Mahray Abraha ft. Medhanie G/Medhn - Agibelki | ዓጊበልኪ - New Eritrean Music 2019 (Official Music)
Ойын-сауық
Subscribe us bit.ly/2saq6nZ
Amen Entertainment Presents:
New Eritrean Tigrigna Music 2019 - Mahray Abraha ft. Medhanie G/Medhn - Agibelki | ዓጊበልኪ - [Official Music Video]
’’New Eritrean Music’’ ’’New Eritrean Music 2019’’
Copyright © Amen Entertainment 2019
An unauthorised use, distribution or re-uploading without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
© All rights reserved.
Popular Videos: bit.ly/2sbAa00
Newest Update: bit.ly/2KR6ltn
Follow us on Facebook: bit.ly/2xaOzzm
#amenmusic #eritreanmusic #tigrignamusic
Пікірлер: 924
ብራቮ ማሕራይ ፡ ጽቡቅ ናይ ሓባር ስራሕ ሪኢና ፡ንፉዓት 👍👍👍ንሕና ውን ዓጊብና
@user-ff9dz3sh8c
4 жыл бұрын
Neshnesh Tv ነሹየ I Love you
@lovepeace717
4 жыл бұрын
*ነሽ-ነሽ ንስካ ከ መዓስ ኢካ ተዕግበና*
@tomasmehegoseyyy659
4 жыл бұрын
ነሹ ማለት 👍👍
@nahommhretab4261
4 жыл бұрын
Neshu jgna
@trustyourself9355
4 жыл бұрын
ነሽነሽ ሰቃጢ ዩቱብ ሌባ መደናገሪ ኢኻ ኣነ ቀቢጸካ'የ ! ከም ደላይ ፍትሒ መጠን ንስኻ ፍትሓዊ ኣይኮንካን !!!
ኣድነቅቲ ናይዛ ደርፊ ኣጊበ ትብሉ 👍👍❤️❤️ላይክ like
@mulyekifle3125
4 жыл бұрын
Nay bhaki agbaz kexlwo
@samianurodin8479
3 жыл бұрын
00
@ruttse9337
3 жыл бұрын
@@samianurodin8479 ü
ጥዑም ዜማ ምስ ጽቡቕ ስራሕ። ርሑስ ቅንያት ሓድሽ ዓመት
ነዚኣ ተንብባ ዘለካ/ኪ 2020፡ ፍቕሪ ሂብና፡ ፍቕሪ ንቕበለሉ፡ ምስ ስድራና ፍቕሪ ነውሕዘሉ፡ ምስ መተዓብትና ንራከበሉ፡ ፍትሒ ዝነግሰሉ፡ እሱራትና ዝፍትሕሉ፡ ዓመጽና ዝጸንቱሉ፡ ዓድና ንምለሰሉ፡ ሰናይ ርጉእን ዝኮነ ሂወት ንመርሓሉ ዓመት 2020 ይግበረልና፡So ምቁራት የሕዋት ኣምላኽ ካብ ኩፋእ ነገር ይሓልኩም፡ኣሜን(((3)))
@user-ro3fr9qm5c
4 жыл бұрын
Amen amen amen
@tomasmehegoseyyy659
4 жыл бұрын
@@user-ro3fr9qm5c 💕💕💕🙏
@marybalilo6096
4 жыл бұрын
ኣሜን.ኣሜን ኣሜን
@tomasmehegoseyyy659
4 жыл бұрын
@@marybalilo6096 💕💕💕🙏
@user-in4le5ov2w
4 жыл бұрын
Amen amen deki erye shekornatat slekum yedfen
ያ ጃምዓ መዳን ሙሑሬን ማናቱ ይመስሉ ዶ ሓቀይ
@elmikbrom9561
4 жыл бұрын
Ya nay bhaqi
@dejenkidane611
4 жыл бұрын
see you Again ja xbqu alka ymslu eyom !
