Melsi Part 48 - Tigrigna Drama Series - መልሲ ክፋል 48 - ተኸታታሊ ትግርኛ ድራማ | Waza Hagereseb

Ойын-сауық

#melsi #ዋዛሃገረሰብ #መልሲ #Wazahagerseb
Subscribe ብምግባር ብተኸታታሊ ንዝርግሖም ምስልታት ይከታተሉ!
#tigrignadrama #tigrignacomedy #tigrignamusic
#eritreanmusic #eritreanfilm #eritreancomedy
#brey #gereemun #ብረይ #ገሬእሙን

Пікірлер: 970

  • @AzeAxum
    @AzeAxum2 күн бұрын

    በዛፍልሚ እዝኣ ስስ ዝኮነቶ ላይኪ ግጨውኒ ተጋሩዋይ🎉😢❤ ኣብዛ ፍልሚ ራሄል ተትህሉ ፅቡቅ ነይሩ

  • @tsegatsega238

    @tsegatsega238

    2 күн бұрын

    ደምርኒ ማዓረይ❤

  • @shewitgeremedhin6058

    @shewitgeremedhin6058

    2 күн бұрын

    ስኽልካ ሪእይ ዋዓላ እዩ እዉን ዝመፀአካ እኮ

  • @Romary-cv8rq

    @Romary-cv8rq

    2 күн бұрын

    @AzeAxum ራሄል ተዝህሉ ክዕወቱ ኔሮም እዮም ግን ፈተና ለይብሉ ጉዕዞ ከይተርፍ ግዲ ሮዛ ኣፍሽላቶም ትግራይ ዘላቶ 😿

  • @user-cs2kb1ok2m

    @user-cs2kb1ok2m

    2 күн бұрын

    ዋላ ኣነ እየ ግን ራሄል እና መንጥላ ኣምፅእወን ባኣ መጁሙዕ ግን ከይመውት ሓደራ 😢😢😢

  • @HlekaAraya

    @HlekaAraya

    2 күн бұрын

    እወ ሞጅሙዕማ ክሞዊት የብሉን 💔😢😢​@@user-cs2kb1ok2m

  • @Romary-cv8rq
    @Romary-cv8rq2 күн бұрын

    መጅሙዕ ከይቅተል ትብሉ ላይክ ኡፍ ተንጠልጢለ😢

  • @MmN-sl1uz

    @MmN-sl1uz

    2 күн бұрын

    ውይይይይ አይከማይን ልበይ ብአፈይ ክትወፅእ ኢላ መጅሙዕ እማ ክሞት የብሉን

  • @Romary-cv8rq

    @Romary-cv8rq

    2 күн бұрын

    @@MmN-sl1uz ክሳብ ረቡዕ መን ክቅንዮ እዩ😿😢

  • @user-rr7tl9zh4f

    @user-rr7tl9zh4f

    2 күн бұрын

    ኣኞኽን ደራስ ኣይሞትንዩ😂ዋኝኝኝኝ ደራስ ተሞይቱ ደኣሞ ድራማን ተዋሳእትን እዉን ምስኡ ትመዉት ኣላ እልክን ወድእኦምበር ሓባይብ ደራስዶ ይሞዊትዩ🤭🤭😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 ናየ ግምት ግን ኣቦ ሮዛ እዩ ልሞት።✌️

