What an incredible story. Eritreans passed through so many critical junctures for over 3 decades. Keep telling the truth for the coming generation to be informed to gain our independence. Mr. Gebru T. izgi you are one of the Eritrean hero, you are leaving a great legacy.
Пікірлер: 93
ኣቦና ተስፋዝጊ ገብሩ ዕድመን ጥዕናን ንዓኻ ግርማ ዓዲ ፡ጸጋ መጻኢ ወለዶ ኢኹም ።ረዚን ታሪኽኩም ሒዝኩም ኣሪግኩምና ኣቦና ።ጎምቦሎ ዓቢ ዓዲ ።
ክብሪ ይሃብካ ጫረ ሓደ ሓያል ኣቦ ጅግና ኣቦ ዘሐብን ታሪኽ ዝሰርሐ ክሳብ ሕጂ ከይፈለጥናዮ እነሆ ከምዚ ገይርካ ናብ ህዝቢ ዘቕረብካዮ ነመስግነካ፣ ነፍስወከፍ ሰብ ታሪኽ ኣለዎ ሃየ ፈትሽዎ፣ ብሓቂ ጅግና ኢኻ ኣቦና ገብሩ ተስፋዝጊ እንቋዕ ክትጸውየሉ ከኣልካ እንቋዕ ኣይቀተሉኻ እዞም ርጉማት ክንደይ ሰብ ኣጥፊኦምልና እዮም።
ዓወት ንሓፉሽ proud to be Eritrean 🇪🇷🙏❤️
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ :ነቶም ደቂ ናጽነት ዝኾኑ ከመይ ኢላ ኤርትራ ከምዝመጸትን እንታይ ዓይነት ዋጋ ከም ዝተከፈላን ዝምህር መደብ:ቀጽልዎ ኣቦይ ገብሩ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ::🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷::
What an incredible story. Eritreans passed through so many critical junctures for over 3 decades. Keep telling the truth for the coming generation to be informed to gain our independence. Mr. Gebru T. izgi you are one of the Eritrean hero, you are leaving a great legacy.
ዕድመን ጥዕናን : ነቦይ ገብሩ : ተስፋዝጊ !!!❤️ 🇪🇷 !!!
ቅያታትን ዛንታታትን ኣቦታትና ዝስንዶ እንተረኺቡ መወዳእታ የብሉን ♥♥♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡር ኣቦና 🙏
Wow,what a legend. I wish you a long live dear abona gebru. 👏👍👌
እዚ ታሪኽ እዚ እዩ❗️❗️ . "ኤርትራውነት ክቡር መንነት " ዘብለና :: . 🇪🇷 ክብርን ሞገስን ንጀጋኑና 🇪🇷 . 🇪🇷 ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና 🇪🇷
@Danitesentertainment
Жыл бұрын
Please wedi rimey Subscribe hagzeni hawey
ብሓቂ ረዚን ታርኽ ኤርትራውነት ክቡር መንነት ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ።
Amazing story thanks so much for everything Eritrea 🇪🇷 tv 📺🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️✊🏿✊🏿✊🏿
Please please eri tv abona gebru tesfazgi tarikom b 31 minutes zwidae aykonen bejakum full interview gberlu xbuk tebegso
We are proud of you our hero We are glad to see
ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃበኩም ጀጋኑና 🌷👏❤️🇪🇷🥰🌴🌿🌾👍💐🙏💪👌
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝
ገብሩ ተስፋዝጊ ሊቀ መንበር ናይ ዓዲ ገበሎ ኣዝዩ ሓይል ሰብኣይ ከምኡውን ምስ ኣብ ደቡብ ዝነበሩ ሰላያ ህዝባዊ ግንባር ንጡፋ ኣባል እዩ ኔሩ :: ካብ ምእከል ኣስመራ ናይ ደርጊ ስለየ ተጨዊ ኣብ እንዳ ገብሩ ተስፋዝጊ ተዓቂብ ንሜዳ ንክስደድ ከም ዝነበረ ትፈልጡ’ዶ ? እዝን ካልእን ተዘንቱ (ጃክ እቲ ሩስያዊ ስለያ ናይ ደርጊ ትበል) ኣዝያ መስጢት ታሪክ ኣብ SHIDA Tv ኣላትኩም . ገብሩ ተስፋዝጊ በዓል ዓዲ ገንበሎ ኣብቲ ዛንታ ኣላኩም. Nice to see you!! ገብሩ ተስፋዝጊ ❤
Glory to our martyrs Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖🙏🙏🙏
@Danitesentertainment
Жыл бұрын
Please gaul rimey Subscribe hagzni haftey
ጽቡቅ ከም ባዓል ኣቦይ ጎብሩ ሰብ ዛንታ ኣለው ፈቲሽኩም ኣቅርብልና ዛንቶኦም ክከፍልና
@Danitesentertainment
Жыл бұрын
Please wedi rimey Subscribe hagzeni wedi abeyti
@sssglove7126
Жыл бұрын
Shida tv aleka zanta ገብሩ ተስፋዝጊ
ኣቶ ገብሩ ተስፋዝጊ ክቡር ተቓላሳይ ኢኻ'ሞ ብዓቕሚ እዛ ሃገር እኳ ሞሳኻ ንምኽፋል ዚከኣል ኣይኮነን ።እንተ ስምካ ግን ወትሩ እንክዚከር ኪነብር ኢዩ።ሙሉእ ጥዕናን ዕድመን እምነየልካ።ጫረ ድማ ምስጋናይ እብጻሕካ ብዚሰፍሐ ከተቕርቦ ድማ እላበወካ።
@user-hp5op4vx5t
Жыл бұрын
ሞሳኡ ነታ ዕድሚኡን ዕድሉን ከፊሉ ዘምጽኣ ናጽነት፡ ብልጽግትን ሕፍርትን ኤርትራ ናብ ቀጻሊ ወለዶ ምትሕልላፍ ኢዩ።
@user-Eri
Жыл бұрын
@@user-hp5op4vx5t እወ ኣቶ ተስፋእዝጊን መሰልቱን ኣብ ዚበረኸ ናይ ክብሪ ቦታ ኣቐሚጥካ ዚናበዩሉ ምንጪ ሃልዩ:ዚተረፈ ዕድሚኦም ነቲ ዚሰርሑዎ መዘና ኣልቦ ቅያታትን ዚተሓልፈ መስገደልን ናብዚ ዘሎ ወለዶ እናመሓላለፉ ብዘይ ሰሃሮ ኪነብሩ ምተገብአ።እንተኾነ ከምቲ ዚገለጽኩዎ "ስንኩል ንስንኩል ይዋቕዑ ብድንኩል" ኮይኑ።
@Gawl_Nation
Жыл бұрын
@@user-hp5op4vx5t ብርግጽ፡ ንሕና ተረከብቲ ሕድሪ ክኣ ኩሉ ነገርና ክንውፍየላ ኢና ወገነይ፡
Eritrea 🇪🇷❤️🐪
ሰኤላም ጥዕናን ይምነየልኻ አቦይ ገብሩ ተስፈዝግ አዝኻ ሐያል እኻሞ እሞ እዝኹሉ ዝተወፈኻዬ ንኹሉ ናብ ወሎዶ ሎሚ አማሐላልፎ አየወ ጉብዝናኻ ዘኤይራአየ ብዝኾነ አሪኻ ግን ኻአ ኾለል ዝበልኻዬ ቀልል አይኾነንሞ ነቲ ተሪፊኻ ዘኤሎ ዕድመ ይሃብኻ ሩሑስ ሐአዲሽ ዓመት ድማ ንመኤላእ ሂዝብ ኤሪትራን ቤኤተሰብኻን ከምኡው አዳለውቲ ዝመደብ አነ አዝየ እየ ተሐጉሴ ብሂወትኻ ኾለኻ ምዝንታውወኻ😍🙏😍🙏
ታሪኽ ዓድ ጎምቦሎ እዚ ጥራይ ኣይኮነን ብሕጂ ክቀርብ ተስፋ ንገብር ።ህዝቢ ዓድ ጎምቦሎ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ንምዕዋት ዘይከፈሎ የለን ። ተጋደልቲ ኣብ ሓደ ምኣዲ ምስ ደቁ ዳዐንገለ ኣብ ቤቱ ዳዕቂበ ዝበቀቆ ይኹን ቅድሚ ዓወት ሰውራ ዝሰርዖ ኣይነበረን ። እዛ ንእሽተይ ዓዲ ኣማኢት ሰውኣት ደቅ ዘለዉዋ ሓንቲ ኣገዳሲት ኣሃዱ ህዝባው ግንባር እያ ነይራ ።
What an amazing story.
Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌸
ዉፉይ ገብሩ ተስፋዝጊ ልዑል ተወፋይነት ንሃገሩ ዘበርከተ ጂግናዩ።ንቃልሲ ህዝቡ ዘኽበረ ክቡር ኢዩ።
Amlke edme yhbkum des des zeblu zanta Eritrean Amlke alwa Agokum 🇪🇷🇪🇷🌹🌹🙏
Aye we jigninet ajokum edimen tiena in melaei hizibey
ምስ እዚእም ተጋዲልካስ ንባዓል ሰልጠነ ተሰማዕኻስ ኣኽ
Edmen tenan yhabkum fetari jgna abona salakum,ms btsetkum enho eru 🇪🇷🇪🇷 adey maere alema koyna
Admen tanann yhabkum jeganuna 🇪🇷 ♥️ ❤️ 😍 ✨️ 💖 🇪🇷 ♥️
Abona Gebru Tesfazghi Serahi Kiya. mulea Tinani newih edmen yehabkum amlak. Zelalemawi kibrin mogosin nisiweatna Awet Nehafash
Kebur abona ato gebru azyu kebid serah abe weshti mesmer xelie ketamno zesheger jegnnet. edmen tenan abona🇪🇷❤️🙏
Thanks chare
ኣየ ቃልሲ ተጋደልትን ህዝብን ኤርትራ ከኒድ ምረት ተሰጊሩ ኣብ ናጽነት በጺሕና ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ዓዎት ንሓፋሽ።
ኤርይራዊ ንስለ ኤርትራ ዘይኮኖ ነገር የለን ብራቮ ተስፍኣለም ሓውና ብሂወት ከለዉ በርብሮም ጫረ ኮርዒዳ
Merhbaa deqi eirey enqoa bselam mexakum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤
WOww btami mehari taric kelewu tom serahtu kemzi gerkum fetshu eri tv xbuk medeb edmen teanan yhabkum abona
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤❤❤
You are hero 🦸♀️
Aboy Gebru edmin Tenan yihbkom
ሓደ ጅግና ካብታ ተራኺት ታሪኽ ጃክ ሩሴዊ ናይ ድርጊ ሰላይ ትብል እትቐርብ ዛንታ ግንካኣ ሓቀና እንቅዕ ካብ ብሱል ጥረ ሓደ ርኣና ክበር ንበር ሓርብኛ ኣቦና ገብሩ ተስፋዝጊ።
ሐፋሽ ውድባት ካብ ተጋደልቲ ንላዕሊ ከቢድ ሽግር የሕልፉ ኔሮም። ናጽነት ኤርትራ ሙሉእ ህዝቢ ዝተቃለሰሉ ቃልሲ ዩ። ክብርን ሞገስን ንሐርበኛታት ሐፋሽ ውድባት🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Qiyatat abotatina abohagotatinan tezentiyu aywidaen eyu awet nhafash sinqom N🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
ጂግናተባዕክብሪንሞጎስንኩላትኩምኣባላትሓፋሽዉዱባትኤሪትራዕዲመንጥዕናያሃብኩምፈጣሪዓወትንሓፋሽ👍👍👍👍👍👍👍💔💔💔💪💪👍👍👍
❤❤❤❤❤❤
Aboy Gebiru wala wedom keman kebats wifuy tsbuk agatami tarikom semiena eri tv
Kulu ab giziun seatn yu sederabet endaboy gebru dema hade kabtom nay Hezebi Eritrea Tarik 🇪🇷 defetsemu sedra yom , meteresheta dema Natsenet Eritrea Tegahedu sala kulu mitehebebar , wetru Awet Nehezebi Eritrea 🇪🇷 ♥ zelealemawi Zekrin kibrin N Semaietatena 🇪🇷
aye ewe ezi kulu tarik gedli menti eritrea 🇪🇷 eyu lomi adi gelom tarik keblashwu ktrei btami yehznka .....
