Menkem Yemane - Zwerede Ywred | ዝወረደ ይውረድ - New Eritrean Music 2019 | Remix of Yemane Barya

Музыка

Subscribe (FREE) ›› goo.gl/GibN2T ‹‹
Menkem Yemane - Zewrede Ywred - New Eritrean Remix Music of Yemane W. Barya.
Copyright © Jayo Truth 2019
An unauthorized use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
© All rights reserved.
Best Jayo Updates: bit.ly/2CzwKsN
Popular Videos: bit.ly/2CncXA0
- - - - - Connect with us - - - - -
Facebook Page: goo.gl/xP39Jk
Twitter: goo.gl/k4ohFM
Facebook (Personal): goo.gl/7oE6p9 [ Yacob Dawit ]
Facebook (Personal): goo.gl/DS4RY1 [ Jayo ]
Website: www.jayotruth.co
Website: www.jayotruth.co.uk
|- - - - - Connect with us - - - - - |
#Jayotruth #Eritreanmusic

Пікірлер: 3 400

  • @user-jr4jx1fw5r
    @user-jr4jx1fw5r5 жыл бұрын

    ነቢዐ እዛ ደርፊ ምስ ሰማዕኽዋ መን ኣሎ ንባርያ ከማይ ጌሩ ዝናፍቖ

  • @olioakat3894

    @olioakat3894

    5 жыл бұрын

    Ane aleku!

  • @sebeysebey1851

    @sebeysebey1851

    4 жыл бұрын

    nbarya hzbi eritrea mule u znafko

  • @bulutsekabrta1902

    @bulutsekabrta1902

    4 жыл бұрын

    John Terry gal tigray ambri

  • @user-kq1tb9rh8f

    @user-kq1tb9rh8f

    4 жыл бұрын

    ኣነ ኣለኩ ታ

  • @seadindebesay4490

    @seadindebesay4490

    4 жыл бұрын

    @@sebeysebey1851 ane wen nebie😢😢😢😢😢😢😢

  • @haniseli7321
    @haniseli73215 жыл бұрын

    ንዚ ተንብቡ ዘለኩም ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ይምነየልኩም ብሩክ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልኩም and ንየማነ ባርያ ዝፈቱ like ረጊጹ ይሕለፍ

  • @ibrahimumar8928

    @ibrahimumar8928

    5 жыл бұрын

    100%100

  • @amlakayamlakay5187

    @amlakayamlakay5187

    5 жыл бұрын

    1000000000%

  • @ematv6953

    @ematv6953

    5 жыл бұрын

    Amen 🙏

  • @haniseli7321

    @haniseli7321

    5 жыл бұрын

    @@user-py7mv1qn3o amen thank u zhawey

  • @fkrimisamlak6256

    @fkrimisamlak6256

    5 жыл бұрын

    amen kubur hawey.

  • @Fagi-24
    @Fagi-245 жыл бұрын

    ንየማነ ባርያን ደርፍታቱን የፍቅሮ የ ዝብል እስከ Like ይሃበኒ.. to me ኣዝየ ዕጉብ የ በዚ ካብ ብርኩ ዝወጸ ተካኢኡ ደርፉ ክድገም ከሎ

  • @emjbeef1984

    @emjbeef1984

    5 жыл бұрын

    12+53

  • @emjbeef1984

    @emjbeef1984

    5 жыл бұрын

    Tsahaye16+++44++++40+(++++++++5????5:10::::

  • @hamedmohamed1456

    @hamedmohamed1456

    5 жыл бұрын

    Nice man good job

  • @aill8641

    @aill8641

    4 жыл бұрын

    ኣነ

  • @merhawimedia8898

    @merhawimedia8898

    3 жыл бұрын

    🥰🥰❤️💔😥👌

  • @imranthabanja1228
    @imranthabanja12285 жыл бұрын

    የማነ ባረያ አቲ ጀገናንን አቲ ሁቡብብ ደራፋይ አዛ ጸሐፈት ዘረኣያ like ከይ ገበረ ከይ ሃለፍ ቡሩክ ቀነ

  • @habengerensae3212
    @habengerensae32125 жыл бұрын

    መን ከም መንከም ኣኩሪዕካኒ መንከም ወዲ like በሉ ኣይትብቀቁሉ ደቂ ዓበይቲ

  • @betelihemhabtu970

    @betelihemhabtu970

    5 жыл бұрын

    መርሃባ ወደ የማነ ኮኮብ ዚመጸ ይምጺ ያአሚን ኢበር ክኢሊ ከምት ኪኢሎ ናይ መን ዳአ ክኢት ወሲድ

  • @danitesfom4092

    @danitesfom4092

    5 жыл бұрын

    Ukkkl

  • @merhawimedia8898

    @merhawimedia8898

    3 жыл бұрын

    🥰❤️🙏💔

  • @user-os8kv7hv3v
    @user-os8kv7hv3v5 жыл бұрын

    ርእየ ከኣምን ኣይከኣልኩን የማነ ገብረሚካኤል (ባርያ) ብ ኣካል ዝመጸ ከይኑ ተሰሚዒኒ ። ኣቦ ድኻታት ኣቦ ስደተኛ ኣብ ግዜኡ ጽቡክ ኣይረከበን ሞ ሕጂ ንክሕሰሉ ኣጋጣሚ እዚኣ እያ ኣሕዋት ኣሓት በጃኩም ነታባብዓዮ ። ን የማነ እዚ ዶ ክንእሶ

  • @haile.a3165

    @haile.a3165

    5 жыл бұрын

    wedi kentiba ምትብባዕ ጥራሕ ደይኮነስ ነቐፌታ ከኣ መማዕበሊኡ እዩ።

  • @user-os8kv7hv3v

    @user-os8kv7hv3v

    5 жыл бұрын

    @@haile.a3165 ቅቡል ሓሳብ ሓው ።

  • @michaelhabte6068

    @michaelhabte6068

    5 жыл бұрын

    Yes💖

  • @merihghebremichael2101

    @merihghebremichael2101

    5 жыл бұрын

    መንከም ይበል ጎሮሮ ባካል ባርያ የማነ ታሪክ ገዲፉ ሓሊፉ ሕጅ ናትካ ግዚየ አሞ አቲ ታሪክ ድጎሞ ኣጆካ ኣብ ጎድንካ ኣለና

  • @abrahamgebreabraham1160

    @abrahamgebreabraham1160

    4 жыл бұрын

    Wow very very nice eritrea

  • @niggaliciouss6970
    @niggaliciouss69705 жыл бұрын

    🇪🇷 🇸🇴🇪🇷🇸🇴🇪🇷🇸🇴 🇪🇷 Love to my Eritrean 🇪🇷 blood brothers and sisters from your family in Somalia 🇸🇴 wallah we love you, your peoples, and the land. God strengthen our peoples against our enemies! Y

  • @tekilenotekileno5647

    @tekilenotekileno5647

    4 жыл бұрын

    We love you too brother Somali brothers the most friend to Eritrean I love you from bottom my heart

  • @kevilito

    @kevilito

    4 жыл бұрын

    Walalo 💪🏾🇸🇴💙❤🇪🇷✊🏾

  • @helenaki18

    @helenaki18

    4 жыл бұрын

    We love you too brother ❤

  • @machwegdektatorvonunsereml7186

    @machwegdektatorvonunsereml7186

    3 жыл бұрын

    The most our frinde Country in the World is Somalia 🇸🇴🇪🇷🇸🇴🇪🇷🇸🇴🇪🇷🇸🇴🇪🇷🇸🇴🇪🇷✌

  • @awettesfandrias3395

    @awettesfandrias3395

    3 жыл бұрын

    I love 🇸🇴 Somalia 🇸🇴 people From Eritrea 🇪🇷

  • @kallmitian226
    @kallmitian2265 жыл бұрын

    ናይ ኣቦኻ ጥበብ ዝተዓደልካ ኢኻ ትመስል እሞ ቀጽለሉ ወዲ ክቡር ነፍስሄር የማነ ባርያ መንከም ኣድናቒኻ ካብ መቐለ።

  • @mosayahya6913

    @mosayahya6913

    4 жыл бұрын

    ገመገ

  • @axumawie8642

    @axumawie8642

    4 жыл бұрын

    KallMitian kubur metan nebesu yekberaka yebelu merome kuburate waledena kubur hawena

  • @senay457
    @senay4575 жыл бұрын

    ኩሉኹም ፈተውቲ የማነ ባርያ ነዚ ኣሰሩ ዝስዕብ ዘሎ ወዱ ኣለናልካ ንበሎ። ብፍላይ ድማ ደላይ ፍትሒ like ሃቡለይ ጀጋኑ።መንከም ድማ ኣጆኻ በርትዕ ወራሲ ኣቡኡ ኩን።

  • @haile.a3165

    @haile.a3165

    5 жыл бұрын

    ኤረይ ዓለመይ ክክክክ ደላዪ ፍትሒ ድዩ ኔሩ ባርያ ??