  • @mahdertube8321

    @mahdertube8321

    2 күн бұрын

    አይሞትን ዝከውን እሱ ስለዝኮነ ናይዛ ፊልሚ አክተር

  • @user-nu7mc7cg4l

    @user-nu7mc7cg4l

    2 күн бұрын

    Wa kmowt yeblun😢

  • @emaema-dv7cj
    @emaema-dv7cj2 күн бұрын

    ኮመንት 3ይ ብሽም ብጻይ ሽላ እስተ ላይክ ግበሩ ኣበይ ኣለና ኣድነቅቲ ሽላ 300 ላይክ ይደሊ ኣለኩ ዳይ 🎉🎉❤😂

  • @tsegatsega238

    @tsegatsega238

    2 күн бұрын

    ደምርኒ ዝያዳይ❤

  • @mdafaj8989

    @mdafaj8989

    2 күн бұрын

    Wwwwooowww ❤

  • @Channel-qe9mn
    @Channel-qe9mn2 күн бұрын

    ስቲ TDF የ ላይክ ግበሩለይ😂ካመቃነኩምዋ❤

  • @AAa-ln7cd

    @AAa-ln7cd

    2 күн бұрын

    Tdf🫶

  • @user-rt8iz5yu6f

    @user-rt8iz5yu6f

    2 күн бұрын

    እንካዕ ደሓን መፃኩም

  • @user-wj9rg7zr1l

    @user-wj9rg7zr1l

    2 күн бұрын

    ሓሳዊ 😏😏😏

  • @user-vr2to5xg3r

    @user-vr2to5xg3r

    2 күн бұрын

    ንኣኻ ዘይኮነ ኣይኹን tdf ይ 🥰🥰🥰🥰

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 күн бұрын

    ንዳማመር ኣሕዋተይ❤❤❤

  • @6tigraylove
    @6tigraylove2 күн бұрын

    ሮዛ ዘሕረቀትኩም ከማይ like

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 күн бұрын

    ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉

  • @6tigraylove

    @6tigraylove

    2 күн бұрын

    @@user-uy4ek2zj3s ኣብ ሻቅሎት ገዲፈሙና መን ተወቂዑ ይከውን መጅሙዕ ዋላስ ዞም ጠላማት

  • @LeatishLeatish

    @LeatishLeatish

    2 күн бұрын

    ​@@6tigrayloveኣነዋላ ኣብ ሻቅላት ኣለኩ ትባዓል ቀውዕ ክከውን ተስፋ ይገብረ👏🙄

  • @FftDrr

    @FftDrr

    2 күн бұрын

    ማራ እያ ኣናዲዳትኒ ዋ ሰልኩም እባ ተሃልዩ ዳሃይ ክንገብር🥺

  • @roozAssin

    @roozAssin

    2 күн бұрын

    ከማይ ሮዛ ዘሕረቀቶ😢😢

  • @user-di5hp2mk6m
    @user-di5hp2mk6m2 күн бұрын

    ሞጂሞዕ ከመዉት ይብሉ ልትብሉ 👍

  • @user-pv8dd9nq3n

    @user-pv8dd9nq3n

    2 күн бұрын

    ደምርኒ ዝያዳይ❤

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 күн бұрын

    ደምራኒ ኣሕዋተይ❤❤❤🎉🎉

  • @user-vi8eq6ob9c
    @user-vi8eq6ob9c2 күн бұрын

    ኣንዃዕ ኣብፀሐኹም ንወራሓዊ ባዓል ቁዱስ ገብሪኤል🙏🙏 ላይክ ተጋሩዋኒ😍🙏🙏🙏

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 күн бұрын

    ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @FjjRjj

    @FjjRjj

    2 күн бұрын

    አረ መጁሙዐ ክቅተል የቡሉን💝💝💝💝💝

  • @rhdbxhff5098
    @rhdbxhff50982 күн бұрын

    ኣድነቅቲ መጅሙዕን ብፃይ ሸላን 👍ረጉፅኩም ሕለፉ❤❤

  • @user-et6oe8ro5j
    @user-et6oe8ro5j2 күн бұрын

    እረ ሞጁሙዑ ይመጀካ ሞጁሙዕ ዝፎቱ እስከ👍

  • @user-ru9df1lv4z
    @user-ru9df1lv4z2 күн бұрын

    ሞጅሞዐይ ነዚኣ ዝደርስኻያ ፍልሚ ካብ ለብይ እየ ኣመስግነካ ዕድመን ጥዕናን ያሃበለይ 🙏❤️❤️❤️ ምስ ብሉፃት ቶዋስእቲ

  • @melatmelat-fy5he
    @melatmelat-fy5he2 күн бұрын

    🥺ክብርን ሞጎስን ነቶም በይዛ ህዝቦምን በይዛ ዓዶምን ሃይማኖቶምን ዝኾኑ ዕሸላት ደቅነና ወድኖዋይ ድሮ ዓመት መሊእካ💔😭😭 ናፍቆተይ ሃንጠው ላበልኹ ድምፅኻ ደጊመ ክሰምዕ💔😭😭 እግዚአብሔር አምላክ አብ ሕቁፎኡ የንብረለይ ዓለመይ🙏

