MEGRYA - ሰብ ኣለና ሰብ ሰብ ዝደሊ ብሰንኪ ሕማም ኩሊት ማይ ዘይሰቲ
Комедия
www.gofundme.com/f/help-amanu...
MEGARYA - ሰብ ኣለና ሰብ ሰብ ዝደሊ ብሰንኪ ሕማም ኩሊት ማይ ዘይሰቲ
#MEGARYA #Adiam #Bereket #Tedros
ባንክ ኣካውንት ኢትዮፕያ
ኣማኒኤል ግርማይ ፥ኣብስንያ ባንክ ኢትዮፕያ
22890743
ኮመርሻል ባንክ ኢትዮፕያ
1000433040377
ተሌፎን፥ 00251937251003
00251962863323
Gofundme
👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇
Amanuel's Kidney Transplant help
www.gofundme.com/f/help-amanu...
MEGRYA - ሰብ ኣለና ሰብ ሰብ ዝደሊ ብሰንኪ ሕማም ኩሊት ማይ ዘይሰቲ
@fnanappinfotech @DadiMami @aledamedia1892
Subscribe : / @megaryaentertainment
Like our page on Facebook: / hermon.biniam
Follow us on Instagram: megarya_enterta...
Follow us on Tiktok: vm.tiktok.com/ZMdCR2Fo8/
Get The Latest Brand New Musics and More Videos by Subscribing Here: / @megaryaentertainment
unauthorised use, distribution and re upload of this content is strictly prohibited
Copyright ©2022 MEGARYA Entertainment
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
Пікірлер: 545
www.gofundme.com/f/help-amanuel-for-his-kidney-dialysis? ባንክ ኣካውንት ኢትዮፕያ ኣማኒኤል ግርማይ ፥ኣብስንያ ባንክ ኢትዮፕያ 22890743 ኮመርሻል ባንክ ኢትዮፕያ 1000433040377 ተሌፎን፥ 00251937251003 00251962863323
@mrtopical6003
2 жыл бұрын
Hei
እዎይ ወኦ ኣማላኸይ በጃኻ ነዞም ብሕማም ዝሳቀዩ ዘለው ህዝብኻ ኣድሕን 🙏🙏🙏
@tomorrowcanbebetterthantod7268
2 жыл бұрын
Amen 🙏
ካልእ ስራሕ የብልናን ህዝብና ምሕጋዝን ምድሓንን ኢዩ ስራሕና ኢደይ ኢድካ ኢልና ካብዚ ኩሉ ሽግር ነዉጻዮ
@whatabouttomorrow1990
2 жыл бұрын
ትኽክል ኩሉና ኣብ ሕማቅ ደረጃ ኢና ዘለና ስለዚ ነዛ ከባድ እዋን ተደጋጊፍና ንውጽኣዮ ኣይንጨኻኸን
ሓወይ ናተይ እመ፡ኣምላክ ተጽለልካ ኣጆካ ኣምላክ ኣብርሃም፡እሙን እዩ እመኖ ጸልይ ሙውት ዘተንስእ ኣምላክ ኣዩ ዘሎካ ኩልንትናካ ንዕኡ ሃቦ ኣብ ሰብ ሓዲሩ ክመጸካ እዩ ኣጆካ ኣማነይ ኣቦ ደቅካ፡ክትከውን ኢካ ሚኪኤል ሊቀ መላእክቲ ንንእስነትካ ብ ኣክናፉ ይከልላ ኣሜን
ማሓሪ ኣምላክ'ዩ ዘለና'ሞ ምሕረቱ ያኣዝዘልካ ሓወኒ
@belulsolomon4508
2 жыл бұрын
Please
Amlak,ymhar ab lbna ynber etom ትጾሙ ከኣ ኣብ ጸለትኩም ዘክርዎም ይሕዋተይ ናብ ብርሃን ትንሳኤ ከኣ ብሰላም፡የብጽሓና ንሕሙማት ይማሓርልና ናዓና ከኣ ሙሉኡ ጥዕና ያበና የቀኔልና
ረቢ ሙሉ ምሕረት የውርደልካ ደቂ ሪመይ ንክእሉ ነበርክት ከም ቀደምና🤲
እውይ ማዓረይ ፈጣሪ ባዕሉ ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ 💔💔💔😭🙏🙏🙏🙏
አዝግኣብሄር ምህረት የውርደልካ 🙏🙏
@zewdiamanuel9122
2 жыл бұрын
Amlak mhret yewrd
www.gofundme.com/f/help-amanuel-for-his-kidney-dialysis? Paypal keatsadu tedalu 👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇 yohannesghirmay1985@gmail.com ባንክ ኣካውንት ኢትዮፕያ ኣማኒኤል ግርማይ ፥ኣብስንያ ባንክ ኢትዮፕያ 22890743 ኮመርሻል ባንክ ኢትዮፕያ 1000433040377 ተሌፎን፥ 00251937251003 00251962863323 Gofundme
@temesgenamlakey2520
2 жыл бұрын
ንሓውና ምሕረት የውርደሉ. ከም ሓገዝ ገለ ሽው ደካኣል እንተ ኮይኑ ተድዳሎ ተውሳኪ ምኮነ.