  • @justice4039

    @justice4039

    5 жыл бұрын

    @@haile.a3165 delay fthi ewe neru ksab lomi aytfeltn tsenihka.

  • @senay457

    @senay457

    5 жыл бұрын

    @@haile.a3165 ደርፍታቱ ሰሚዕካ ክትርዳእ ምኽኣልካ። ብዝኾነ ግን ባርያ ዲሞክራስያዊ ኢዩ ነይሩ።ገለ ካብ ደርፍታቱ ከኣ ዘመን ተቀይርካኒን: መሪሩና ናብራ . ትብልን ሰምዓየን okey

  • @haile.a3165

    @haile.a3165

    5 жыл бұрын

    ሓሲብክሉ ዶ ኣሞረ ! መን ዶ ኦሮሞ ኔሩ ኢል'ዩ።

  • @haile.a3165

    @haile.a3165

    5 жыл бұрын

    Pawel ደላዪ ፍትሒ ክክክ ከላ ሱቕ በል ። ደላዪ ፍትሒ ትብል ውድብ ከምዝነበረቶ ሕጂ ይሰምዕ ኣለኹ።

  • @yosefkidane4881
    @yosefkidane48815 жыл бұрын

    ኣጆካ መንከም ሃዝ ትራይ ኣብ መፃኢት ኤረትራ ካኣ ናይ ፑሽኪን ሃወልቲ ኣፍሪስና ናይ የማነ ባርያ ክንተክሎ እና ምስ እዚኣ ትሳማማአ ኣግሪጭው ኣቢልካ ሸተት love ❤️ you men kem ab kexali

  • @bereketyohaness3394

    @bereketyohaness3394

    5 жыл бұрын

    ነይ ፑሽክን ደኣ ድዋዕዋዕ ከነብሎ እና እው

  • @salihosman3869

    @salihosman3869

    5 жыл бұрын

    Yemane baryas yigbeo iyu hawelti kemti ab libi eritrawi tekiluwo delo xiruy eritrawi hawelti

  • @selihomlovesnit5003

    @selihomlovesnit5003

    5 жыл бұрын

    ፑሽኪን ኮ ኤርትራዊዩ ንምንታይ ክተፍርሶ ከይ ፈረሰ ካል ሃወልቲ ክንሰርሕ ይጸበና ዲ ዩ?

  • @salihosman3869

    @salihosman3869

    5 жыл бұрын

    @@selihomlovesnit5003 haqika ika izias

  • @yosefkidane4881

    @yosefkidane4881

    5 жыл бұрын

    Selihim love npushikin zkowen gefih Hager alewom Russia 🇷🇺 abeu ytkelwo

  • @user-il1yc3gw2k
    @user-il1yc3gw2k5 жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ኩሉኹም ስድራ ቤት የማነ ባርያ።

  • @teametesfay8197

    @teametesfay8197

    5 жыл бұрын

    Amlak Edmen tiena yehabka

  • @wegihmiqirti5038
    @wegihmiqirti50385 жыл бұрын

    ነዛ ጽሕፍተይ ተንብቡ ዘለኹም ርሑስ ናይ ምጅማር ጾም ኣርብዓ ይግበረልና ኣምላኽ ኣበሳና ደምሲሱ ናብ ዳግማይ ትንሳኤኡ ብሰላም የብጽሓና ኣሜን((3)) መን ከም ሓወይ ብጣዕሚ ጎቦዝ ቀጽሎ

  • @15production15.
    @15production15.5 жыл бұрын

    ወዲ ኩቡር ወርቂ የማነ መንከም ንፉዕ ፡ ኩሉ ደርፍታት ናይ ኣቦኻ ከተሐድሶ ክንጽዕር ኢና ፡ ኣጆካ Proud u ከም ኣቦኻ ክትከውን።

  • @danaytgual4739

    @danaytgual4739

    5 жыл бұрын

    ኣምላክ ይሓግዝካ ልዙይ ፅቡቅ ሓሳብኻ

  • @bahlbee4998

    @bahlbee4998

    5 жыл бұрын

    agoka maenkam nice kexlo🎤🎤

  • @abeltesfa6087

    @abeltesfa6087

    5 жыл бұрын

    Yemane natu blux srah serhu zhalefe iu natu kiserh gin abgonu kinhlu do ayhayshin natey riyto iu gin

  • @makkahmohamad4368

    @makkahmohamad4368

    5 жыл бұрын

    15ጂ PRODUCTION و

  • @dcdc3479

    @dcdc3479

    5 жыл бұрын

    @@abeltesfa6087 haqika wedey .

  • @ermilove685
    @ermilove6855 жыл бұрын

    *ኣብ 2 ሰሙን ሚልዮን ድርግም ክትብላ ያ ትሳማምዑ ኣለኩም ዶ?*

  • @habennegash7548

    @habennegash7548

    5 жыл бұрын

    @

  • @user-py7on7id2d

    @user-py7on7id2d

    5 жыл бұрын

    Ysemala eye nay wedi ymuney dea

  • @aemabest1264

    @aemabest1264

    5 жыл бұрын

    You're right bro.

  • @GhjjjkjkjvnkogGlhkllokhfkhllhj

    @GhjjjkjkjvnkogGlhkllokhfkhllhj

    5 жыл бұрын

    Ab , Schngrwa Program, Zemach naye aboka keytderf Öleinnahmen eyu 😁

  • @robeldesale4002

    @robeldesale4002

    5 жыл бұрын

    Borgte Kraut

  • @tsgabangesom5715
    @tsgabangesom57155 жыл бұрын

    ራዛ ናይ ኣቡኡ ሓዛ፡ ኣጆካ መንከም ናይ ኣቦካ ሒዝካ ኣለካ።

  • @LionelMessi-gw8vj

    @LionelMessi-gw8vj

    5 жыл бұрын

    Hallo bruder bahqi haza nay abu hizwa antay da tefika ko deutsch und tigrinya a2.1 ba seddelna bruder btami temahire ey kab natka selzi hje ka ayttfana bruder 😘✍✍✍

  • @bariabaria8881
    @bariabaria88815 жыл бұрын

    ኣነ'ኳ ናይ ባርያን ኣብራሃም ኣፈወርቅን: ብካሊእ ኣካል ንከይድገም ብትሪ ዝቃወም ሰብ'የ ኣብዛ ስራሕ እዚኣ ግን ምስቲ ጀማሪ ሙኳንካን ዉሉድ ባርያ ምኳንካን ንኽትተባባዕ እቲ ማንም ሰብ ዝገብራ ሰሚዐ like ኢለ ክወጽእ ኣብ ቀጻሊ ግን ብሓድሽ ጥበብ ኣጆካ በርትዕ