ዘሐብን ታሪኽ ኣቦታት !!!
👑❤️🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
Merhaba 🌴🥰🇪🇷❤️👏🌷
ምሽጢራዊ ብ “ምስጢራዊ“ ትተኣረም።
ንሓደ በረኸት 7 ደርጊ ዋጋ ኣኺፊሎሞም ዝገርም ጅግንነት።ሙሴ ብሂወትዶ ይህሉ ሕጂ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌷🌹❤️
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@Danitesentertainment
Жыл бұрын
Please wedi rimey Subscribe hagzeni wedi abeyti
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Msh kgeltselka tsenihu?
edmen tianhan abona
Kemza medeb eza zftwa yeblyn bhaki ,deki erey
ንአያና ገብሩ ሙሉእ ጥዕና ንምነየሉ እንቛዕ ጻማ ጻዕርካ እቲ መስገደልን ዝሐለፍካዮ አብ ግዜ ደርግ እዚ ብርሃን ናጽነት ንምረአይ አብቕዓካ ይብል። ቀጺለ መቸም ሐደ ዓይነት ሽም ናይ ክልተ ሰባት የደናግረካ እዩ እላ ሽም አባሐጎ እዩ ዝፈለካ እምበር። ተጋድላይ ነበር" ገብሩ ተስፋዝጊ" ( አብ ጸዓዘጋ) ሽም ስለዝፈልጥ ተደናጊረ ነይረ።
grma hager grma adi Gombolo ,chama egru keman ayqeyeren, zhaza tebe tnas nwdub awefu,
OMG!
@Danitesentertainment
Жыл бұрын
ሓፍተይ pls ሳብስክራይብ ሓግዝኒ ጓል ጽዮነይ
@user-do3gn7dp2j
Жыл бұрын
እሺ ንዓኪ ዘይኮነ ኣይኩን !!!🌹🇪🇷🌹❤
🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️🐪🐪🐪✊💪🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🐪❤🇪🇷🐪✊✊✊✊
@Danitesentertainment
Жыл бұрын
Pls ወዲ ሪመይ ሳብስክራይብ ሓግዘኒ ወዲ ዓበይቲ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎄🎄🎄🦁🦁🦁🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Danitesentertainment
Жыл бұрын
Ya wedi rimey Subscribe hagzeni pls
@oneLove19917
Жыл бұрын
@@Danitesentertainment gernalki gal erey barka
@Danitesentertainment
Жыл бұрын
@@oneLove19917 ፈጨ ሓወይ የቀንየለይ ክቡር ሓው
Enberar nab merta sebena meskukum haaaaa terdni alo gin ianesmakun ena ena
ህዝብን ሰራዊት ኤርትራ ሕጂ ውን ኣሎ ኣብ ቅድመ ግንባር፥ምስ ህዝባዊ ግንባር ኣብ ግንባር፥ምስ ዕጥቁ ምሉእ ዝናር
መጥፋእቲ ህዝቢ
@isayasambasager2453
5 күн бұрын
WXAE ATA GUHAF RESAH WEDI TEREF MEREF DERGI WEDI WOLDEGEBA MELMEXI SHAHANI TEREF MEREF WEYANE DENQORO
Thanks chare
🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻👍👍👍👍👍🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹⚘️⚘️⚘️⚘️⚘️💐💐💐💐💐🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌻🌻🌻🏵🏵🌸🌸🌸💐💐💐🍁🍁🍁🍁🍁🌿🌿🌿🌿🌿🌾🌾🌾🌾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🐫🐫🐫🐫🐫🐫🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🌺🌺🌺
@Danitesentertainment
Жыл бұрын
Pls gaul Rimey Subscribe hagzni gaul abeyti pls