@IBRAHIM83234
4 жыл бұрын
see you Again ewa nay bahki hadea yimaslu
@dhriwdketaloawet6161
4 жыл бұрын
Hawu dyu haxirya adgs wetru elu.kk
@yrgalemtewelaberhan6780
4 жыл бұрын
betamye
ኣነ ውን ዓጊበ ቅድሚ ሕጂ ብዙሕ ነቄፌታ ወሪድዎ በቲ ነቅፌታ ተማሂሩ ደግፍቲ መዳ ንኡሰይ ላይክ ኣጥሙኒ
ያ ኣነ ኔዓኻ ዓጊቢልካ ሙሑር ብርሃን ገጹ ተስፋ ይገብር ኣብዝላዓለ ደረጃ ክትበጽሕ 👌👏👏👏💯💯😍🇪🇷
ብኡነት ኣነ ከማን ዓገበልኩም ከልተኩም ከዓ መናቱ ትመስሉ ሙቁራት ሩሕስ ሓዱሽ ዓመት ይገበረልና ኣብ ስደት ዘለና ከዓ ስደትና የሕፅረልና ኣሕዋተይ 🇪🇹🇪🇷🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳👌👌👈👈💞💗💝💕❤💜💔💋💋💋
Ni mada ( nieusey) zifetu abzia like mara eyu sihbni love you meda❤❤💪💪
ዋዉ ደቂ ኤሬ መቅሰናት ኣጆኩም በርትዑ😍😍 ሓፍትኩም ካብ ትግራይ👍👍👍
ዋዉ ንሕና እዉን ዕግብ🇻🇳💚🇪🇷
ንሕና አውን ዓኪብናልኩም ኣለና ጽቡቅ ውህደት ምስ ክሊብ።
ሙቅራተይ ጽቡቅ ስራሕ ኣምላኽ ኣብ ስራሕኮም ኣሳልጦ ኣብ ህወትኮም ክኣ ፍቅርን ክሳነትን ይምነልኻም 🙏🙏🙏👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖💖💖💖💖
ኣሰይይይይይ ዋላ ንሕና ዓጊብናልካ ሩሑስ ሓድሽ ዓመት👌👌
ብጣዕሚ ጽብቅ ስራሕ ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግብረልና 𝟮𝟬𝟮𝟬 ደቂ 𝐄𝐫𝐢.
አሰይ ደቂ ኤረይ ገሀዓይነት ሙዚቃ ክፈትወኩም አነስ ማዓት አየ እና ኩሉ ላይክ ይልምን አሎ በሉ ሃየ ናዓይውን አጥዑሙኒ ፉቁራተይ ሰላም ይሰፈን አብ 2ኡ ህዝቢ ወለላየ እንብር ወለላየ 🇻🇳💞🇻🇳💞💕👈
@filmonmengs8095
4 жыл бұрын
Love for All yes you're right gual tigray
ኣሰይ እንካዕ ብሰላም መጻእኩም ክልተ ኮዋኽብቲ ማሕራይ & መዳ
ንሕና ውን ብስራሕኩም ዓጊብና ጽቡቃተይይይ
Mahray asli kulu 1000000000000000 mulue ajoka kexlo anbesa ktabi eka trayeni aleka
ዋውውውውው ኣናብስ ኩሉ ግዜየ ናይ ሓባር ስራሕ መዳርግቲ የብሉን ደቂ ኤረይ ኣናብስ ።
Willkommen deki erey ♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@HelenGPitts
4 жыл бұрын