  • @dawitkesete7369
    @dawitkesete73695 жыл бұрын

    Selam ahwat Selamkum yebzah ......... ኣርሓ ኣርሓ ዩ ዝወልድ መንከም የማነ ባርያ እስከ ከምዚ ኩቡር ኣቦና ኩነልና ንኡሰይ ዕድመ ይሃበለይ ። የማነ ገብረሚካኤል (ባርያ) ድሕሪ ባርያ የለን ጸርፊ ድሕሪ የማነ የለን ደርፊ ቃላት ኩቡር ኣቦይ የማነ ባርያ ብቃል ሓርበኛ ኣቦና የማነ ባርያ ሳዋ ብኸምዚ ትግለጽ ሳዋ ኡሱር ቤት ናይ ኤርትራውያን ያ ሳዋ ኣብ ክጅምረሉ ዩ ዝተባህለ ዋይ ኤርትራዊ ሕጂ ድማ ገፋሕ ኡሱር ቤት ያሃንጹልካ ኣለዉ ኢሉ ብርግጽ ድማ ኡሱር ቤት ናይ ኤርትራዊ ያ እዚ ከማን ዉሒድዋ ዕላማና ዓወት ወይሞት ኣይመረናን ሓሞት። ኤረናበጃኩም ድለይዋ ደቃ ከተዕቢ ሓላዊ ዘይብሎም ከይነክሶም ከልቢ፡ ከምቲ ኣብ ሓምሳታት ዝተገብረ ጸሊም ዕዳጋ መሬት ኣይሽየጥን ብሕሱር ዋጋ ኣየፍቅድን ከኣ ኤርታራዊ ዜጋ መደብ ዋጋ የብሉን ተምንዝዕካ ንእዲ ኣይኣክለናን ኢዩ በሎም ጎደሎ መኣዲ፡ ለዋህ ኤርትራዊ ዘረባይ ስምዓኒ ዓፍራ ከይትረግጽ መሲልካ እምኒ፡ እልል በሊ ወላዲት ተሓጎሲ ብደቅኪ ዕምበባ ሕፍሲ ተቀይሩ'ዩ ዘመን ኮይኑ ራሕሲ፡ ፈቀዶ በርኻ ሩባታት ስንጭሮ ኣይጠዓመናን እወ ኩርኳሕ መንቃራቅሮ። ሕልና ኣይተድክም ኣይኮነን ኦሮማይ ገና ግዘ ኣለካ ኣይዓረበን ጽሓይ ሰላም ኣብ ውሽጥኻ ምስ ተረኽበ ሓድነት ሽዑ'ዩ ዓወትካ ራህዋ ምስ ቅሳነት ኣብ ሰማይ ዘሎ ደመና ክሃርም ድዩ ዓድና ይጽበ'ለኹ ብተስፋ ክርእያ ዓደይ ደቃ ሓቍፋ የማነ ገብረምካኤል (ባርያ) እወ ባርያ ብላክ ዳይሞንድ ኣቦ ድኻ ህዝቢ ውልቃውነት ዘየስድዓካ ይጥዓም ይሕሰም ምስ ህዝበይ በሃሊ እንታይ ሞ ናትካ ነገር እዚ ኢልካ እዚ ክግደፍ ስለ ዘይከኣል ንስካ ኩሉ ነገር ኢካ ፡ባርያ ህዝብካ ግን ሎሚ እንቓዕ ኣይትርኣዮ ክልተ ሞት ምሞትካ ፋሕ ጨንገዳሕ ኢሉ መዕቆቢ ስኢኑ ኣደዳ ስደት ኮይኑ ኩቡር ኣቦይ ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ን ባርያ ሃገር ባርያ ልእላዉነት ባርያ ናጽነት ባርያ ሓድነት ብጥቅልሉ ሽህም ንህቢ ናይ ኤርትራ ህዝቢ ክንብሎ ይግባእ ፡ንሱ ካባና ዝተፈለየላ ማዓልትን ሳዓትን ናይ ብሓቂ መሪር ሓዘን ተሰምዕዎም እቶም ናይ ሽዑ ዝነበሩ ወለዶ ኣነ እኳ ንእሽተይ የ ነይረ፡ ዋላ ናይ ሕጂ ወለዶ ዘለና ከማን በቲ ዘይምኖ ዜማታቱ ምስሉን ሓደ ህዝቢ እዳበለ ን ወለዶታት ዘይሃስስ ዜማ ዝገድፍልና ዓስቢ ንሕና ከማን ክንገልጾ ዘይንክእል ጋሂ ተሰሚዕና ብልቢ፡ እንትምንታይ ሲ የማነ ባርያ ክነብር ስል ዝግቦኦ ዓለም ጨናዊት ግን፡ ምኽንያቱ የማነ ኣቦ ናይ ዘክታማት ባርያ ስደት ባርያ ክብረት ኢዩ ብክሉ ወገን እንተሪእናዮ መዋዳደርቲ ኣልቦ ከምዝኮነ ናይ ሽዑ ዝነበሩ ወለዶን ናይ ዚ'ሕጂ ዘሎ ወለዶን ዝምስከረሉ ዩ ፡ፍሉይ ጅግና ከም ዝነበረ ነቱ ጅግንነቱ ዘቃልሕ ዓጋቲ ዘይብሉም ዜማታቱ ታሪኽ ሰኒዱ ኣሎ ንሱ ግን ካብዛ ዘይትእመን ዓለም ብኣካል ተፈሊና ኣሎ ህቡብነቱ ታሪካዊ ዜማኡ ምስሉ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ኣብ ነፍስ ወከፍ ኤርትራዊ ኣብ ልቡ ኣስፍርዎ ኣሎ፡ ተዛረብቲ ከምዚ ኢሎም ከም ንብረት ቀደምን ከም የማነ ባርያን ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣይርከቡን ይብሉ ናይ ብሓቂ ንየማነ ባርያ እምበርከስ ክንረኽቦ ኣይንክእልን ፡ እዞም ናይ ትማሊ ዝተመለሱ ስርዓት ህግደፍ ግን ድሕሬኻ ጠሊሞም ረሲዐሞ ስስዐ ወሪሶም ሕጊ ጓዕጺጾም ዕድመ ንስልጣኖም ንምንዋሕ ንህዝቢ በቲነሞ ንምብትታን ጨፈር ናይ ጨካን ስርዓት ኣብ ፈቀዶ ጭብጢ ዘይብሉ ናይ ሓሶት ሸቐጥ እዚ ዘይብሃል መግረፍቲ ወሪዱዎ ለዋህ ህዝቢ ፡ ሎሚ ይኹን ጽባሕ ወጽዓና ኣለሊና ኣብ ሓንቲ ሰሚርና ኢድን ጓንትን ኮይና ነዚ ዘሎ መርዛም ስርዓት ካብ ሱሩ እተዘይበንቂርናዮ ከም ሮማዲ ሳዕሪ ከስፋሕፍሕ ክነብር ኢዩ፡ እዚ ስርዓት እዚ ሰላም ቅሳነት ክህበና ከንብረና እዉን ከምዘይክእል ፈሊጥና ነቲ ንሱ ንጥፍኣት ንምብትታን ንህዝቢ ኤርትራ ንመንእሰይ ወለዶ ንምድንጋር ብጽብል ፈስትቫል ገይሩ ሳዕሳዒት ኣብ ልዕሊ ሬሳ ዘይንቡር ኣብ ባህልና ይኩን እብ ሕብረተሰብና ዘይጸንሐ ዝገብር ዘሎ ንምንታይ ዓገብ ዘይንብል ኣታ መንእሰይ ወለዶ ኣስተዉዕል ኩሉ ከም ምሕላፉ ክሓልፍ ኢዩ መርገም ህዝብኻ ግን ኣይሓልፍን ዩ ካብ ሓሸውየ ንውጻእ በጃኹም ፡ ንግዜ ንግደፎ ፍልልያትካ ጼርካ ተከባቢርካ ናብ ሓንቲ ጉዕዞኻ ሰላምካ ኣናዲ ሓንቲ ኣላ ጥቅሲ ንህቢ ሓደ ኣይኮነን ብዝሑ ክንግምግሞ ዘይንክእል ኢዩ ስለዝኮነ ድማ ዕስለ ንህቢ ኢልና ንጽዉኦ፡ ንሱ ግን ህርኩት ጸዕራም እንስሳ ኢዩ ፍረ ጻዕሩ ናብ ሓንቲ ቆፎ ይክዝኖ፡ ብሓባር ኮይኑ ክኣ መግቡ ይምእርር ብስምምዕ ካኣ ኣብ ሓንቲ ቆፎ ምዉቕ ሂወት ይንብር፡ ንህቢ ካኣ ሓደ ዓይነት ንህቢ ኣይኮነን ዕንዝራ ንህቢ ወዘተ,,,,, ከመይ ኢሎም ዳኣ ብሓንሳብ ይነብሩ እስከ ንሕሰብ እተ ኢልኩምኒ ሽም ንህቢ እተዘይ ኣሎ ንህቢ የለን ህዝቢ ኤርትራ ድማ መራሒ ሕጊ ቅዋም ስለዘይለ ህዝብና የለን ንሕና ውን የለናን ኣይክንህሉን ኢና ክኣ ምናልባት እዚ ኣብ ስደት ዘለናዮ ምህላው ከይትሓስብዎ ፡ኣፍልብና ነፊሕና ንኸደላ ሃገር ኣላትና ናብኣ ነቋሙት ኩልና እዚ ናይ ንህቢ ንምንታይ ኣምጺአልኩም ንከባበር ንፋቐር ሰማዕቲ ንኹን ተዛረብቲ ኣይንኹን ሓደራ ሓደራ ሓደራ ኣሕዋተየ ። ጸሊም ወርቂ መዳርግቲ ኣልቦ ብኩሉ ፍቱው ናይ ስነ ጥበብ ኣቦ ኣለዪ ድኻታት ብዓል ሙሉእ ሓቦ ባርያ ዝልግስኻስ ማንም ሰብ ዝረኽቦ። ገጣሚ ዘያሚ መራሒ ስነ ጥበብ ኩቡር ኤርትራዊ ዘይትምኖ ህያብ ሕማቕ ዘይትፈቱ እንዳበልካ ዓገብ ይሙነይ ሓላል ከማኻ ኣበይ ሞ ክርከብ ። ፈቃር ርህሩህ ሓወይ በሃላይ ደላዪ ሰላም ዓራቒ ሸምጋላይ ንኹሉ ተኽብር ብዘይ ኣፈላላይ ሽም ንህቢ ህዝብና ነይርካ ለጋስ ተኻፋላይ። ዘይሃስስ ዜማኻ ትማልን ሎምን ጽባሕን ቃላትካ ዝደምቕ ካብ ጽሓይን ወርሕን ደጋጊመ ክሰምዓካ ኣመና የስተንትን ዓለም ጨናዊት ጨካንን ጎራሕን ። ይሙነይ ኣቦ ድኻ ኣቦ ዝጠመየ መንዶ ኣሎ ዩ ሓደ ከማኻ ዝጎየየ ኣለኹ ዝበልካዮ ህዝቢ እንዳበኸየ ኣብቲ ሕማቕ እዋን እንዳተሳቐየ ። ባርያ እቲ ቐደም ንስለ ስደት ዝደረፍካዮ ሪጋይ በጺሑስ ሎሚ ረኺበዮ ሓሳርን መከራን ኣስተማቒረዮ ምስ ንኣሽቱ ኣሕዋተይ ከም ቅጫ ተማቒለዮ። እንቋዕ ኣይትርእዮ እቲ ለዋህ ህዝብኻ ዘርሞ ዘርሞ ኮይኑ ይበልዕ ከብድኻ ኣሰለት ረኺቡ ዝባላዕ ሓሰኻ ብትንትን ኢሉ ካብ ዓዲ ንበረኻ ። ከመይ ለ ክገልጸካ ዓቕሚ ዊሒዱኒ ንእሽቶይ ጺሒፈ እተን ዝነበራኒ መጽሓፍ ኢኻ ንስኻ ከምዛ ሓረግ ወይኒ ባርያ ባርያ ባርያ ናይ ኩልና ዓይኒ። ዳዊት ከሰተ ገብረሊባኖስ (ቢሓት )

