Mestyat Betna | ንሳ ብዓዳ፣ ኣነ ብዓደይ፣ እናኾራዕና ሓደ ኮይና!
Ойын-сауық
Mestyat Betna is one of the most well known Eritrean KZread channels with an ever increasing number of followers and subscribers. It broadcasts a number of interesting topics and issues with a particular focus on Eritrean politics, culture and art. It is a favorite media channel to hundreds of thousands of Eritreans and is known for its undying, relatable and timely content. Mestyat Betna also provides a platform for motivating and encouraging Eritrean rising stars in music, drama and poetry.
Пікірлер: 295
ልዕሊ ተጋሩ ነዓይ ዝመስል ብባህሊ ብእምነት bquanqua ሓፈሻዊ ብመንነተይ ንዓይ ዝመስል ልዕሊኦም የብለይን. ምስኦም ደስ ዝበለኒ ክገብርን ክኸውንን ከኣ ዝኽልክለኒ ነገር የለን. 🥰🥰
@noah4567
3 жыл бұрын
ዋላ ምስ ሶማላውያን ከማን ድልየትካ ክትከውንን ክትገብርን ትኽእል ኢኻ። 🤷🏽♂️
@gezaegrmay2963
3 жыл бұрын
@@noah4567 zereba aytblae
@user-mz9uh2bh5g
3 жыл бұрын
ኣነ ድማ ሊዕሊ ዓጋመ ዝጸልኦ የብለይን ዝብኢ ኡንጉ እንተበለት ዓጋመ ውስዲ።
@EH2624
3 жыл бұрын
@@noah4567 ድኻ ሓንጎል ደኣ እንታይ ዘራኽብ ኣለዎ? ወይስ ክትጸርፈኒ ስለ ዝደለኻ ኢኻ?
@EH2624
3 жыл бұрын
@@noah4567 ዘራኽብ አሞ ዘይብለይ.
እንቃዓ አብጸሐኩም ንመላእ ተከተልቲ ክርስትና ትግራይ ትስዕር
@zenawialay1441
3 жыл бұрын
AMEN
@lasanmalalm5558
3 жыл бұрын
AmenAmen Amen
@saralove7966
3 жыл бұрын
ኣሜን
@k.mmengs6331
3 жыл бұрын
Wawwww des zebel tarek kab hawkum eritrawi 🇪🇷
@elsahagos1792
3 жыл бұрын
ኣሜን ንኹላትና የሕብሩ
ናይ እንግሊዝ ናይ ጥልያን ኣምሓራ ጽልኢ ተሳዒሩ ብዓቅልን ትዕግስትን ከምኡዉን ብሓይሊ ኣምላክ
@user-qq1vv3ul4s
3 жыл бұрын
ገና ሃደሽደሽ ክብል ኢዩ
@elsahagos1792
3 жыл бұрын
ኣሜን ናይ ብሓቂ ለባም ❤️❤️❤️ካብ ጽልይ ክሳራ እንበር መኽሰብ የለን
@weinikeleta3461
3 жыл бұрын
@@user-qq1vv3ul4s Nay behaki kulu behali egziabher amlak kihalef eyu ajokum yhawetey wegennatey
ሕጉስ-የ እዚ ኩሉ ዋጋ ምኽፋልኩም የሕዋት እንቋዕ ድማ ውላድኩም ሓቖፍኩም፣ ርሑስ በዓል በብዘለናዮ🙏
@berhaneghebremussie1573
3 жыл бұрын
Des zebl tarik eyu
ትግረወይቲ ምምርዓው ክብረት እንበር ሕስረት ኣይኮነን
ነዚ ጀሚረዮ ዘለኩ ንዓኩም የማስለና ጸሎትኩም ኣይፈለየና ኩቡራት ይሕዋት
Nay bhaki zaki Hawey great Story ኣበይ እሞ ኣነ ጋል ትግራይ እንተዝረክብ ጋል ዞም ጀጋኑ
@freweyni120
3 жыл бұрын
@@user-cq2xj8fe2z gedefi da xubetey hji mes Eritreawyan hadar megebar aabiy gega eyu Qedem zeweseduwan yakel eyu
Whatever happens we are one people lives in different country, Thank you Zak for your hard work for love, peaceand unity, love from Eritrea 🇪🇷🇪🇷❤♥to Tigray❤❤ 🇻🇳🇻🇳
