MARA E. - ሰብ ኢሎሞ ሰብ ኣዉዳኣመት- , Seb Elomo By Memhr Samuel Zerom Eritrean Comedy 2022
Ойын-сауық
© ሰላም የሕዋት ነዚ ቪድዮ ዳዉሎድ ምግባር ንስነጥበበኛታትናን ንስነጥበብ ሃገርናን ጎዳኢ ስለ ዝኾነ ብኽብረትኩም ካብዚ ቻነል ቪዲዮ ዳዉንሎድ ምግባር ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
© Copyright: Mara Entertainment. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
MARA E. - ሰብ ኢሎሞ - ሰብ ኣዉዳኣመት , Seb Elomo By Memhr Samuel Zerom Eritrean Comedy 2021
Mara Entertainment is an Eritrean Entertainment Channel is a new video platform for movies, comedy's, music, drama, interview, education and history from Eritrea.
SUBSCRIBE AND SHARE; bit.ly/ሳብስክራይብsubscribe
Follow us
Facebook: Mara-enterta...
Instagram: / mara_entertainment_off...
#MaraE. #SebElomo #EtitreanComedy2021 #EritreanMusic #EritreanMusic2021 #tigrinamusic #tigrinaComedy #ትግርኛኮሜዲ #EritreanFilm #EtitreanComedy #EritreanFilm #EritreanMovie
© copyright : MARA ENTERTAINMENT 2021
Пікірлер: 217
ናይ ብሓቂ ንብዓት መሊቑኒ: "ለካ ኣብ ምሃብ እዩ ዘሎ እቲ ሓጎስ " ደጋጊመ ኣስተማቂረያ ሃያባት ክንከውን ኢድና ክንዝርግሕ እግዚአብሔር ይሃግዘና:: የቐንየልና
ብሩኽ ኣውዳኣመት ይግበረልና
ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ስራሕ ኣብ ኣውድኣመት እቶም ዘላና ነቶም ዘይብሎም ንሃብ ጽቡቕ ትምህርቲ 😍❤️🇪🇷❤️
ብሩክ ኣውዳ አመተ ይግበለኩም ሰላም ፍቅሩን ይግበርን 💊🤝🇪🇷😢
@hallomaialba8229
2 жыл бұрын
Amen Amen Amen gal tigray schkor ♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
@hagosfitwi3744
2 жыл бұрын
Amen amen amen Gau tegray xeada nekultna
@samilovich7299
2 жыл бұрын
ፍቅሪ ይስዕር ንብጻዩ ዘየፍቅር ን ኣምላክ ኣየፍቅርን እዩ ።
መም'ጣዓመ ብታዓሚ ማሃሪን ኢዋናዊን""ቀጽሎሎ ብሓፈሻ ስርሓትካ ኣዝዩ ብሉጽ እዩ!!ብዙሕ ንማሃር ኣለና!!
@ambesajrsemere723
2 жыл бұрын
ናይ መምህ ጠዓመ ዳይርክተር እዩ ዘሎ ደራሲኣ መምህር ሰለሞን ዘርኦም ይብል ኣሎ።
@abraajabraaj6004
Жыл бұрын
Video l out. I B most n vv gu
መልካም የፋሲካ በአል የተዋህዶ ልጆች
@abelabi8718
2 жыл бұрын
N huluna❤
እዋይ ብሓቂ እዚኣስ ድራማ ዘይኮነት፡ ሕጂ ንነብራ ዘለና ሂወትና'ያ። ንሕና ንኣሕዋትና መደብ ስራሕ ሓንጽጹ ዓቕምና ወስ ክንብል ክንብሎም፡ ንሳቶም እንታይ'ሞ ክሰርሕ ኢና ክብሉ፡ 10 ዓመትና ከንቱ ከይዱ! ስድራና ኣይለወጥና ዓግበሉ እጃም ከየበርከትና
መዓረተይ አነ ትግራዋይ እየ ግን ንስካትኩም ብዘለኩም ናይ ጥበብ ተክእሎ ብጣዕሚ የድንቀኩም
ሩሑስ ኣውዳኣመት ብዓል ትንሳኤ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ መሃርን ኣዘናጋዕን ፥ ንሰብ ሰብ ዘብሎ ካብ መንኩቡ ንታሕቲ ናይ ስግኡ ጥራይ ዝሐስብ ዘይኮነስ፥ ብርእሱ ዘመዛዝን እዩ ፥ ተካፊልካ ምንባር ድማ እቲ ዝቅበል ዘይኮነስ እቲ ዝህብ እዩ ዝባርኽ ፥ ብድጋሜ ሩሑስ ኣውድኣመት ንኩልና ኣሜን