@merhawitdawitnegasi1251
2 жыл бұрын
Amelake meska ykun hawey natey
@meazameaza486
2 жыл бұрын
telefonu abey kinrekbo nikel zifked ente koynu .Amlak mihret yewurdelka hawey natey
@megaryaentertainment
2 жыл бұрын
@@meazameaza486 ባንክ ኣካውንት ኢትዮፕያ ኣማኒኤል ግርማይ ፥ኣብስንያ ባንክ ኢትዮፕያ 22890743 ኮመርሻል ባንክ ኢትዮፕያ 1000433040377 ተሌፎን፥ 00251937251003 00251962863323
@sunwayit6423
2 жыл бұрын
Haway marey egzbhir amlak mehrt yawrdlka ajka 🙏🙏🙏🙏🙏
affffffffffff 😥ሓወይ ኣጆካ ፈጣሪ እንታይ ይሰኣኖ ምሕረት የዉርደልካ
ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኻ ሓወይ🙏💔😥
@alazarasmelash8308
2 жыл бұрын
እግዛአቤሄር አምላኽ ምሕረቱ የውርደልካ
ኪርያ ላይሶን ኪርያ ላይሶን ኪርያ ላይሶን ኣምላኽ ምሕረት የውርደልካ ሓወይ ናተይ
ኣፍፍፍ እምላኸይ ነዚ ውጹዕ እዝቢ ምሕረትካ ለኣኸሉ 😭💔🙏
ባዕሉ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ምሕረት የውርደልካ🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
ኤማ ሓወይ ምሕረቱ የውርደልካ ፈጣሪ
ምሕረት የውረደልካ ፈጣሪ ንእሰይ ❤🙏🙏🙏
Aman hawey natey 😭😭😭 kemzi konka krieka btaemi hazine💔, Eti kulu Zkealo Egziabher Amlak kbetshaka tselotey u. Amney tesfa aytkurets, Ajoka . Tselot zseme Amlak Lomi wn Hyaw u🙏
ኣጆኻ ሓወይ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ
እዋይ ሓውይ ምሕረት የውርደልካ ፈጣሪ ንእንስነትካ ይርኣየልካ ፈጣሪ፡
ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ ንኡሰይ🤲🤲🤲
Mhretu yewrdelka fetari aman hawey 🙏🙏🙏
እግዚኣብሔር ምሕረቱ የውርደልካ ሃወይ ናተይ
እግዛቢሄር ምሕረቱ ይውርደልካ ፍቱው ሓወይ ኣጆኻ ከ ክትሓዊ ኢኻ ፈጣሪ ኣሎ ምሳኻ።
እዋይ ሓወይ ኣዝዩ ዝገርም ምሕረቱ ይልኣከልካ ኩብር ሓወይ ከምኡ ውን ኣብ ጎኒ ውጽዕ ኩንኩም ኣጆካ ትብልዎ ዘለኩም እዝግኣብሄር ይሓግዚኩም
ሉዕል ፈጣሪ ኣምላኽ ምሕረት የውርደልካ ኤማ ሓወይ ኣጆኻ ክትሓዊ ኢኻ