ዛኪ ጅግና ብሓቂ ዘሕጉስ እዩ ምክንያቱ መውስቦ ኣይኮነን ምስ ትግራወይቲ ሓፍትናን ጉረበትናን ምስ ዝኮነት ዜጋ ውን ብምክብባር ምንባር ዝመስልዎ የለን ኣነእኮ ብምንነትይን ቃንቃይን ዝሕበን እየ ፍቅርን ክብርን ግን ዝከልኣካ የለን እሞ ኩላትና ንልበሰን ትግራይ ትስዕር ወድሓንኩም
Kab hzbi tegray zefelyena dob trray eu Buzuhat gen haki regitsomo yekedu Love to the People of Tigray and Eritrea 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷
ኣምላኽ ይባርካ ስላ እቲ ትገብሮ ጽፉፍን ራዝንን። ኣቓራርባካ ተባረኽ።
ፍቅር ዝሞሎኦ ሓዳር ይግበረልኩም ሰነይ ሰላም ደማ ንኩሉ ወድ ሰብ
Im Eritrean but I swear to God I’m going to merry Tigray lady I love them 😍😍
@felifesehaye9377
3 жыл бұрын
me too brother
ሰልሶ የ ሰልሶ በለለይ ትግራይ ❤💕💕💋 ሓዳርኩም ይባርኽ
ዛኪ ሓወይይይ ኣበሳዉ ብሩክ በዓል።
ስነልቦና ናይ ተጋሩ ተፈጥራዊ እዩ እምበር ኤርትራውያን ዳ ዓሌታውያን ኢና ገለ ገለ ገዲፍካ ይቅኑኡካ ድማ ከምዚ ናትና ባህሪ ብዘይ ምህላዎም ብዝኮነ ሰላምን ቅሳነትን የውርደሎም ኣምላክ
@user-mz9uh2bh5g
3 жыл бұрын
ሃብተ ታደሰ ታደሰ ዝበሃል ኤርትራዊ ኣሎ? ? ? መን ደኣ ሂቡካ ናይ ኤርትርስ ዘግነት ? ንሕና ኤርትራውያን ንክትብል?
@weynihailu2840
3 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏❤️
ኣነውን ናብኡ ገጸይ ኢየ ፡ የሳልጠልኩም በሉና ።
@gjhgjgkhko3087
Жыл бұрын
የሳልጠልካ ማዓረይ ፍቅሪ ቁልፊ ኩሉ እዩ ናተፋቀርና ዳኣ ትግራወይቲ እየ ፍቅሪ ቅናታ 🤗🥰
ባሕሪ ይምርዓዉ ይወልዱ እሞ ካኣ ብወላሓንቲ ክራከቡ ዘይክእሉ ዕደ ድኣ ለሚ ዝታለል ሰብ የለን እቶም እኮ ንዓይ ዝመስሉ ተጋሩ ኢዮም ገሮቤተይ ዘይኮኑ ካኣ ኣሕወተይ ኢዮም
@user-mz9uh2bh5g
3 жыл бұрын
ምስ ዝኾነ ሰብ ጺልኢ ኣየድልን ኢዩ ወላ ዓጋመ ይኹን ቑሩብ መልኪዕ ናይ ሰብ ዝመሳሰል እንተለዎ።
“No one is born hating another person because of the color of his skin, his background, or his religion. People must learn to hate, and if they can learn to hate, they can be taught to love, for love comes more naturally to the human heart than its opposite”. Nelson Mandela ምስጋና መስትያት በትና Neghesti (Canada)
ኩቡር ሰብ ኢካ ዛኪ ፡ ክብረት ይሃብካ!
ዛኪ ሓወይ ብጣዓሚ ደስ ዝብል ዛንታ ንፍቕሪ ካዓ ዝዓግቶ የለን ፍቕርኩም ብዝሕዝሕ ይበለለይ።
ወው!ብጣዕሚ ኣዝያ መሳጢት ዛንታ የቕንየልና ዛኪ ከምዚኣስ ድገመና ዳኣ❤❤
Egziabher zfeqedo kelkali yeblune bhlfi ab mengo fqurat eidkum tetwu xbah negho keythafru edkume sehabu Egzbeher fkrkum yebarkelkum 🙏
ሩሑስ ኣውደኣመት ውድቀት ንፋሽሽታውያን ዓወት ንህዝቢ ትግራይ ሓውና
ስነ ልቦና ናይ ተጋሩ ተፍጥራዊ ሃብቲ።
Good job Zaki. እቲ ብሻዕብያ ዝተሃንደሰ ጽልኢ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ፡ ከምዚ ዓይነት መደባት እናምጻእካ ክሰዓር ጥራይ ዩ ዘለዎ። ዝተሃንጸ ጽልኢ፡ ክፈርስ ውን ናይ ግድን ዩ።
ብጣዕሚ መሳጢት ታሪክ💐💕 የቀኔልና።
Ane Tgraweyti kefker ydeli aleku amlak yhgzeni tray I love Tigray girl 😍
@samialyemane
3 жыл бұрын
ኣነ ውን!!