  • @ilovemam3808

    @ilovemam3808

    5 жыл бұрын

    Btemy tgesa mankam waday anbasa takeu eti jegena

  • @tesfaymarkos854

    @tesfaymarkos854

    5 жыл бұрын

    dawit kesete አቱየ ብስሩ ሃሳስየው ግዳ ጽዋ አብዚኩምልና ሰሪቀው ኔው እምበይ ሌባእየው ግዳ ዋይ ዋይ

  • @arayabeletse7743

    @arayabeletse7743

    5 жыл бұрын

    Kbret yhabelna zhawey bzh tmhrti gesime kabaka thanks

  • @user-ec9lj9xv2w

    @user-ec9lj9xv2w

    5 жыл бұрын

    Ndawit kesete like habuley Ambesa

  • @manotvwedigash.zeymno2809

    @manotvwedigash.zeymno2809

    5 жыл бұрын

    dawit kesete Xbuq Nay behaqi gen mestemaseli koynka

  • @user-tw7qe3lq5f
    @user-tw7qe3lq5f5 жыл бұрын

    ከብደይ እምበር ከም ገለ ኢሉኒ ዓለም ጎዶሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣጆካ ከኣ

  • @henokbereket7948

    @henokbereket7948

    5 жыл бұрын

    ጓል'ቲ ጅግና ደብረጽዮን wedi kamarite

  • @merhawimedia8898

    @merhawimedia8898

    3 жыл бұрын

    🥰💔👌

  • @merhawimedia8898

    @merhawimedia8898

    3 жыл бұрын

    @@henokbereket7948 🥰❤️💛🙏

  • @metkeltesfay6516

    @metkeltesfay6516

    3 жыл бұрын

    @@merhawimedia8898 no more tegray

  • @Eritrean-gl4fw
    @Eritrean-gl4fw5 жыл бұрын

    ስድራቤት የማነ ክብርቲ ወላዲቱ፡ ብዓልቲ ቤቱ ሓረገ ወይኒ ሓዉ ፋሲል ደቁ ዘመን ሰነድ ብዓቢኡ ድማ መንከም። ስድራቤት ኮኾብ ኢኹም ተሓበኑ። መንከም ሓቢብና ኣጆኻ ኩልና ኣብ ጎንኻ ኣለና። ሓንቲ ደሪፍካ ሱቕ ከይትብል ካባኻ ብዙሕ ስራሕ ክንጽበ ኢና። ንሕና ሞራል ንሃቦ like and share ንግበር ደቂ ኤረይ።

  • @yirgealembereket5248

    @yirgealembereket5248

    5 жыл бұрын

    Öllmm ĺo N0möpb. .ä0üm 00

  • @user-nr7ev1ow6e
    @user-nr7ev1ow6e5 жыл бұрын

    ቢንጎ ደቂ ኤረይ እንቃዕ ሓጎሰና የማነ (ባርያ) ከም ብሓዱሽ ተፈጢሩ ። ኣጆካ በርትዕ ወዲ"ቲ ጸሊም ኮኮብ ባርያ።

  • @awetswiss
    @awetswiss5 жыл бұрын

    ጅግና፡ ለዋህን ርህሩህን ስውእ የማነ ገብረሚካኤል(ባርያ) ፈታዊ ሃገሩን ህዝቡን ዝነበረ ሕቡን ዘሕብን ሓጋዚ ጽጉማት ህዝቢ-ኤርትራ፣ ከም ዝነበረ ኲሉ ህዝቢ-ኤርትራ ኣብ ስደት ማለት ሱዳን፡ ሱዑድያ... ይሕግዝ ከም ዝነበረ ይምስክርሉ። ስለዚ መንከም ድማ ናይ ወላዲኻ፡ ኣቦናን ፈታዊናን ፈታዊ ህዝቢ ሃገሩ ንዝነበረ ናቱ ክትወስድ ተስፋ ኣሎና። መንከም ግሩም ድምጺ ኣሎካ። ዋላ ኹሉ ናይ ወላዲኻ ስለ ዝዀነ እንተደገምካዮ ጽቡቕ'ዩ፣ ዋንነቱ ድማ ባዕልኻ ስለ ዝዀንካ፣ ኣጆኻ... ከምቲ ናይ ኣቦኻ ታሪኽ ሓዘልና። በጃዂም! ዂላትና ህዝቢ-ኤርትራ፣ ነተባብዓዮ ተስፋ ክዀኖ፣ ተስፋ ሎሚን ጽባሕን ኣሰር ባርያ ክዀነልናን ክሕዘልናን። "ላሎየ፡ ላሎ... ወደባት ዓደይ ይርኣየኒ'ሎ" ንእትብል ደርፊ በጃኻ ድገመልና፣ ብምድጋምካ ድማ ኣዚየ ተሓጒሰ ኣሎዂ። ከማይ ዘተሓጐሰ ሰብ እንተደኣ ሃልዪ ድማ፡ ገለ ደጋፊን ሓጋዚን ርእይቶታ ከም ማይ-ሓምለ ነዝንበሉ ኣይንብቀቐሉ።

  • @feruzshwedenawity1410

    @feruzshwedenawity1410

    5 жыл бұрын

    You are right

  • @emjbeef1984

    @emjbeef1984

    5 жыл бұрын

    🦍🦍🦍🦍🦍🦍🦍🦍🦍🦍🦍🦍🦍🦍🦍🦍🦍🦍🦍🦍🦍🦍🦍🦍🎏🎏🎏🎏🎏🎏🎏🎏🎏🎏🎏🎏🎏🎏🎏

  • @michaelfshatsion2151

    @michaelfshatsion2151

    5 жыл бұрын

    @@emjbeef1984 🐶🐶🐶🐶🐶🐶🐶

  • @nura3065

    @nura3065

    5 жыл бұрын

    😊😊😘😘👏👏👏👏

  • @user-gf6fk3km4q
    @user-gf6fk3km4q5 жыл бұрын

    የማነ ባርያ ከምዘይሞተ እዚ ክብለካ ከለኩ ግን ናትካ ብዙሕ ጻዕርን ስራሕን ምስትሕውሰሉ እዩ።

  • @dejensultan9533
    @dejensultan95335 жыл бұрын

    የማነ ባርያ ኣቦ ህዝቢ ዲስ ላይክ ኣይክቦኦን ኢዩ

  • @merhawimedia8898

    @merhawimedia8898

    3 жыл бұрын

    👍👍👍💔👌

  • @aemabest1264
    @aemabest12645 жыл бұрын

    የማነ ባርያ ኣይሞተን ብሂወት ኣሎ, ክታባባዐ ዘለዎ ኣንበሳ አዩ.

