Afewerki eyu shim nai abuu. Wedi werku kem sagua eyu
@hdk442115 күн бұрын
True they used to declare that way before Eritrea’s Independence “Eritrea mereta ember Hizba aydelyenan eyu”. God Protect and Bless Eritrea and Eritreans.
Metkel I am speechless with the you explained and give examples of it with your knowledge. Keep up I am glad Eritrea has a person like you guys . 🙏🙏🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷 solo great job keep it going
@dawiter389415 күн бұрын
Good explanation. We have to be ahead of the evils, reveal their intention. Good job solo and your guest Metkel ሓውና።
@edensolmon462414 күн бұрын
Wow thank you solo . Metkel you my brother v good wise God bless you we need you please teach us help us believable. Thank you..🙏🏾♥️🇪🇷♥️
Пікірлер: 169
ብጣዕሚ ፡ ጽቡቅ ፡ ሰሎሙን። እዛ ፡ ጉዳይ ፡ ድፍአላ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ ባሓቂ ሓቂ ክወጽእ አለዎ ናይ ባሓቂ ስራሕ ትሰርሕ አለኹም ኤርትራውነት ኩቡር መንነት 🇪🇷🇪🇷❤️❤️✊✊🇪🇷🇪🇷
ሶሎ ሓውና ጽቡቕ መደብ🇪🇷❤መትከል ጅግና ናይ ብሓቂ ዘዕግብን በሊሕን ቡሱሉን ክንፈልጦምን ኣገላልጻ ሑቡናት ኤርትራዊያን🇪🇷❤ርሑስ ቅንያት በዓል ናጽነት ይግበረልና🇪🇷🙏❤
ከመይ ዊዒልካ ሶሎ ሓወይ ከመይ ጌረ ክረኽበካ ይኽእል ሶሎ ሓወይ እዞም ኣድጊ ንሓመዱ ኣብ እስራኤል ዝሃረምዎ ሓውና ኣብ ሆስፒታል ዘሎ ስእሊ ክሰደልካ ተዘይ ሪኢኻዮ ኮንካ ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
ናይ ባሓቂ ጽቡቕ ጌሩ ክጻረይ ኣለዎ ሰላም ክንረክብ እዞም ጽኪ ህዝቢ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️💪🏽
Eritrawnet kubur meninet❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷kbrin mgosn ngeganu mklikal hailtat Eritra ❤️❤️❤️🙏🏾🙏🏾🙏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ምወርቁ ዝብሃል ኤርትራዊ የብልናን ኤርትራዊ ኣይመስለንን ትግራዋይ ስለዝኾነ የእውዩ ኣለዉ ዝተዓብጠ ምስጢር ነንሕድሕዶም ብትግራዋይ ተቀቲሉ ይኸውን ሸፊኖም ናብ ኤርትራውያን ከልግብዎ ይደልዩ ዘለዉ ኮይኑ ይስምዓኒ
@rehaboth203
14 күн бұрын
Afewerki eyu shim nai abuu. Wedi werku kem sagua eyu
True they used to declare that way before Eritrea’s Independence “Eritrea mereta ember Hizba aydelyenan eyu”. God Protect and Bless Eritrea and Eritreans.
Great explanation..
ከምዚኤን ዝኣመሰላ ለኽባጣት ኣዴታት እየን ሓዊን ቅርሕንትን ዝዘርኣ ዘለዋ😱😈 እሞ ኢድኪ ኣይትስኣኒ ኣንቲ ለኽባጥ 👎በጃ ፕረሲደንቲ ኢሳያስን መራሕትናን ጋሕ በሊ🙏🙉🙈😡
ሰላም ቅሳነትን ዘለዎ ቅንያት ናጽነት ደቂ ኤረይ ሙቁራት✋️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🎂🎂🎂🍓🍓🍓🍍🍍🍍🍍🥰🥰🥰🥰💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሴሌ ሐወይ ወዲ እረይ ንለባም እምተሉ ንዓሻ ደርጋሐሉ አበይ ከይፈልጦ ደርጋሐሎም እዞም ሹዩጣት ንኤረትራ እዝግአብሄርን ንቁሕ ህዝብን አለና ዕድመን ጥዕናን ይሃበና❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️❤️
ኣቱም ሰባት ነዚ መንእሰይ ነንሕዱ ንምንቋት ኢሎም ባዕሎም እዮም ቀቲሎሞ ዘለዉ እዚ ውን ሓድሽ ሜላ እዩ ነስተውዕል ንመዋቲ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ
ከም በዓል እዛ ጽልልቲ መንእሰይ ንምጽናት ዓጢቀን ኣለዋ።ስለዚ ኣቱም ቆልዑ ስድራኹም፡ደቅኩም፡ ሂወትኩም ራእዩ ፡ኣብ ሓዊ ኣይትኺዱ ሓደራኹም
አነ ዝምሰለኒ ሰሎ ሐዋይ ትግራዋይ ክቲልዋ ክከወን አለዋ እዝን ኩለን ናይ ትግራይ መሰመዳ ከንድዚ ከብተገደሱ ።
Metkel I am speechless with the you explained and give examples of it with your knowledge. Keep up I am glad Eritrea has a person like you guys . 🙏🙏🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷 solo great job keep it going
Good explanation. We have to be ahead of the evils, reveal their intention. Good job solo and your guest Metkel ሓውና።