  • @tsegatsega238

    @tsegatsega238

    2 күн бұрын

    መንግስተ ሰማይ የዋርሶ አይዘኪ ማዓረይ😢

  • @qahv5965

    @qahv5965

    2 күн бұрын

    ንጀጋኑ ኣሕዋትና መንግስተ ሰማይ ይዋረሶም ዛሓፍተይለ ኣጆኪ 😢

  • @user-kn8yy7wy9d

    @user-kn8yy7wy9d

    2 күн бұрын

    አይዞኪ ክብረተይ አብ ሕቁፊ ቁዱሳን የንብሮም ዕሸላት አሕዋትና ልብና ቆሲሉ እዩ ዋ😢

  • @mebrahtikiros2304

    @mebrahtikiros2304

    2 күн бұрын

    መንግስተ ሰማይ ይዋረስኩም አሕዋትይ 😢😢😢

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk2 күн бұрын

    እፍፍፍ ኣታ በጃኩም መጅሙዕ ገለ ከይከዉን😢 በቃ ልዕሊ ቃላት ዝኮነት ፍልሚ ምንም ዝወፃ ዘይብላ ኣብ መሬት ዘሎ ሓቁ😢

  • @dfghhhdfgghh6981

    @dfghhhdfgghh6981

    2 күн бұрын

    እፍፍፍ ተጨንቀ ብሐዚየይ ብመጅሙዕ😢ገለከይከን😢

  • @samer-wh6rk

    @samer-wh6rk

    2 күн бұрын

    ወላ ኣነ ፍልሚ ምካኒ እናፈለጥኩስ ዓቅለ ፀቢብኒ ማዓዝ እያ ካዓ ሮብዕ ትኮኖ​@@dfghhhdfgghh6981

  • @sarahabashi4167

    @sarahabashi4167

    2 күн бұрын

    መጅሙዕ ተተቀቲሉ ተውድእላ ማለት እዩ ኡፍፍፍ 😢😢😢😢😢

  • @user-pv8dd9nq3n

    @user-pv8dd9nq3n

    2 күн бұрын

    ​@@dfghhhdfgghh6981ምንም አይኮንን ዝያዳይ ደምርኒ❤

  • @user-pv8dd9nq3n

    @user-pv8dd9nq3n

    2 күн бұрын

    ​@@sarahabashi4167ደምርኒ ህያበይ❤

  • @SdJg-hx5fl
    @SdJg-hx5fl2 күн бұрын

    ቀዳመይቲ ባዕለይ💪 ከይረኣኩ እየ ኮሜንት ዝውቅጥ ዘለኩ😊❤ like👉👍ሃቡኒ ተጋሩዋይ😊

  • @tsegatsega238

    @tsegatsega238

    2 күн бұрын

    ደምርኒ ማዓረይ❤

  • @embeyteni1665

    @embeyteni1665

    2 күн бұрын

    😂

  • @user-hc6ms4rk1q
    @user-hc6ms4rk1q2 күн бұрын

    ብመጅሙዕ ዝፈራሕኩም ላይክ👍😢❤❤❤❤❤❤

  • @adhanetmussie6503

    @adhanetmussie6503

    2 күн бұрын

    ሓንቲ ኣይከውንን ዩ ❤

  • @user-hc6ms4rk1q

    @user-hc6ms4rk1q

    2 күн бұрын

    @@adhanetmussie6503 ይግበሮ 🙏❤

  • @Channel-qe9mn
    @Channel-qe9mn2 күн бұрын

    ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ንደቂ ሔዋናት ትግራይ ወጺአን ከይአትዋ መገዛ ዓደን ተሰቂቀን ዝነብራ ዘለዋ 😢

  • @tsegatsega238

    @tsegatsega238

    2 күн бұрын

    ደምርኒ ዝያዳይ❤

  • @Channel-qe9mn

    @Channel-qe9mn

    2 күн бұрын

    @@tsegatsega238 መልሲ

  • @mezmurmariyam-ys7dd
    @mezmurmariyam-ys7dd2 күн бұрын

    መጅሙዑ ከይመውት ብሱሩ ፍልሚ ከይተባላሹዉ 🤲🤲✝️🎉🎉🎉

  • @zufangaltewahado7247
    @zufangaltewahado72472 күн бұрын

    ልብና ኣነጠጥልኩምዋ መጅሙዕ ዳሓን ኮከን ተስፋ ይገብር😢

  • @user-pv8dd9nq3n

    @user-pv8dd9nq3n

    2 күн бұрын

    ደምርኒ ማዓረይ

  • @user-vq6qf8ds9m
    @user-vq6qf8ds9m2 күн бұрын

    ብዘይ መጅሙዕ ፍልሚ መቀረት የብሉን ኣድሕንዎ

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 күн бұрын

    ደምሩኒ ክብራተይ❤❤❤❤

  • @user-sd1fe3ij2m

    @user-sd1fe3ij2m

    2 күн бұрын

    ብትክክል መጅሙዕ ዘይብሉ ዋጋ ኣይብሉን

  • @user-nc6yg7fd1q
    @user-nc6yg7fd1q2 күн бұрын

    እፈፈፈፈፈፈ ድራማ ምካኑ እናፈለጥኩስ ዉሸጠይ ግን ፈሪሐ መጅሙዐይ ብሂወት ክትህሉ ተሰፈ ይገብር😢😢

  • @MerryHaogos

    @MerryHaogos

    2 күн бұрын

    ኣጆኺ ኣክተር እዩ ምንም ኣይኾንይ

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu2 күн бұрын

    ሮዛ ግን ልምንታይ. 😮😮😮ማራ ኣናዲዳትኒ መጀሙዕ መጀሙዕ. መጀሙዕ. ገለ ከይከዉን. ብዘይ ንሱ ደራማ. ከንቱ እያ😮😮😮😮ሰለዚ. ሓደራ. ሓደራ ሓደራ ከይትቀትልዎ❤❤

  • @tigrawyti
    @tigrawyti2 күн бұрын

    መበል 74እየ ላይክ ተጋሩዋይ መልሲ ዝፈትዋ ድራማ🥰

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 күн бұрын

    ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤

  • @user-ni1fm7lo2e

    @user-ni1fm7lo2e

    2 күн бұрын

    ሳብሰክራይብ ግበረለይ ወለላይ❤

  • @a5ie412
    @a5ie4122 күн бұрын

    እዉይ መጅሙዕ ከይቅተል ፊልሚ ምዃኑ ናፈለጥኩስ ኡፍፍፍ💔💔💔😭😭😭

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu54932 күн бұрын

    ኮባኽብትና እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ❤❤❤ ዋይ ሮዛ ከም እትኽሕዶም እናተረደአኒ ነይሩ😢😢😢 መጅሙዕ ክመውት የብሉን 😢😢😢🙏

  • @user-pv8dd9nq3n

    @user-pv8dd9nq3n

    2 күн бұрын

    ደምርኒ ምዓረይ❤

  • @GmhlHpyu

    @GmhlHpyu

    2 күн бұрын

    ዛ ከሕዳም😮

  • @mashomashosara8047
    @mashomashosara80472 күн бұрын

    እፍፍፍፍፍ ናይዚ ግዜ ብልፅቲ ፍልሚ👍👍ዋውውውው ብልክዕ ኣብ መሬት ዘሎ ኩነታት።

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 күн бұрын

    ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉

  • @Hareg675
    @Hareg6752 күн бұрын

    ኣሕሕሕ ከምዙኦም ዝበሉ ከብዳማት እኮ እዮም ዓደይ ዘጥፉእዋ ዘለዉ እምበይ ዝሕግዝ ድኣ መሊኡ😢😢😢

  • @user-pv8dd9nq3n
    @user-pv8dd9nq3n2 күн бұрын

    ኩሉኩም ተከታተልቲ መልሲ ድራማ እንካዕ ንቅድስ ገብረኤል አብፀሐኩም ካብ ክፉእ ነገር ይሓልኩም ሰላም ንሃገርና ሳብስክራይብ ግበሩለይ ይፈትወኩም እየ ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mlientesfahney
    @mlientesfahney2 күн бұрын