@eritrealovely3638
3 жыл бұрын
😅😅😅😅😂😂😂😂🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@wediberaki3722
3 жыл бұрын
@@eritrealovely3638 so what? you funny
ተጋደልቲ ትግራይ ንፈጻሚ ኣወት ኢግዚኣብሄር ያብጽህኩም! መስዋእትኩም ድማ የውህዶ!
ካብ ትግራይ ዘይውለድ ኣይጭዋን!🤗 ኣነ ውን ትግራውይቲ መናብርቲ ትኾነኒ ይደሊ ኣለኩ!!😚 የሳልጠልካ በሉኒ ወገናተይ..🙏🏿
@noah4567
3 жыл бұрын
ኤርትራውያን እንተኣቤናኻ ድኣ ፤ ካብ ብዘይ ሓዳር ምእራግ፤ ከምኡ ይሓይሽ ።😆😆😆
@user-mz9uh2bh5g
3 жыл бұрын
ኣነ ኣለኩልኪ ብስሚ እተዘይቀቲልክኒ ።
@hagosmkem5468
3 жыл бұрын
@@user-cq2xj8fe2z ጋል ግጀት ዓይነይ!😆😍❤😉
Thank u you..Love always win if it is true and pure..May Eritrea and Tigray will be united in justice and peace soon.. End of dictatorship 2021!!
ርሑስ ሓዳር ይግበረልኩም የሕዋት ዓይኒ ጸላኢኩም ይደፈን
በሐቂ ደስ ዝብል ታርክ ፍቅሪ
ናይ ብሓቂ እንቃዕ ሓጎስኩም ሽኮሪናታት ፍቅሪስአራ ❤️❤️❤️
ውውውው ዛኪ በቃ ሰሚዕካ ዘይትምኖ ዛንታ!!!! ክብረት ይሃብካ ከም ወትሩ ብሱል!
ዘካርያስ ትርጉሙ እግዚአብሔር የስታውስ ማለት እዩ።ዘካ ሓውና አምላክ ብኩሉ ይዘክርካ ፅብቅ አቅረብካልና ተጋሩ ምስ ኤርትራውያን ተጋሩ አሕዋትን መዋስብትን ኢና ።ተጋሩ ጠፊኦም ማለት ኤርትራውያን ጠፊኦም ማለት እዩ ስለዚ ንበርትዕ እዚ ህዝቢ ናብ ፍቅሪ ናምፅአዮ ዓለም ሓለፊ እዩ ንሕና ታፍቂርና ተሓሊፍና እቲ ዝመፅእ ወለዶ ውን ፍቅሪ ኢዩ ዝወርስ እሞ ሃያ ንፍቀር ።
@user-st4us5kl4t
3 жыл бұрын
ፅቡቕ ኣለኪ ምቕርቲ
ደስ ዝብል ዝንታ ፍቅሪ😍😍
Wisdom have you, discipline have you too. I'm sure from both sides I mean from Tigringa speakers thay learn a lot from you. You are a sample of love and unity of a new generation people of Tigringa speakers (Tegaru) Long live and blessed Golden time Zekaryas kbreab
ናተይ ዝበላ ትዑሱ እንበር ዝበልዓ የብላን። እዚኣ ግን ኣይዓሰወት ኣይሰበበት ከምኣ ኢላ ምስ ድንግል ልባ ገለ ከይኮነት ጸኒሓቶ። እንኳዕ ሓገሶ
Nhna hezbi tigrigna hager bzeygdis yhwat Ena. Always love.
Thank you Zakki! "A person who betrays his brotherhood is worse than a person who betrays his religion"! This is because, a person can change a religion or may completely cease practicing religion. In the contrary no body can change their (his/her) genetics or inheritance. Therefore, in this World, it is crystal clear that no peoples are closer than Tigrayans to Eritreans unless someone wants to betray their brotherhood as already said! We are actually two brothers living in two neighboring houses, as 2 brothers in a family live in separate houses when they become adults.