Wow thank you solo . Metkel you my brother v good wise God bless you we need you please teach us help us believable. Thank you..🙏🏾♥️🇪🇷♥️
ናይ ባሐቅ ❤❤
Eritrawnet kebure meninat ❤❤❤
Thankyou Metkel
ኤርትራውነት ክቡር መንነት❤❤❤❤❤
True statement indeed ❤
Welcome 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ ብሐቂ ጽቡቅ መግለጺ እወ ንሱ እዩ እቲ ሐቂ እታ አብ መንእሰይት ዝወርድ ዘሎ አብዘለዉ ይሃልዉ አብ ደቅኪ ቤተሰብኪ ርከብዬ ብሐቂ እበርዶ አደ እያ አቱም ሰባት ግደፉና ነዚ መንእሰይ ሰላም ሃብዋ ንረብሐኩም ሰብ ከተቃትሉ አታ መንእሰይ አሰተዉዕል ተረዳዲእካ ሂወትካ ምራሕ በሰምአም በሉ ካብዞም ሰብ ረብሓ ርሐቁ ዓወት ንሐፋሸ❤🎉❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏✍️✊👍💪👊🌹🌹🌹🌹❤️
VIVA Eritrea Vor Immer 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you for sharing ♥️ 🇪🇷
Yes you are absolutely correct 👈
ኔው በላ እዛ ገስረጥ ግዕዘይ ከምዚኣ ኣደታት የብልናን ደንቆሮ ዕስብቲ ፍንፍንቲ፣ ንሻዕብያ ዝትንክፍ የለን ኣይክህሉን ኢዩ።❤❤❤
Nice job arku ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Eritrean ❤❤❤❤❤
እዚኦም 100/00 ተጋሩ: ኢዮም
መነዩኦም ጀመርቲ ኣቲ ሓሳድ ሰበይት። ❤❤❤❤❤❤❤
Welcome Solo 💯 🇪🇷 🙏 ❤🎉🎉
♥️ Merhaba ❤️ deki 🇪🇷 Eri ♥️❤️🇪🇷💯👍🕊️💕💖💐💐💖💕🕊️👍💯🇪🇷❤️♥️🌿🌹
solo hawna yekenyelna bezi kulu tgebro thenk you metkel hawna for your amusing explanation, ayni xelaikum ydefen deki erey miarey ♥♥♥🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ጽቡቕ መግለጺ👏🏽🇪🇷👏🏽ኤርትራን ኤርትራውነትን ንቅድማት♥️🇪🇷👏🏽🇪🇷💪🏽
🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿 🌿💞💞🇪🇷💞💞💞🌿 🌿💞ኤረይ🇪🇷ዓደይ💞🌿 🌿💞💞🇪🇷💞💞💞🌿 🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿
💯💯🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏💯💯
Thank you
መትከል ንበረልና ሐወይ ማዓረይ 🇪🇷🙏🥀
Selam Selam kolkom hegerwien metkelawien Eritreawin kubur mennet Rohs mebel 33 Elllllllllllllllllll Elllllllllllllllllll Elllllllllllllllllll 🇪🇷💕🙏👊✌️
Thanks metkel hawna tnfaski twxae dhlti
የስ ኤርትራዊ ንቃሕ
Great job
ሰሎሙን ፡ pls pls pls ነዞም ፡ ንዓካ ፡ ዝትንክፉ ፡ ብመደብ ፡ እዩም። ቀኒኦም ፡ እዩም። እሞ ፡ አይተልዕሎም። አነ ፡ ሃገራውያን ፡ አይብሎምን ፡ እየ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷bravo መትከል። ስምዓዩ
Ajoka solo kabta elamaka felket keytbl beza zelekaya kexil betaemi xibuk eka teserh zeleka . Netom usubat zef abilkayom eka Ambesa eka .Netom hagerawian ena zublu aytigedeselom . Xibuk entezytserh nerka ezi kulu aymseabekan neru
Very good and informative content keep up the good work deki adey
Welcome❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
Well come solo jigina keep it going
እዞም ከባቢ 100,000 ዝኮኑ ፍላሻ ፍርቆም ተጋሩ ዝተረፉ ጎንደር ዮም ስለዚ እዞም ተጋሩ ብፍላይ ኣብ ቤት ጽሕፈት ኢሚግራሽን ኢንዳ ምሕዳስ ኣሳይለም ብዙሕ ግዜ ጸገም ኮለል ዘብሉ ዓበይቲ ሓለፍቲ ኣለው
Brawo kubur hawna❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️✅🇪🇷✅🇪🇷✅🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍
Be strong so jigna wedi erey
ግብረሽበራ! እዚ ሓውና መትከል ብዛዕባ ፍላደልፍያ ዘዘንተዎ ዘሕዝን ኮነታት፡ ምስቲ ከባቢ ሓደ ዘመን ዝተፈጸመ ዕንወት፡ ኣብ ቱልሳ ትብሃል ከተማ ኦቆሆማ፡ ተመሳሳልነት ዘለዎ ይመስል የሕዋት🙏 ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊☀
Smart explation genius 🎉🎉🎉❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯🙏👍
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⚘
Metkle. 👍👍👍👍🙏🙏
Selam fikrin nhzbna❤.