Previous month I managed to withdraw my first five figure paycheck ever!!! I've been working for this provider over the internet for 2 years now and I never been happier... They are paying me $95 per hour, and the most important thing regarding it is the fact that I am not really that tech-savvy, they just asked for basic awareness of internet and elementary typing skill...Awesome thing about this work is that I have more time for my loved ones. I am in a position to enjoy quality time with my family and friends and take care of my babies and also going on vacation together with them very routinely. Don't miss this chance and make sure to respond quick. Here is what I do *foryou49.com*
@HUSSLE840
4 жыл бұрын
Esrom
ዋውውው እታ ዝጽበያ ስራሕ ደበክ ኢላ ምስዚ ሓዱሽ ወለዶ ሙሑርየ ሓወይ ጹቡቅ ናይ ሓባር ስራሕ ሪኢና ናይስ ፎርሳ ሓቢቢ ኣነ።
መድሃኔ ኣስሊ ጽቡቅ ስራሕ ሰሪሕኩም ናይ መጻኢ ብሩህ ኾኮብ ኸባኩብቲ ኢካ ኣጆካ ቀጽሎ።
waaaw ane beza derfe kie abed eye kef alewa
እንታይ ደኣ መናቱ ዝመስሉ ደጊመ ደጋጊመ ሪኢዮ መልክዖምስ ክትፈልዮም ዘይትክእል😍ኣጊብናልኩም ጽቡቅ ስራሕ ምስ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት
ናይ ብሓቂ ዘሕጉስ ስራሕ ኣነ ክኣ ዓጊበልካ ቡኡነት
ብጣዓሚ ደስ ዘብል ስራሕ ዩ ደቂ ኤረይ እስከ ሩሑስ ሓድሽ ዓመት የግበረልና ዘበና የግበሮ
ብኡነት ኣነ ውን ዓጊበልኩም ደስ ዘብል 👌ሓበራዊ ስራሕ ዓወት የምጽእ እዛ ጉጅለ ባንድ ከይፈተኽዋ ኣይተረፍኩን ተስፋ ይገብር ካብኹም ብዙሕ ስራሕ ክትሰርሑ ( ንኡሰይ ጉጅለ ባንድ ) ❤️❤️❤️🇪🇷👉👌
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ንፉዓት ግጥሚ ዘይማ ጣዕሚ ድምጺ ደስ ትብል ስራሕ ቀጽልዎ Bros Nic Job!!!
ብጣዕሚ ፅብቅቲ ደርፊ እያ እስኪ ከምዝከማይ ዝፈተኽማ ደቂ ኤሬይ ምቑራት ኣነስ ክፍትወኩም ሓፍትኹም ካብ ትግራይ
@hnhdegubdhjdhgdjjd8534
4 жыл бұрын
ጋል ትግራይ ፃዕዳ
@pastorfred2048
4 жыл бұрын
ንሕና ከኣ ክንጸልአኩም መዓት ኢና
@pastorfred2048
4 жыл бұрын
wedibashay ኣነ ውን ቅድሚ ሕጂ ከም ኖርማል ህዝቢ'የ ዝርእየኩም ኔረ ግን ዶር ኣብይ ባድመ ንህዝቢ ኤርትራ ክንህቦ ኢና ምስ በለ ንስኹም ዶ ኣይኮንኩምን መሬት ኣይንህብን ዶ ካብ ኤርትራ ኢሮብ ትዓቢ እንዳበልኩም ተእውዩ ዝነበርኩም
@nigistyhaile8429