ኣምላኽ ምሕረት የዉርድ ፡ ነዚ እንዳ ርኣየ ስቁ ዝብል ኤርትራዊ የለን እሞ፡ ኣጆካ በርትዕ ኩሉ ካብ ኣምላኽ እዩ፡፡
Ajoka ezi hawey amlak tium Eu kethawi eka Nimen elwo Egziabher!! Mulue Mihret Yigberelka
አላህ ይድረስ ልህ ወንድም ለሙሉ አለም ታከለ የደረሠ አምላክ ለተምይድረሥልህወድም🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
ምሕረት የውርደልካ ብሮ 💔😭
ባንክ ኣካውንት ኢትዮፕያ ኣማኒኤል ግርማይ ፥ኣብስንያ ባንክ ኢትዮፕያ 22890743 ኮመርሻል ባንክ ኢትዮፕያ 1000433040377 ተሌፎን፥ 00251937251003 00251962863323 Gofundme 👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇 Fundraiser by Yohannes Hagos : Amanuel's Kidney Transplant help www.gofundme.com/f/help-amanuel-for-his-kidney-dialysis?member=17120173&sharetype=teams&+share-sheet&
@samibereket8959
2 жыл бұрын
011
ምሕረት የውርደልካ ሃወይ ኣጆካ መሓሪ ኣምላክ ኣሎ ክምሕረካ እዩ
ኣምላክ ምሕረት የዉርደልካ
ምሕረት የውርደልካ ፈጣሪ 🙏🙏🙏🙏🙏
ኤማ ሃወይ አምላክ ምህረት የውደልካ
ምሕረት የውርደልካ ፈጣሪ🙏🏻🙏🏻
ምሕረት የዉርደልካ ፈታሪ
እግዛኣብሔር ኣምላክ ምሕረት የዉርደልካ
እግዝኣብሄር ኣምላኽ ይምሓርካ ኣጆኻ ኣይትጨንቕ ኩሉ ንፈጣሪ ሕደጎ መዓረይ ወደይ
እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ ሓወይ
ኣምላኽ ምህረት የውርደልካ ሓወይ
@bahtaleake5969
2 жыл бұрын
Egziabher Amlak mulue mihretu yewurdelka
ፈጣሪ ምሕረት የዉርደልካ
ኣምላክ ምሕረት የወርደልካ ሐወይ መዓረይ
ምሕረት የአውርደልኻ ሓኣወይ ናኣተይ 🙏🙏🙏
አግዛቢሄር ኣምላኽ ምሕረት የውርደልካ ሓወይ ናተይ
እግዚአብሔር. ይእካአሎ. እም. ፈውሲ. ይእገበረልካ. ጎይታ. እየሱስ. ክርስቶስ. ፈውስ. ይግበረልካ. ቅድስ. መልአክ. ይእሀልውካ. አጆካ.
Mehrat yewrdelka fetari ajoka marey 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
Amlak mhretu yewrdelka hawey🙏☦️
ሓወይ ናተይ ሓለዋ እግዚኣቢሀር ኣምላኽ ኣይፈለኻ ምሕረት የውርደልካ ኩሉ ይከኣሎ እዩ ኣጆኻ
ኣምላክ ምሉአ ምሕረት ይግበረልካ ሓወይ
አግዝብሀር ምህረት የዉርደልካ ሃወይ
Amen hawna fetari mhretu ylakelka.