  • @sareberhanetekhlai7865

    @sareberhanetekhlai7865

    5 жыл бұрын

    yesssss

  • @jesusisouraim.8487
    @jesusisouraim.84875 жыл бұрын

    ካብ ካልኦት ዓፋፋት ናይዚ ጅግና ኣቦኻ ዝደግምዎ ሚልዮን ግዜ ንስኻ ትበልጽ ራዛ ናይ ኣቦኡ ሓዛ ጎበዝ ኢለካ ኣለኹ ከምዚ ናተይ መርገጺ ዘለዎ እስከ ላይክ ገይሩ የሓጉሰኒ

  • @haile.a3165

    @haile.a3165

    5 жыл бұрын

    Eritrea FOR ERITREAN ሂበካ ኣለኹ 👍🏾

  • @miremeles1343

    @miremeles1343

    5 жыл бұрын

    Gen wela etom kalot sebat zedgmwo bekale aykenen kab adekot zetbgsu eyom🙄

  • @tesfaymarkos854

    @tesfaymarkos854

    5 жыл бұрын

    Eritrea FOR ERITREAN serfi hirkan intay amsio fara wedi muit kelbi niaikas difie mibal neru dirbuy kelbi

  • @alextek8741

    @alextek8741

    5 жыл бұрын

    @@tesfaymarkos854 shush kondaf agame

  • @tesfaymarkos854

    @tesfaymarkos854

    5 жыл бұрын

    Alex Tek hahahaha agame? kkkkkkkk

  • @MaicoRecords
    @MaicoRecords5 жыл бұрын

    God Bless Yemane Baria. And much power to his offspring's

  • @afeweriktesfalem6164

    @afeweriktesfalem6164

    5 жыл бұрын

    Af2he ik t

  • @merhawimedia8898

    @merhawimedia8898

    3 жыл бұрын

    🥰🥰🥰

  • @user-xo9de8in5r

    @user-xo9de8in5r

    Жыл бұрын

    Like father son❤❤

  • @yosiefweldesion89
    @yosiefweldesion893 жыл бұрын

    ከቢድ ጻዕሪ የድልየካ መተካእታ ባርያ ኣይተወልደን

  • @filimon1343
    @filimon13435 жыл бұрын

    ባርያ ክብረትካ የገርም ኣብ ውሽጢ ክልተ ስዓት 50,000 ቬው ብጣዕሚ የገርም

  • @user-hv3ox9fy3r

    @user-hv3ox9fy3r

    5 жыл бұрын

    ናይ ባሓቂ ዝገርም እዩ ንኹሉ ደርፍታቱ ከምዚ ጌሩ እንተ ዝሕድሶ ብጣዕሚ ጽቡቕ ኔሩ መኽንያቱ ኩቡር ኣቦና ስነ ጥበባዊ የማነ ባይራ እቲ ቀደም ዝበለና ኣብዚ ሕጂ ግዜ ይትግበር ስለ ዞሎ ኣነ ብጣዕሚ እየ ዝግረም ሰብ ከይማዕበለ ማዕረ ክንደይ ብላሓት ኔርዎ ብጣዕሚ እዩ ዝገርም ምስ ኩቡር ስነ ጥበባዊ ኣብርሃም ኣፎወርቂ ነዚኦም ንኽልቲኦም ዝኾውን ቃላት የለን ብፉጹም ኣይርከብን መንከም ሓወይ ኣጆኻ ቀጽሎ ደቂ ኤረይ ምትብባዕ ኣይንሕመቕ እዚ ዓይቢ ትምህርቲ ዛሓዘ ቃላት ስነ ጥበባዊ የማነ ባርያ ምታን ታሓዲሱ ክመጻና

  • @du_huchichawi
    @du_huchichawi5 жыл бұрын

    መንከሚኖ ካናሪ ተስፋ ዘለዎ ሸባብ ብስም ባርያ እስከ ላይክ ገሲምኩምኒ ሕለፉ

  • @hamdanali2927
    @hamdanali29273 жыл бұрын

    መን ከም የማነ ራዛ ናይ ኣቡኡ ሓዛ፡ ነቢዐ ዘምባዓኒ ምኽንያት ኣይትስሕቶን ትኸውን፡ የማነ ባኣካሉ መሲልካኒ ሞ ኣጆኻ ዝዓርከይ ናይ የማነ ደርፊ ኩሉ ኳ ተዘይበላና ዝካኣለካ ክትደግም ተስፋ ለና፡ ብዘይረብሑ ደረፍቲ እዝንና ሓሚምና ነዚ ክትሰምዕ ግን ኣይምኖን ዩ ኣጆኻ ዝዓርከይ ትባዕ ኣብ ጎንኻ ድማ ኣለና

  • @hevennatey417
    @hevennatey4174 жыл бұрын

    ሰነድ ፍርሒ ሕፍረት ኣወግድ እምበር ተውህቦ ኣለካ በርትዕ ናይ ኣቦኻ መወዳድርቲ የብሉን

  • @merih689
    @merih6895 жыл бұрын

    ከምዚ ጌርካ ደርፍታት ናይ ኣቦካ ኩሉ ድገሞ

  • @berihuberihu6571
    @berihuberihu65715 жыл бұрын

    አቦኻ ባርያ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ ናይ አቦኻ አሰር ስዒብካ ቀፅሎ ሓውካ ካብ ትግራይ

  • @genetgebreslasie1885

    @genetgebreslasie1885

    5 жыл бұрын

    Wedi koreida kokob men kemyemane jigna

  • @menaal.s7205

    @menaal.s7205

    5 жыл бұрын

    Ajoka hedri naye aboka haz We will Sport u

  • @yorusalemkesete4142

    @yorusalemkesete4142

    5 жыл бұрын

    Men kemey yeman Bariya Ajoka wedi jigna Aboka Hayl Sinetbebawi Eu Neyru Lewah Abo Dikatat Eu Neyru

  • @tsegabrhane2795

    @tsegabrhane2795

    5 жыл бұрын

    Genet Gebreslasie fzbgaaa

  • @_mahdertigray6122
    @_mahdertigray61225 жыл бұрын

    from tigray ቀፅለሉ ናይ አቦካ አሰር ተከቲልካ ሐወይ ናተይ

  • @user-ie4hn4br4c
    @user-ie4hn4br4c5 жыл бұрын

    በትሪ ናይ የማነ ወሪስካያ 😍

  • @nancybailey2419
    @nancybailey24195 жыл бұрын

    ልጅ ሆኜ የየማነ ባርያ ነበር የምታዳምጠው እናቴ:: በናቴም የተነሳ ለየማነ ባርያ ሉዩ ክብር አለኝ:: አሁንም ድረስ አዳምጠዋለሁ:: ስለዚህ እግዚአብሔር የየማነም ልጅ እድሜ ከጤና ሰጥቶት ልክ እንደ አባቱ ለትውድ የሚተላለፍ ስራ እንደሚሆንልህ እመኛለሁ🙏🙏🙏

  • @yodit

    @yodit

    5 жыл бұрын

    You're right

  • @welkayittube2681
    @welkayittube26815 жыл бұрын

    ኢትዮጵያዊ ነኝ ግን ትግርኛ ብዙ አልችልም ግን የየመነ ባርያ ሙዚቃ በጣም ነው የምወደው አሁንም ልጁ መንከም የማነ አስደመመኝ የአባቱን ደረጃ እንደሚደርስ አልጠራጠርም መልካም ጊዜ ይሁንልክ እስኪ እንያቹህ ላይክ ፣ ሸር አድርጉለት እኔ ለሱ ስል ብዙ ኢሜል ከፍቻለሁ

  • @ksanetkisu3288

    @ksanetkisu3288

    5 жыл бұрын

    Lij Amanuel tnx konjiye

  • @lulinat3900

    @lulinat3900

    5 жыл бұрын

    Lij Amanuel Sisay o1

  • @user-ld6ni6fk9s

    @user-ld6ni6fk9s

    5 жыл бұрын

    Pis lol enamesegnalen selamun yabzalish/k

  • @tesfutewoldberhan8756

    @tesfutewoldberhan8756

    5 жыл бұрын

    MORALSH BICHA YIBEKAL,,EGZIABHERE YIBARKESH,,,YEMANE BARYA YEDEHA ABAT YENEBERE BESIDET BIZU SEWOCH YAGEZE WEND WEND TEKUL NEBER ..WE LL SUPPORT THIS KID..RIP YEMANE BARYA

  • @mosestsegaye7273

    @mosestsegaye7273

    5 жыл бұрын

    love your common Abyssinian addissina rep ledatan

  • @user-yt4lh2ez2y
    @user-yt4lh2ez2yАй бұрын

    መንከም ጅግና የማነ ባርያ ኣቦምዝቃ ካበ መቀለ ቀፅለሉ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @temesgenasli7306
    @temesgenasli73063 жыл бұрын

    የማነ ባርያ ኣቡኻ ጥራይ ኣይኮነን ኣቦ ኤርትራዊ እዪ ናትካ ዘይትሰርሕ ተደሊካ

  • @loveithealthy8207
    @loveithealthy82075 жыл бұрын

    ያ ጀምዓ ከመይ ከመይ ደኣሉ እዚ ጉዳይ ኣብ ዉሽጢ ሓንቲ መዓልቲ ዘይኣክል'ሲ 13,000 like ሕጂ ካብዚ እንታይ ንመሃር? ኤርትራዊ ምዃን ሓበን ምዃኑ ጥራይ nice?

  • @mathiashenok6915
    @mathiashenok69155 жыл бұрын

    መንከም.መታዓቢተይ መንከም. መጣፍእተይ ትሓልሞ ዝነበርካ ኢኻ ትገብሮ ዘለኻ ኣጆኻ ቀጽሎ

  • @nevergiveup5690

    @nevergiveup5690

    5 жыл бұрын

    Tfaletu dikum?