4 жыл бұрын
wedibashay x
*ንሕና ውን ዓጊብና ንፉዓት ናይ ብሓቂ*
ዋወወ ገል ዓይነት ሙዚቃ ዋላ ንሕና ዓጋብናልካ ሙቁር ድምፂ ድቂ ኤሬይ ኣነስ ክፍትውኩም ፍጣሪ ስላምኩም ይብዛሓዮ ሙቁራተይ Love you
ኣነ ከማን ብድምፅኩም ዓጊበ ፅቡቃት ፍጥረት
ንሕና ውን ዓጊብናልካ ኣስሊ🇪🇷✊🏻
ውውውውው ኣነ ውን ዓጊበልካ እያ ብእነት ጽቡቅ ስራሕ ኣጆካ ቀጽሎ፡ ሩሕስ ሓድሽ ዓመትን ልደተ ክርስቶስ ይግበረልና ይግበረልኩም፡ 2020 ጥዑይ ንሓስብ ፍቅሪ ዝፍልፍል ጽልኢ ዝሃድም ካባና ይግበራ ደቂ ዓደይ መዓረይ good life to 2020 year live to 2019
ማራ ደስ ትብል ደርፊ መዳ ካብቶም ከዋኽብቲ ናይ መጻኢ ዕቤትኩም ይሪኤና 🔥❤🙏
ኣታ ኢዛ ወዲ ተበዓታይ ስራሕ ኣሪኣትኒ ሰንበት ምድሪ ዋውው
@nhaqieyeznebrnhaqieyeznebr2068
4 жыл бұрын
Naybhaqi wela ane mara kif hibatni kabzom zqeneyu derefti ezia njihatni kif zelewa derfi 🎹🎷🎸🎤
@gjbd4136
4 жыл бұрын
Wawwww
men alo ab Tik Tok desma mesay desmakuma like so nic music bro and happy New year deki Erieyyy
ኣናብስ ብጣዕሚ ትዕግብ ንሕና ውን ዕጉባት ኢና ቀጽልዎ ኣጀኩም
መከሰባት ንካሳሰብ ጽቡቃት ደስ ትብል ስራሕ እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ከኣ ደቂ ኤረይ ሽኾሪናታት
ንሕናውን 99% ኣጊብናልኩም ኣለና ብወገይ፡fantasitic yhiwatttt,
I m not understand but musik very good ,from somalia 🇸🇴🇸🇴😍❤❤
@scottymillotti
4 жыл бұрын
Same here
@omarabdela4046
3 жыл бұрын
@@scottymillotti å
@beensawiabdi
3 жыл бұрын
wara mesha ka ka tag 😂😂😂
@trhasteklit2246
2 жыл бұрын
@@scottymillotti 3bk[kk
ዋው ስወዳችሁ ምርጦቼ ምን ያረጋል ቆንቆው አልችልበትም እንጂ እስኪ አስተምሩኝ ስወዳችሁ
btemi mkyfat korelkum bhaki xbuk serh kabzi zblexe abe kexli deki eri 😍😍😍😍😍✌👍💪💪
*ማሕረይ ኣንበሳ እንቃዕ ደሓን መጻካ ነዞም ጀጋኑ ስኪ ኣታባብዕለይ ፕሊስ ደቂ ኤረይ ነዓይ ውን ገለ ኣይብለን እቲ ላይክ ብወገነይ በዛ ደርፊ ዕጉብ እየ ንስኩም፡ከ*
ኣስይይ ፅቡቅ ስርሑ ❤❤❤
ብ ዓጊበልኪ ጀሚራ ብ ዓጊበልኪ ወዲኣ ኣብታ ወለላየ ጥራይ ኬፍ ሂባትኒ
Maharay hawey tum dmtsi kabtom blbi zednkom derefti eka emo abnet kulatom kuley kexlo dear bro....