እግዚአብሔር ምሕረት ይውረድ 🙏🙏🙏
ኣምላኽ ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ ማዓረይ
ፈጣሪ ይሓግዝካ ኣጆካ
ምሕረት የውርደልካ ዛሓወይ ኣምላኽ ይሓግዝ 🙏🏾
ፈጣሪ ምሕርት የውርደልካ ዝሓወይ🙏
ምሕረት ይላኣከልካ ማዓረይ
ምሕረት የዉርደልካ ፈጣራ ዝሓወይ
ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ ሓወይ
ምሕረት የውርደልካ ፈጣሪ🙏🙏
ምሕረት የውረደልካ ሐወይ ናተይ 🙏🙏🙏ንኹሉኹም ስድራ አቅምን ኣኻእሎን ይሃብኩም :: እዚ ሓሳድ መንደፍ መግስቲ ዋላ ንክንሕከም ዓዲ ዓዲ ከምንጠላጠል ገሩና ::
እዋይ ሓወይ ማዓረይ በል እትሉኡል ፍጥእር ምሕረቱ የውርደልካ
ምሕረት የውርደልካ ፈጣሪ
Fetari mihretu yewirdelika zehawey
Ajoka haweya fetarie mhretu ylakelka fetarie nkulna aabzelenayo selam ygberelna yehwatey
እግዝኣብሄር ምሕረት የውርድ
ምሕረት የውርደልካ ፈጣሪ ኣማን ሓወይ 🙏
አመላክ ምሕረት የዊሪደሊካ ሓወይ ማዓረይ
Fetari mihretue yewridelkia zihawey 🙏🙏🙏
ፈጣሪ ምሉእ ምሕረት የውርደልካ ኩቡር ሓወይ
ፈጣሪ ምሕረት የውርደልካ
እግዝኣብሄር ምሕረት የውርደክካ
Omg😭Hawey Egziabher melu mheratu yewrdelka nezom deqka yerayom amlka 🙏🙏🙏🙏
ምሕረት የውርደልካ ፈጣሪ ዝሓወይ. 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
Mhret yewurd fetari kulu alem
ፈጣሪ ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ
hawey mearey ajokia u kedan Mhret adey nezi ab qenzia zenbir zelu hawena nefqur wedki leminelu kab qanzu kefewsu muli Mhret yewrdelkia fetari kulu alem ab xelutena nezkru kbrat yehwat
መሓሪ ኣምላኽ ምሕረቱ ይልኣኸልካ ሓወይ
እቲ ኩሉ ዝከኣሎ ልዑል ፈጣሪ ምሕረት የውርድ ሓቢቢ : :
Fetare mehret yewrdlka hawey marey 🙏🙏🙏
ምሕረት የዉርደልካ ዝሓወይ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣምላኽ ምሕረት የውርድ
Amlak mehret yewrdelka 🙏🙏🙏
ሓወይ ናተይ ኣመላኽ ባኣይኒ ምህረቱ ይጠምትካ
ኣምላክ ምሕረት የዉርደልካ ።
ኣጆካ ንመን ኢልዎ ፈጣሪ ደቅኻ ሪኡ ክርህርሃልካ ፈጣሪ ተስፋ ንገብር ኣማን ሓውና በጃኩም ልዕሊ ኩሉ ብጾሎት ንሓግዞ ኩሉ ኣብ ልዕሊ ፈጣሪ ኢዩ የሕዋት
ምሕርት የውርደለካ ሓወይ 🙏
ኣማነይ ሓወይ መዓረይ ኣጆካ ኣቅምና ክንገቢር ኢና
Mhret yewurd fetari🙏🙏🙏
ፈጣሪ ምሕረቱ ይስደደልካ ሓወይ ናተይ
Egziabiher mhretu ylakelka neakum dma asbkum yrayelkum🙏🙏🙏
Mhret yewrdelka Amlak 🙏🙏🙏
Amlak mehret yewrdlka 🙏🙏
ኦኦኦ ኣምላከይ ኢድካ ስደደሉ ምሕረትካ ሃቦ ።
Egzabher yemarhe wondem 🙏
ምሕረት ያኣዝዝ ፈጣሪ
Egziabher amlak mhret yewrdelka ema hawey 🙏🙏🙏
ምሕረት የውርደካ ሓወይ
Mhret yewrdelka hawey 🙏🏼🙏🏼🙏🏼😢😢😢 egziabher amlak msaka ykun 🙏🏼🙏🏼🙏🏼