  • @nuguseegn5087

    @nuguseegn5087

    5 жыл бұрын

    Mathias Henok adress natu eba habeniw

  • @user-yt8uy9fv6p

    @user-yt8uy9fv6p

    5 жыл бұрын

    በራሕ ዓርከይ መንከም መጣፍአትካ ትዝክሮ ዶ ኣብ ባር ፒኮሎ ፒራሚድ አንዳ ወዲ ዘይቲ ዱካን ኢምባሲ ሱዳን ጽንዓት ባር ሰላም ጸሊም ሜዳ ቃኔው ዝባንስንቀይ...ዝደፍረና ከማን ዘይነበረ

  • @beminettsegay8840
    @beminettsegay88405 жыл бұрын

    I dont have words to explain . To barya 🇪🇷☝🏾✌🏾

  • @llllllll168
    @llllllll1685 жыл бұрын

    ኩልና ስመአትና ክንቋጻጸር ስለ ዘይካኣልና ረይቶ ኣይሃብናካን ህጅይግን ሃደራ ክሃሰና ጽቡቅ ደርፍይ ከምናይ ኣቦካ በጃካ ወድይትይ ጅግና ናይጀጋኑ ኣቦካ ሃዝ

  • @samrigualgerush3470
    @samrigualgerush34705 жыл бұрын

    ዋውውውው የማነ ዳርጋ ዘይሞተ ብጣዕሚ ተሓጊሰ ኣጆኻ ካናሪ ዝጥዕም ድምፅ ኣለኻ መንከም 😘😘😘 ጋል ትግራይ ሓፍትኻ

  • @yonietifekaradam5864

    @yonietifekaradam5864

    5 жыл бұрын

    We love u

  • @kidsyoutube9199

    @kidsyoutube9199

    5 жыл бұрын

    I'm from ethiopian I love Eritrea people

  • @debessaynegash7310

    @debessaynegash7310

    Жыл бұрын

    Nay bhaqi sis

  • @azebshikor3054
    @azebshikor30545 жыл бұрын

    ሕጂ ተስፋና ሰማይ ዓሩጉ ኣሎ ንነፍሴሄር የማነ ባርያ ዝትክእ ካብ ዘርኢ ናቱ ረኺብና። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መን ከም ወዲ ጸሊም ኮኾብ ኣፍሪቃ

  • @liyashmendiliyashmendi5886
    @liyashmendiliyashmendi58865 жыл бұрын

    Mekem yemane ዕድመን ጥናን ይሃብካ ራዛ ናይ ኣቡኡ ሓዛ ንስካ ክኣ ናይ ኣቦኻ ሒዝካ ኣይትሕመቕ ቆጽሎ

  • @tsehayemehretab5809
    @tsehayemehretab58095 жыл бұрын

    ከመይ ዲካ መቅሰን ባርያ ድኣ ብሂወቱ እንድዩ ዘሎ ጅግና ኢለካ ኣለኩ ❤️🇪🇷🌹😍😍

  • @bizubuzy
    @bizubuzy5 жыл бұрын

    *I am sure it will be the most liked video of 2019* wshtey tegelabitu Sim ymerh.... 🔥

  • @habenteklzgi9594

    @habenteklzgi9594

    5 жыл бұрын

    Sur men it is thet

  • @fitsumnegash1153

    @fitsumnegash1153

    5 жыл бұрын

    Horo jegna keep up God bless you

  • @user-pg5el9eh5e

    @user-pg5el9eh5e

    5 жыл бұрын

    Perhaps to be the most liked music of all previous Eritrean music .

  • @ltgofficial500
    @ltgofficial5005 жыл бұрын

    የማነ ባርያ ኣብ ሓድሕድ ልቢ ትግራዋይ ኣሎ፡ብድሕርኡ ደርፊ ጨብራሕራሕ ኮይኑ ኣሎ።መንከም የማነ ራዛ ናይ ኣቦኻ ሓዛ ሰምዕካ ድዩ ናይ ኣቦኻ ወስድካ!።ጎበዝ ቀፅለሉ።

  • @erietioonelove3197
    @erietioonelove31975 жыл бұрын

    ዘመነይ ኔተይ I hop ኣብዚ ሓጺር ጊዜ ምስልን ደረፍን ናይ የማነ ሒዝካ ክትመጽ ብሃንቀውታ ይጽበ 👉❤❤❤❤❤ ቀጽለሉ ቡሩኸይ የሕዋተይ ንዘመን ዘደንቅ ላይክ ሚ

  • @merhawimedia8898

    @merhawimedia8898

    3 жыл бұрын

    💔🥰👍🙏

  • @asmarafanuseritrea7518
    @asmarafanuseritrea75185 жыл бұрын

    የማነ ባርያ ዳግማይ ናብ ስነ ጥበብ ሃገርና ክምለስ ሙካኑ ዘብርህ ኢዩ አዚ፡ ኣጆካ መንከም

  • @erigang9336
    @erigang93365 жыл бұрын

    Yemane zfeto teray like❤️❤️

  • @user-zk8er1bm9c
    @user-zk8er1bm9c5 жыл бұрын

    I'm so happy for you and good luck Continue ራዛ ናይ ኣቡኡ ሓዛ, ብ መንከም የማነ ዝዓገበ👍👍👍👍

  • @benyamghile4805
    @benyamghile48055 жыл бұрын

    i remember dad play this song when i was kid and im happy to see his son taking step of his dad legacy ..

  • @hagoshabte1945
    @hagoshabte19455 жыл бұрын

    ኣሕ ኣጆካ እስከ በል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቱም ንወዲየማነ ባርያ ዲስላይክ ትገብሩ ዘለኩም ዕድመኩም ትሕጸር ንእስነትኩም ኣይትምነዉ ኣብ ስራሕኩም ዕንቅፋት ይግበረልኩም

  • @ANYE.MiCHELE
    @ANYE.MiCHELE5 жыл бұрын

    ሰላም ሰላም መንከም የማነ [ባርያ] ⭐ ⭐ጽሊም ኾኾብ ⭐ 20000 ላይኽ ሂበኻ ኣለኹ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ንፉዕ መንከም ናይ ብሓቂ !! ⭐⭐⭐⭐⭐⭐ ⭐ ኣድነቕቲ ናይ [ መንከም ] 1000 ላይኽ ⭐

  • @bereketyewhans7275

    @bereketyewhans7275

    5 жыл бұрын

    ዋውውውውውውው ራዛ ናይ ኣቡኣ ሓዛ ! ናይ ብሓቒ ወዲ የማነ !

  • @bereketyewhans7275

    @bereketyewhans7275

    5 жыл бұрын

    ፍቕሪ ኣስመራ ብሽም መንከም 2000 ላይኽ ሂበኻ ኣለኹ ክክክክክክክክ

  • @ANYE.MiCHELE

    @ANYE.MiCHELE

    5 жыл бұрын

    @@bereketyewhans7275 የቐኒለ ሰኑ ሽኾር

  • @sami9086
    @sami90865 жыл бұрын

    *Bhyaw ente zhlus kemey mkebere yemane barya wxietu reaywo nebari srah ms tserh eka nzelealem enda tezekerka tnebr Black Diamond*

  • @habeshatiktokers4678

    @habeshatiktokers4678

    5 жыл бұрын

    Aymeslenen zearkey seb lomi dea guyla enter kemzi derfi abey keqlbelu elkayo eka

  • @ahmedtaha1174

    @ahmedtaha1174

    5 жыл бұрын

    Nice WadeBariya😘😘😘😘👇👇

  • @frans_blox2976

    @frans_blox2976

    5 жыл бұрын

    Yemane barya tekihu eyu asey menkem elukandi ajoka shekor btami des zibl srah

  • @yodit

    @yodit

    5 жыл бұрын

    You're right

  • @kiduiloveu2631
    @kiduiloveu26315 жыл бұрын

    ራዛ ናይ ኣቦኣ ሒዛ !!! 👌👌😍😍😍

  • @imissyoumom238
    @imissyoumom2385 жыл бұрын

    መርሓባ ኣምበሳየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ስድራኻ

  • @user-wb8rd1ve6s
    @user-wb8rd1ve6s5 жыл бұрын

    ኤርትራውያን እህት ና ወንድሞች እወዳቹሀለው ከኢትዮጵያ 🇪🇹❤🇪🇷

  • @EFRA1987
    @EFRA19875 жыл бұрын

    ኣቦኻ ጸሊም ኮኾብ ተባሂሉ ናቱ ታሪኽ ሰሪሑ ዩ ሓሊፉ ፡ ንስኻ ውን ብሉጽ ድምጺ ኢኻ ትውንን ሞ ኣብ ጽላሎት ናይ የማነ ዘይኮነ ናት ገዛእ ርእስኻ ታሪኽን ጥበብን ከተርእየና ሰናይ ምንዮተይ ይገልጸልካ. Bravo

  • @user-bn1bv1ug7c
    @user-bn1bv1ug7c5 жыл бұрын

    ነዛ በት ስድራ የማነ ባርያ ዘርኣየኒ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም፡ብዝኮነ መንከም የማነ ኣጆካ ናይ ኣቦካ ደሪፍታት ውረስ፡ድሕሪ ደጊም፡ድሕሪ ደጊም ሕድሪ ናይ ኣቦኻ ለቢስካ፡ንህዝቢን መንግስትን ኣወፊካ ስራሕ፡

  • @badmeeritrea833
    @badmeeritrea8334 жыл бұрын

    Eghziabiher N'nefsiher Yemane Baria Ab Genet Yiqebelo...N'Sidrabetu, Fetewtun, N'Mulue Hizbi Eritrean Kea Kem Timnitu Yigberelkum...Selam inabele Bizuh iyu Xieeru imo Selam Yigberelkum...EPLF forever...