ዛኪ ነዚ ህዝቢ ፍቕሪ ክትከል ትገብሮ ዘለኻ ፃዕሪ ፍረ ፃማኻ ክትረክብ ኢኻ ወዲ ዓበይቲ ንዞም ፍቑራት ከአ ዕድመ ይሃቦም 😍
ዘካርያስ ክብረኣብ ብጣዕሚ ብሉጽ ዛንታ ፍቕሪ እሰይ ዝወደይ!
ትግራዌቲ ረኺቡ ሎቶሪ ዳርጋ ዝበጾሖ እዩ:: ኣነ ከማን ብሊብያ ጌሬ ን ላምፔዱሳ ጥልያን ምስ ኣተኹ ምስ ሓንቲ ትግራዊቲ ፍቅሪ ሒዝኒ ተዓዊተ ድማ ኔሬ ሕራይ ኢላትኒ :ታሓጎሰይ ወሰን ኣይነበሮን ጥልያን ኢዶም ኣይሳኣኑ ኣብ ጉዕዞ ፈላሌሙና ብድሕሪኡ ዳሃያ ሲኢነ ድሮ 6 ዓመት ጌሬ ኣለኹ::ኣብ ኩሉ ገጻት ፈይስ ቡክ ብስማ ፈትሸ ቀቢጸ ምስላ ጥራይ ኣብ ዓይነይ ገዲፋ ኣበየናይ ዓዲ ከም ዘላ ኣይፈልጥን ኣብቲ ዘላቶ ግን ሰላም ትኹን ሩሑስ ኣዉዳኣመት ንኹሉኹም::
@user-st4us5kl4t
3 жыл бұрын
ግዜ ይፈላሊ ግዜ ካዓ የራክብ ኣጆካ ክትራከቡ ኢኩም
@EyobTes-xz2st
3 жыл бұрын
@@user-st4us5kl4t ሕጅስ እሮማይ ክንደየናይ
ፅቡቅ ትንታን ናብ ሕዉነት ዝመርሕ ዛኪ ሓወይ ቀፅለሉ ምእንቲ ፅልእ ምስባር
የቀንየልና ዛኪ ሓወይ ዓነ ዝገርመኒ አንተሃልዩ ከማና ተመካሒ ሕብረተሰብ ዘሎ ኮይኑ ኣይስመዐንን እዩ ክሳብ ማዓስ አና ግን እንድዒ፧
መወዳእትኡ ዘሕጉስ ምዃኑዩ እቲ ጽቡቕ ነገር :: ላህጃ ዳርጋ ኣብ ኩለን ሃገራት'ሎ ቋንቃ ቡዙሓትን ውሑዳት ህዝቢ ዝዛረብሉ እንተዘይኮይኑ እቲ ሓደ ካብቲ ሓደ ኣይበልጽን::
@noah4567
3 жыл бұрын
ዘይ ባዕሎም ኢዮም ብቃንቅኦም ዝሓፍሩ። ኣነ ዝፈልጦም ተጋሩ ኣለው ብኣምሓሪኛ ክዛረቡ ዝመርጹ ብሰንኪ ሕፍረት ናይ ላህጃኦም። እዚ ናይ ቱሑት ስምዒት ባዕሎም ዘስረጽዎ ኢዩ ።
What what A love story! I’m from Tigray my self, at first I say I’m glad it didn’t work out but as you read the whole story then I was happy for them👍👍👍
ምሩቅ እዩ ትግራወይቲ ረኪቡ' ኣፍኩም ግረዙ ብዱዓት ኤርትራውያን ፡ ትግራዎት ሓደ ኢና ሃገር ዶብ ጥራሕ እዩ ዝፈልየና ፡ ሰላም ወሰናይ
Beautiful story!!! BRAVO, Zaca!!! Thank you!!!
“ዝሓልም ከይህሉ፡ ምት ንፈርህ ዝመስሎ፡ ሽግ ሓርነት ዝብሃል ምውርራስ አሎ!!!”