💯💯🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍
111petion deki erey jeganu
ሐቅካ ትክክል አነ መንእሰይ ንምንጻት እዩ ርእሲ ነከድንን ዝግብር
🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷
መትከል ሓውና ናትካ ዩቱብ ቻነል ክህልወካ ኣለዎ ብዙሕ ክትምህር እትክእል ለባም መስተውዓሊ❤
ጽልልቲ ባሪስታ እስራኤል ማናቲለ ኣለዋ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Etom ab uganda zelew wedan sebayan gah ablwom keywexu kelw hji ## hgi musse mkitale eu ##
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
😂😂😂😂😂 ናይ ብሐቂ ይቀናአሎም መትከሊኖ😂
The young generation under age grew up at the tigaryen Refugee comp with out parents are the one Adge Nehamedo.working with wayan.
Ezeaa. deaa shermuta. naye Mekele endeya mesawetet koluete.
ባዕሎም ንባዕሎም ተቃቲሎም ። ሕጂ ንሐገራዊያን የላግቡሉ ሐሰዉቲ። ንመዋቲ መንግስተሰማይ የዋርሶ
eza tzareb zela baalti bar agame ab zigb seharti zabeyet eya
ኣደ ድያ ከ ስዲ
11❤❤❤
ሐሳዊት ግልግለ
Dkala hasawi resah af
Yes
ሰላም ሶል ሐዉና መትከል ሐዉና ነዞም ሃገራዉያን ብሃልቲ ነዚኦም ቦታ አይትሃቦም ብዓጺፊታ ናህሪ ወሲክካ ሰራህ ሰጉም ጥራይ ግዶፎም ዝበሉ ይበሉ ጽቡ መግለጺ መትከል ልክዕ ሐቅካ ዓወት ንሐፋሸ❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹👊💪👍✊✍️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️
አግዜብሀር ዝፈጠራ ህይወት ዋን'ኣ ፈጣር'ኣ ኣምላኽ አዩ ፡፡አቲ ገበን ዝፍጽም ሰብ፡አቲ ደም፡ዕንክሊል አዩ ዘብሎ ደም ንጽህ ሰብ ኣይሰድድን አዩ፡፡አግዚ'ኣብሄር አንታይ የብል አቲ ሕነ ፍዳይ ናባይ ግደፍዎ፡፡
ካልጠገቡ: አይዘሉ: 🤣 ንሱ: ጠስም: ክለክዮም: ዲዩ: ዝከይድ: ዝነበረ፡ ካልጠገቡ: አይዘሉ:
Yegerimka eu
አነ ከም ሰብ አሽንካይ ኤርትራዊ ሰብ ኤርትራዊ ደርሖ ክመውት አይደልን እዚአ ግን መላኺዒት እያ ገበነኛ አፍርዲ ይቕረብ
እዚ ኣተርጉሙዎ ንዝምልከቶ ኣካል ሃብዎም
ኮምዚ ዓይየነት ሰባት ዮሎዎን ❤❤❤❤
Good job
ናይ በሀቂ አገዳሲ እዮ እትብልዎ ዘለኹም ኩሉ ብትዕግስቲ ጥራይ ተኸታተሉ ጀጋኑ ።
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷 tseweta tewediu eyu deqi erey nenhdhdom kbaliu eyom
1111
1
አንስቶም እየን ገዲደናናዘለዋ ነአና ነዛክርእያና እየን ድፀልአና አምላክ ዮተአረቀና መፅወቲ አጋመቲት ኰይና❤🎉❤🎉
Bravo sool lomi haqa torogrog abilkuma anabs deqi arey
❤️❤️❤️
ኣቱም ሚድያ ኤርትራዊ የብሎሙን ተግሪሮም ኣይኮኑን 99/100 ተጋሩ እዬም እዚኣ ዘረባ ጠጠው ነብላ 1/100 ኤርትራውያን ፍርቂ ፍርቂ ትውልዲ ዘለዎም ኤርትራውያን ኢልና ኣይንጸውዓዬም
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