Welcome ፡ deki ፡ Eri ፡ xaeda ፡ ርሑስ ፡ አውድአመት ፡ ይግበረልና ፡ ❤️❤️🥰🥰🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏
"ሰፈር ሓጎስ፡ኣብ ምሃብ እዩ" ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ።
Enqae bselam mexakum xbuqatttt deki erey mukurattttt edmen tenan yehabkum Ruhus awdamet nemanti Christian 🙏❤️❤️❤️
ናይ በሓቂ ደስ ትብል ኮሜዲ ወላ እኳ ናይ ዓለማዊ እንተኮነት ግን ብጣዕሚ መሃሪት መንፈሳዊት ትምህርታ እያ እሞ ኩሉና ብዝየፈላለየ ገርና መሃሪ ይኸውን እዩ ኢልና እሞ ከኣ ንመንፈሳዊ ትምህርቲ ክንጽዕር እግዚኣ ሄር ኣምላክ ይሓግዘና
መርሓባ ሽኮሩናታት 💝💚❤️🌿🇪🇷💐🍀ጹቡቅ ሰራሕ ደቂ ኤረይ🌿🇪🇷💐🍀🌿🇪🇷💐🍀
ርሑስ ኣውዳኣመት ብዘይበኣኹም እንታይ ምገበርና ምሳኩም ኣውዳኣመትና 💕💕
ብሩክ ኣዉደኣመት ይግበረልና ከምዚ ንዓመታ ብሰላም የጽነሓና ኣብ መኣዲ ብራተለ ገርካ ምብላዕ ገጋ ሓፍተይ ምሳኪ ዘለዋ ኣቅልብለን ብራተለ ገርኪ ክትበልዒ ጸጉርኪ ከማን ከምናተን መሸፈንክዮ
ርሑስ በዓል ፋሲጋ ይግበረልና ናብ ማራ ኢንተታይመን ብጣሚ ይመስገንን ድራሲ ጠዓመ ኣረፋይነ ደጊመ ርሑስ በዓል ይግብረሎም ኣጆካ በሎም ቀሰንንን
ባህልን ሃይማኖታዊ ትውፊትን ክብርታትን እናዘናገዐት እትምህር ኮሜድያዊት ድራማ Thank you እግዚኣብሄር ይባርኽኩም
Wonderful,Happy Easter all of you.amazing characters we can’t wait to see you again!
እንዳ ዶበጭ እንካዕ ሰላም ኣብፀሐኩ/ና ብርሃነ ትንሳኤ
ብሩክ ኣውዳመት ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ
ክብረት ይሃበልና ኣብ ተግባር እነውዕሎ ዕለት ይሃበና ብሓቂ መሃሪት ኢያ !!!
* ሰብ ኢሎ ሞ* 🇪🇷🇪🇷አብ መሳልል ንሕብረተሰብ እናአተወት ትምህር ፣ ትግስጽ ፣ ትነቅፍ ተተባብዕን ውሕልልቲ ድራማ እያ በርትዑ 🇪🇷🇪🇷። አቦይ ዓንዳይ ካአ ዑቑር ታለንት ዋጣ አለኩም ' ሞ አማዕብልዋ። 🇪🇷🇪🇷ኤርትራን ኤርትራውነትን ንዘላአለ ይንበር 🇪🇷🇪🇷 🇪🇷❤️ኤርትራውነትን ክቡር መንነት 🇪🇷❤️
ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ስራሕ ርሑስ አውድኣመት ይግበረለሎና
What the best Eritrean actors, I never laugh like this movie ,hope will see more like this 🇪🇷❤️✌️👍💝🇺🇲🇪🇷
ናይ ሓቂ ደስ ትብል መደብ ርሑሰ በዓል
Buruk awdeamet yegbrlna deki erey 🙏🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ርሑስ ኣውድኣመት
Wow Wow 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝💝💝😍😍
ርሑስ ኣውድኣመት ይግበረልኩም /ና) ደቂ ኤረይ ኣብ ምሃብ እዩ ዘሎ ሩፍታ ኣብ ምሃብ እዩ ዘሎ ዕጋበት ጽቡቅ ግበር ንማንም ይበል ድርሰት ይበል ተዋሳእቲ ኣጆኹም 🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✝️✝️✝️
Aseyyyyyy love Eritrean Love ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🥵❤❤❤
Amen Ahbiru! Thank you teacher a lot lesson we learn man.
Waw, this is so amazing video. I have learned a lot . Rihus awdiamet deki Erey
This film give me power and I proud of you.