Love always win
Mestiat gezana ruhus awedamet 🙏🏽🙏🏽🙏🏽 Tigrai tewet 💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻✊🏼✊🏼✊🏼✊🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼♥️♥️♥️
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዛንታ ሰብ ኣብ ባህርያት ዳኣ እምበር ኣብ ብሄር ኣብ ዓዲ ክምርኮስ የብሉን
ዌል ዘኪ መቅሰነይ😍 ፍቅርኹም እግዚአብሔር ኣምላክ የብዝሐዮ ምቅራተይ ካብ ፍቅሪ ዝዓቢ የለን 💛♥ ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይብዘሐለይ ♥💛
Merhab bro 💖👈
Betami des zibel Hizbi tigray malet nihna eina ❤️❤️❤️
ዛኪ ቡሩኽ ሰብ ኣቦ ዓበይትን ናኣሽትን ኢኻ ሞ መድሃኔኣለም ወትሩ ምሳኻ ይኹን ዘሓወይ ግን ነቲ ባዓዳውያን ዝዘርኡልና ጽልኢ ህግደፍ ካኣ ዝቀጸሎ ሕጂ ውን ዝገደደ ናይ ዘልኣለም ዝገድፈልና ዘሎ ዕንወት ብርሰት ቅርሕንቲ ንኽንጸርጎ ኣዚዩ ይኸብድ ኣሎ ከማኻ ቡዙሓት ኣታዓረቅቲ ማዓድቲ ገሰጽቲ የድሌናሎ
@user-qq1vv3ul4s
3 жыл бұрын
👍👍❤️❤️
@semhaldrar9389
3 жыл бұрын
Medihanialem aykebdon emo tesefa ab fetari eu selam nifutur kulu 👍🥰❤
ሓዳርኩም ይባረኪ ፍቅሪ ሰዓሪ ኢዩ።
@hayelom12
3 жыл бұрын
Kid kondaf merat
@zerhansdebesay6525
3 жыл бұрын
@@hayelom12 ምሕረት የዉርደልኪ ወይ የዉርደልካ
@hayelom12
3 жыл бұрын
Zerhans Debil Sharmuta kab eritrawi zwled kulu khredn kkteln tray eyu zelewo ::
Just wawwwwwwwwwwww zaki hawey::
This is a great awesome story I want to say good luck the rest of your life guys much love and respect I hope all my brothers and sister from Eritrean You learn something from the store
Zeki, Thanks very much indeed for the enjoyable and inspiry Love History.
Kbrie hawey i love you so much,,!akararbaka desybl
ALLAH bless you 🤲🤲🤲🤲🤲
ናይ ብሓቂ ንልቢ ዘምውቕ ዛንታ! የቐንየልና:: ጥልያን ቅድሚ ሚእቲ ዓመት ሓንጺጽዎ ዝኸደ ዶብ ክፈላልየና ኣይጽቡቕን:: ሓደ ዓርከይ: ልክዕ ከምዚ ዛንታ: ሓንቲ ጏል ማይጨው ምስ ኣፍቀረ ወለዱ ፈላለይዎ: እምብኣር እታ ቋንቋይ ትዛረብ ሓብተይ ካብዘይተበርሃትኩም ኢሉ ሓንቲ ጏል ሆላንድ ተመርዓወ:: "ኣዲኣ ገዲፋስ ሕትኖኣ ትናፍቕ" እንዲዮም ዝብልዎ:: ምስ ህዝቢ ትግራይ ዕርቂ: ሕውነትን ሓድነትን እዩ ዘዋጽኣና:: ህዝቢ ትግራይ እንተጠፊኡ ንሕና'ውን ጠፊእና ማለት'ዩ:: ነስተውዕል: ንለብም!
💯❤💯🙏🙏🙏
ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ታሪኽ ስለዝኾነ ተመሲጠ አቲ ምንታይስ ምስ ጀርመን ጣልያን ካልኦትን ክዋሰቡ ዝሃርፋ ምስቲ ብባህልን ታሪክን ኮታስ ኩለመዳይ ፍልፍል ሰብኣውነት ምስ ዝበልፆም ህዝቢ ክዋሰቡ ካብ ዓርሰ ምትሓት ወይክዓ ቅልውላው መንነት ዝተበገሰ ንምውሳን ይሽገሩ እንተዝባዓል ታሪክ ግን ጽቡቕ ስድራ ዘዕበይዎ እዮም
@user-tc9mv3kl4s
3 жыл бұрын
ክክክ ዋላ ምስ ጸዓዱ ኣይንምርዓውን ኢና ዓሌተኛታት ኢና ግን ዓሌተኛታት ምዃንና ኣይነስተውዕለሉን ። ግን ውሑዳት ኣለዉና ካብ ዓሌትነት ነጻ ዝኾኑ ።ኣነ ሕጂ ካብ ኤርትራዊት ወጻኢ ክኸይድ ብፍጹም ኣይደልን።
ደስ ዝብል ዛንታ :ፍቅሪ ስዒሩ ::
የቀንየልና ኩቡር ሓወና ሩሑስ አዉዳአመት
Zaki hero Fikrn selamn ne kulu wed seb
ፍቅሪ ፍቅሪ እዪ !