    ዋይ ሰሙን ዲና ክንፅበ መሽና አረ ክልተ ግዜ ልቀቁልና ሶ ብጣዕሚ ኢኹም ጎቦዛት ተዋሳእቲ ቀፅልሉ ♥️♥️♥️

  • @selamgoytom-dj4mb
    @selamgoytom-dj4mb2 күн бұрын

    ፅብይ ውዒለስ ቐዲምኽናኒ ደቂ ማዳመይ ይሞቺኽን እስቲ እንካዕ አብፀሐኩም ንፆመ ሃወርያ ንኹልኹም ተኻታተልቲ መልሲ ድራማ ❤

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 күн бұрын

    ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉

  • @user-wc7vo5xn2v
    @user-wc7vo5xn2v2 күн бұрын

    ደቂ መዳም ኣብዚ ዲኺን ስራሕ ጀሚርኽን ዋእ ሓደሓደ እባ ኣሕልፋና❤❤❤

  • @user-uu9qq3pn8d
    @user-uu9qq3pn8d2 күн бұрын

    ቀዳማይ ባዓለይ❤❤❤❤ብሽም ላይክ ኮሞንት ኣይተዉሑዱ ደቂ ሪመይ❤❤🎉🎉🎉

  • @tsegatsega238

    @tsegatsega238

    2 күн бұрын

    ደምርኒ ዝያዳይ❤

  • @user-cs2kb1ok2m
    @user-cs2kb1ok2m2 күн бұрын

    እፍፍፍፍ ሮዛ ክትወፅእ ኣለዋ ሓሳዊት መጁሙዐይ ኣይይይይ ኣነስ ፈረሐ 😢😢😢😢😢😢😢

  • @-kdsti
    @-kdsti2 күн бұрын

    ፅቡቅ ስራሕ ተጋሩዋይ ብሉፃት ትፍለዩ ኢኩም ❤ መጅሙዕ ክመውት የብሉን😢

  • @HappyBulldogPuppy-pk7um
    @HappyBulldogPuppy-pk7um2 күн бұрын

    😢😢😢😢 አይ ትግራይ 🥹🥹🥹🤔🤔🤔🤔 ዓክ "መፃወድያ" ትብል ድራማ ነይራ ሕጂ ካአ "መልሲ "ሓቃዊ ድራማ ,,,ፈሊካ መሬካ አፅሪ ፋጡርካ አድሕን ጎይታይ ማዓረይ🙏🙏🙏🤲🤲🤲💒💒💒 ክሳዕ ማዓዝ እዩ እቲ ዉፅዕን ጅግናን ክመዉት😢😢😢

  • @blackheart6830

    @blackheart6830

    2 күн бұрын

    ብጣዕሚ ታይ ኾይና ግን ዘይትቅፅል🥰

  • @HappyBulldogPuppy-pk7um

    @HappyBulldogPuppy-pk7um

    2 күн бұрын

    @@blackheart6830 እንድዒ ተቃሪፃ መፃወድያ ድራማ ከም መልሲ እያ ነይራ ብስሚዒት እትረእ ሓቃዊ ድራማ

  • @brhanzetigray
    @brhanzetigray2 күн бұрын

    ኣመና ሓጺራ ሎምስ ፍቱዋተይ: መወዳእትኣ ግን 😪 ሰሙን ሙሉእ ከዓ ልብና ኣንጠልጢላ ክትቅኒ😮 ከምዚ ኸማይ ሮዛ ምስ ኣቡኣ ክትውግን ዘይተጸበየ'ኸ መን ኣሎ🤕

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 күн бұрын

    ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉

  • @user-qi2up4xo1As
    @user-qi2up4xo1As2 күн бұрын

    ወድነይ እንካዕ እዚይ ከይረኤካ አብ በረካ ምንተ ህዝብካ ተሰዋእካ 😢😢 ብፍልሚ ዋላይኩን እምበር ዓደይስ ፅብቅ የላን 😢😢💔💔

  • @user-ni1fm7lo2e

    @user-ni1fm7lo2e

    2 күн бұрын

    ኣጆኪ ክብረተይ እና ሳብሰክራይብ ግበረለይ ወለላይ❤

  • @ferehayilay2153
    @ferehayilay21532 күн бұрын

    ኣይ ኣንጠልጢልኩምና💔💔መጅሙዕ ዳሓን ክኮን ተስፋ ንገብር ብዘይ እሱ ዋጋ የብሉን💔

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 күн бұрын

    ደምሪኒ ክብራተይ❤❤❤❤

  • @TsritGoytom-ro8nm
    @TsritGoytom-ro8nm2 күн бұрын

    ቀዳመይቲ እየ ለይኹ😁❤❤🎉🎉🎉

  • @user-rn7kr5qe8x
    @user-rn7kr5qe8x2 күн бұрын

    ሞጅሙዐይ ታዓውትካ ክትኮውን ተስፋ ገብር ልበይ ሸለል ኢላ ቀርያ😢😢😢❤❤❤❤❤❤

  • @brllabay3842
    @brllabay38422 күн бұрын

    ብሓቂ አብ ምድሪ ዞሎ ሓቂ እዩ መጅሙዕ ከይቅተል ድራማ ምካኑ እናፈለጥኩስ እፍፍፍ ልብና ሸለል አብልክምዎ ኣሕዋተይ😢😢😢❤❤❤ ብስላም ተመለሱና ጅጋኑ❤❤❤😢