  • @m.h7246
    @m.h72465 жыл бұрын

    ወዲ ባርያ ጅቡዕ

  • @hanibalyosief1155

    @hanibalyosief1155

    5 жыл бұрын

    Bshim yemane barya subscribe gerelka aleku wedi Eri 🤘🤘🤘

  • @matyassirak7889

    @matyassirak7889

    5 жыл бұрын

    Meron habte wala btgrigna subscribe mxhaf abyuka anta habesha ember tebalashikum

  • @temsgenamlakumenkem4142
    @temsgenamlakumenkem41425 жыл бұрын

    Ezom 42 dislike kemey Edawekum Dislike yekuna Ne yemane bara ne menkem zefetu 1000 Like yahaben

  • @selamialeku3614

    @selamialeku3614

    5 жыл бұрын

    temsgen amlaku men kem haqiqaa wedey

  • @ketefsdi7614

    @ketefsdi7614

    5 жыл бұрын

    liken disliken deyfelalyu sebat alewu aythazelom habibi enber ezi da dislike aykonen like keman kwhdo

  • @samites2073

    @samites2073

    5 жыл бұрын

    temsgen amlaku men kem krtem ybelu

  • @japyweldegebriel3519

    @japyweldegebriel3519

    5 жыл бұрын

    Ygermeka eyu kemey hasadat eyom xbuk zeyeftwolom

  • @haile.a3165

    @haile.a3165

    5 жыл бұрын

    ንስኻ እምበር ኣብራኽካን ኣደውካን መልሓስካን ቁርጽርጽ ይበላ። ድሁል

  • @ekinahom8621
    @ekinahom86214 жыл бұрын

    ዋውውው ወዲ ኮኮብ ጅግና ባርያ ኣያ ጥበብ ንጉስ ትግርኛ ኹሉ ደርፍታት ነ/ሄር ባርያ ኣዝየ እየ ዝድንቆ ሶ ንዓካ ለ መንኸመይ ቀጽለሉ ላኣላዊት ካብ መቀለ

  • @user-ji6uj5ru1u
    @user-ji6uj5ru1u5 жыл бұрын

    ኡፍ መንከም ሐዋይ ጀግና ኢኻ ናይ አቦኻ አሰር ተከቲልካ ካባካ ብዙሕ ንፅበይ ኢና ሐፍትኳ ካብ እትዮጵያ /ባህርዳር/

  • @user-xi1ri7jc4k
    @user-xi1ri7jc4k5 жыл бұрын

    እዞም 6 ዲስ ላይክ ዝገበርኩም ከምይ ኢድኩም ትቆረጽ መን ከም ብራቮ ቀጽሎ ኣብ ጎድንካ ኣለና

  • @habtomtesfay7674

    @habtomtesfay7674

    5 жыл бұрын

    Baflito aymeslenn

  • @haile.a3165

    @haile.a3165

    5 жыл бұрын

    ከመይ እባ ኣእዳውካን ኣእጋርካን ይቆረጻ ። ሱንኩል ኣእምሮ ።

  • @user-xi1ri7jc4k

    @user-xi1ri7jc4k

    5 жыл бұрын

    @@haile.a3165 ንዓይ ዲኻ ነቶም ዲስ ላይክ ዝገበሩ

  • @blinablinikura1073

    @blinablinikura1073

    5 жыл бұрын

    fabriga hyabey germekayu

  • @habtomtesfay7674

    @habtomtesfay7674

    5 жыл бұрын

    @@haile.a3165 serfi nay dkumat eyu habibi disslike bzey afluto wey bgega kgebrwo yklu kab bzuh seb whud kegatm ykl so serfi gdef subukey

  • @robraentertainment
    @robraentertainment5 жыл бұрын

    ኣሰይ ልበይ ክረግኣለይ ጀሚሩ መንከም ውሉድ ባርያ ኣሰር ተከቲሉ ዶርጊሕዋ ቃላት ናይ ኣቡኡ ወሪሱ እዩ ምስሊ ወላውን ሞይኡ መንከም ኩነለይ ጸሊም ሉል ናይ ፍቅሪ ፈልፋሊ ከምቲ ናይ የማነ ዓቃል መስተውዓሊ ዶርግሓዮ ድምጽካ ናዕታ እንዳ መረጽካ መን ከም የማነ ኣብሉም መሊስካ ወዲ እቲ ጸሊም ወርቂ ባርያ በዓል ስረ መራሒ ናይ ፍቅሪ ሉላ እንዳበለ ወድቲ ኮርዒዳ ውሉድ መሪት ባሕሪ ሑሩይ ናይ ሑሩያት ለባም መስተብሃሊ ንባርያ ዝተዋህበ ቀልቢ ጽበየካ ኣሎ ሃሪፉ ብልቢ ጽባሕ ንክትዓቢ ትምኒት ከተስምር ወሪስካ ሞይኡ ኣብ ርእሲ ክትሓድር ተክለ ወዲ ረቃቅ

  • @user-rz3rn7km7f

    @user-rz3rn7km7f

    5 жыл бұрын

    Gobz

  • @meharighide7385

    @meharighide7385

    5 жыл бұрын

    super 👌❤️

  • @habenwedig5794
    @habenwedig57944 жыл бұрын

    Menkem yemane barya!! ወዲ "ቲ ኣቦ ድኽታት ኣቦ ስነ ጥበብ ኣጆኻ ካብዚ ንላዕሊ ዓቢኻ ክንርኢ ትምኒት ናይ ፈተውቲ ባርያ ኢዩ።

  • @user-rn1qp4it8p
    @user-rn1qp4it8p5 жыл бұрын

    Ata huto Alni kemey gere 10 gezi Like kegbr Yekal dyu Ya jema mra Eu Aksneni belu eski helf ketblu se eza👍 Aythmku

  • @johnkidane5066
    @johnkidane50665 жыл бұрын

    ዋው ዋው ዋው መን ከም ሺኮር ኣነስ ወላ ኣብ ሸግርዋ ደግፊካ አየ ነይራ ክብረተይ።

  • @fkrieumengedeydikamkerifay4250
    @fkrieumengedeydikamkerifay42505 жыл бұрын

    ኢቶም ድስላክ፡ትህቡ ደለኩም ዑዉራት ድኩም ጽሉላት ንጎሩኒ መንከም ናይ ባሓቂ መንከም ኢንቃዕ ተወለድካ ኩሉኩም ነዚኣ ተንቡቡዋ፡ደለኩም ፍቅሩኩም ይብዛሕ ስደትና ዝውዳኣሉ ጌዜ የምጻኣልና ውሉድ ምስ ወላዲ ዝራከቡሉ ጌዜ ይምጻኣልና

  • @weygudeweyadiynafckemasyzi8555

    @weygudeweyadiynafckemasyzi8555

    5 жыл бұрын

    Somail ist very Siht Devils 😈 somail people mauilmu Teufel 😈😈😈👎👎👹😈 gleich Devils 😈😈😈🇸🇴😈 somail

  • @luwammebrahtu5221

    @luwammebrahtu5221

    5 жыл бұрын

    😍😍😍😍😍😍😍❤❤❤❤💓💓💓❤❤❤❤❤❤❤

  • @LuluLulu-wi3jq
    @LuluLulu-wi3jq5 жыл бұрын

    አምላክ ዘመንካ ይባርኽ ብታሚ ንፋዕ!!!ንመጅመርታ ግዜ ኮመንት ጽሒፈ 🇪🇷😘❤️

  • @user-vd7vd1wh9k
    @user-vd7vd1wh9k5 жыл бұрын

    ኣንበሳ ዝዓርከይ ብልቢ ኣድኒቐካ በዚ ጡዑም ዝኾነ ድምጽኻ ደርፊ ኣቦኻ /ኣቦና የማነ ምድጋምኻ,,,, ግን ኣጆኻ በርትዕ ከይትሓምቕ ናይ ኣቦኻ ውሰድ ኣቦኻ ጂግና እዩ

  • @Wedi_Hakir_3
    @Wedi_Hakir_35 жыл бұрын

    ኣኣብ ዘለክሞ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልኩም መንከም ኣጆካ እስከ በል ብካልእ ካብዚ ንላዕሊ ሒዝካ ክትመጸና ንጽበ 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯

  • @tsegaygt292
    @tsegaygt2925 жыл бұрын

    ጅግና ኣጆኻ ቀጽሎ ኣብ ዝመጽእ ከኣ ናትካ ደርፊ ክንጽበ ኢና

  • @fokirmua1035
    @fokirmua10354 жыл бұрын

    አጆኻ ናህና ንኺድ ጥራይ ንቅድሚት በርትዕ አብ ጎንኻ አለና ንሕና ውን ሕድሪ ተቀቢልናካ ኢና

  • @filmoneri8951
    @filmoneri89515 жыл бұрын

    እንቃዕ ኤርትራውያን ዘለናዮ እዋን ኣይረኣዮ የማነ (ባርያ)። ኣጆኻ መንከም የማነ ኣዘካኪርካና ከብደይ ተገላቢጡኒ...