O Egiziabiher amlak kulu ab edka zihazka eka emo selamin fikirin awridelna ni kulu futur 🙏🙏🙏
ፍቕሪ ጽሩይ ልቢ ይደሊ ንኹሉ መሰናኽላት ካኣ ስዒሩ ይዕወት
Bravo zaki 👍👍♥️♥️personally like your words and the way you read the text as well. Indeed, this is a right that we cannot deny. There is really no difference between the popular people. Many Eritreans have married Arabs or Sudanese and other nationalities, and this is not a shem. because marriage is a matter of an individual right, but the shem is not frustrated and you feel arrogant. The people of Tigrayan are respectful and conservative of their traditions, religion and customs. Many Eritrean men wish tigray women, and vice versa. Many Eritrean women prefer Amhara men.
Dankeschön Zakie bro
🇪🇷💙🇻🇳🙏
Thanku 🙏❤️
May God bless you and your family 🙏🙏🙏.
Thanks!! Zki
ፍቅሩኩም ወሲኩ ይለምልም
Hadarkum ybarkelkum
Well done zaki as always
ንሳ ባዓዳ ኣነ ባዓዳይ ተካባቢርና ንነብር ኣለና ናይ ባሓቂ ልዕሊ ምክብባር ዝኸበረ የሎን። ክልቴኣትና ሓቢርና ካይንነብር እንዳ ሻዕብያ ኣሻኽ እሾኽ ኣብ ርእስና ኣቢቂሎሙንልና ።
💝💖💗💓
amena nufue Jakey zedliyena Hadnet💛❤️
Ohh. amezing history 😍
ዛኪ ለባም ሰብ 👍
Thank you Zeku ! Frohe Ostern 🐇
@God-db9vp
3 жыл бұрын
እዛ ማንቲለ ደኣ እንታይ ኢያ፧
እቲ ኣብ ኣሕዋትና ትጋሩ እትገብሮ ምቅርራብ ብዝመስግንካ እዩ ዝሓጽረኒ ክብረት ይግባኣካ እዩ'ሞ ክብረት ይሃበልና ኩቡር ሓው ዛኪ
ብጃኹም ተጋሩዋ ትገድስኩም መልስለይ ዓጋመ እንታይ ማለት እዩ ኣነ ወዲ ራያ እየ ትግራይ እየ ብራያ ደማ ኣለው እቶም ብዙሓት ካብ ተጋሩ ፀመፀኡ እቶም ዓበይት ብቱጋት ና ሆተላት ናይ ተጋሩ እዮም ግን እንድሕር ርስዕናዮም ክንፅዎዖም ከለና ወዲ ዓጋመ በለን እዮም ዝብሉ እሕናዊን ዓጋመ ሽም ቦታ ዓዲ ጀጋኑ ሰርሖም ዝቀይሩ እዩ ዝርደኤና ግን ኣብ ስደት ምስ መፀና ኤርትራውያን ዓጋመ እዩ ፀርፎም
@hanaaraya7467
3 жыл бұрын
ሳክት እዮም ክብረተይ ኣነ ጓል ኣውራጃ ዓጋመ እየ ንሕና ደቂ ዓጋመ በዓጋመና ኣዚና ኢና ንሑጎስ ፈጺምና ኣብ ዝከድናዮ ዓጋመና ኣይ ንርስዕን እና ኣይ ትገደሰሎም
@salamhala1228
3 жыл бұрын
ዓጋመ ማለት ወዲ ዓበይት ማለት እዩ ከብ ዓጋመያ ዘይዉለደሰ አይጭዋን እዮም ዝብሉ እቶም እቦ ሓጎታትና ወዲ ዓደይ ሸኮር
@azmeraa4464
3 жыл бұрын
Kuburhaweyagamemalet.awurajaeyunaybotasumu lkakemraya adwanblo
Herzliche willkommen
Zaki the greatest with the great story.
💪💪💪
God bless your love and your family ❤️
Welcome welcome Zeki
ህግደፍ ከይጠፍአ ሰላም የለን ህግደፍ ረሳሕ ሓንጎል እንበር ንሕና ዝኾነ ሸግር የብልናን ምስተጋሩ
very nice 👍🏽
Thanks bkemzi nhbretesbna kab hsdna zbhru nenagfo
❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Aseyyy Aseyyy Aseyyy ❤❤❤