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 күн бұрын

    ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤

  • @6tigraylove
    @6tigraylove2 күн бұрын

    ሃንቀው ናበልኩ ናተፀበኩስ መዓዝ ወሪዳ ተቀዲመ ዳ ❤ናይ ሮዚ ትገብሮ ናይ ኣቦኣ ኣጨኒቁኒ ኣሎ ኣሕሊፋ ክትህቦ ተስፋ ንገብር ትብሉ like ክሳብ ንውድኣ ኮ ተጨኒቅና

  • @ghbn5526
    @ghbn55262 күн бұрын

    ሰላም ናይ ህዝብና የስመዐና ዝተመዛበለ ሰብና ላብ መረበቱ ብሰላም ይመለስ ❤❤❤

  • @AbiAbiHadgu

    @AbiAbiHadgu

    2 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ሓላለይ❤

  • @ghbn5526

    @ghbn5526

    2 күн бұрын

    @@AbiAbiHadgu ok

  • @user-lq2kj6yd5t
    @user-lq2kj6yd5t2 күн бұрын

    ደራስን ተዋሰእቲን መልሲ ድራማ ብሉፃት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ❤❤❤❤❤ ብሓቂ እቲ ኣብ ትግራይ ዝግበር ዘሎ ኹሉ እኹም ገልፅክሞ😢 እና አጀኩም ቀፅሉሉ ጀጋኑ ኣሕዋትና ብኣኹም ንኾሪዕ❤❤❤

  • @user-bj1oq2dr4q
    @user-bj1oq2dr4q2 күн бұрын

    መጅሙዕዕዕዕዕዕዕ ክቅተል የብሉን ትብሉ ኢድኩም ንላዕሊ☝️😢👌😍😍😍😍

  • @user-wd2dk6di7g
    @user-wd2dk6di7g2 күн бұрын

    እንኳዕ ሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ሎማዓንትስ ቡዙሕ ሰብ ኣይቀደመኒይ ከማይ ፈዛዛት ድሕረይ ቱኩሙታ ላይክ ናበልክን ሕለፋ

  • @tsegatsega238

    @tsegatsega238

    2 күн бұрын

    ደምርኒ ዝያዳይ❤

  • @selamgoytom-dj4mb

    @selamgoytom-dj4mb

    2 күн бұрын

    😂😂

  • @user-wd2dk6di7g

    @user-wd2dk6di7g

    2 күн бұрын

    @@tsegatsega238 ቀደም ዝተደመርኪ ማዓረይ

  • @Romary-cv8rq
    @Romary-cv8rq2 күн бұрын

    ቃዲምኩምኒ ለለ ኛርርር😢

  • @hiwankiros21

    @hiwankiros21

    2 күн бұрын

    ጩራዬ😢😅😅😅

  • @Romary-cv8rq

    @Romary-cv8rq

    2 күн бұрын

    @@hiwankiros21 ኣለኪ መቀነተይ😢

  • @user-te2yv8tu5y

    @user-te2yv8tu5y

    2 күн бұрын

    ኛር በሊ ግዲ😂😂

  • @meazakahsay6307

    @meazakahsay6307

    2 күн бұрын

    ኣጆኺ ዋላ ኣነ እየ ተገቲረ ውዒለስ 30 ደቒቕ ብልገበረ መፂእኒ ወይለ ሓቢርና ኛርርር😂😂😂😂

  • @Romary-cv8rq

    @Romary-cv8rq

    2 күн бұрын

    @@user-te2yv8tu5y እምብለይ😹

  • @selam1071
    @selam10712 күн бұрын

    እንካዕ ድሓን መፃኩም ዳ መልሲ ድራማ ዝፍትወኩም ተጋሩዋይ💊💊💊 👍ሃቡኒ መበል 194 ኣነ ጎሳስ እናበልኩ😊😊

  • @liyatTigraweyti
    @liyatTigraweyti2 күн бұрын

    ተጋሩዋይ ሰላም ኣብ ዘለክምወ እንካዕ ብሰላም መፃኣኩም ይፈትወኩም እየ ❤🙏

  • @user-pv8dd9nq3n

    @user-pv8dd9nq3n

    2 күн бұрын

    ደምርኒ ዝያዳይ❤

  • @Merigalehaley
    @Merigalehaley2 күн бұрын

    ሎሚ እየ ኣብ ሰዓቱ ዝገነኩዊ😂 ተጋሩዋይ❤ ንዓዲና ሰላምን ፍቅሪን ይወርደልና ፊጣሪ👏ግደፉ ኣወደት ኣደዳ ጸለኢ ኣይትግበሩና 😢💔

  • @tsegatsega238

    @tsegatsega238

    2 күн бұрын

    ደምርኒ ማዓረይ❤

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 күн бұрын

    ደምራኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤

  • @brhaneye9521
    @brhaneye95212 күн бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኹም 😊 ቀዳመይቲ ባዕለይ 😉😂😜ላይክ ሃቡኒ ዋላ ብእግርኹም ርገፁኒ 😹💂👍

  • @tsegatsega238

    @tsegatsega238

    2 күн бұрын

    @@brhaneye9521 ደምርኒ ማዓረይ❤🙏

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo1822 күн бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ፍቁራተይ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላኽ❤❤❤ ሶልያና ፅሪቲ አደይ ማርያም ብሓጎስ ትምፃእኪ❤❤❤