God bless you all. Love you my people
The best show I learned alot from the show thanks happy holiday
ርሑስ በዓል ትንሳኤ ይግበረልና ፡ ትንሳኤ ሕዝብናን ሃገርናን ይግበረልና ፈጣሪ ኩሉ ዓለም።ካብቲ ዝቅበል ሲ እቲ ዝህብ ኣዕዚዙ ይባረኽ ፡ ከም ዝብሎ መጽሓፍ ቅዱስ ። በረኸት ጸጋ ኩሉ ናይ ሓጎስ ምንጪ ኣብ ምሃብ ኣብ ምትሕግጋዝ ኢዩ ዘሎ። ብታዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ፡ ብፍላይ እዚ ኣብ ደገ ዘሎ ህዝብና ከርተት ኢሉ ንስድርኡ ንፈተውቱ ይሰደሎም ። ገለ ድማ ንዝተሰደደሎም ኣብ ዘይ ጠቅም ንዘውዕልዎ። ብዙሕ ትምህር ኢያ ። ብጣዕሚ ንፉዓት ደቂ ኤረይ በርትዑ።
A good lesson thank you so much!!
RUHUS AWDEAMET DEKI EREY MEAREY JEGANU 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
አንቋዕ ናብ ክቡር በዓል ትንሳኤ ኣብጽሓና
Betami ena netsbykum senbet senbet ab semun wela 2 tetgbrwa des meblna Merhawi mes deku baltiy batu Loveee u deki eri
ብሩኽ ኣዉድኣመት ❤️❤️
ብጣዕም ደስ ዝብሉ ስድራ ቤትን ማሀሪትን
Aseyyyy xbukat Rhus awdaamet ygberelna
ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐና እወ መን ከም ምሃብ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልዎ ❤
ሩሑስ ኣውዳኣመት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 💕🌿🌿🌿
Rhus awudamet yehwat, mehari srah Deki erey 🤩🤩😘
ብጣዕሚ ኑፉዓይ ተስዋሲቲ ኣብ ምሃብ ኢዩ ዘሎ ሓጎስ ትብል፡ቃል ተስማሚዐላ ናይ ባሓቀ ቀጺልዎ ኣብ ግኑኹም ኣለና ደራሳይ ኑፉዕ ካያድነቅክዎ ክሓልፍ ኣይደልን ደቂ ኢረይ ሽኮሪናታት
Aseyyyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🙏🙏❤❤❤
Kkkkkkkkk btamiiiii des zbl mehari film 🎥 👌 ❤
ሩሕስ ፋሰካ enda seb elomo 😍👍👍❤️ helu ሽኮርና 💋👸 i love u helu 😍🥰🥰🥰🥰😍😍❤️🥰🥰🥰👍👍👍😍😁😁😁🤣🤣🤣🤣 😜ዊንታ ፈዛዉ 😁😜🤣 ዊንተይ ሞፍልሰ 🤣😁😁 i miss u ዊንታይ 💋👸ምዓረይ 😘😘😘❤️🥰🥰🥰😍😍😍😍😍👍👍👍👍😍😍😍❤️🥰🥰🥰🥰
Asey daki eriy haleit 🇪🇷🌹🌹🇪🇷🇪🇷🌹
Nay bhaqi abay tmrti Eya egzabiher Amlak edmen tenan yhabkum
Betami bulux serah memher tame
ወትሩ ብሉጻት የከንየልና ተባረኩ ብሩካት❤️❤️
Aseyyyy Iove Eritrean❤❤❤❤❤
Asyyy love dki Eri Rus Awdamet ❤❤❤
ኣውደዓመት የ ደስ ኢሉኒ ደስ የ
ኣንዳይ ምስ ጥዕም ዋጣ ሙዚቃ ባህላዊ ያታና ሰይ ሰይ ሰይ 😊😊😊😊💖💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😁😁😁😁😁👍🏾👍🏾👍🏾
Waww...Thank you.Rhus awdamet n kulna
Betami xebuk serh 💯💯💯👏👏👏❤️❤️❤️
Funny and educational thank you guys
Ruhus awdaamet deki erey 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ብሩኽ ኣውደ ኣመት ኣታ ስድራናኮ ኣዘኪርኩምና
ዶቦጩና ዓንዳይ ዕንድ ፍቅሮም ከቅነአካ መቅስናት ክክክክክ
ቡሩኹ ኣዊዳኣመት ይግበረልና ደቂ ኤረይ ጪዋ ሂዚቢ ኢንካ ካባኩም ተፈጠሪኩ
BEAUTIFUL!!!