Ane enber neakum agibelkum shekakur maebluley weskuley demeruley . Ruhus hadish amet and Amete selam Fkri habo Nih Tesfa Ygberlna
Mahray arkey & meda buluxat ms bulux srah nice👏👍
Wiy lezia derfi kdeli zeyatekwo yebleyn selam ke ethiop
Well come ምሕርዬ ብሮ & መዳ ብሮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምቁራት
Ezia wedi kief zelewo mara fetieya ajoka kexlo tesfa zeleka meniesey eka 2020 kea amete selamn fikrin ygberelna bfilay meneseyat eritrean 🙏🙏❤❤🙏
ዋላ ንሕና ዓጊብናልኩም ብእነት የሕዋት፡
ወላ ኣነ ዓጊበልካ ቡሮ ካብ ሊብያ 13/6/2024🇪🇷💥♥️♥️♥️
Welcome deqi ere shkorinat enkea bselam mexakum best jobs rhus hadush amet ygberelna
ሓቢቢ ውድእቲ ሙዚክ ፈትየያ ክሞት በቃ ቀጥልበት ዜማ 100%ሰይይይይይ ኣድናቂትካየ ካብ ኢትዮ
ጽቡቅ ስራሕ የሕዋት ድዮም እንታይ እዮም ማናቱ ዝመስሉ
@kbronwhagus5910
Жыл бұрын
Leodmbckdjx
@robelmukur8982
Жыл бұрын
@@kbronwhagus5910 🤑🤑
Wawwww deki ereyy shikorinatat. Briekum yesesno amlak wudieti music! Kab gitimi zeima entay kiwoxo kexlwo bravotat 💯%
ኣዝያ ደስ ተብል ሰሚዕካያ ዘይትምኖ ምልእቲ ስራሕ እያ ጋል ግን ኣይግድን ቁሩብ ዚሒላ ግን ጽብቅቲ እያ፡ ኣነ ውን ዓጊበ እየ እሞ ምሉእ ሰኒ ፡ርሑስ ሓድሽ ዓመት ደቂ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I love this song wawwww bitami nefuat 🇪🇷💪
ቋቆውን ባልስመውም በጣም ነው የምስማው ትግርኛ ዘፋን በርታ ወንድም በጣም አራፍ ሰር ነው ስብስክርይብ አትርሱ subscribe 👌
ዝንኣድ ስራሕ ሙሑረይ&መዳ ምስ ኩሎም መሳርሕትኹም ብዝያዳ ካብዚ ንላዕሊ ከምትሰርሑ እምንቶ ኣለኒ ኣጆኹም ብዙሕ ኢና ንጽበየኩም ኩቡራተይ
ወላ ኣነ ንዓኹም ኣግበልኩም በኡኖት
እውይ ደስ ክብል ሙዚቃ አይዞኻ ቀፅለሉ0
ዓጊበልኩ ቡእነት well job
ማሕራይ ኣነ ዓጊበልካ ኮ ኣታ መቅሰን ፍጥረትትትት miss you bro
Nay bhaki nhna wun agbina hawey natey xbuk srha Happy new year ka ybwat
*ምሑሬ ና መዳ ሽኮራት ደስ ክትብሉ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ንኩልኹም*
Mhari en Meda Echt mooi music Nic ❤️🤙❤️🤙❤️🤙❤️🇪🇷
Wowwwww daki eri makisant wal an ewn agblkum eye haftkum kab tigray
ሙሑራ ሓወይ ንሕና ውን ዓጊብና ብራቮ ኣጆኻ
እስትክሽምምምምም❤❤❤☺ እውነት ክሳብ ትመጸና ህንጥው ኢለ ነይረ እንኳዓ ብሰላም መጻኻ ወደጄ ኣቱም ትጸበዩ ዝነበርኩም እውን እንኳዓ ዳሓና ጸናሓኹሙ ❤❤❤
@feventesfazgi8011
4 жыл бұрын