  • @user-bp5ye2rh6f
    @user-bp5ye2rh6f2 күн бұрын

    እንኳዕ ዲሓን መፃኩም የኔ ጀጋኑ ሽላ ዓይኒ ምሸት መጁሙዕ ብፍቅሪ ዓዶም ዝሕበኑ ኣንፃርር ሽፊቱቱ❤😢😢

  • @EnateHiwete-xp6fi
    @EnateHiwete-xp6fi2 күн бұрын

    ሓምሸይት ባዕለይ አየ 😘ተጋሩዋይ ፅሩያት 💪

  • @tsegatsega238

    @tsegatsega238

    2 күн бұрын

    ደምረኒ ማዓረይ❤

  • @user-pv8dd9nq3n

    @user-pv8dd9nq3n

    2 күн бұрын

    ደምረኒ ማዓረይ❤

  • @ufh4391

    @ufh4391

    2 күн бұрын

    50 ዶ😂

  • @Asa-dv3gv
    @Asa-dv3gv2 күн бұрын

    ሮዛ መጅሙዕ ብቻ ሓደ ነገር የኸን ካብ ዘባኒኪ አይወሪደይ👊

  • @AbdoMohammad-ok8ii
    @AbdoMohammad-ok8ii2 күн бұрын

    Best of the bset እዚ ፊልም አየኮነን ሓቂዊ ህወት ዉፁዕ እዩ tanks derasi ❤❤❤#🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @WediMhrey-tk3yn
    @WediMhrey-tk3yn2 күн бұрын

    ኣጀኩም ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ቀፅልሉ ፀላእትና ኣብውሽጥና ከየጥፋእና ድቃስ የለን😢

  • @askalutsegay9498
    @askalutsegay94982 күн бұрын

    ትግራይ ዘለዉ ዓበይቲ ከብዲ ካሕዳማት ፈጣሪ ከም ስኒ ንጉሆ ነቂሉ የጥፋኣልና 🙏🙏🙏 ኣቱ ተዋሳኣቲ ግን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 күн бұрын

    ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤

  • @haileseged1124
    @haileseged11242 күн бұрын

    ግርም ጽቡቅ ምዕባለ ድራማ ንርእለና ብሐቂ ከምዚ ተቀጽልኩም ተስፋ አለና ብሐቂ ቀጽልሉ ጥራሕ መጅምዕ/ማእኸላይ ገለ አይኹን

  • @user-sb4jm6kt2s
    @user-sb4jm6kt2s2 күн бұрын

    ይበል ድርስት ሓቀኛ ታሪክ ግን መጅሙዕ ተሞይቱ ደስ ኣይልም ይደብራል😢😢😢😢

  • @blackheart6830

    @blackheart6830

    2 күн бұрын

    ኣመስለንን ሞጅሙዕ ተሞይቱ ኮ ትውዳእ ኣላ ማለት ኤዩ እታ ፊልሚ😢ሮዛ ግን

  • @user-sb4jm6kt2s

    @user-sb4jm6kt2s

    2 күн бұрын

    @@blackheart6830 አብ ናይ ጋል ትግራይ ናይ ሮዛ ኢዳ ኸምዘሎ ጠርጢረ ነይረ ሮዛ ጥቕማ ከይጎድላ ነቦኣ ሓጊዛ እዛ ካሓዲት blackheart6830 አብናይጋልትግራይሮዛ

  • @Samera001
    @Samera0012 күн бұрын

    አነ እኳ ራህየል ተፀግዓ ትካታትል ነይራ እሞ ንትይ ሓደ ወቅዓቶ ትከውን ትሃልት እየ ወይ መንጥላ ዋይ ጨንቁንይ እኮ መጅሙዓይ ሓላል 🎉🎉🎉አነእኳራህየልተፀግዓትካታትልነይራእሞንትይሓደወቅዓቶትከውንትሃልትእየወይመንጥላዋይጨንቁንይእኮመጅሙዓይሓላል

  • @wezefGalTewahdo
    @wezefGalTewahdo2 күн бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ መጅሙዕ ክሞት የብሉይ 😢 ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና

  • @saraheisaa5917
    @saraheisaa59172 күн бұрын

    ዋይ ሞጅሙዐይ አነሰ ተጨነቂ ማርያምን😢😢😢

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 күн бұрын

    ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @KbromTesfay-tm5ie
    @KbromTesfay-tm5ie2 күн бұрын

    ሮዳስ ኣቲ ተልፍስ መጅሙዕ እሞ ሓደ ነገር ይኹን ክሓርደኪ እየ 😁

  • @azebhailu8937

    @azebhailu8937

    2 күн бұрын

    😂😂😂

  • @user-kn8yy7wy9d

    @user-kn8yy7wy9d

    2 күн бұрын

    ምንም አይከውንን ብዘይ መጅሙዕ 😢

  • @tsegaaregawi2888

    @tsegaaregawi2888

    2 күн бұрын

    አካይ ተልፋስ

  • @azimerakahasi7286
    @azimerakahasi72862 күн бұрын

    ደራሲ መጁሙዑ የኔ ጅግና ግን ሓድ ገዛዓ ከይትኾን ባሃንቀዉታ ይፅበይ ሮብዑ 😢😢😢

  • @Ma-qj6yv
    @Ma-qj6yv2 күн бұрын

    መጅሙዕ ክትዕወት ተስፋ ይገብር 🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏ልበይ ኣንጠልጢላ ዋይ😥😥😭😭😭