Memhr teame egziabher amlak xegu yebzhalka kubur hawna
እዛ ፊልም ኣብ ኤሪ-ቲቪ ትመሓላለፍ ትብሉ like ግበሩ::
eway enda baba doboch si muhugosat ekum gele aynet family's kemzi kkonu alewom natkum srah maharn azanagaen eyu ketsluwo deki eri marey edmen tenan yhabkum fetari we ❤️ u
ሩሑስ ኣውዳኣመት ይግበረልና ጽቡቅ ስራሕ ❤️❤️❤️
መሃሪ ኣዛናጋዒ ዝገርም ጥበብ.ቅዱሳን ዝደረስዎ እንከለካ. ድርሰት& ዳይሬክቲንግ 100% ሰናይ ኣውዳኣመት ንኹልኹም ተዋሳእቲ ዛ ድራማ::
ሃይማኖትና ባህልናን ክብረትና ኢዩ ክብሪ የሃብካ መምህር ቀጽሎ
Welcome deqi xalal meret ruxus bacal 🎉🎉🎉
Well come burukat sdrabet
በእውነት እግዚአብሔር ኣብዚሑ ይባርክኩም
ብሩክ ኣውዳኣመት ናትና ምቅራት❤
Nay behaqi ezi u bahlna Ruhus Awdamet
You are so happy
Btaemi des zbl srah deki erey tumat
Asseyyy Mekorateyyy dassi behaliy xebuk Xebuk Hasabi Admen teanen yehabikom fetari....Ruhus Awedamet yegibaralena...
Btami best Grob🖐
Deki erey xbukat buruk awdeamet ygberelkum
Rehus afasika yegberlina ❤️❤️❤️❤️❤️💒💒💒
ኣታ ኣንቢዕኽናኒ ሄሉን ለለን። ናይ ባሓቂ ሕልናኻ ትትንክፍ
Aseyyyyyyyyyyyyyy deki eri edmen tienan yihabkum amilak ruhus awdamet yigberelna amilak amen
Ruhus Awidamet yigebrela 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤️ ❤️ ❤️ 🙏 🙏 🙏
We love you deki eri xibukat
መኣዛ በሉ ክንጥዕሞ 🥘
I love mesafnti
Aseyyyyy nice film
Great job
ርሑስ ኣዉዳመት ይግበረልና ቀጽልዎ
Itia nieshtey haftom mara abzihato ke gele suk ila getar
Aqedime ,,, Ruhus awdaamet Ygberelkum ,,, Hanti rihto alatni ,, Des kbleku Tesfa Ygebr ... Kemzi Mehari Zkone Film Qdmi Awdamet Entezqerb Yehaysh Ybl Ane Slemtay Deqi Sebat Aqedmom Ms Temaharu Nerom Netiy Ztemaharlu Ab Gbri MewaOlwo Nerom Ybl ane NzmexE Nkthasbulu Ele Eye Degime Ruhus Awdamet Ybl ms MelaE Eritrawyan Ms MuluE Sdrabetkum Amen Amen Amen
Super
Wow qal Amlak wn kab mQbal mhab Iyu Zbark ilu Iyu Emo nMhab aynbqeq Derasi dma sle si Abi tmrti Amlak ybarkka
ብዛዕባ ድርሰት እዃ ዝብሎ የብለን ኣድናቖት ጥራሕ እዩ ዘለኒ። ካልእ ኣብ ባህሊ መንነትን ዘለኻ ኣረኣእያ ብዙሕ ሕጉስ ኣይኮንኩን። ኣብ ባህልናስ ኣብ ኣውዳኣመት ደቂ ኣንስትዮ የሕዋትና። ተቖኒነን ተሓኒነን ተሰሊመን እየን ዝውዕላ ስለዝይ እቲ ስልማትስ ደሓን እቲ ቁኖን ክዳን ሓበሻን ግን ክተርፍ ዘይነበሮ እዩ እሞ ምስናይ ይቅሬታ ኣብ ዝመጽእ ባህልናን ክብርናን ኣብ ግምት ዘእተወ ስራሕ ክንርኢ ተስፋይ ርሒብ እዩ ርሑስ በዓል ትንሳኤ ንብምሉእ ኣማኒ ክርስቶስ ኣሜን።
Have a blessed Easter
Acts 20 (ትግ) - ግብሪ ሃዋ 34: ንኣይን ነቶም ምሳይ ዚነብሩን እዘን ኣእዳወይ ከም ዘገልግላ ባዕላትኩም ትፈልጡ ኢኹም። 35: ነቲ ጐይታና የሱስ ባዕሉ፡ ካብ ምቕባልሲ ምሃብ ኣዝዩ ይባርኽ፡ ዝበሎ ቓል እናዘከርካ፡ ከምዚ ጌርካ፡ ምዕያይን ንድኹማት ምእላይን ከም ዚግባእ፡ ብዂሉ ኣርኤኹኹም። 36: እዚ ምስ በለ ኸኣ፡ ተምበርኪኹ ምስ ኲሎም ሐቢሩ ጸለየ። 37: ኲላቶም ከኣ ብዙሕ በኸዩ፡ ንጳውሎስ ድማ ብኽሳዱ ሐኒቖም ሰዐምዎ። 38: ካብ ኲሉ ኸኣ ስለቲ፡ ደጊምሲ ገጸይ ኣይክትርእዩን ኢኹም፡ ዝበሎ ቃል ኣዝዮም ጐሃዩ። ክሳዕ እታ መርከብውን ኣፋነውዎ።