣብ ሓባራዊ ሓለዋ ከተናን ገጠርን ንሌያቡ ንውልቀ ገበነኛታት ኣብ ምክትታል ግን ብፍላይ ኣብ ጊዜ ፈደረሽንን ቅድሚኡን ንንጡፍ ህዝባዊ ምክትታልን ሓለዋን ጽቡቕ ልምምድ ኔሩና። ሕጂ ግን እቲ ሰላዪ ክስልየና ክፈላልየና ዝክእሎ ሜላታት ተጠቒሙ ስብ ክብድልውን ንወሪ ዓገብ። ምባል ኣትሪፍዎ ኣፍካ ሓዝ ኮይና መሬት ዋይ ኣነ ወዲ ሓምቢር!!!

  • @tesfaldetabrha772
    @tesfaldetabrha77215 күн бұрын

    በርኔተ ሲ ዓጋመ ኢሉ ይፀርፍኪ? ወዲ ብፀብፀ ሽርሙጣ ዓጋመ ማለት ንብልፅግናን ንተደሚርና ኢና ዝብሉ ምስ 80ሺህ ውታሃደራቶም ዝደምስስን ብኣሽሃት ዝቁፀሩ ምሩኻት ወታሃደራቱ ብሪጋ ማለት ጋም ማን እናበሉ ብማእኽል መቀለ ዘርእየ ጅግና ሕዝቢ እዩ በርኔት ብላሽ ዝጨነወ ስጋ👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿

  • @abrahagere2745
    @abrahagere274515 күн бұрын

    ሰልጠነ ሓሳዊ መቃተሊ ኣብ ከባብኹም ዘለዉ ካብትብልሲ ኣብ ኤሚርካዶ ኣይኮነን ካራ ኢንዳላሓሰ ዝፍክር ዘሎ ኢንታይ ትገብር ኣለኻ መናቆቲ ሕጂኸ ድቂ መንክመቱልካ ቅድም ንስኻ ኣብነት ኩን

  • @jermaymillash8947
    @jermaymillash894715 күн бұрын

    "ኣውራጃታት ተጠርኒፈን ወከልተን ሰዲደን ሃገር የቑማ" I marked up 👍this sentence.

  • @hailegtesfa7540
    @hailegtesfa754015 күн бұрын

    ኣከሎጉዛይ ካብ ሕጂ ንደሓር ኣነጺራ ምስ ትግራይ ሰሪሓ ነዞም እንስሳ መዓሙቖም ከነውርዶም ኣለና።

  • @NegasiWelday-hx3fp
    @NegasiWelday-hx3fp15 күн бұрын

    ማለቶም ስ ህዝብና ኣጥፍኡ ንእቲዮፕያ ስለ ዘረከበዩ

  • @brhanetewold9767
    @brhanetewold976715 күн бұрын

    ንስኻ ሓሳዊ ኣጎው ኢኻ ኣባሑጎኻ ቀጣፊ

  • @akberetmedhane1713
    @akberetmedhane171315 күн бұрын

    ሰልጠነ ንሕና ንፈትወካ ኢና ድፈትወካ እዩ ዝበዝሕ

  • @lemlemkidane6361
    @lemlemkidane636115 күн бұрын

    Ztredo menesi awtka nai gden eyu Eritrea. Natkum eya. Nahamdu❤❤❤❤❤❤

  • @Victoriousalways100
    @Victoriousalways10015 күн бұрын

    Tigray TEAWITA we are happy.

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan473115 күн бұрын

    ህነ ምፍዳይ ቀቲሉለይ ክቀትሎ ናይ ደቃይቅ ስቃይዩ ብህጊ ተታሂዙ ን 10ተታት አዩ ዝሳቀ ፕላን A ዝኸፈልና ከፊልና ጢው ዪው ክነብሎም ኣለና ነዞም ኣኽላባት ሰማይ ባራዩ ጊላነት ዘምህረሎም ያላ ደለቲ ፍትሂ

  • @tesfaldetabrha772
    @tesfaldetabrha77215 күн бұрын

    ኒዚኦም ነዚ ብሉፀ ሐውና ዝቀተሉ እኪብካ ብላንባ ምቅፃል እዩ ። እዚኦም ደቂ ሃደ ልቢ ዘይኮነ ደቂ ፍርቂ ልቢ እዮም 💔ወይ ድቂ ፀለምቲ ልቢ እዮም🖤👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿

  • @Victoriousalways100
    @Victoriousalways10015 күн бұрын

    ትግራውነት ኩቡር መንነት❤

  • @hailehabtegaber1560
    @hailehabtegaber156012 күн бұрын

    ስማዕንዶ ወዲ ምንንታይ ኢዮም ዝብሉኻ ክሳብ ለይቲ ሎሚ ክንደይ ጊዜ ብደንጎላ ወይ ብኻራ ንባርያ አሪትራ ዝኾኑ ሰባት ጎዲአካ ወይ ኣቑሲልካ ኣሎኻ? ናይቶም ኣጆኹም በርትዑ በልዎም በዞምቭባራዩ አሪትራ ትብሎም ንር አዮ ኣሎና። ክሳብ ሕጂ ንዓኻ ደንጎላብወይ ካራ ወይ ሻፎ ነትሪ ሒዝካ ክቲቃሳቐስ ኣይረኣናካን። ፈራሕ ጻሕጻሒ ዲኻ ከምቶም ሓንጎሎም ኣብ ኣርማዲዮ ዓጺዮም ደንጎላን ካራን ሒጾም ዝወጹ ጀጋኑ ብርጌድ ንሓመዱ ምስ ፖሊስ ዘትራጋረግ። ሸራአ አንትርኮንካ ካኣ ስቕ በል አድካን አግርኻን ኣኪብካ።

Келесі