ff
@feventesfazgi8011
4 жыл бұрын
ffytreew622
Happy new year everyone Who listing 2020
ናይ በሃቂ ንፉዓት።ቀጽልዎ🎶
Egbet zelewo amet 2020 ygberelna nkulna 🌍❤🇪🇷🇪🇷🎵🎶🎤
ቀፅለሉ ሓወይ በርትዕ
Ab 2020 entay aynet Tebay ktgedfuwo ekum ane eka ab comment mxraf kgodfo ye zhasb zeleku nskum ke 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 so mahray hawey ka xubuk srah ane keman agibe
Muhurey shikorr Btami xbuk srah kexalo ajoka kbretey natey ♥️👌
ብጣዓሚ ከይ ኣድነቁካ ኣይሓልፍን እየ ብኩሉ ነገራ እዛ ደርፊ ተስፋ ዘለካ መንእሰይ ኢካ ኣጆካ ብዓል ሳክስፎን ካኣ ኣሪኢኒ ምስታ ሸኮሪና ጓል ብጣዓሚ ኑፉዓት ኣጆኩም ኩላትኩም
ክገርመኩም ደረፍቲ በዚሖም ኢለ የማርር ነይረ ። ግን ካብ 100 ደረፍቲ 1 ኮኾብ ከም ዘሎ ኣሚነ ብልቢ ዓጊበልካ ኣነ ውን ነዓኻ ። ርሑስ ሓድሽ ዓመትን በዓል ልደትን ይግበረልኩም ደቂ ዓደይ መዓረይ ።like ኣይተውሕዱለይ ።
@sababrhane
4 жыл бұрын
Nemntey ake agibkalo
Abyet dmtsi❤️ Agibnalka nhna wn
Nhna wn agibna broy kexlwo btaemi xbuk srah👌 💯✅👍😘😘😘😘
Love eritrean am from Gambia 🇬🇲
እዋይ ደርፊ ናይ ብሓቂ ሙውት የባራብር
ይብል ዝዓርከይ ብጣዕሚ ጽብቅ!! ንሕና ውን ዓጊብናልካ
Bitaemi xibqti derfi 💯👌
ንሕና እውን ዓጊብናልኩም ደስ ትብሉ መናእሰይ 😍😍😍😍😍😍😍😍
ብትክክል ኣብዚ ኣላ ጥዕምቲ ደርፉ ምስ💯 ድምጽካ ምስ ክሊብ ኣጆካ ቀጽሎ ብሉጽ ሰሚዕካ ዜትሙነ ኣብ ማዓልቲ 10 ብንእስ እየ ዝሰምዓ ዘናጭ ዝኮነ ድምጺ ክማይ ሰሚዑ ዜጸግባ ጥራሕ ላይክ🌷👇
*ንፍዕ ንሕና ዊን ዓግብና ኢና ጽቡቅ ስራሕ*
@robibratan182
4 жыл бұрын
Habibi ana
ሪኢኻ ሓቢርካ ትገብሮ ነገር ኩሉ ጊዘ ይዕግበካ ስራሕ ሓቢርካ ምስትሰርሖ ደስ ይብል ትዓግብ መግቢ መኣዲ ሓቢርካ ተቐሪብካ ምስትበልዕ ትዓግብ ቃልሲ ሓቢርካ ምስ ትቃለስ ትዕወትን ትዓግብን ኮታስ ብሓባር ዝግበር ኩሉ ሶ ብጣዕሚ ኣድኒቐኩም የሕዋት
Nic music and lematey kef mewnen aksen
Wow አሪፍ ሙዚቃ ነው😍 እንደኔ የተመቸው በላይክ አሳዩኝ
Aseyyy daaye maarey eba naaka! Mara kef aleka eka!
ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ንኡሳተይ❤👍👏👌
Ane tray dye degagime zsemae zelelu ab kulatna eyu agbela eza derfi
ብጣዕሚ ዕግበት ዝህብ ስራሕ ብኹሉ ሙዚቃዊ ቓንቓ ዘለዎ ሰሚዕካዮ ዘይምኖ ሃብቶም (ሽንግሩዋ) ከኣ ብስራህካ ተሓቢኒ ካብኡ ንላዕሊ ሞያኻን ስምካን ክዓቢ ከኣ ሰናይ ናይ ስራሕ ጉዓዞ ይግበረልካ መታዕቢቲ ሓቢቢ
Mahary Xbuk Medeb🎧 Femoss
ኣብዛ ሰዓት እዚኣ ኣነ ማራ ኢየ ዓጊበ ዘለኹ ቢይ በዓልቲይ ቤተይ ቀጺለ ከኣ እዛ ደርፊይ ማራ ኢየ ዓጊበላ ብስራሕካ ዕገብ ገጣማይ
ዓጊብካለይ ናተይ🤣❤️