  • @ygg949
    @ygg9492 күн бұрын

    መጅሙዕ ክሞዉት የብሉን🙏 ❤❤❤❤ዋይ ሰሙን ዲና ክንፅበ ለለ😢

  • @slameberhe1435
    @slameberhe14352 күн бұрын

    ክብርን ሞጎስን ንስማእታትና😢❤❤❤

  • @MeseleHagazi-nr5py
    @MeseleHagazi-nr5py2 күн бұрын

    ውይ በስመአብ አታ በጃኹም መጅሙዕ ሓደ ነገር ከይኾን😢 ብጣዕሚ ገራሚ ዝኾነ ስራሕ እዩ ቀፅልዎ

  • @tg_Kahsey
    @tg_Kahsey2 күн бұрын

    ዋይ ኣታ ኣብዘይ ድኩም ገዛ ሰሪሕኩም ቀስ እንዶ በሉ ዋይ ሰብ ኮሞት በሉ Like ግበርለይ ብሽም እዞም ንፍዓት ተዋሳእቲ 😂

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 күн бұрын

    ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤

  • @hgfgghgvjggf9916

    @hgfgghgvjggf9916

    2 күн бұрын

    😂😂😂😂

  • @user-br1qr2hw7f
    @user-br1qr2hw7f2 күн бұрын

    ሮዛ🤛😢😢😢

  • @user-js7dx7dh1k

    @user-js7dx7dh1k

    2 күн бұрын

    😮😊ታይትገብሪ ኣለኪ😅

  • @mekrti
    @mekrti2 күн бұрын

    መብል 55 ብዕልይ ገጭውና እሰኪ ብቶም ጀጋኑ Tdf ❤❤️💛💛❤️❤️❤️💪💪💪💊💊💊💊

  • @tsegatsega238

    @tsegatsega238

    2 күн бұрын

    @@mekrti ደምርኒ ዝያዳይ

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir34132 күн бұрын

    😢😢መጁሙዕ ይመችካ ፍትሒ ንደቅ ኣንስትዮ ትግራይ

  • @user-gv7dl3fh8h
    @user-gv7dl3fh8hКүн бұрын

    ኣቱም ብሉፃት በላሕቲ ኢኩም ብሓቂ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ንትግራዋይ😢

  • @user-kc4hi8wd9p
    @user-kc4hi8wd9p2 күн бұрын

    መጅሙዕ ተሪፉ ይኾን ትብሉ ስኪ👍ፀፊዕኹምና ሕለፉ❤❤ለለ ንፎትየኩም እና❤

  • @user-sf2qd6cg9i
    @user-sf2qd6cg9i2 күн бұрын

    መግለፅ ኣልቦ ኣቱም ጀጋኑ ደቅ ትግራይ ዓደይ ❤❤❤❤❤

  • @Hiyab-Ng
    @Hiyab-Ng2 күн бұрын

    መጅሙዕ ኣይሞውትን እዩ ተረጋግዑ 🥹🤎

  • @Tgst1212
    @Tgst12122 күн бұрын

    ቀልጢፍኩም ኣምፅኡልና ልብና ተንጠልጢሉዋ ምቁራት ደቅ ዓደይ🎉❤❤❤

  • @tsegatsega238

    @tsegatsega238

    2 күн бұрын

    @@Tgst1212 ደምርኒ ዝያዳይ

  • @TsegaTsega2119
    @TsegaTsega21192 күн бұрын

    ኮሜንት መበል 132 እየ ላይክ ግበሩ🙄😂😍😍

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 күн бұрын

    ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤

  • @user-pv8dd9nq3n

    @user-pv8dd9nq3n

    2 күн бұрын

    ደምርኒ ህያበይ

  • @rud9851
    @rud98512 күн бұрын

    ዋይ ሓለውት በሪ እኹም ትሞሱሉ ይሞቹኹም ተጋሩዋይ ❤❤❤❤

  • @tsegatsega238

    @tsegatsega238

    2 күн бұрын

    ደምርኒ ማዓረይ ❤

  • @Btaddese
    @Btaddese2 күн бұрын

    Des behali derama eu gobzuTsebuke serah eu gena eti abe mongo ziatu demtsi yerbshe eu kense abliwo 🙏❤

  • @user-wl2bh4sj1k
    @user-wl2bh4sj1k2 күн бұрын

    ናይ ሽላ አድነቅቲ እሰከ መጅሙዕ ጅግና 👌

  • @MerryHaogos
    @MerryHaogos2 күн бұрын

    ተጋሩዋይ ብኣኹም ኩርዓት ኢና ❤❤❤❤❤❤

  • @zedzed8903
    @zedzed89032 күн бұрын

    Yes ❤❤❤❤❤❤ ቃደመይቲ😂

  • @user-vd2gw6vm9t

    @user-vd2gw6vm9t

    2 күн бұрын

    ወጣም😂😂

  • @salamaa668
    @salamaa6682 күн бұрын

    መጅሙዕ ክይቅተል ብቻ😢😢😢 ሓቂ ዛሓዘ😢😢

  • @akbryetabate-qu9jr
    @akbryetabate-qu9jr2 күн бұрын

    Tigray adey ayatat sienki meles zenawi tigray bedhreka aytaman 😢😢😢😢

  • @user-et6oe8ro5j
    @user-et6oe8ro5j2 күн бұрын

    አብ ክንደይ ማዓልተይ ሎማዓንቲይ አርኪበ የስ😂❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @tsegatsega238