  • @muludn6255
    @muludn62555 жыл бұрын

    ወዲ ዑቂ ባሕሪ እንኳዕ በሰላም ናብዚ አብቀዐካ ወዲ ራዛ ናቦአን ሐዛ

  • @henokbereket7948

    @henokbereket7948

    5 жыл бұрын

    Mulu Dn agame

  • @user-ie5jo1kh9s

    @user-ie5jo1kh9s

    Ай бұрын

    ​@@henokbereket7948😅😢

  • @sarontv8188
    @sarontv81885 жыл бұрын

    ዉሉድ ወዲ ጅግና ኣለኩልኪ እስከ በላ እዛ ዓዲ ።like እይተዉሕዱ እስከ 100%

  • @amanielayneta5542

    @amanielayneta5542

    5 жыл бұрын

    Men kem ajoka ketsxlo

  • @hdhhdjdjdhdhhdjdjd5443
    @hdhhdjdjdhdhhdjdjd54435 жыл бұрын

    ዓኽኽኽኽ ትግርኛ ደርፊ ብድሕሪ በዓል ኣቦካ መይታ እያ ዓቢይ ትጽቢት ንጽበ ካባካ

  • @lloveeritreacountry9420
    @lloveeritreacountry94205 жыл бұрын

    ከም ባርያ የለን ጸርፊ ድሕሪ ባርያ የለን ደርፊ King of the music in Eritrea barya ጽቡቅ ስራሕ ኣጆካ ቀጽሎ ካባካ ብዙሕ እና ንጽበ

  • @user-gk5es3nw6k
    @user-gk5es3nw6k5 жыл бұрын

    ወዲ ባርያ ሓላል ኣጆኻ መኽሰብ ሃገር ናብ ዝምልከቶ ኣካል ባርያን ኣብራሃምን ሓወልቲ ክግበረሎም ኣለዎ!!!

  • @michaelefrem7819
    @michaelefrem78195 жыл бұрын

    ሕቶ ኣላትኒ ክሉ ግዜ ንነብሰይ ሓቲተ መልሲ ዘይረከብክላ ። ሪጊጼናታት ዲኩም የማነ ባርያ ሰብ ጥራይ ከምዚ ከማይን ከማኩምን ከምዝነበረ ? ኣንስ ኣይመስለኒን ቅድሚ 20 ዓመትን ቅድሚኡን ዝተደርፈ ደርፊ ልኪዕ ነዚ ዘለናዮ ዝገልጽ ሰብ ጥራይ ክብሉ ስ ከብዲኒ ውሕድዎ ኮይኑ ተሰሜዕኒ ።

  • @michaelebrhane
    @michaelebrhane5 жыл бұрын

    መንከም የማኔ ባርያ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኢዩ ናይ ኣቦኻ ሓደራ ኣቦ ድኻታት የማኔ ባርያ ሉል ኣፍሪቃ ክትከውን ትምኒተይ ትምኒት ኩለና ኤርትራዊያን ኢዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ኩሉም ስድራ

  • @nonsonoio4953
    @nonsonoio49534 жыл бұрын

    የማነ ኣይሞተን ኣጀኹም ደቂ ኤረይ ሓላል

  • @nevergiveup5690
    @nevergiveup56905 жыл бұрын

    22 ዓመት ጌሩ ዋና ኣባጊዐን ካብ ዝጠፍአን ሎሚ ግን ድሕሪ"ዚ ዓመታት ዋነአን ዝተመልሰን ይመስል ኣሎ። መንከም ሓወይ ብሉጽ ስራሕ ኣጆዃ ኣሰር ኣቦዃ ክትሕዝ ኣለካ ናይ'ባርያ ደርፊ ክሊፕ ጌርካ ከምዚ ተደጊምካዮ ናትካ'ውን ክትሰርሕ ኢኻ ኣይትሕመቕ፡ ተመለሰና ብኻልእ'ውን ።ኣይዞ የሕዋት ላይክ ኣግርጭው ነብል ነተባብዓዮ። ወዲ እቲ ለዋህ ኣፍቃሪ ሃገሩን ህዝቡን ኣቦ ድኻታት ውጹዓት መን እሞ ከም የማነ ባርያ።

  • @byyourgrace9936
    @byyourgrace99365 жыл бұрын

    ናይ ምትብባዕ መንፈስ ዘለካ/ኪ ሕጂ "Like" ሃብ/ሃቢ ወዲ ባርያ በርትዕ ብጣዕሚ ዝድነቅ ዝራሕ።

  • @llllllll168
    @llllllll1685 жыл бұрын

    ወድይ አትይ ፈቃር ህዝቡ ኣኽ የማነ ሓርበኛ ኣቦ ድኻታት ኣቦ ሃገሩ ኣቦ ጥዑም ድምጽይ 🍅🍎🍊🍅🍒🍊🍎🍅🍊🍒🍅🍎🍊ኣቦና የማነ ኣምላኽ ኣብ ገነቱ የንብሮ መንከም ኣጆኻ ኩሉ ግዝየ ኣብ ጎንኻ

  • @metropcs8970
    @metropcs89704 жыл бұрын

    ኣምላኽ ይሃግዝካ ከመ የማነ ክተንልና

  • @begoodlife9128
    @begoodlife91285 жыл бұрын

    ብናይ ኣቦካ ጥበብ ጀሚርካ ብሉጽ ከትኸውነ እዩ ትጸቢተይ

  • @merhawitecle6574
    @merhawitecle65745 жыл бұрын

    ዘመን: መንከም: ሰነድ ን ዬም ዝበሃሉ:: ናይ ሌሚ ኣስማት ከኣ ስቕ ኢልካ::

  • @gualbloko4723
    @gualbloko47235 жыл бұрын

    Barya ab manem Lebi Eritrawi Aleka 😙😙😍😍💖💖💖 Abta Mexait Eritrea Hawelti Natka kitekel iyu Barya abo haki abo fthi we love you 💖💖💖💖

  • @TenseuLexelot21
    @TenseuLexelot215 жыл бұрын

    ፖውው ልክዕ ን ባርያ ይመሲል ባርያ ኣይሞተን ።

  • @user-xp2wo9mu9b
    @user-xp2wo9mu9b5 жыл бұрын

    ዋውውውውውውውው ወዲ ጸሊም ኣልማዝ ዌል የማን ኣይሞተን ተተኪኡ

  • @mhirethabtom3954

    @mhirethabtom3954

    5 жыл бұрын

    Ajoka menkem hawey Amlak miska ykun so GBU

  • @meraeri3445
    @meraeri34455 жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ ፈጣሪ መንከም የማነ ባርያ ኣጆካ ኣብ ጎድንካ ኣለና like shere ኣትሕመቁ

  • @merhawimedia8898

    @merhawimedia8898

    3 жыл бұрын

    🥰👍🙏

  • @tesfatsien.m4312
    @tesfatsien.m43125 жыл бұрын

    Ane zgermenis naytom Dislike tgebru zelekum kabzi nlaeli teka'e nay Yemane Barya kemey zbele delikum ,keep it up menkem bro we proud of you. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-ld6ni6fk9s

    @user-ld6ni6fk9s

    5 жыл бұрын

    Selamat ane ekua dislike aygeberkun enyekone gina ni barya tekiowo ele ayaminin eye barya ekua kalay yeblun!! Sesenayu

  • @edenfashion48
    @edenfashion485 жыл бұрын

    My sweet heart I wish you all the best. My teares can't stopped. Ajoka zweday !!!!nayti hagazyi shgoratt ertreawan a boo dktatt Jugna legend yemane barya ktkewon bzho energy nxbeyeka. Haye eritreawyan mneseatt hagzwo ajoka nbelo!!!👑🤴

  • @eritrean4ever146
    @eritrean4ever1465 жыл бұрын

    48 ሓሳዳት ዲስ ላይክ በሉ ደስ አይበልኩም እንበር ኣነ ድማ 50 ግዜ ክሰምዕ እየ ሎማዕንቲ ሰንበት 👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾

Келесі