    @tsegatsega238

    2 күн бұрын

    ደምርኒ ማዓረይ❤

  • @user-pv8dd9nq3n

    @user-pv8dd9nq3n

    2 күн бұрын

    ደምረኒ ማዓረይ

  • @user-ed7oq6yy9p
    @user-ed7oq6yy9p2 күн бұрын

    አንኮዕ ብሰላም መፂኣኩም ዠፈትወኩም ተጋሩዋይ ማዓረይ 🙏 ድሕር 25ተይ ባዓለይ ላይክ ኣነ ግን ይገርመኒ ዠህዠብ እዙይ ማኣዘ አኩም ተመፀኡ ኣብዠ ናፀናሓኩም ድኩም ሕጂ ናዓይ ሕጂ አየ መፀአትኒ ተመሰገን ቃደሞወይቲ ባዓለይ አለ መፀአሰ ድሕር 25 ብሉ ጨለዋ ላይክ 😏😁😁😁🙏🙏🙏❤

  • @tsegatsega238

    @tsegatsega238

    2 күн бұрын

    @@user-ed7oq6yy9p ደምርኒ ማዓረይ

  • @afsfz1939
    @afsfz19392 күн бұрын

    እፍፍፍፍ ነዚ ግዜ ትገልፅ ፊልም 💔❤❤❤❤

  • @borhanborhan1453
    @borhanborhan1453Күн бұрын

    ልበይ ኣንጠልጢላ ኣነስ ድራማ ምካኑ ናፈለጥኩ እፍ😢

  • @mezmurmariyam-ys7dd
    @mezmurmariyam-ys7dd2 күн бұрын

    ዋውውው 🎉🎉🎉😍😍🥰

  • @tsegatsega238

    @tsegatsega238

    2 күн бұрын

    ደምርኒ ማዓረይ❤

  • @aregawiatsbha5968
    @aregawiatsbha59682 күн бұрын

    🤗

  • @wedihawey1995
    @wedihawey19952 күн бұрын

    አበይ ሞ ብተግባር ተዝቅየዱ ከመይ ምጠዓመ

  • @gggh9299
    @gggh92992 күн бұрын

    ዛ ካሓዲት እዚ ዩ ዓዲ ዘጥፍእ ዘሎ ዕላማኣ ሲሒታ ከንስልዋ ድሮ ውን ቀበጥ ዕላማ የብሉን ወግድዋ

  • @tsegatsega238

    @tsegatsega238

    2 күн бұрын

    @@gggh9299 ደምርኒ ማዓረይ

  • @helenhelentgar1017
    @helenhelentgar10172 күн бұрын

    መጅሙዕ ተሞይቱ ግን 😢

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 күн бұрын

    ስብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤

  • @helenhelentgar1017

    @helenhelentgar1017

    2 күн бұрын

    @@user-uy4ek2zj3s ጌረልኪ😘

  • @user-io1di2if4n
    @user-io1di2if4n2 күн бұрын

    መጅሙዕ እንካዕ ወቅዕዎምዋ ዘይኮኑ😢😢

  • @ggdhdbfhamenamenamen6583
    @ggdhdbfhamenamenamen65832 күн бұрын

    ተጋረዋይ ሰላምኩም ይብዘሐልና እተይ ሓቂ ኩሉ ነግርኩምና መጅሙእ መጉዳእቲ ክበጽሖ የቡሉን ♥️♥️♥️

  • @hailekiroabebe6325
    @hailekiroabebe632516 сағат бұрын

    ረቡዕ እትበሀል መዐልቲ እብ ሰሙን ሰለስተ ተትኾን:: ሓደራ ንመጅሙዕ ከምጏል ትግራይ አስኢንኩም ከይተስኡኑና::

  • @fhyytt7050
    @fhyytt7050Күн бұрын

    እውይ መጅሙዕ ክመውት የብሉን😢 ዝተሰመዐ ቶኽሲ ን ሓላፊ ክኾን ኣለዎ ሮዛ ኣሕሪቕክኒ ደራሲ ጅግና ኢኻ ባሓቂ❤

  • @selemawittadele3572
    @selemawittadele3572Күн бұрын

    እንኳዕ ዳሓን መፃኹም መልሲ ድራማ❤❤ እሕ ብልዕቲ ደም ደቅም ክይኖ ከምዝይ ተክይኖም ዝም ሃፍቱም😢

  • @user-jq6ps9pi2g
    @user-jq6ps9pi2gКүн бұрын

    እንካዓ ብስላም መጻእኩም ተመስገን እግዚኣብሔር ኣምላኽ ካብ ስሙን ናብ ስሙን፡ ዘብጸሕና ኣምላኽና ክብር መስጋና ይኩኖ ናኣካትኩምለ ኣምላኽ ብስላም ዘጽንሕኩም ኣምላኽ ይመስገን መስ ወላድቱ ፍቅራተይ ንሃገርናለ ስላም ፍቅር ይሃብና ካብ ወር ውግ ካብ መክራ ዓስራ ስቃይ ዘኮነ ግዜ ይድሕነና ፍቅራተይ ሃገርና መድር ኣግእዝ ስላም ፍቅር ይኩነልና እንካዓ ኣብጸሕና ኣብጽሕኩም ፍቅራተይ ናይ ኣደዋና ቅድስት ቅዱሳን ባዓለ ዓመታዊኣ 21ስነ ደብር ስና

  • @user-nw8vk1dz2e
    @user-nw8vk1dz2e2 күн бұрын

    መጀሙዕ ከይቅተል😢 ያዓዉይ😢😢😢😢😢

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 күн бұрын

    ስብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤❤

Келесі